ERISAT: መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ መን ክሰርሑ ከምዝደልዩ ካብ ቃላቶም ንስመዓዮ።

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat

Пікірлер: 438

  • @yemaneteka9143
    @yemaneteka91434 жыл бұрын

    Thank you 🙏 My Brother HEINOKE & ERISATE . it the best discussion of the year by bringing those different organizations. & thank you gentlemen. long live to all Eritreans. Love ❤️!!!!!

  • @astertewolde9140
    @astertewolde91404 жыл бұрын

    Thank you ERISAT very interesting discussion

  • @freedompeace3359
    @freedompeace33594 жыл бұрын

    ሰላም ኤርትራውያን🙏 ጽቡቅ ደስ ዝብል ብሐሳብ ንሰማማዕ ሐደ ንኩን 100% ምሳኩም አለኩ ህዝቢ ኤርትራ ይአምነሉ ኢዩ!!! ከምዚአ ምስገበርና ጸላኢ ዕድል ክረክብ አይክእልን ኢዩ! ዓወት ንኤርትራውያን አለኩ ይጀመር ጥራሕ👏👏👏

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna80404 жыл бұрын

    Today I am really happy excellent discussion we will be beside you❤️⭐️👏👍🏽🙏💪

  • @zemhrethaile8741
    @zemhrethaile87414 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዘረባ ኣቦታትና ኣጆና ከምዚልና እንተተላዘብናን እንተተቐባበልናን ማንም ሓይሊ ኣብ ቅድሜና ደው ዝብል የለን ።ዓወት ንውጹዕ ህዝብናን ሃገርናን ጥፍኣትን ጽንተትን ድማ ነቲ ርጉም ጸላኢናን ከምኡ ዝኣመሰሉ ሰዓብቱን።

  • @tsegatekle8322
    @tsegatekle83224 жыл бұрын

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍 thenk you You right ajokum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople21354 жыл бұрын

    Thank you ERISAT for a great presentation of the discussion of a panel of different Eritrean political parties. It was educational & timely!! Keep it up brothers & sisters, we are expecting a lot from you regardless what the detractors, & some even enemies are saying. 👍🏾

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob26914 жыл бұрын

    proud of you dear friends ab hara Eritrea inshalah yerakibna.we are happy just keep it up may the almighty Lord help you

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae24594 жыл бұрын

    very mature and inclusive national goal. Keep up till reality happen.I appreciate you on It is wisdom and collected experience.Eritrealism.

  • @mebrahtughebretensae2459

    @mebrahtughebretensae2459

    4 жыл бұрын

    Unity is POWER!.

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste37934 жыл бұрын

    G.B.U all 🙏🏽🙌🏼👏🇪🇷

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab73004 жыл бұрын

    ጥዑም ድምጽታት ንርሑቅ ዝጥምት ኣተሓሳስባ ንዓኹም ሒዝና ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ተዓወቲ ኢና

  • @huruytsegai2401
    @huruytsegai24014 жыл бұрын

    ኣጆኹም ሓቂ እንተደኣ ሒዝኩም ሓቢርኩም ተቓሊስኩም ኪንዕወት ኢና። ነዚ ምግባር ከምዚ ዝጀመርኩሞ ሓድነት የድሊ እዩ። ብዛዕባ ናይዚ ዘይተረደኦ ዘሎ ኣብዚ ደምበ ተቓውሞ ግን ክሳብ እቲ ሓቂ ርእዩን ኣሚኑን ዝስዕበኩም ጊዜ ከድልይ አዩ ኣጆኹን።

  • @fthi3585
    @fthi35854 жыл бұрын

    Bravo Negash osman😍😍👍

  • @khalidaim8044

    @khalidaim8044

    3 жыл бұрын

    Why not fight in side ertriea mesfin hagose those all asiyas send

  • @alexgmedhn9572
    @alexgmedhn95724 жыл бұрын

    Great gents with many talents. Proud of your warm discussions.

  • @nigstifishaye7831
    @nigstifishaye78314 жыл бұрын

    ቀንዲ ምንጪ ሰላም ኤርትራውያ ውሕስነት ሃገርና ብሓባር ብሰላም ብሓድነት ብፍቕሪ ምስ ንሰርሕ ጥራይ እዩ ። እዚአ ብሓቂ ጽብቕቲ መትከል እያ ብተወሳኺ ብሓድነትን ልኡላውነት ዘለኩም ጽኑዕ መርገጺ ኣዝየ የድንቐኩም ።

  • @emintneeden
    @emintneeden4 жыл бұрын

    Well done Henok!!! Interesting Interview!

  • @letinak4559
    @letinak45594 жыл бұрын

    ኣጆኹም ደቂ ኤሬይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ::

  • @aronyonas2951
    @aronyonas29514 жыл бұрын

    ስራሕ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ክሳብ ንድሕነት ልኡላዊት ሃገር ኤርትራ ዝኾነ ክድገፍን ክሕገዝን ይግባእ::

  • @asgedatsadwa4473

    @asgedatsadwa4473

    4 жыл бұрын

    That's right ✅ my brother.

