ERISAT: ቃለ መሕትት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኤሪሳት 2ይ ክፋል

ብምትሕብባር ቴለቪዥን ኤሪሳትን ራድዮ ኤረናን እተዳለወ።
********************************************************
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat

Пікірлер: 1 100

  • @amanuel7043
    @amanuel70434 жыл бұрын

    እስከ ተስፋይ ክእክብ ሰናይ ተበግሶ ተጋዳላይ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ከምቲ ኣቦታት ዝብልዎ መንገዲ ምስ ወድዓዲ ዩ። ነቲ ነዛ ሃገር ክትብል እታ እንኮ ብልጽቲ ሂወትካ ወፊኻ ተዋጊእካ ዘዋጋእካ ንነዊሕ ዕድመ ጺሒፉልካ ፈጣሪ ብሂወት ስለ ዝተረፍካ ደጊምካ ኸኣ አለኹኺ ነዛ ሃገር ብምባልካ ዘለኒ ተሰረፋ ሰማይ ዓሪጉ።

  • @wedieritsaeda5041
    @wedieritsaeda50414 жыл бұрын

    መስፍን ሓጎስ እንቃዕ ተወለድካ ናይ ብሓቂ ኤርትራውነት ዘኹርዕ ጅግና ክበር ንበር ኣብ ጎንካ ኣለና ቅሰን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍

  • @wediadkemewedimilga6885
    @wediadkemewedimilga68854 жыл бұрын

    ኩልኩም የሕዋት ብዕድመ ይኩን ብስረሖም ዓበይቲ ኢዮም በዓል ገ/ ተጋዳላይ መስፉን ሓጎስ ኣክብሮት ክህልወና ይላቦ። ኣውራጃውነት ንፍቅሪ ይኩን ንከባበር ክንረብሕ በጃኩም ።

  • @user-tn3vu5yd6g
    @user-tn3vu5yd6g4 жыл бұрын

    ካብዛ ዘለናያ ግዜ ትጥዕም እዋን የለን፣ስለዚ ኣብሓደ ንወደብ ኤርትራውያን

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Yes brother

  • @pagb9131

    @pagb9131

    4 жыл бұрын

    ሓቂ እዩ

  • @gelilahailom6609

    @gelilahailom6609

    4 жыл бұрын

    Haki eu

  • @berekettesfahiwet5689

    @berekettesfahiwet5689

    4 жыл бұрын

    ብሓቂ ኢትዮጵያ ኦሮም በቲ ከኣ ግብጺ ሱዳን ይፍክራ ኣሎዋ ስለዚ ሕጂ ኢያ እታ ሰዓት

  • @berekettesfahiwet5689

    @berekettesfahiwet5689

    3 жыл бұрын

    @@koala10ish " መኣስ ካበይ'ከ ረኪብካዮ እዚ ኩሉ ኤርትራዊ ይፈልጥ ዲዩ።

  • @redseaeritrea6232
    @redseaeritrea62324 жыл бұрын

    Loin of Nakfa Great warrior I am standing with you GENERAL MESFIN. 🇪🇷😊👍🙏😍❤.

  • @2468justinbieber

    @2468justinbieber

    4 жыл бұрын

    Old lion what power have?

  • @zemen9194

    @zemen9194

    4 жыл бұрын

    @@2468justinbieber He is better than you. He accomplished and served for our land martyrs for all his life. You are here mocking people but nothing to do.

  • @ghebrehiwetfesehatsion281
    @ghebrehiwetfesehatsion2814 жыл бұрын

    እቶም ሕማቅ ትዛረቡ ትጻረፉ እሳድያ ዓቅሙኩም ኮይና ብዛዕባ ሃገር እኮዩ ዝዛረብ ደሎ ሃገር እዳጠፍእት እዳ ረአኩማ ተተካኢሉ ሐሳብኩም ሃቡ

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde8474 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ኤሪሳት ጾቡቅ ስራሕ ትገብሩ አለኹም አቶ መስፍን ጅግና አምላኽ ምሳና ይኹን 🙏👍❤️🇪🇷🇪🇷 አብ ጎንኻ አለና🙏🙏🇪🇷 አጆኹም አጆና ደቂ ኤረይ 👍🙏❤️🇪🇷

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    3 жыл бұрын

    አምላኽ ምስ አብ አድጊ ወያነ ተወጢሖ ካብ ሶፋ ጀርመን ምእታው ንአስመራ ዝሓልሙ ዎይጦታት ኮይኑ አይፈልጥን እዩ

  • @raheltewelde847

    @raheltewelde847

    3 жыл бұрын

    Our hope in Jesus chirst እቶም ከምዚ ዓዬነት አተሐሳስባ ዘለዋም ተፈሪዶም እዮም ንሂወቶም መ ማሷግ ሽቃቅ ናይ ውልቀ መላኺ ኾይናም ኽሳብ ታሮኦም ትበጽሕ ንኽጠፍኡ አብምምርሳሕ ዝአተወ እንታይ ዘይብል ሐደ ደርፉ።

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    3 жыл бұрын

    Rahel Tewelde ምሓዛ ሰባርሲ ነቃዕ ደጋፊት ዓሻስ ሃላይ : ራሄል ሃላይ ወይ ውን ደንቆሮ ሓንጉል ደርሆ: ያኢ መስፍን አብ ሕቆ ወያ ነ ተወሒሑስ አስመራ ክአቱ እቲ ሕብሪ ዓንኹም ዝበለን ኺናት ዝአወጀንስ አስመራ ክአቱ ምሕሳብኩም እዩ ድንቁርናኩም ዝገልጸ: ህዝቢ ኤርትራ ሕቆወያነንን መስፍንን ሰዓብቱ ሴርዎም: ሕጂ ዶ ይሓይሽ 20 ዓመት ባዓል ሓደርፎም ድፉን አእምርኦም ውልቀ መላኪ ክትብሉ ድም ውጹ: : እታ ሃገር ንሱን ከምኡን አብ ጽንኩር ክነታት ዘይሃድሙን ንሃገር አሕሊፎም ዘይህቡን ሓርበኛታት መጺአ ንዘልአለም ድማ ክትነብር እያ: : ባዓል ባባ ሓዚልኩም እእትውና በቓ ፕረሲደንት ክንከውን ቃሕ ይብለና አሎ : ጥራይ ፕረሲደንት ግበሩና እበር ኤርትራ ምስ ትግራይ ተሓዊሳ ትግራይ ትግርኝ ትኩን አሕዋት ኢና ሃበስ ቀደስ አንቱም ሓልምቲ: በዓል ከተጸዋዕካ አቤት ሃማማት: አፍኩም ክትከፍቱ ቅድም ነቲ ባዶ ሓንጎልኩም ፍልጠት ካብ ዕዳጋ ቤትምህርቲ ተሻይጥኩም ምልእዎ ብዓል ቀዳድ ገረውይና መክደንቲ ጋሓፍ 😂😂😂😂😂😂

  • @raheltewelde847

    @raheltewelde847

    3 жыл бұрын

    Our hope in Jesus chirst በዓል ተረፍ ደርጊ አይታሐፍሩን ሀዝብን ዓዲን አጽኒትኹም ሕጂ ኸአ ኤርትራ ክትሸጡ በዓል ንሕና ኑሱ አብ ብልሽውና ዝአተወ ሐደ እዩ ደርፉ ቀሪብክን ኢክን ካብሱርክን ኽትቡንቀሳ። ቡቁዕ አይኮንካን ግዜ ኸጥፍእ ምሳካ Sorry

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    3 жыл бұрын

    Rahel Tewelde ክርኩር ወይነ 🐕🐕🐕🐕🐕

  • @eyobabraham4677
    @eyobabraham46774 жыл бұрын

    ሙሉእ ጅግና ረዚን ። ሓረጉ ግን ናይ ሕብረተ ሰብ ባህሊ ዘጥፋእኪ ኢኺ !

  • @techway9080

    @techway9080

    4 жыл бұрын

    ዝግርመካ ኢዩ

  • @liata9262

    @liata9262

    4 жыл бұрын

    may be it was time to change some bad cultures.

  • @solomonm.2127

    @solomonm.2127

    4 жыл бұрын

    @@liata9262 could you explain, and how come you commented on all lines regarding Haregu, are you related?