  • @yonisabrha8887

    @yonisabrha8887

    4 жыл бұрын

    ምስዞም ናይ ኦሮም ይሓይሽ ካብ ትግራይ ተጋሩ ኣሹንካይ ሓጊዞሙኻ ሓጊዝካዮም ከማን ኣይድንጉጹልካን አንድሕር ድሌቶም ዘይረኺቦም

  • @aronyonas2951

    @aronyonas2951

    4 жыл бұрын

    @@yonisabrha8887 ምስኩሎም ንሃገርና ዝድግፉ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና::

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    4 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @teaghes7654

    @teaghes7654

    4 жыл бұрын

    መስፍን ሓጎስ ብኸመይ፡ ናይ ህግደፍ ልኡኽ ዘይምዃኑ ተረጋጊጹ?!

  • @tesfom4464
    @tesfom44644 жыл бұрын

    ኣጀኻም ኤርትራውያን ፈቲየዮ ኣለኹ መደባትኩም።እዚ ክሉ ንህላወ ህዝቢ ኤርትራን መረት ኤርትራን ምኻኑ እሙን ኢዩ።

  • @sawrawidegens2016

    @sawrawidegens2016

    4 жыл бұрын

    ቆማል ዓጋመ ኪዲ ን ደብረጽዮን ኣጆካ በልዮ

  • @siteyanaqxano3467

    @siteyanaqxano3467

    3 жыл бұрын

    @@sawrawidegens2016 ist

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie77824 жыл бұрын

    ደቂ ኤርትራ ስመሩስመሩ ሓደ ኹኑ ህዝብና ክድበስ ካብ ስደት ክንምለስ ፡ ንጀጋኑናን ንለባማትናን ንቡሉጸትናን ንምሁራትናን ንዕሰሎም ኣይንኽሰሮም አዋኑ ስለዝኾነ ።

  • @siyummahmud438

    @siyummahmud438

    4 жыл бұрын

    ነገሩ ኩዳ ንዝኽሎስ ምልስ ምልስ መስፍን ሓጎስ ምስ ደጊጋ ወድቡስ ምስ ነጋሽ ተሓ አ ምስ ሻዕብያ እዚ ኣይ ኩዳን ዶ ? ህዝቢ አርትራ ኣስተውዕል ኣብቀጻሊ ደገፍ ናይ ህደፍ ክበጽሓና ምዃኑ ኣይ፡ንዘንግዕ

  • @filmonhaile2765

    @filmonhaile2765

    4 жыл бұрын

    ልክዕ ትማሊ ኣብ ናይ ኣምባሳደር ኦንደብርሃን ከምዚናትካ ሪኢቶ ጺሒፈ ነረ ንኽሰቦም ፡ንጠቀመሎም ዝብል ሞ ምሳኻ ይሳማማዕ !!!

  • @Mky330

    @Mky330

    4 жыл бұрын

    Siyum Mahmud ዝሓወይ እስኪ ሱቕ በል ፣ኣብ ስደት ኣለካ በቃ ናብራካ ግበር ፣ህዝቢ ኤርትራ ይሳቀ ኣሎ ወይስ ስድራ የብልካን ኣብ ኤርትራ ፣ኢሰያስን ጉጅለ ህግደፍን ክጠፍኡ ጥራይ እዩ ዘለዎም ።

  • @bisratabay2347

    @bisratabay2347

    4 жыл бұрын

    H

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael62564 жыл бұрын

    Wawww gele aynet tak 🥰🥰🇪🇷🇪🇷👌

  • @kidanetsegay1295
    @kidanetsegay12954 жыл бұрын

    ኣጀኹም አቲ ፍታሕ ካብና አዩ ኣነ ክብልኩም ደለይ ዝለኹ ሓይልና አብ ዘርባ ጥራሕ ኽንከዉን ይብልናን ምኽንያቱ መንስያትና ግዜ ይሕይሎምን ይድንኖምን ከምዝሎ አብ ግምት ምታዉ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ ከም ኣነ አምበር ኤሰያስ ደኣ ከም ሰፈኢ ግምጥል ግምጥል ኽብል ኣይኣጅቦን አዩ ሓደራኽኡም ድሕሪ ዲስካስ አብ ተግባር ንቓላተፍ

  • @josephjoseph4915
    @josephjoseph49154 жыл бұрын

    This is what we need, Hennock, constructive engagement.

  • @letinak4559
    @letinak45594 жыл бұрын

    ደቂ ሓላል መሬት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን 🙏🙏🙏

  • @lemlemtvbynati9380
    @lemlemtvbynati93804 жыл бұрын

    ጽቡቅ ምርዳእ

  • @lidia.t5703
    @lidia.t57034 жыл бұрын

    My people thank you for your politeness and truthful.

  • @user-tn3vu5yd6g
    @user-tn3vu5yd6g4 жыл бұрын

    ኤርትራ ካብ ኢሳያስ ዝኸፍእ ጸላኢ የብላን፣ንኺድ ጥራይ እዛ መሪጽኩማ ዘለኹም መገዲ ናይ መወዳእታን ወሳኒትን ኢያ፣ሕጂ ግን ናይ ሓደ ሓደ ዘረባ ከይሰማዕኩም ኣብዛ ወሲድኩማ ዘለኹም ውሳኔ ሕዙ፣ንሕና መንእሰያት ድማ ኣለናኩም ክንሶበኩም ኢና።

  • @minasegebre9274

    @minasegebre9274

    4 жыл бұрын

    እዚኦም ሰባት ስረ አጢቆም ከለዉ አበይ ኔርም አብ መቀለ ተወሺቡ ምቅባር ተሪፉዎ ዘሎ ወያነ እንታይ ከምጽአልኩም አብ ህልሚ አይትንበሩ ተበራበሩ አብቀረባ ነበረያ ነበረ ከምዝኮኑ ፍለጡ

  • @ikitgebregiabher318

    @ikitgebregiabher318

    4 жыл бұрын

    Ab afun erbetun ho mibal abti zikedwo godagudi habirka mietawun shimka mibilalin eyu. Weyanie ab siltan kelo hanti zeygeberkas hiji ab mefenteran ab hotelatn ms teweshebka zimitsie lewtin natsinetin yelon aykihlun wun eyu.

  • @yonaseyob8072

    @yonaseyob8072

    4 жыл бұрын

    ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ጭፍራ ወያኔ

  • @Mky330

    @Mky330

    4 жыл бұрын

    Minase Gebre ሕጂ ንስኻ ሓልዮት ህዝቢ ኤርትራ ድዩ ዘገድሰካ ወላ ሓልዮት ኣቢን ኢሰያስን ፤እዚኣ ጥራሕ መልሰለይ ብክብረት

  • @Mky330

    @Mky330

    4 жыл бұрын

    yonas eyob ወያኔ ድዩ ቅዋም ኣይትግበሩ ኢልና ፣ወያኔ ድዩ ኣብ ኤርትራ ብዘይ ሕጊ ሰብ ዝኣስር ዘሎ ፣ወያኔ ድዩ ህዝቢ ኤርትራ ከይሰርሕ ዝክልክል ዘሎ ፣ወያኔ ድዩ ቤት ትምህርቲ 12 ክፍሊ ኣብ ሳዋ ግበሩ ኢልና ፣ወያኔ ድዩ ደሞዝ ሰራሕተኛ ኣይትወስኩሎም ኢልና ፣ወያኔ ድዩ ዝስተ ማይ ከልክልዎም ኢልና ፣ወያኔ ድዩ ባኒ ዝሰርሓ ትካላት ፈቂድኩም ሃብዎም ኢልና፣ስለዚ መራሕቲ ወያኔ ብሰንኪ ናይ ዶብ ዝገበርዎ በደላት ክንፍትፍት ሃገር ኣብ ሓደጋ ከነእቱ ፍቃደኛታት ኣይኮናን፤ብዝኮነ እቲ እዋን ኣኪሉ እዩ ህዝቢ ኤርትራ እቲ ብደም ደቁ ዘምጻኣ ናጽነት ብሕጊን ስርዓትን ዝነበረሉ ግዜ ሕጂ እዩ ወድሓንካ፣

  • @woredeimam6966
    @woredeimam69664 жыл бұрын

    ሕድሪ ብሰማይ ሕድሪ ብመሬት ስምሩ በጃኻትኩም ንሕና ሲቢክ መሓበራት ጸገም የብልናን ኪስዕበኩም

  • @maximusabi751
    @maximusabi7514 жыл бұрын

    እንቋዕ ናብ ስትራተጂ ብሩህ መጻኢ ንኤርትራውያን ብሰላም መጻኩም:: ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን(ትግራይ) ዝትከል ፈንጂ ዘይኮነ ዝትከል ፈልሲ ሰላም ኢዩ ዘድሊየና::

  • @michaelhiabu5280

    @michaelhiabu5280

    4 жыл бұрын

    !++!q+¹¹q

  • @michaelhiabu5280

    @michaelhiabu5280

    4 жыл бұрын

    !aaa1qq+111111111111111111111qaaaa]AA

  • @akliluzerai2930

    @akliluzerai2930

    4 жыл бұрын

    Maximus Abi ብሩህ መጻኢ? ከም ሃገራውያን ምስ ኩሉ ክብረት ንመሰልኩም እናተዓቀብኩ: ንደም ኣሕዋት ዝተፍእ ጉጅለ "ብሩህ መጻኢ" ዝብል ሽምን ህዝባዊ -ግንባር- "ንዲሞክራስን ፍትሕን" ቃላት ምጥዕዓም ሰልቺዩና

  • @awettes7664

    @awettes7664

    4 жыл бұрын

    Sne hasab nay bruh mexe eyom zdegmu zelewu temelisolm ynexgwom kulka bruh mexee snehasab tdgf edka keythws beynom zbxhwo enteliwom knriom ena ezom berahat seyabat

  • @user-eh4lf8rr2v

    @user-eh4lf8rr2v

    4 жыл бұрын

    ክላእ ንስኩም ድኣ ኣብ ነበረ ጥራይ ንበሩ ከምዛ ናይ መጻኢ ትሓስቡ ቡሩህ መጻኢ ኢልኩም ትሓስቡ ቡሙሉኩም በላዓቲ ጥሕሎ ምስ ደርጊ ኮይንኩም ዘድመኩሙና ኢኩም

  • @yemanetesfie5249
    @yemanetesfie52494 жыл бұрын

    ኣጀኮም ኣብጎድኒ መስፉን ሓጎስ ኣለና ኢሳያስ ሰባ ኣጥፊኡ ሃገር ክሸይጥ ኢዩ ዝስርሕ ዘሎ።

  • @yonisabrha8887

    @yonisabrha8887

    4 жыл бұрын

    አም ድሓን ብ ወያነ ተአመሪሕካ ኤርትረ፡ኢንተሒዝካ ፈቲኻ ጸሊኻ ብ ናይ ወያነ ኣጀንዳ ኢኻ ክትምራሕ ምስ አዞም፡ናይ ኦሮሞ አዩ ኢት ዝበለጸ ተጋሩ ድ ኣ መርዛማት አዮም ሕጂ ስለዝሰግ ኡ ኣሕዋት ኢና አንተበሉ ሓቂ ከይመስለኩም ጹባሕ ንግሆ አዚ ግበሩ ኢዚ ሃቡና አናበሉ መጻወቲ ኣጀንድ ኦም ክገብሩና