  • @wedihabte7394
    @wedihabte73944 жыл бұрын

    መስፍን ሕጂዉን ጅግና ኢኻ

  • @samandalgak4747

    @samandalgak4747

    4 жыл бұрын

    Wedi habte q

  • @goitombrhane4088
    @goitombrhane40884 жыл бұрын

    mesfin መስፊን ጂግና ናይ ጀጋኑ ህዝቢ ኤርትራ ካባኻ ብዙሕሕ ተስፋ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና እቶም ብምክብባር ሓብኩም ዋሃብቲ ሪኢቶ ዝምስገን ዩ ኣጆኹም ኣብ ቀረባ ግዜ ፍትሒ ክነግስ ዩ ። ሓረኩ ከም ጋዜጠኛ ትሕትና ይሃልኺ

  • @michaelberhane4423

    @michaelberhane4423

    4 жыл бұрын

    I know Haregu very well. She is just open naturally. She is not a bad person indeed. Otherwise, you are right. It is good to have some respect.

  • @liata9262

    @liata9262

    4 жыл бұрын

    ናይ ጋዜጠኛ ስራሕ ንወጣሪ ሕቶታት ናይ ህዝቢ ከም ዘለዎ ምቕራብ፣ ተሓታቲ ዚኸብር በቲ ንወጣሪ ሕቶታት ዝምልሶ ጥራይ እዩ። ሓላፍነታ ፈሊጣ እትሰርሕ ሓታቲት ምኽዋና ተሕብን። ኣቀባጣሪ ጋዜጠኛ ዘድልዮ ተሓታቲ ሰብኣይ ኣይኮነን መስፍን ሓጎስ። ሕቶታቶም ሕቶታት ህዝቢ ምኸዋኑ ተረዲኡ ብህድኣትን ቅንዕናን ምምላሱ እዩ ዘኸብሮ። እቶም ጋዜጠኛታት ዝሓትዎ ሕቶታት ወጣሪ፣ ኣገዳሲ፣ ሚዛናዊ እንተዘይነብር፣ መስፍን እውን ብዝሃቦ ልባውን ግሉጽን መልስቱት ኣይምኸበረን። ስለ እዚ፣ ኣገናዕ ጋዜጠኛታት። ክበሩ። መስፍን ሓጎስ ከኣ ብቅንዕናኻን ኣኽብሮኻን ክበር።

  • @pagb9131
    @pagb91314 жыл бұрын

    ሓረጉ ኣተሓትታኪ በጃኺ ስነ-ስርዓት ኣትሕዝዮ:: ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣዝዩ ረዚን ብኽብረት ክላዓል ዝግብኦ ሰብ ኢዩ :: ንብድሕሪ ሕጂውን ኣዘራርባኪ ብስነስርዓታዊ ኣገባብ ኣዘራርባ ኣመሓይሽኪ ክትብገሲ ተስፋ እገብር ::

  • @liata9262

    @liata9262

    4 жыл бұрын

    Haregu, you did great job. For the first time, I see true journalism from an eritrean journalist. Honoring has nothing to do with asking tough questions. Good Job.

  • @solomonm.2127

    @solomonm.2127

    4 жыл бұрын

    @@liata9262 Nope, she was not impartial and she was confrontational.

  • @pagb9131

    @pagb9131

    4 жыл бұрын

    @@liata9262 it has nothing to do with the tough questions. It's the way she was presenting it. I hope she read the comments and behave herself accordingly.

  • @meronmarro5217

    @meronmarro5217

    3 жыл бұрын

    @@liata9262 tkkl hakena journalist kulu eti hto thato straight eu eritrea n ertrawyan

  • @yacobhabtu375
    @yacobhabtu3754 жыл бұрын

    Eza habtna senesrat yblan. Km gele aynet respect zeybla. General Mesfen hagos 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    እወ ይኣክ ኢዋእ ሰብኣያ

  • @medhaneessak5855
    @medhaneessak58554 жыл бұрын

    i love his speech he is real polititian

  • @jowisdom5321

    @jowisdom5321

    4 жыл бұрын

    He is a wise man and Isayas played him badly for a very long time. He is honest and reflective man. It is hard for me to call him true politician because politicians are quite dishonest people. The reason Isayas is still in power is that often Eritreans are honest people. The people that were honest and had education are all gone by the DIA

  • @solomonm.2127

    @solomonm.2127

    4 жыл бұрын

    He is not speaking as a politician, he is speaking as a good willing and loving father.

  • @gonetseangesom7499

    @gonetseangesom7499

    4 жыл бұрын

    ጅግና ናይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለኩ።

  • @nahusenay6106
    @nahusenay61064 жыл бұрын

    ርኩስ መንፈስ እንተ ወጺኡ፡ ቅዱስ መንፈስ ክሰፍር ግድን ኢዩ። እታ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ንህዝብ ዝፈርሕ መንግስት እምበር ፡መንግስቲ ዝፈርሕ ህዝቢ ኣይክትውንን ኢያ። ኣቲ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክጽረግ ዘለዎ ጸላኢ ኢሳይያስ ጥራይ ኢዩ። ዝሰማማዕ like

  • @solomonabraham9333

    @solomonabraham9333

    4 жыл бұрын

    ነዚ ፕሮግራም ምቅራብኩም እናመስገንኩ፣ እቲ ትሐትዎ ዘለኹም አታሐትታ ንተሐታታይ አብኮርነር ዘእቱን ዘየድልይን ዘይእዋናዊን እዩ። ትግራይ ባይታ ክትሕበና ምኾና እናተተስፈውና። ንትግራይ ከም ዘይእመኑ ዝእንፍት ሕቶ ምሕታትኩም provocative እዩ። ክዕቀብ ዘለዎ አብዚ እዋን ክገልጾ ዘይኽእል ሕቶታት ሐቲትኩም። አቶ መስፍን ነመስግንካ ሰለ እቲ ውሕሉል መልስታትካ።

  • @MB-gd1uw

    @MB-gd1uw

    4 жыл бұрын

    Good point!

  • @yashenfalgena6247

    @yashenfalgena6247

    4 жыл бұрын

    Kaza ewan zegeded keymese du? Enthalika eko eu kulu zekewen.

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Good massage

  • @saraadem7058

    @saraadem7058

    4 жыл бұрын

    @@solomonabraham9333 i agree

  • @samimobile8738
    @samimobile87384 жыл бұрын

    ክቡር ገዲም ትውጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣመነን ንስካ ነዞም ኩሎም ሓክቆም ዘለዉ ምትራፍካ ገለታምር ክሰርሕ ምኻንካ ብሓይሊ ኣምላኽ ሕሩይ ናይህዝቢ ኣርትራ ኢኻ እሞ ዓወት ኣናተመነኩ ክላትና ኣብትሕተካ ተመሪሕና ግንብገስ ትሉዋት ኣለና ::

  • @tl2254

    @tl2254

    4 жыл бұрын

    Lion

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Yes that's very true brother 🇪🇷💪💯

  • @danielyohannes2288
    @danielyohannes22884 жыл бұрын

    ተስፋ ዝህብ ለባም ዘረባ ። ካብ ትጽቢተይ ንላዕሊ ኣዎንታዊ ኮይኑ ረኺበዮ ክብረት ይሃበከይ ንክቡር ተጋዳላይ መስፍን ሕጎስ ። ኣብ ጉዕዞ ቃልስኻ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነየልካ።

  • @ahmednaib5152

    @ahmednaib5152

    3 жыл бұрын

    ظ

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr4 жыл бұрын

    ምስ ጀነራል መስፉን ሓጎስ ንቕድሚት ጌና ካልኣይ ታሪኽ ክሰርሕ እዩ እዚ ኣርሓ ጅግና ኣቦና።ጥራሕ ን ወዲ መድህን ድኣ ንደምስሶ እምበር ምስራሕ ድኣ ወላ ምስ ሸይጣን እውን ሓቢርና ክንሰርሕ ንኽእል ኢና ንሱ ከማን ምስ ደርጊ ይሰርሕ ኣሎ ንዓና ከጽንት።

  • @natsnetzerezghi5863

    @natsnetzerezghi5863

    4 жыл бұрын

    Nay behaki! Tsbku alkoka !