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    4 жыл бұрын

    @@yonisabrha8887 Higdefawi dika

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep9984 жыл бұрын

    Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome 🇪🇷🏆💯👍💗✌️

  • @senaithagos4748
    @senaithagos47484 жыл бұрын

    ERISAT good job 👍👍👍👏👏👏 well organized and great job as always keep it up 👍

  • @stomsaleh974
    @stomsaleh9744 жыл бұрын

    ረብሐና እዩ ቐዳምነትና ::

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe78424 жыл бұрын

    ሳዲስት ምስ ዘይተቐብሩ ሬሳታት ደገፍቱ አንድነታውያን ሒዙ ካብ መጸ : ንሕናውን አብ ጐኒ መስፍን ሓጐስ ዓሲልና አብ ኢትዮጵያ ዘለው ፌደራሊስት ሓይሊ ዘይንሰርሓሉ ምኽንያት የለን ።

  • @aronyonas2951

    @aronyonas2951

    4 жыл бұрын

    ዕዉት ሓሳብ

  • @user-yy4op1mf5x

    @user-yy4op1mf5x

    4 жыл бұрын

    ኣታ ሳሕሳሕ ኤርትራውያን ብዛዕባ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዳ ኣይትሕውስን። ንወያነ ክትረብሕ ዲኻ ደሊኻ??

  • @user-dy5kf3dr4h

    @user-dy5kf3dr4h

    4 жыл бұрын

    እሞ መዓስ ኢኹም ክትበገሱ ወያኔ እኮ ናይ 2 ሰሙን ዕድመ እዩ ተሪፉዋ ዘሎ

  • @eseyasberhe7842

    @eseyasberhe7842

    4 жыл бұрын

    @@user-dy5kf3dr4h የለኻን ማለትዮ ብኸምኡየኸኣ ዘይተቐብሩ ሬሳ ዝበልኩኹም : ድሮኳ ምዕጻድ ጀሚርናለና አብ አዲስ ብጻዕዳ ዝበሃል ዕሱብ ዝጀመረ ገና ክቕጽልዮ ዝሰዓቡውን አለው : በየናይ እዝንኻ ክትሰምዖ ዘይተቐብረ ሬሳ ስለዝኾንካ ።

  • @eseyasberhe7842

    @eseyasberhe7842

    4 жыл бұрын

    @@user-yy4op1mf5x ወዳጀ ሃገራዊ ድንቁርናኻ ግዳ ሒዝካ ዘይትስተር : አብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድና አጣሚርና አይንርእን ዝበልኩ አነ ድየ ??? ዶስ ኢትዮጵያ ኤርትራ ኾይናያ ?? ብዝኾነ ባዶ ርእስን ነዊሕ መልሓስን +ድንቁርና ተሓዊስዎ = ዘይተቐብረ ሬሳ ከማኻ ማለትዮ ።

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash27644 жыл бұрын

    GOD Bless you protect you very intelligent discussion very classy.

  • @samuelhaile7947
    @samuelhaile79474 жыл бұрын

    Good job ERISAT! Bring more discussion and introduce all Eritrean parties to the public

  • @fessahaiehaile6928
    @fessahaiehaile69284 жыл бұрын

    ሄኖክ ሕቶታትካ ቡሱል መልሲ እውን ዘጽግብ እዩ ።ተስፋና እውን እና ዓበየ ይኸይድ ኣሎ ኣጀኾም ኣጆና ነዛ መዓልቲ ናይዚ ከዳዕ ነሕጽራ።

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea4 жыл бұрын

    Opportunity ዝበሃል ነገር ኣሎ፥ This’s the Golden moment for both, Eritrean & Tigray people to win. If not definitely, we both will suffer for the rest of our life. At this golden time, anyone who doesn’t want to join the success, leave him/ her behind. Let’s keep on our journey with those who support to rid of the cruel dictator, Isayas. Good conversation & thanks.

  • @hanasahle5780
    @hanasahle57804 жыл бұрын

    የቐንየልና ኤረሳት

  • @gebrhiwotgebretnsai1920
    @gebrhiwotgebretnsai19204 жыл бұрын

    God bless your hard working ERISAT about the Eritrean opposite time is now only 65 thousands young Eritrean women and men sacrificed for the Eritrean independent bad chance after all the problems now Isayas Afewk by himself the Eritrean government president 29 years with out any constitution and parliament and now again in risked

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw4 жыл бұрын

    ክቡራት ይሕዋት ማለት ንኩሉ ጉዳየትና ኣጽቢብና መጀመርያ ንምድሓን ሃግርናን ህዝብናን ልዕሊ ኩሉ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ህግደፍ እዩ ቀዳምይ ጽላኢ ህዝቢ ኤርትራ እሞ ሕጂ ዝገደፍና ገዲፍና ካብ ዝሓለፈ ትሞክሮታትና ተማሂርና ስራሕና ናይ ሓባር ድኣምበር ናይ ምፍልላይ ግዝዩኡን ኡዋኑን ኣይኮነን ሕጂ ሃገርኩምን ህዝቡኩም ሃየ ኣፈርኩቡ ትብለኩም ኣላ ኤርትራ ህገርኩም ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ንገሩለይ ትብል ኣላ ክብርን መገስን ንስውኣትና ዕድመ ስደትና የሕጽሮ ሰላምን ፍቅርን ንህዝብናን ንሃገርናን ዓውትና ናይ ግድን እዩ ክንዕወት ኢና

  • @yohrtrannstekle3099
    @yohrtrannstekle30994 жыл бұрын

    አጀኪም ጥራይ ። አብ ጎንኩም አለና ካብ ኢሰያስ ዝከፍእ የለን

  • @teaghes7654

    @teaghes7654

    4 жыл бұрын

    ኣብ ጎኖም ኰንካ እንታይ ክትገብር?

  • @user-qg3ky2go7q

    @user-qg3ky2go7q

    4 жыл бұрын

    Teage s bret ytkus nxalae bzey bret lewti aymexan yu

  • @genettesfay1731
    @genettesfay17314 жыл бұрын

    Thanks EST

  • @teklitberhane7412
    @teklitberhane74124 жыл бұрын

    Very good talking...God bless you..

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham92984 жыл бұрын

    ኣብጎንኩም ኣለና፡ ገንዘብ ከምዝዋጻእ ግበሩ ብፍላይ ን action plan.

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    4 жыл бұрын

    Kabaka genzeb tewaxeo nementay megzei eyu kekewen? Tequay Fesawi temesihka zeytederersi lekbat.

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    4 жыл бұрын

    Asmaer Asmaer No more. Hegdef & Eseyas. 20/20. Just think about your future Job.

  • @user-lh2xg9si1z

    @user-lh2xg9si1z

    4 жыл бұрын

    ካብ ሕጂ ገንዘብ ጀምቢርኩም ኤሬትራዊ ገንዘብ ኣይኣምንን እዩ ብጹፍሩ እዩ ዝቃለስ ናጽነት መንጢሉ እዩ ዘምጽእ

  • @genettesfay1731
    @genettesfay17314 жыл бұрын

    Yes nifetu mesfan hagos ggna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fthi3585
    @fthi35854 жыл бұрын

    Kulukum dekie Ere iske semirkum Anbibuley 👍👍😍😍

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq17574 жыл бұрын

    ምስ ትግራይ ምትሕግጋዝ ኢስያስ ድዩ ጅምርዎ ወይ መስፍን.ስለምንታይ.ንኢስያስ.ሐላል.ንመስፍን ሐራም ዝኽውን ታሪኽ ናይ 1981.አብ ልብና አሎ ስለዚ ወላ ሽይጣን ይሐግዘና.ነዚ ተካል ስርዓት ጥራሕ ንዝጽድፎ

  • @asmaerasmaer9441

    @asmaerasmaer9441

    4 жыл бұрын

    Romodan Barq be berki dea tefae, JANDA BANDA weyane ab Mekele kem 🐀🐀🐀 tekormiyom nenebsom keman aykonun tequay Fesawi, Agame kea Aslamay ayfetwon eyom kesadka keymenteluka.

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    4 жыл бұрын

    @@asmaerasmaer9441 Aytshakeli nay Esayaski gberi

  • @hazekaasmera1414

    @hazekaasmera1414

    4 жыл бұрын

    Romadan nay haki msaka aleku

  • @kibromzeru671

    @kibromzeru671

    3 жыл бұрын

    መርየት ዓሪባ እንዲያሞ ክክክክክክክክክክ።

  • @yosief5946
    @yosief59464 жыл бұрын

    ኣብቃልሲ ኩሉ ግዜ ንድሕሪት ዝጎቱ ድቂ፡ሃገር ከምዘልው ኣብግምት የኤቲካ ንቅድሚት ስጉምቲ ምውሳድ፡እዩ፡እምብር ነንተዛረበ መልሲ ንምሃብ ግዜ ይብልዕ ኣሎ ምክንያቱ ህግደፍ ይጎዩ ኣልው ምሶም ተቃዳደሙ ኣቲ ምጽራይ ዝብሃል ዝከብድኩም ኣብ፡ነጻ፡ኤርትራ ትዛረብሉ ኩቡራት የሕዋት

  • @davidgeorgo7967
    @davidgeorgo79674 жыл бұрын

    ንህግ ወላ ምስ ዝኮነ ይኹን ሓይሊ ኮይንካ ክጠፍእ ኣለዎ !ትኽክል ኣያ መስፍን ሓጎስ እዚ ጋዕጋዕ ውድብ ጥራሕ ኢዩ ደመኛ ጸላኢና።

  • @user-eh4lf8rr2v
    @user-eh4lf8rr2v4 жыл бұрын

    ነዞም ሓንቲ ሃገር ምንቅስቃስ ወይ One nation ካብ ሓንቲ ኣውራጃ እዮም ኩሎም ካብ ሰራየ እዮም ወልሓደ ሕዋስ የብሎምን ቡዙሕ ኣይትገደስሎም ኣንጻር መስፍን ተተዛረቡ ተጎስጎሱን እዛ ውድብ ብ የማነ ማንኪ ዝቆመት እያ

  • @tiblestgere2790

    @tiblestgere2790

    4 жыл бұрын

    😂😂😂😂

  • @user-lh2xg9si1z

    @user-lh2xg9si1z

    4 жыл бұрын

    🤣🤣🤣 ግደፍ ግደፍ ክክክ ሳሓቕ ቀቲልካኒ

  • @domenicopalladino8484
    @domenicopalladino84843 жыл бұрын

    now it's your time make the less bad choices there is no more time for wrong. the shortest time right away as there are 100 thousand Eritreans in Tigray together with Tigray they are the only ones ready to help you 🖐 you are 5 million plus 6 million ready you speak the same language 👅 together you can do many things alone it is not possible Eritrea Affar tigray can become a great 🙌 state !!!! it can be done