  • @genettesfay1731

    @genettesfay1731

    4 жыл бұрын

    Yes deki Ere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    4 жыл бұрын

    ኣንታ ኢየሱስ ክርስቶስ አግዚኣብሄር ኣምላኽና አንዶ በሉ ።ንዮ በልዋ አዚ ሸይጣን ዝብሃል ዘረባ አንድሕር ምስ ሸይጣን ክትሰርሕ ኮንካ፡ከምዛ ኢሰያስ ዝገብራ ዘሎ ጥራይ ኢካ ክትገበር ካልአ ተምጾ የብልካን ።

  • @natsnetzerezghi5863

    @natsnetzerezghi5863

    4 жыл бұрын

    Abraham Tsegay so naybehaki tsbku hasab.

  • @jossiboy5464
    @jossiboy54644 жыл бұрын

    ህግድፍ ሎቃምጽ ሓራራኣ ኢይልም ኣጆካ ኩቡር ኣቦና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኣጆካ ጥራይ ከም ኣቦይ መሪሕካ ናጽነት ዝምጻካ ሕጅ ድማ ናተይ ጉዳይ እዩ

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera35814 жыл бұрын

    መስፍን ሓጎስ ጀነራል ኣይኮነን ኔሩ ማርሻል'ዩ(ጠቅላሊ ስታፍ ምኒስትሪ ምክልኻል)ማርሻል ልዕሊ ጀነራልዩ። ስለዚ እታ ማዕርግ ንፍለጣ

  • @drwizy8779

    @drwizy8779

    4 жыл бұрын

    ማርሻል እኮ እሞ ጀነራል እዩ ማርሻል ጀነራል።

  • @michaelberhane3074

    @michaelberhane3074

    4 жыл бұрын

    ቬቲ፡ኣስመራዊ፡ወዲ፡ፒያሳ !!! ንክቡር፡ኣያና/ ኣቦና፡ ሓርበኛ፡ ኣቶ፡መስፍን፡ሓጎስ ? ጀነራል፡ዘይኮነስ፡ ማርሻል፡ኢኻ፡ኢልካ፡ኣዘኻኽሮ። እንተ፡እሱ ? ንዕኡ፡ኩሉ፡ዋጋ፡የብሉን። ክሳብ፡እቲ፡ጉዕዞ፡ዘይተወድኤ።

  • @user-vf3kk7uc7h

    @user-vf3kk7uc7h

    4 жыл бұрын

    ስብሓት ከ ንኣፍልቶየ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    መስፍን ' ብርሃነ ' ስብሓት እዮም ምኒስተር ምክልኻል ኔሮም

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene2704 жыл бұрын

    We are with you 🇪🇷🕺🏃‍♀️🚶‍♂️🚶‍♀️🏃‍♂️🇪🇷💪🐆🦁

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ቃልሲ እጽበየና ኣሎ ' ብፍላይ መንእሰያት ሕጂ ግደና እጽበ ኣሎ ' ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኣዚና ነመስግን መንገዲ ጥራይ ሓብሩና ምበር ካልእ ኩሉ ባዕልና ክንዓሞ ኢና ' መንእሰይ ከምቲ ውዕሎ ናይ ናጽነት ሕጂ ውን ንሓርነት ድሕር ከይበልና ክንዓሞ ዘለና እዪ ፓለቲክ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሪኦ ኣለና ስለዚ ሃገርና ኣብ ናይ ዜሮ ስዓት በጺሕና ኣለና ።

  • @b2tv155

    @b2tv155

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki, I'm ready bro::

  • @user-ud5fl3bb9y

    @user-ud5fl3bb9y

    4 жыл бұрын

    Msaka aleku

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    4 жыл бұрын

    Kendel 🕯🕯kem shimu 💪💪

  • @natsnetzerezghi5863

    @natsnetzerezghi5863

    4 жыл бұрын

    Eritrea trhi terfa abi kerni afrika so zeywedeki dictators so ainhamkin kabi kalote.

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    የቀኔለይ የሕዋት ከምዚ ኢልና ኣብ ሓደ ተሰሚርና መንእሰያት መጻኢና ሰናይ እዪ

  • @asternegusse9904
    @asternegusse99044 жыл бұрын

    ሐረጉ Respect and come down When you ask questions you look like angry respect when you ask questions

  • @jowisdom5321

    @jowisdom5321

    4 жыл бұрын

    I'm fun of this TV.

  • @jowisdom5321

    @jowisdom5321

    4 жыл бұрын

    Our unity is our strength!!!

  • @mkabrha4968

    @mkabrha4968

    4 жыл бұрын

    You are right she is very aggressive when she asked him, very annoying 🙄give him respect

  • @tesfaldetgirmay3254

    @tesfaldetgirmay3254

    4 жыл бұрын

    a journalist should be aggressive, although I can't see any thing aggressive about haregu. Pherhaps you are too much used to Eri Tv interviews.

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    ዝገርመካ ኢዩ

  • @jermanemariano2770
    @jermanemariano27704 жыл бұрын

    Ati Haregu sdi atahatta aythteti keytxrefi he is our Eritrean legend.

  • @liata9262

    @liata9262

    4 жыл бұрын

    What is sdi? What wrong question has she asked? Or is that her emphasis that is disturbing you? If so, why?

  • @solomonpetros2523

    @solomonpetros2523

    4 жыл бұрын

    Haregu hngugu abera qedimu ko derifula kemgele aynet kkkkk

  • @user-op2hw2md4x
    @user-op2hw2md4x4 жыл бұрын

    The bell to the democratic struggle is just started. No more HGDEF finish.

  • @2468justinbieber

    @2468justinbieber

    4 жыл бұрын

    just.dreaming poor.person

  • @jeganewyehwatna8040

    @jeganewyehwatna8040

    4 жыл бұрын

    @Dawit Zekarias Poor head are you living in Eritrea? The answer is no 🤪so shut up🤐

  • @aman-wg1bz

    @aman-wg1bz

    4 жыл бұрын

    @@2468justinbieber when did you lose the brain you were born with ? You are too damaged

  • @christophergtes2603

    @christophergtes2603

    4 жыл бұрын

    @@aman-wg1bz I don't think so he was born with his brain. If he is, we are in the 21st century we couldn't expect this kind of idea from real Eritrean. Stop this nonsense to our hero.

  • @christophergtes2603

    @christophergtes2603

    4 жыл бұрын

    @@2468justinbieber you are free of knowledge. So I can't comment on what you are saying. But stop talking to our hero. You are nothing and as an empty drum comparing to him.

  • @davidgeorgo7967
    @davidgeorgo79674 жыл бұрын

    ኣያ መስፍን ጅግና ተስፋና ሙሉእ እዩ ኣባኻ በርትዕ።ኣቲ ሓረጉ ድዮም ዝብሉኺ ስዲ ብኽብረት ዘይትሓትዮ ጅግናን ኣቦኽን እኮ ኢዩ!

  • @muhurbeyene5800
    @muhurbeyene58004 жыл бұрын

    ኣጆካ ጀነራል መስፉን በዓል ኣርባዕተ ፍርንጭት ኢኻ

  • @user-mc6cx4fo7i

    @user-mc6cx4fo7i

    4 жыл бұрын

    ክክክክ እተን 2 ናትካ ዶ ሂብካዮ ኬንካ

  • @selinagaleri4650

    @selinagaleri4650

    4 жыл бұрын

    @@user-mc6cx4fo7i kkkkkkkkkk

  • @anedo3886
    @anedo38864 жыл бұрын

    መስፍን ሓጎስ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎንካ ኣሎ። ህዝበይ ተላዓል ነዚ ተመን ቆንዳፍ ኢሰያስ ጉሒፍካ ዓድና ንእቶ። ሓዞ ሓዞ ንተምቤናይ ምስቶም ውሑዳት ደገፍቱ ውጽኣት ትሓዞም።

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    3 жыл бұрын

    ኩሉ ወያነንን ኮራኩሮምን ክትብል ዲኻ አታ ሓላሚ😂😂😂😂😂😂ተስእ ድቃስካ ትንአስ ወያነ ዋሒድ

  • @nahommickael_wedisenu3793

    @nahommickael_wedisenu3793

    3 жыл бұрын

    መን ኣደካ ኣብ ጎኑ ኣሎ ፣ በጻቢጽ ! ጉሃፋት

  • @erinabella5455

    @erinabella5455

    3 жыл бұрын

    anedo 3 ጎኒ መስፍን ሓጎስ መሰናግልኡ ሞሊቐን እንድዩ ንጀርመን ዝሃደመ : አብ ሜዳ ወያነ ሓፍ ከይበለት ቓቕ አቢላ ዝበለ ሕጂ ተረፍ ማንካ ወያነ ከልምጽ ምኻዱ : ንስውን ቅኑዕ ከምዘይኮነስ ጠፊኡዎ አይኮነን ጸይቅሉ እበር እዚ ኸዳዕ ዕሱብ መቐለ: እሞ ሕጂ ዶ ይሓይሽ ውርደት😂🤣😂🤣😂😂😂🤣😅

  • @eritrearedsea5482

    @eritrearedsea5482

    3 жыл бұрын

    All Eritrean stand to revenge on hewehate .