  • @wediasmat1865
    @wediasmat18654 жыл бұрын

    The game just started 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gebrhiwotgebretnsai1920
    @gebrhiwotgebretnsai19203 жыл бұрын

    In 1970 they were the Eritrean opposition between 20 and 30 years old they were and Isayas Afewki was 23 years old aged still now need the young Eritrean people the power Gebrhiwot GEBRETNSAI uk England

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste37934 жыл бұрын

    Xabuk Tentane Lebona yhabena🙇🏼‍♀️

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael18034 жыл бұрын

    ነዚ ስርዐት ሐቢርና ጥራሕ ኢና ከነጥፍኦ ንኽእል!!!! ግን ንቀልጥፍ !!!!

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael18034 жыл бұрын

    ኢሰያስ ንከጥፍአና ምሰ አብይ ሐቢሩ አሎ ንሕና ከአ ናይ ግድን ምስ ደስ ዝበሉና ሰባት ክንሐብር !!!! ንበይንና ዳአ አበይ ኮይንና ???? ስጋብ ሐይሊ ንረክብ ተሐበቢሮም ክድምስሱና ምኻኖም አይንረስዕ ሰለዚ ንቀልጥፍ ጥራይ !!!! ሀገርናን ህዝብናን ቀልጢፍና ነድሕን!!!

  • @tiblestgere2790

    @tiblestgere2790

    4 жыл бұрын

    Yessss

  • @tgezae485
    @tgezae4854 жыл бұрын

    አብ ጉድንኹም አለና ይራሕ ስመሩ ሕበሩ እምበር ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝድግፍ ዘለኹ። ብዙሓት ስቕ ዝበሉ እሞ ብዊሽጦ ዝድግፉኹም አለዉ።

  • @jemaledinosman3122
    @jemaledinosman31224 жыл бұрын

    Selamat yehwat nabzi Eri Sat zbhal satelayt bkemey agebab khgz kemzkiel endo habruni

  • @hanasahle5780
    @hanasahle57804 жыл бұрын

    ከም ሎምዓንቲ ተሓጊስ አየፈለጥን. አምላኽ የሓልኹም አቦታትና.

  • @berihawala7828
    @berihawala78284 жыл бұрын

    Good discussion. We see light at the end of the tunnel when the oppostion gets strategic in fighting against the dictator. You shouldn't be distracted by issues that do not hinder the struggle towards saving eritrea and eritreans. With respect to the presence of agazian in tigray, i don't think it is about tplf or the government of tigray. Agazian is promoted by individuals and they are everywhere. You have to also know tigray is relatively democratic at this time and so tplf can not dictate individuals that promote agazian. So i don't think this should be considered in establishing good relationship with tigray.

  • @aronyonas2951

    @aronyonas2951

    4 жыл бұрын

    Well said, you have just nailed it.

  • @filmonhaile2765
    @filmonhaile27654 жыл бұрын

    መስፍን ሐጎስ ናብ ትግራይ ዘይኮነ ዋላ ናብ ጠፈር ክኸይድ መሰሉ አዩ ኣንካን ዶ አዚ ጅግና ሀገር ዘውሐሰ ስ ካሎኦት ውን መሰሎም አዩ በቃ አሳያስ ዝፈተዎም ክንፈትዎም ዝጸልኦም ድማ ክንጸልኦም ማለት ድዩ ? wake up people !!!

  • @mohdusman8200
    @mohdusman82003 жыл бұрын

    Very Nice videos

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta87194 жыл бұрын

    ✊✊yes to Eritrea people's. AWEIT Nehzbe Eritrea. ✊✊

  • @gabewoldu1313
    @gabewoldu13134 жыл бұрын

    Good job Henok

  • @akliluzerai2930
    @akliluzerai29304 жыл бұрын

    ተስፋጽዮን ጠራጢ ክሳብ ክንድዚ ዓበይቲ ሰባት ኣዛሪቡ? ኣነ ብወገነይ ናይ ኣግኣዝያን! ምዕራባዊ ቆላ ዋላ ጅሃድ ስቕ ኢልካ ዝህውቱቱ ዝብሉዎ እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሕን ኢዩ:: ንኹሉኹም ብልቢ እናመስገንኩ: በጃኹም እቲ "ይኣክል" ንህግደፍ ጥራሕ ዘይኮነ ንምፍልላይ ደለይቲ ፍትሒ እውን "ይኣክል" ክቡር ዑቕባዝጊ ድቡስ ብውልቀይ ካብ ወትሩ ዘድንቖም ሰባት!! ህዝብና ተሳቒዩ እሞ ሃየ!! ሕጂ ውያኔ ከም'ዚ ገይሮምና ኣግኣዝያን ረቢሾምና ኢልና ንድሕሪት ምስ ንጥምት ከም ሰበይቲ ሎጥ ሓወልቲ ጨው ኮይንና ክንተርፍ ኢና::

  • @domenicopalladino8484
    @domenicopalladino84843 жыл бұрын

    hi ABRAHA you can also do as you did in Tigray, unfortunately the former boss scabbard A thought only of him did nothing for his people but rather destroyed you 😭 there is an easy way to fix agreements made with the 🐅 Tigrinya fedrai that you solve everything I'm sure after a short time you will be proud to be Eritreans strength and courage !!!

  • @yemaneyeibyo6644
    @yemaneyeibyo66444 жыл бұрын

    Hadera hadera bisweatna yiblekum aleku smeru kulu xegematkum xerlum abotatna demom dem kelibi keykewn wala hiwetna hitetuna trah merihuna mengedi habuna jeganu abotatna

  • @WediBerhe_
    @WediBerhe_4 жыл бұрын

    Very interesting discussion

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob26914 жыл бұрын

    well done keep it up please don't give up our beloved brothers

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael86444 жыл бұрын

    Nice thanx

  • @eyobtedlla1930
    @eyobtedlla19304 жыл бұрын

    Ato okabazgi, I like your approach

  • @henokyonas8411
    @henokyonas84114 жыл бұрын

    Ajokum enda mesfun jeganu ab godnekum alena

  • @yacobandemicael5264
    @yacobandemicael52644 жыл бұрын

    እዚ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ሓባራዊ ስጉምቲ ብዝያዳ ክንህር ይግብኦ::ኣብዚ እዋን እዚ ጣሻ ምጥሓስ ስለ ዘሎ ህዝብና :እስኻትኩምን ካልኦት ውን ተወሲኾም ኣብ ምምራሕ ኒሕ ዘድልዮ እዋን ስለ ዘለኹም ብዝያዳ ሎሚ ሕራነ ይጽበየኩ ኣሎ ::ብዝጓደነ መንገዲ ኣርብዓ ክትከዱ ዘይኮነስ :ብኣቈራጭ ጐይኹም ክሳድ ምሓዝ::ህዝቢ ድማ ክስዕበኩ እዩ ::ብዝተኻእለኩ መጠን ብህጹጽ ሓደ ባይቶ ንምቈም ተሸባሸቡ ::ከምዝብሃል ዘሎ ብዛዕባ ሓውና መስፍን ሓጐስ:ወሸለ መንሃርያ ተረኺቡ ::ንድሕነት ህዝብኹ ንጠፉ::ኣብ ህጹጽ ዳግማ መንሃርያ የራኽበና::

  • @almazeyasu7388

    @almazeyasu7388

    4 жыл бұрын

    Hewht hezbu alwo naka ayxben, hzbi zhze hafru ayfltn

  • @sessenme9780
    @sessenme97804 жыл бұрын

    Ab guday lilawnet Ertra nixur mergexi alewo elkayo n hwahat nsu do aykonen meretna badme hizwo zelo kemey kemey du ?????

  • @lidiaasmelash1984
    @lidiaasmelash19844 жыл бұрын

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @abdomawra8536
    @abdomawra85364 жыл бұрын

    smer kulka eritrawi👍👍👍👍👍 nlewri

  • @zareghere2606
    @zareghere26064 жыл бұрын

    ሒዝኩሞ ዘለኹም መስመር ቃልሲ የድንቕ። ኣጆኩም ንሕና መንእሰያት ካኣ ብ ቅድሚኹም ክንጎዪ ኢና። ዘይተዋሕጠትለይ ግን "ልዕሊ መስፍን ሓጎስ ነዛ ሃገር ዝተቓለሰላ የለን "ትብል ሓረግ ኣርሙዋ ሰብ ኣብ ዕድሚኡን ኣብ ዘመኑን ጥራይ ኢዩ ዘበርክት ።እዚ ከምዚ ዓይነት ኣዘራርባዪ ምሳኹምን ምስና ምስ ዳሕረዋይ ወለዶን ዘየቃድወና። ናይናቢና መስፍን ካኣ ክሳብ ሎሚ ካብ ኣዘራርብኡ ንጹር ዕላማ የብሉን። ዳሓር ብመልዕ ውድብ ዳኣ ተዛረቡን ገምጉሙን እምበር ናይ ውልቀ ሰብ ካብ ወዲ ቴምቤን ንማሃር።

  • @kebrontedmer6581

    @kebrontedmer6581

    4 жыл бұрын

    Eta zereba ane kemzeteredeateni tebas yebelan eti zereba bezaba Gen. Mesfen eya netom nay Gen. Mesfen nab weyani nab Tigray mebtsah zaytewahatelom degefti HGDFen degeftomen eya...

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha7724 жыл бұрын

    ኤረትራ ኩሉ ዓይነት ምሁራት አለዎ እንታይሞ

  • @luhciatekle2142
    @luhciatekle21424 жыл бұрын

    Eritrean we need to open the door that all right now.