  • @michaelabrahaley9936
    @michaelabrahaley99364 жыл бұрын

    ኣቦና መስፍን ኣቦ ኤርትራን ኤርትራውያንን

  • @henokgoitom5297
    @henokgoitom52974 жыл бұрын

    ሓረጉ ዝብሉኺ ኣምር ናይ ጋዜጠኛ ውን የብልክን ከም ሓቂ ኩቡር ጋሻ ዓዲምኪ ከተብቅዒ ከም ህጻን ትነጥሪ ኣሎኺ ቁሩብ ህድእ ምባል ልመዲ ጋሻ ይኸብር ካብ ሕቶኺ.

  • @teklezghiteklemariam1987

    @teklezghiteklemariam1987

    4 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሞያኣ ኣይኮነን ጋዜጥኘት

  • @aronyonas2951

    @aronyonas2951

    4 жыл бұрын

    ናይ ህግደፍ ጋዜጠኛ ድያ?

  • @ereytesfaalewafithi46

    @ereytesfaalewafithi46

    4 жыл бұрын

    Absolutely right, Kibri habyo please

  • @shamsham-pj8fm

    @shamsham-pj8fm

    4 жыл бұрын

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ ወደይ እንታይ ሃጠው ቀጠው ሕቶታት እዩ እዚ ፡በጃኹም ንፉዓት ጋዘጠኛታት ግበሩ ዋእ ፡መስፍን ሓጎስ ንፉዕ ብዓል ዓቅሊ

  • @alikdavid285

    @alikdavid285

    4 жыл бұрын

    Nay hegdef eya

  • @grmaybrhan8385
    @grmaybrhan83854 жыл бұрын

    Welcome general mesfn hogos.

  • @chelsawi6052
    @chelsawi60524 жыл бұрын

    ኣነ ሕቶ ኣሎኒ ኣብ ኣቦና ኩቡር መስፉን ሓጎስ ኣበየናይ ውድብ ኢዩ ዝነጥፍ ትፈልጥዎ ሰባት ኢባ ገለ በልና ንኣብነት ብዝሓት ኢየን ዘለዋ ካብዘን ብዝሓት ሲ ኣብየናይ ኢዩ ደሎ ። ኣነ ግን ኢታ ሰበይቲ ማራ ስዲ ኮይና ረኪበያ ረስፐክት የብላን ኢስከ ዘቅለብኩምላ ኢነሊኩም 🤔🤔🤔🤔

  • @selamtekeste3793

    @selamtekeste3793

    4 жыл бұрын

    Ms Azom ayu Abona

  • @wediadkemewedimilga6885

    @wediadkemewedimilga6885

    4 жыл бұрын

    ውድብ ሓርድነት ንደመክራስ ለውጥ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    እንታይ ኮይና ግን ከሙኡ ትከውን ወላ ኣብ ሬድዮ ኤረና ከምዚ ኣንጻር ተቃውሞ ኮይና ትቀርብ ኮይና ትስምዓካ

  • @user-mc6cx4fo7i

    @user-mc6cx4fo7i

    4 жыл бұрын

    ጹቡቁ ኣለካ ! ትሕትና ዝባሃል የብላን

  • @kbretnaadna359

    @kbretnaadna359

    4 жыл бұрын

    @@wediadkemewedimilga6885 : ውድብ ሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ። ሓላፊ( መራሒ) ውድብ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ እት ሰበይቲ ከኣ ኣቕሪባ ኢያ መስለኒ፡ ከም ዓቢ ሓዋን መሓዝኣን ትሓቶ ዝነበረት።

  • @forgivegod7693
    @forgivegod76934 жыл бұрын

    ጀነራል ወድ ሓጎስ ኣንበሳ ናቅፉ ሰባሪ ግንባር ናደው እዚ ፈጣሪ ሻዕብያ ኣገርሂኩም እዚ ተምበናይ ትግራዋይ ወዲ ብዳማ ደጊም ደቅካ ሒዝካና እቶ ናብዛ ሓላል ኤርትራና🇪🇷❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @peaceandlove9365

    @peaceandlove9365

    4 жыл бұрын

    Great woow

  • @EreyNEriBEri

    @EreyNEriBEri

    4 жыл бұрын

    Love Erena ፈጣሪ ሻዕቢያ ዝበልካያ ኣርማ ኢኻ። መጀመርታ እሱ ኣይመስረታን ካልኣይ ሻዕብያ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። እዚ ተንቤናይ ህግደፍ ኣግድፍ ኢዩ ፈጢሩ። ብሓጺሩ ህ።ግ።ሓ።ኤ ን ህግደፍ ክልተ ተቃረንቲ ኣካይይዳ ኢዩ ዘለወን። መልሰይ ናይ ሕውነት ኢያ።

  • @forgivegod7693

    @forgivegod7693

    4 жыл бұрын

    Afework Teklab brother ኣነ እኾ ከሙ እየ ኢለ ን ህ.ግ.ሓ.ኤ (ሻዕብያ) ካብቶም ቀዳሞት መስረቲ እዩ ልክዕ ኣለካ ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ንወዲ ሓጎስ ግን ተራን ሓለፍትን ማራ እዮም ዝፈትውዋ ንኩናት ይፍትፍታ እዪ ሓለፍቲ ወያነ ከማን ብኡ ክዛረቡ ሰሚዓ ኣለኩ ግን ብተወሳኺ ንተጋደልቲ ተወኸሶም እቲ መልሲ ክትረክቦ ኢካ ምስ ኣክብሮት

  • @almazeyasu7388

    @almazeyasu7388

    4 жыл бұрын

    Tigrway aytblo tgrway ne sebu aytfan, germ eba ms xelakyo aynhan

  • @forgivegod7693

    @forgivegod7693

    4 жыл бұрын

    koala10ish ወያነ ካብ ሱሩ ኽጠፍ ኣለዎ መጀመርያ ይብል ግን ነዊሕና እቲ ግዜ ህግደፍ ጠጠፍአ ውን ጽቡቕ ናይ ወያነ ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቕ ጌሩ ይፈልጦ እዩ በደላት ረሳሕ ወያነ

  • @meracolorado
    @meracolorado4 жыл бұрын

    ጀነራል/ሓርበኛ ኣያና መስፍን ሓጎስ ወትሩ ኣብ ልብና ሓተቲ ግን ኣይረከብኻን.... ታይ ክንገብር ኣለና ገዲፉ ታይ ክትገብር ኢኻ ዝብል በዚሑ

  • @alazardesale135

    @alazardesale135

    4 жыл бұрын

    Ygermeka eko eyu. Zgebro dea ab neus edmieu gierwo endyu. Natna eyu terifu zelo

  • @randatsegay849
    @randatsegay8494 жыл бұрын

    ኢዛ ሰብይቲ ናይ ብሓቂ ኢያ ስዲ ። ቁሩብ ክብረት ዘይብላ ኣይኮነን ጋዛጤኛ ክትከውን፥ ጋዛጤኛ ሪኣ ዘይትፈልጥ ኢያ ትመስል። ሰነስርዓት ጌርኪ ሕተቲ።

  • @eagleeyes6277
    @eagleeyes62774 жыл бұрын

    I am sorry ሓረጉ ኣተሓትታኺ respect please.....

  • @lifeisshortbutloveisforeve4424

    @lifeisshortbutloveisforeve4424

    4 жыл бұрын

    I,m agree with you bro።

  • @_haben

    @_haben

    4 жыл бұрын

    What lol she is being direct and assertive, not disrespectful.

  • @user-op2hw2md4x

    @user-op2hw2md4x

    4 жыл бұрын

    I noticed too.