  • @yabb5740
    @yabb57404 жыл бұрын

    ጽቡቕ እዩ ናይ ሎሚ ብፍላይ ሓደ ነገር ገሊጽኩም ኣብሪህኩም ኣሰየ ዘብል እዩ ምኽንያቱ እቲ ጉልባብ ኮይኑ ምስ ወያነ ወያነ ክበሃል ዝጸንሐ ሎሚ ኩሉ ገሊጽክምዎ ካሊእ ግዜ እውን ግለጽዎ እሞ እቲ ህልው ዝኾነ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምድና ኩሉን ህዝቢ ክፈልጥ ፈሊጡ ኣብቲ ናይ ሓባር ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ ጸላኢ ንምጥፋእ ኩሉ ይፍለጥ ይረዳእ ይበገስ ከዓ።ህዝቢ ጠፊኡ ጽኒቱ እንታይ ተሪፉ ኩሉ ምፍልላይ ናይ ህግደፍ ዕላማ እዩ።

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane84594 жыл бұрын

    ኣዝዩ መሳጢ ሕቶን መልስን ኢዩሞ ቀጽልዎ።

  • @SamsungJ-vl9wr
    @SamsungJ-vl9wr4 жыл бұрын

    ናብታ ሕቶ አለኦ በጃኻ

  • @shemutesfagabr4835
    @shemutesfagabr48354 жыл бұрын

    Hizbi eritrea misakum yelen hizbi eritrea eti zedliyo mengisti hizu alo. Nihna hizbi eritrea mis weyane tetsegiu zmetsna qendi tselaina mikanu ena nfelit.mis tselaina ziteararekin zihabirn kab weyane felina ayknrion ena.sham on u guys. Haki entehalukum weyane kabti hizwo zelo meret eritrea kwetsie zeythatu.weyane bahri zelewa Abay Tigray kfetru dilyet alewom nskatkum win thigzwom alekum.Entay eu gerukum hizbi eritrea misti tmaltima zedmeyo sirat tetsegiekum quslu thakwo.

  • @ablantebisrat5741
    @ablantebisrat57414 жыл бұрын

    መጀመርያ ንኩሉኩም ኩቡራትን ጀጋኑን መራሕቲ ውድባት ከምኡ ውን ጋዜጠኛታትን መንእሰያትን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ከመይ ኣለኩም ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብምቅጻል ኣነ ከም ደጀን እዚ ሓሳብ ናይ መስፍን ሓጎስ ናይ ብሓቂ ክድገፍ ዘለዎ እዩ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ክንድግፎን ክንስዕቦን ጥራይ እዩ ዘለና ማለት ዘረባ እንተ በዝሐ ትጉም የብሉን እቶም ሓደን ክልተን ዝዝረብ ዘሎ ዘረባ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ጸየቅቲ ምዃኖም ክንፈልጥ ኣለና ጥራይ ምውሳን መራሒ እዩ ዘድሊ ዘሎ እምበር መንእሰያት ድልዎት ኢና

  • @domenicopalladino8484
    @domenicopalladino84843 жыл бұрын

    Eritrea borders with whom? with Afar and with Tigray if Afar is Tigray and Eritrea they work together 🥃 it becomes an interesting thing 🤔 for All 3 really strong states working well with Afar there is a great 🙌 Return develops in a short time !!! ’

  • @smretgere254
    @smretgere2544 жыл бұрын

    Lewiti nay hizbi eritrea zeydeli nezi tebgso ezi zeydgf hgdef u selezi nhgdfe woga aytihabwo

  • @deregeabay4735
    @deregeabay47353 жыл бұрын

    Well if the opposition working with woyane what is the problem for demarcation ? !!!!!!peace

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane66684 жыл бұрын

    To my surprise ato Negash Osman you were telling us that you were there since twenty years how could this happen if you had not clear understanding and openly discussed with TPLF dared to stay there. I think scratching past differences is not going to help us. We must see the future.

  • @meleygide688
    @meleygide6884 жыл бұрын

    thank you abotatna bhaqi mahari hanaxin conference semina hji nay bhaqi nabti qendin nay habar ELAMANA namrih alena AMLAK dma khgzena eyu bqinina bxuruy lbi trah enda tedegagefna enda tekebaberna nsegum thank you for ERISAT also by

  • @nassermohammed1611
    @nassermohammed16114 жыл бұрын

    There are enough number of intellectuals however need leaders to distribute duty and responsibility.

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26494 жыл бұрын

    That’s true👍🙏🏽❤️

  • @wedihagos5774
    @wedihagos57744 жыл бұрын

    Ajokum wegenatey 🤝👏🙏👏🤝

  • @thedave9749
    @thedave97494 жыл бұрын

    ወያነ ትብል ደርፊ ቀንዲ መሳርሒት እሳያስ ያ ነዚ ሓጹር ምፍራስ ተተሰሪሑሉ ዕድመ እሳያስ የብቅዕ

  • @jemalasamed6912
    @jemalasamed69123 жыл бұрын

    Zereba aybzah kab eiseyas zkefie yelen

  • @harhentube7150
    @harhentube71504 жыл бұрын

    "ኣነ ሓንቲ ኤርትራ ኢየ ዝኣምን" ከም ቀደምና ሓቢርና ንሃገርና ነጻ ነዉጽእ። ከፊላዉን፡ ፋላላይን ዉድባት ሕጂ ግዚኡ ኣይኮነን። እንተ ሓቢርና ጥራይ ኢና ን ኢሰያስ ንስዕሮ። ኢሰያስ ነዚ ሕብረትና ፈሪሑ ኢዩ ኣብ ሞንጎና እንዳ ኣተወ ክፋላልየና ዝጽዕር ዘሎ።

  • @maekelekefela2183
    @maekelekefela21834 жыл бұрын

    Naybehaqi ewanawi aresta hienog ketslwa berteau ajokom

  • @molemme3168
    @molemme31684 жыл бұрын

    I want to donate to refugee in sudan

  • @lielitisolomon2043
    @lielitisolomon20434 жыл бұрын

    Btami tsbuk hasab ketslo erisat kabzi naleli.

  • @amelsiraj2872
    @amelsiraj28724 жыл бұрын

    Kab meskatemu si viva isu::

Келесі