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    Yeah man

  • @sameritrea2227
    @sameritrea22274 жыл бұрын

    Welcome back to the real lion of Nacfa General Mesfin Hagos, who defeated the Derg and Soviet Generals in the demise of Nadew Ez, which was the turning point in our armed struggle.🌹🌹🌹🥂🍾🍻

  • @michaelberhane4423

    @michaelberhane4423

    4 жыл бұрын

    True

  • @yosief5946
    @yosief59464 жыл бұрын

    ኢብራሂም ሄኖግ ብጣሚ ልዙብ ስርዓት ዘልወ ኣዛራርባ ስለ ዝራኣክልኩም ከየድነቅኩም ክሓልፍ ኣይድልን ሓረጉ ሓፍትና ካብዞም የሕዋትኪ ክትማሃሪ ትስፋ ይገብር

  • @samimoha2027

    @samimoha2027

    4 жыл бұрын

    Entay gera?

  • @zenithalem5503

    @zenithalem5503

    4 жыл бұрын

    Ezs haregu respekt yeblan ,kbur mesfn ka belwooo pls gjina u

  • @howtoberight.1082
    @howtoberight.10824 жыл бұрын

    Legend!we are with you ❤!

  • @jowisdom5321
    @jowisdom53214 жыл бұрын

    I agree with kbur Abo tegadaley Mesfin. The points should aim how to get rid of the common enemy. Yet again very disappointed with Erisat presenters.

  • @zetamful

    @zetamful

    4 жыл бұрын

    Above all most of the time Eri sat they dont sounds respectful to their guest

  • @jowisdom5321

    @jowisdom5321

    4 жыл бұрын

    @@zetamful sadly, there seem to be alot of internal politics within Erisat, instead of working for common enemy. I wish Assenna had a full support from all Eritreans.... Hgdef are scared of Amanuel Eyasu. That man's work will be in a good history book.

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    4 жыл бұрын

    zeta Mob. Maybe the. won’t make sure

  • @pagb9131

    @pagb9131

    4 жыл бұрын

    @@zetamful yes especially the woman.

  • @hello-nz4hy

    @hello-nz4hy

    4 жыл бұрын

    I think the journalists asked good questions they was very frank with there questions. Tough questions lead to tough answers. Ajona deki bat Eritreawan. We are closer day by days. 🇪🇷

  • @eritrealove7981
    @eritrealove79814 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና እቲ ተስፋኻ እኳ የቅስነካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣጆና ደቂ ዓደይ ኤረይ ጸሓይና ኪትበርቕ ኢያ ቀሪባ ኣላ ቃታ እያ ተሪፋትና፣

  • @kbkbkbseblomi1121
    @kbkbkbseblomi11214 жыл бұрын

    ነዚ ሰብኣይ ኛም ኛም እንዳበልኩም ኣይተሸግርዎ፡ካብ ህግደፍ ዝከፍእ ስለ ዘየለ ምስዓቡ ጥራይ ኢዩ።

  • @shleg1973

    @shleg1973

    4 жыл бұрын

    1√

  • @ereytesfaalewafithi46

    @ereytesfaalewafithi46

    4 жыл бұрын

    1000%

  • @shleg1973

    @shleg1973

    4 жыл бұрын

    ዝኣረገ ኣበሳ ከብቲ ይጻወታሉ ምስ ብዓል ቢተው ነሩ ሕጂ ካኣ፨

  • @millinuguse4611

    @millinuguse4611

    4 жыл бұрын

    Ezi sebaay entay giber eyom ziblwo zelewu gbuu gerus gubukum kiserhalkum delikum tehznu nay bahaki.

  • @yosieftesfagabr3644

    @yosieftesfagabr3644

    4 жыл бұрын

    Haki

  • @geromogerhi8387
    @geromogerhi83874 жыл бұрын

    Haregu kbri azerarba ygodleki alo

  • @howtoberight.1082
    @howtoberight.10824 жыл бұрын

    Eza sebeyti gen wetam iya ,gazetena aykoneten.

  • @dolphin1482

    @dolphin1482

    4 жыл бұрын

    ሓረጉ ቀለታ ኤርትራ ኣለዋኣ ኢልና ካብ ንምክሓለን ጋዜጠኛታት ሓንቲ እያ።

  • @selamnaybzih1373

    @selamnaybzih1373

    4 жыл бұрын

    ቀቢላ ኢያ ትከውን፡ ነብሰ ምትሓት ኢዩ፡ ኢቲ ኣስላማይ ግን ኣይምልከቶን ኢዩ ነይሩ ክሃቶ

  • @howtoberight.1082

    @howtoberight.1082

    4 жыл бұрын

    @@dolphin1482 never heard of her,but i have respect for her for standing against the evil dictator.

  • @kiflemariamgebretsadik6509

    @kiflemariamgebretsadik6509

    4 жыл бұрын

    @@dolphin1482 THE JOURNALIST SHOULD BE AGGRESSIVE TO ASK QUESTIONS. SHE DID HER RIGHT JOB. IN A DEMOCRATIC SOCIETY THAT IS THE WAY AN JOURNALIST DO

  • @divoraafrikashop7895
    @divoraafrikashop78954 жыл бұрын

    እታ እንጽበያ ዝነበርና እዚኣ ኢያ ምኽንያቱ ብተግባር ዝብገስን ዘበግሰናን ኢና ንጽበ ነርና እሞ ኣብ ጎንኻ ኣለና መስፍን ሓጎስ

  • @mehretabeyasu1674
    @mehretabeyasu16744 жыл бұрын

    Wie have to stand with general mesfin hagos und I love the message very good und all right, keep up its 🇪🇷

  • @ghezaiabraha8897
    @ghezaiabraha88974 жыл бұрын

    I like general Mesfun he is more Experienced keep the good job thanks He puts Eritrea and Eritreans first

  • @grmaytesfahans5950
    @grmaytesfahans59504 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ዕድመኻ ሙሉአ ተቃሊስካ ጽቡቅ ኣይረኸብካን ዳግማይ ሕጂ ዉን ደኺመ ከይበልካ ንህዝብኻ ኣብ ግዝየ አርጋንካ ንቃልሲ ምጅማርካ ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዑኒ ሎምስ ከተዕርፍን ኮሪዕካ ክትነብርን አዩ ኔሩ አቲ ሓቂ ግን ካብዘይ ኮነ ንሕና ዉን ኣብ ጎድንኻ ኣለና ።

  • @gelilahailom6609
    @gelilahailom66094 жыл бұрын

    Haregu u must have respekt p/s when u ask

  • @tomrial1268
    @tomrial12684 жыл бұрын

    ፍልልያትና ኣጽቢብና ኣብ ጎኒ መስፉን ሓጎስ ንኩን ጓል መንገዲ ይጥፋእ ሃገር ትጠፍእ ኣላ ባይታ ከትሕዘና ዝክእል ሙኩር ዩ

  • @user-oz6zm1py3q

    @user-oz6zm1py3q

    4 жыл бұрын

    ከመይ ጌሩ ቦታ ከትሕዘና ይኽእል ኢልካ ትግምት። መብራህካለይዶ ቁሩብ?

  • @shleg1973

    @shleg1973

    4 жыл бұрын

    @@user-oz6zm1py3q እሞ ምስ መን ዳኣ ክንቀለስ ኢልካ ትሓስብ ምስቶም ብሩህ መጻኢ ዋላ ምስ ኣጋእዝያን ተመኩሮ ኣለዎ ካልእ ሲ ይትረፍ ኣብቲ ዶባት ከማን 2&3 በጺሑ መጽዩ ዋላ ምስቶም 24 ላይፍ ዳኣትዉ ንቃራረብ እዶ ጸላኢና ከነስፍሮ ማዕዶ

  • @tomrial1268

    @tomrial1268

    4 жыл бұрын

    @@user-oz6zm1py3q እቲ ተሞኩሮ ኣሎ ብዝህሓት ኣብትሕትኡ ዝማሕደሩ ዝነበሩ ሓለፍቲ ኣሎው ኣብ ኤርትራ ኣካይዳ እሰያስ ካኣ ጽቡቅ ጌሩ ስለ ድፎልጦ ንቃልሲ ዝኸውን እኩል ተሞኩሮ ኣሎዎ ኣብ ጎኑ ግን ክንህሉ ኣሎና

  • @queen-un8my

    @queen-un8my

    4 жыл бұрын

    Fernseher 8

  • @user-oz6zm1py3q

    @user-oz6zm1py3q

    4 жыл бұрын

    @@shleg1973 ቁሩብ ቁጥዕ ዝበልካ ኮይኑ ተሰሚዕኒ‘ሞ እቅረታ። ብዝተረፈ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ኣበይ ምስ መንን ብዘይገድስ ምቅላሱ ጥራይ‘ዩ ብፍላይ ኣብ‘ዚ ዘለናሉ እዋን ኤርትራ ተሃሉዶ ኣትሃሉ ኣብ ምባል በጺሕና ሰለ ዘለና ን ስርዓት ህግደፍ ኣውዲቅና ኤርትራ ምድሓን ቀዳምነት ክንህቦ ይግባእ ምስ ወያነ ኮንካ ምቅላስ ብዙሕ ጭቡጥ ስክፍታታትን ሕሉፍ ተመኩሮን ሰለ ዘለና ምኽንያቱ ወያነ ኣብ ስልጣን እንከለውን ስልጣኖም ምስ ተመንጠሉን ንዝከታተል ብሩህ‘ዩ። ሕጂ ይኹን ቅድም ወያነ ጉዳይ ዶ ጀሆ ሒዞሞ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ምብታንን ሃገር ብቀጣ ይኹን በተዘዋዋሪ ኢድ ኔርዎም ። ሰለዚ ህግደፍን ወያነን ፈተሻ ዝሓትት ዝምድና ከይህልዎም ህዝቢ ኤርትራ ስክፍታታት ዘሕድር ዘሎ። ብተወሳኺ ወያነ ህዝቢ ኤርትራ ንምታን ኣብ ሃገሮም ዘተኣናግድዎም ወፍሪ በተናን ኣብ ደገ ዘዋፍሩዎም ዕሱባት ንግዜኡ ኣወንዚፍና በቲ ፍርይ ፍርይ ዝበለ ምስ እንግምግሞም ማለተይ‘ዩ። ወደሓንካ

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ወሮ ሓረጉ እብታይ እዪ ክንድዚ ሓፍ ኮፍ ዘብለክን ዘሎ ' እዋእ ኩሉ ሕቶክን ኣቀራርባክን ሲ ከምዚ ኣንጻር ፍትሒ እዪ ዝመስል ኩሉ ግዜ ብልዙብ ዝበለ ኣቀራርባ ክትቀርቢ ይምሕጸነኪ

  • @fanielteamrat2627

    @fanielteamrat2627

    4 жыл бұрын

    Wela an germni entay eya haf kof tebel zela

  • @tiblestgere2790

    @tiblestgere2790

    4 жыл бұрын

    No ane gn btami eye adikeya mknyatu gaztgna malet kemzi eyu

  • @natsnetzerezghi5863

    @natsnetzerezghi5863

    4 жыл бұрын

    Emo kea muwdaku zeyterfi eyu tible memlesa? Ewa kise amseatly kemu endablna eko ezi kulu mekera werduna? Dictator bizetba aiwedgn eya kemu kea tesfa habyo ni Mesfin Hagos.

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    @@tiblestgere2790 ያ ተሪር ሕቶታት ክትሓትት እድግፍ እየ ግን ኣብ ሞንጎ ካልእ ኩልፍ ኣቢላ ከም ግንጭር ኢላ ምዝራባ ሓንሳእ ከይከውን ተደጋጋሚ ብምኳኑ እዪ

  • @tesfaldetgirmay3254

    @tesfaldetgirmay3254

    4 жыл бұрын

    ጋዜጠኛ መርማሪ ክኸውንን በዳህቲ ሕቶ እንተዘይኣቕሪቡ ድኣሞ ብኸመይ ኣድቂቑ ይፈልጥ ሰማዒ። እዚ 'ቲ ኣይትበልዎ፡ ተዳፊርካ እናተባህለ ዝግብር ምግናሕ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣፍና ተለጉሙ፡ ኣብዚ ኩሉ መከራ ዘውደቐና ባህሊ እዩ።

  • @efrimangesom3495
    @efrimangesom34954 жыл бұрын

    ክቡር ኣቦና መስፉን ሃጎስ ኣምላክ እድመን ትእናን ይሃብካ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Yes very good

  • @simretberaki3187
    @simretberaki31874 жыл бұрын

    Finally a matured and unemotional interview. I felt relief for the first time. Bhatew ketew lbna tefiena xenihu.

  • @maharimeseret4998
    @maharimeseret49984 жыл бұрын

    ሃረጉ respect zelwo heteta heteti

  • @alikdavid285

    @alikdavid285

    4 жыл бұрын

    Kabey eya mexia

  • @jignaw100
    @jignaw1004 жыл бұрын

    ናትካ ተምሃሮ፡ ጀነራል ምዓርግ በጺሐሞ!! ጀነራል መዓርግ ይውሕደካ እምበር! ማርሻል!

  • @landlstaddon7061
    @landlstaddon70614 жыл бұрын

    ሐደ ካብ ዘኮርዕ ባህልና ኣብ ኣዛራርባናን አቃራርባናን ክብሪ ዐበይቲ ምሕላው ኢዩ :: ጋዘጠናታት ምሰ ሞዮም ጎኒ ኢዚ ጽቡቅ ባህልና ምንቲ ክዐቀበ አበርክቶ ክገብሩ አለዎም::

  • @solomonaster
    @solomonaster4 жыл бұрын

    Thank you Mr. Mesfin Hagos, you are absolutely answering well. May God be with you all.

  • @abrahamhagos175
    @abrahamhagos1754 жыл бұрын

    He is very smart tegadalay mesfun Hagos God bless you down down hgdef

  • @user-ql2nx8hq9t
    @user-ql2nx8hq9t4 жыл бұрын

    ጠፋኤኩም ህግደፍ ኣንበሳ ናደው መጺኩም ኣንቱም ዋካሩ።

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Yes that's very true brother

  • @henoktv1595

    @henoktv1595

    4 жыл бұрын

    😂😂😂😂 kila dirbay men ketilka eka , dehar kea b wetahderawi zimexe hager bigibue kemehadir ayraenan

  • @user-ql2nx8hq9t

    @user-ql2nx8hq9t

    4 жыл бұрын

    @@henoktv1595 ስቅ በል ዓጢነ ቆማል ለማኒ

  • @saraadem7058

    @saraadem7058

    4 жыл бұрын

    ጽግዕ ኢሎም ምሕናቕ ጀሚሮም ኣሎዉ

  • @Mky330

    @Mky330

    4 жыл бұрын

    Motivation 360 ወተሃደር ዶ ሰሚዓ ሓቀይ😜

  • @abrahamkiros8140
    @abrahamkiros81404 жыл бұрын

    💪💪💪💪💪💪✊️✊️✊️ አቶ መስፍን ኣጁኻ አብ ጎድንኻ ኣሎና መገዲ ጥራሕ ምሩሑና ኩቡራት ወለድና

  • @jermanemariano2770
    @jermanemariano27704 жыл бұрын

    Viva Kibur Mesfn Hagos.

  • @habtomwediande438
    @habtomwediande4384 жыл бұрын

    UnRespectable ጋዜጤኛ

  • @liata9262

    @liata9262

    4 жыл бұрын

    or a hypocrite comment.

  • @solomonm.2127

    @solomonm.2127

    4 жыл бұрын

    @@liata9262 rather a malicious journalist

  • @roosroosievb
    @roosroosievb4 жыл бұрын

    We are ready for anything with U.............ፊልድ ማርሻል ጀነራል መስፍን ሐጎስ

  • @omeribrahim7743
    @omeribrahim77434 жыл бұрын

    Go ahead wedi Hagos, we are on your side.👍👍👍

  • @semereabrha2549
    @semereabrha25494 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣጆካ

  • @thaile100
    @thaile1004 жыл бұрын

    In a way, it evokes sadness and happiness. Sad because the Hero tegadalay Mr. Mesfin Hagos, at the time of his retirement, at the time when he deserves to rest and relax is coming to lead us against the Dictatorship. Happy because he still has the stamina and will to lead. However where are our young people who have the stamina, energy and courage to lead us to victory.

  • @selamyukun8217
    @selamyukun82174 жыл бұрын

    ወይዘሮ ሓረጉ ኣገባብ ኣዘራርባ የብልክን፣መስፍን ኢልኪ ትዝንጥልዮስ ፣ኣቶ፣ኣቦይ፣ኣያይ፣ጀነራል፣ሓወይ፣ ከ እንታይ ኮይንኪ እዩ ? ሰብ ዘኽብር ንርእሱ ይኸብር

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ መስተዋኣሊ/ት ኢካ/ኢኪ።

  • @tesfahiwettekle5170

    @tesfahiwettekle5170

    4 жыл бұрын

    ሃላይ ኢያ

  • @semharbelay1651

    @semharbelay1651

    4 жыл бұрын

    He is not general any more , I agree to called him Mr Mesfun (ato).

  • @selamyukun8217

    @selamyukun8217

    4 жыл бұрын

    @@semharbelay1651 You talk nonsense. Once a general, always a general. it is earned not given.

  • @semharbelay1651

    @semharbelay1651

    4 жыл бұрын

    @@selamyukun8217 I didn't know as u explain but you are so desperate to say negative stuff do know why ignorant people like u they know little things but act like big headed. I do respect Mr mesfun .you r nonsense

  • @tirhaskeshi2502
    @tirhaskeshi25024 жыл бұрын

    Bel iske amlak yhagizka nhizbna nmidhan klu zkewin zble kngebr ena 🙏🙏🌷🌷

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch4 жыл бұрын

    ኣቶ መስፍን ሓጎስ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣሎና ፡ ነዚ ሰይጣን ዲክታቶር ጥራሕ ይኺደልና ብዘኡአገድስ ፡ምስ መን ተሓባቢርና ነውድቆሞ፡ ቅዋምና ነተግብር። ኣቶ መስፍን ሓይልን ጥዕናን ይሃብካ

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus2894 жыл бұрын

    Thank you Mr.Mesfun Hagos! We are lucky that we have a hero like You and your tangible historic experince. We will challenge every odd minded opposition against our soverieghn nation Eritrea. The redio errena journalist is not in the proper way to forward her questions. Please be polite and it is your obligation to respect responsibily.

  • @ghenetberhe5556
    @ghenetberhe55564 жыл бұрын

    Anbesa Nakfa Ato Mesfn Hagos Edmen tenan yhabelna

  • @SM-yn4ql
    @SM-yn4ql4 жыл бұрын

    A huge thank you to Mesfin Hagos for coming forward and be ready to lead us! I love it I was waiting for this day and want to let you know we are all ready only tell us what and how to help! Hargue- I understand you want the answer to be in details but at this moment we Eritrean people want to know how to get rid of this regime so please focus on that!❤️

  • @user-vz3vc2yo2l
    @user-vz3vc2yo2l3 жыл бұрын

    ህዝብና ፍትሒ ክረክብ ኣለዎ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና።

  • @girmaimichael3219
    @girmaimichael32194 жыл бұрын

    Amatur journalists I don’t like some of ur questions.

  • @rozinaamanuel6628

    @rozinaamanuel6628

    4 жыл бұрын

    @@koala10ish 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @asseamle7673

    @asseamle7673

    3 жыл бұрын

    @@koala10ish 0

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon63224 жыл бұрын

    ኣርሓ ሰውራ ጎይታ ግንባር ናቅፍ ኣያና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኣለና ኣብ ጎንካ

  • @Eritreyan
    @Eritreyan4 жыл бұрын

    Sebays sebay nerka telmdti edmo tseyaykomo gazetntat 000 Kebrt yehblna Ato Mesfen Hagos edmn tenan 👉🇪🇷🙏♥️

  • @danielg6922
    @danielg69224 жыл бұрын

    ጅግና ሎምስ ክተፍር አምቨር ሎሚ ዶ ንስኻ ንቃልሲ ምተበገስካ አዚ ኩሉ የሕልፍካ ብዝኾነ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ኣጆኻ ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ

  • @awethabtegaber7576
    @awethabtegaber75764 жыл бұрын

    Ata aza sebeyti sene srat gera zeytehato

  • @ARTISTS1977

    @ARTISTS1977

    4 жыл бұрын

    Xubuk aloka zintil zintil teblolo ala

  • @_haben

    @_haben

    4 жыл бұрын

    what, she is being direct and assertive, not disrespectful.

  • @teclewoldemichael5500

    @teclewoldemichael5500

    4 жыл бұрын

    Please don’t discourage people, focus to the answer. He knows like his daughter himself. And she knows what is doing and asking?

  • @selamyukun8217

    @selamyukun8217

    4 жыл бұрын

    @@_haben ኣቶ፣ሓወይ፣ኣያይ፣ኣቦይ፣used as a polite or respectful way of addressing a man, especially one in a position of authority. ንሕና ክብረትን ፣ስነ-ስርዓት ዘለና ሕዝቢ ኢና።

  • @selamyukun8217

    @selamyukun8217

    4 жыл бұрын

    @@_haben well, haben, you need to understand she is interviewing him on behalf of the Eritrean public, that's why she needs to act accordingly with our culture and customs, also, I would like to mention when you have the man leading the most important cause since our struggle for independence, you need to create an aura of respect around him.

  • @Eritrea2830
    @Eritrea28304 жыл бұрын

    atum sebat hjy gzieu aykonen kdm hager nrekeba.

  • @tiblestgere2790

    @tiblestgere2790

    4 жыл бұрын

    Amo Hager nmmxa ko hasabat eka tekrb

  • @aleksanderberhane2972

    @aleksanderberhane2972

    4 жыл бұрын

    Yes that's true

  • @Kib563
    @Kib5634 жыл бұрын

    Egzieabher khweso metan merahti haymanot tselot gberulom 🤲🤲🙏🙏

  • @hananyonus9095
    @hananyonus90954 жыл бұрын

    Thank you marshal Mesfn Hagos god bless you hero Eritrea Thanks

  • @user-uq3xc3yq9p
    @user-uq3xc3yq9p4 жыл бұрын

    ምልኪ ይ ፍረስ ህዝቢ ኤረትራ ልዕሊ ኢሰያስ ጸላኢ የብልናንን ኣርባዕተ ነጥቢ

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    4 жыл бұрын

    Behaki

  • @amanuelweldemichael7717
    @amanuelweldemichael77174 жыл бұрын

    General mesfun hagos mbal mhashekum neti naus weledo kfelto xbuk koynu ysmani

  • @eritreaskyfamily2962

    @eritreaskyfamily2962

    4 жыл бұрын

    አሪ ሳት ን ተኸስተ ሃይለ ጥራይ እዮም ጀነራል ዝብሉ ክክክ እንደገና ከኣ ምስ ተስፋጼን ከተባስዎ ኢልኩን እንታይ ኣምጾ ብዛዕባ ኣጋዚያን ምሕታት ሕጂ ኣየ አሪ ሳት

  • @LeoMessi-qd3qn

    @LeoMessi-qd3qn

    4 жыл бұрын

    Eritrea Sky Family gerimuna eko kone elom endyom gn aykownn eyu asgeti nay mexait Eritrea 🇪🇷 agazian vivi agazian 💪

  • @dawitmehari3815
    @dawitmehari38154 жыл бұрын

    Haragu please respect and be patient he is hero the way you asking the question don’t asking on the top of the others .

  • @attractionp.1185
    @attractionp.11854 жыл бұрын

    Thank you big brother Mesfin Hagos for your infinite struggle for our beloved Eritrean people. NOW THERE IS A LIGHT UNDER THE TUNNEL. I know for fact if there will be a BASE to start an ARM struggle, over 50% Eritrean Soldiers will defect and join An Arm struggle for Democracy.

  • @samue1961
    @samue19614 жыл бұрын

    እታ ናይ ኣግኣዝያን ጉዳይ ብዘዕግብ መልሲ ወጊኑዎ ጸርፊ እዩ

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    ናይ ኣጋእዛን ሲ ok ጹቡቅ እቶም ናይ ኣረብ ሓሳብ ዘለዎም ከ እንታይ ትብሎም

  • @yonaskeshi1863

    @yonaskeshi1863

    4 жыл бұрын

    @@hhg622 ዓረብ እየ ዝብል ኤርትራዊ የለን ንኸምኡ ተሰኪፍና ኣይንፈልጥን ኢና እቶም ዓጋመ ኢና ዝብሉ ኤርትራውያን ካኣ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ገለ እንተ ኢሎም ካኣ ይጽፍዑ

  • @user-lo5vt5gd4j

    @user-lo5vt5gd4j

    4 жыл бұрын

    Yonas Keshi kkk ab tehti tegru teray ekien ketkrona ayeka mesfen mes weyane kona nesrah eyu zeblka zelo wey bezeyka fekera kale dea yeblkumn enber polotica ayredakum eyu

  • @abrahamkiros8140
    @abrahamkiros81404 жыл бұрын

    ጋዝጥኛ ኣዶ ስነስርዓት ጌርኪ ሕተትዮ ብቕዓት የብልክን

  • @zeb2531

    @zeb2531

    4 жыл бұрын

    ብቕዓት ሲ ንዓኣ ዝዳረግ የለን። ከምኣ ይብዝሑ።

  • @mereteymeskuruley8879

    @mereteymeskuruley8879

    4 жыл бұрын

    መን ምኳና ፈሊጥካያ ኣለካ'ዶ ንምኳኑ።እዚ'ዩ ጋዜጤኝነት ዝብሃል።ከም በዓል ጳውሎስ ነታባይ ብዝተዋበ መልሲ ክሳዳ ኣድኒና ዘይከደት ደሊካ።ሓረጉ ቀለታ ትበሃል ንሓበረታ ክኮነካ።

  • @amanuelhaile4091
    @amanuelhaile40914 жыл бұрын

    አግዝኣብሄር ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ

  • @hagostsegai3459
    @hagostsegai34594 жыл бұрын

    I so proud of you For oll of your answers is very clear We are going be said of you Let's go Our hero

  • @user-qq2my4zn4k
    @user-qq2my4zn4k4 жыл бұрын

    ምስ ኣቦና መስፍን ሓጎስ ሓቢርካ ኣብ ባይታ ወሪድካ ምቅላስ ኢያ ናይ መወዳእታ ንድክታተራዊ ኢሰያስ ካብ ምድሪ ከነጥፍኦ ተኮይና።

  • @mebratneguse5234
    @mebratneguse52344 жыл бұрын

    Our lion is coming

  • @michaelhabtu7710
    @michaelhabtu77104 жыл бұрын

    Great initiative Abona Mesfn we support you

  • @teddyande
    @teddyande4 жыл бұрын

    እዛ ሰበይቲ ግን ተጋጊኩም ዓዲምኩማ ክብረት ዘይብላ ንሳ ክትዛረብ ከላስ ኣብ ክንደኣ ኣነ ይሓፍረላ ኣለኩ ክብርቲ ኣዴና ቀዳምነት ን ክብሪ ሰብ ስርዒ ታሪክ ኣቦና ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ከኣ ይክበድኪ pls።

  • @johnkidane5066
    @johnkidane50664 жыл бұрын

    ሓረጉ ዋ ቁሩብ'ባ ክብሪ ዓብይ ሰብ ይሃልኪ ባባ መስፍን ኩቡር ጅግና ዩ እትረፍ ከምዚ ዓይነት ድፍረት ደፊርኪ ከማን ክሪኢዮ ፉቁድ ኣይኮነን ባእ

  • @pagb9131

    @pagb9131

    4 жыл бұрын

    @ ፈታዊ ሃገሩ ጆኒ ወዲ ኤረይ ኣነውን ብጣዕሚ ኢዩ ነብሰይ ዝቐፈኒ ኔሩ ክትሓትት ከላ: ሓቕካ ፈጺሙ ኣዘራርባኣ ሞዕሩይ ኣይኮነን ካብ ስነ ስርዓት ኣዝዩ ዝረሓቐን: ክብረት ዝጎዶሎን ኔሩ:: ንብድሕሪ ሕጂ ክትእረመሉ መቸም ተስፋ እገብር::

  • @hhg622

    @hhg622

    4 жыл бұрын

    Yeah ናይ ብሓቂ ኣነከማን ብታኣሚ ገሪምኒ ኣዛራርብኣ ስነስርኣት ዝሓለወ ኣይኮነን ።

  • @madmusic2977

    @madmusic2977

    4 жыл бұрын

    feletku feletku iyu. Adi bikemziaten iya melia.. timhirti yele gele,yele tira difret'n dinkurinan hangola meliu

  • @monno-eq2mj

    @monno-eq2mj

    4 жыл бұрын

    sidi iya. lokmats. kabey iyom amtsioma.

  • @user-gy9ve2sy9v

    @user-gy9ve2sy9v

    4 жыл бұрын

    ኒ ባዕላ ተጋዳሊት ስለ ዝነበረት ያ ብኩመኡ ያ ዝንጢል ተብሎ ዘላ::

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay91154 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ትገርሙ ስለስቲኹም ጋዘጣኛታት ቁምነገር ሕቶ ረኺብኹሙስ ደጋጊምኩም ብዛዕባ ጽላኣት ወያነ ትግራይ ጥራይ ትሓቱ ድላይቲ ፍትሒ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ፡ወያነ ጽልኣትን ስጋኣትን የብሉን ኣብይ ኮንኩም ዳኣ ኢኹም ንኢሳያስ ክትኣልይዎ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፡ትግራይ ትምኽሕትን ጽላኣትን ካይተወገደ ለውጢ ኣይመጽእን ዩ እምበር ዶ፡ ይርዳኩም ዩ እዚ፡ኹሉ ህዝብኹም ኣብ ትግራይ ተሰዲዱ ዘሎ ምን ድዩ ዝሕግዞን ዝረዶኦን ዘሎ ሕቶኩም ብዛዕባ ስጋት ኣብ ልዕሊ ትጋሩ ወያነ ጥራይ ምኻኑ ይሕፈር ክእለት ናይገዘጠኛታት የብልኩምን Sheim for u

  • @shamsham-pj8fm

    @shamsham-pj8fm

    4 жыл бұрын

    ሓቂ

  • @yonaskeshi1863

    @yonaskeshi1863

    4 жыл бұрын

    ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ እንታይዶ ረኺቦምዮን ካብ ጅቦኦም እኳዮም ዝቕለቡ ኣብ መሬትና ኣይነርግጸኩምን ዲኹም ክትብሉ ደሊኹም ፨ ትግራዎትኳ ኣብ ሓማሴን እዮም ዓብዮም ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ኣይረሳዕናዮን ናይ ወጻኢ ምኻድ ዕድላቶም እናመንጠሉ ጸገም ይፈጥሩልና እምበር እንታይ እንታይ ዝገበሩልና ኣለዎም ትግራይ ትግራይ ጓሶት ሓማሴን ምዃንኩም ረሲዕኩም ኣለኹም ቆማላት

  • @user-rm3gw9lr4m

    @user-rm3gw9lr4m

    4 жыл бұрын

    ኣልግስ ቆማል ወያነ ዶ ኣይኮኑን ኤርትራ ከይትምዕብል ምስ ማንም ሃገር ከይትራኸብ እገዳ ዝገበሩ ህዝብና ክስደድ ማዓስከር ዝሰርሑ ድራባይ ቶንኮል ወያነ መዳርግቲ የብሉን

  • @freedomfreedom1826

    @freedomfreedom1826

    4 жыл бұрын

    Wedi za agame entay gerilom hizbi tigray debresxion seraki begenzbom eyom zenaberu zelwu hizbi tigray nibaelu zehugizo eyu zedli zelo

  • @shewitghirmayshewitghirmay6892
    @shewitghirmayshewitghirmay68923 жыл бұрын

    Mesfn hagos🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏♥️♥️♥️💪💪jgna ajoka nska president eritrea eka nay mexae

  • @henokkibreab1789
    @henokkibreab17894 жыл бұрын

    I am going to stand beside your right hand my father.

  • @yohannesgebrengus9642
    @yohannesgebrengus96424 жыл бұрын

    Haregu please respect

  • @user-bj9th8is7z
    @user-bj9th8is7z4 жыл бұрын

    እዋይ ከማኻ ገይሩ መደብ እተዝመርሕ ኣብ ላይፍ ሰብ ምተሰማምዐት ጀነራል መስፉን ሓጉስ ስጡም ዘረባ እዩ።

  • @mikialeberihun7281
    @mikialeberihun72813 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ዓብይ ሰብ ረኪብኩም ኣለኩም ዳይ ናብ ስራሕ ሱቅ ኢልኩም ኣብ ወያነ ገለመለ እናበልኩም ኣይተመክንዩ ወያነ እዩ ዜጋታትኩምሓቂፉ ብሰላም ዘምብሮም ዘሎ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26494 жыл бұрын

    ኣቶ መስፍን ጽቡቅ ተበግሶ እዩ ኣብ ጎንኹም ኣሉና ኣምላኽ ይተሓወሶ👍🙏🏽

Келесі