ERISAT: Hard talk || ኣብ ውሽጢ ን 22 ዓመታት ቅዋም በየን ትርከብ ኢለ ሃሰስ ክብላ ጸኒሐ!

Welcome to Erisat (Eritrean Sattelite Television).
Join this ERISAT channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
#ERISAT #ERITREA ERISAT #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 28

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j25 күн бұрын

    ክቡር ሓውና መምህር ስዩም፡ ናይ ዕርቅን ሰላምን፡ ሰናይ መልእኽቲ ሒዝኩም ምምጻእኩም ኣድንቖተይ እገልጽ። ብምቅጻል፡ ናይ ውድባት ስምረት፡ እወ ንጻላኢና ንምእላይ ኣገዳሲ ሓይሊ ኢዩ። መንእሰያትና ግን ብኸፊል ሓቢሮም እስግሙ ስለ ዘለዉ፡ ሕጂ ግርም ምባል እዋኑ ኢዩ ዘድልዩም። ምስ ደገፍቲ ህግደፍ ክህልወና ዘለዎ ርክብ ግን፡ንጹር ርድኢት ሒዝኩም እንተትቀርቡ ኣብ ምድሪ ዝዓለበ ማይ ምኾነ፡ ጉዳይና ጉዳይ ቀታልን ተቀታልን ኢዩ። ብሕግን ሕጋውነት ጥራሕ ኢዩ ክፍታሕ ዘለዎ። ስለዚ ኣብቲ ፕላን ''A'' ኣቲኹም ናይ ዲፕሎማስያዊ ስራሕ ክእለትኩም ከተበርክቱ ንምሕጸን። ክብረት እሃበልና።

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael72927 күн бұрын

    ብሓቂ ረዚን መልእኽቲ፤ የቐንየልና። ኩሉም ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ፣ ለባማትን ምሁራትን ሓደ ንኹን በቲ ዘሰማማዓና መሪሕነት ነቑም ኢሎም ካብ ዝልሙኑና ዘመን ክኸውን ቀሪቡ። ብጀካ ይኣክል ምስ ውሑዳት ልፍንታዊ መሪሕነት ዘቖሙ ካልእ ውድብ ይኹን ምንቅስቓስ ብዛዕባ ሓደ ሃገራዊ መሪሕነት ንምቛም ተበግሶ ኣይረኣኹን። ብርጌድ ንሓመዱ በዚ ተበጊስዎ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ተዓዊቱን ጸቕጢውን ጌሩዩ ማዕረ ማዕሪኡ ንኹለን ውድባትን ምንቅስቓሳትን ሓደ መሪሕነት ክቐውም ጸቕጢ ክገብር ኣለዎ።

  • @zmstudiochannel
    @zmstudiochannel27 күн бұрын

    ክቡር መምህረይ ካብቶም ዝፈትዎምን ዝኣምነሎም መምሃራነይን ስዩም ፍስሃየ። እንቋዕ ገጽንገጽ ኣረኣኣየና! ካባኻ ብዙሕ ክንመሃርን ኣብ ንፍትሒ ንዝግበር ጻዕሪ ዉን፥ ዓቢ ተራ ከም ተጻዉት ርግጸኛ እየ። ኣጆኻ ጥራይ🎉🎉 ምኽንያቱ ብጣዕሚ ቀሊል ሰብ ከምዘይኮንካ ስለዝፈልጥ እየ።

  • @mikeberhane
    @mikeberhane28 күн бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መልእኽቲ የቐንየልና መም. ስዩም።

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay28 күн бұрын

    Pleasant conversation! Excellent message! BRAVO, memher Seyum! Thank you and keep it up!

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo28 күн бұрын

    መምህር ስዩመ ድምጽኻን መልእክትኻን ክስምዕ፡ምብቕዐይ ናይ ብሕቂ የመስግነካ።ኣብ ቕዋም ዘለካ ኣመለኻክታ ብጣዕሚ የድንቆ።ብዘይ ቕዋም ንስጉሞ መንገዲ፡ከመዘየለ ብወገነይ ብሩህ እዩ።እቲ እንኮ መነገዲ ንሰላማዊትን ፍትሓዊትን ኤርትራ ንሱ ጥራይ እዩ። ሽፍታ ዝብሃል እቲ ብሕጊ ዘይግዛእ እዩ። ኣብዚ ዘለናዮ ኩነት ነቲ ያገራዊ ባይቶ ዘጽደቆ ቑዋም እቲ፡መራሒ ሃገር ብምሕሳሙ ሸፊቱ ጥራይ እየ ዝብል።ንሕና ከምህዝቢ ነታ ቁዋም ኣልዒልና ዝባን ሕጊ ክንብል ብዘይምኻልና ድማ፡ማዕረ እቲ ሽፍታ ኢና ከምህዝቢ ሸፊትና ኢለ ይኣምን። ኣብቲ ገብሮ ቓልሲ ብፋላይ ንቅዋም ዝምልከት ክስዕበካ እየ።

  • @nayzghieweldehans6076
    @nayzghieweldehans607628 күн бұрын

    Thanks Memhir. Thanks for the three messages. Very well formulated words. You are such a wise person. May God continue to bless you.

  • @hailuweld
    @hailuweld27 күн бұрын

    girmayelias ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ንመንእሰያትን ንመላእ ሕብረተ ሰብ ሓቂ እናማሃረት ብፍትሒን ብፈራሔ እግዚኣብሔር እትመርሕ ቤተ ክርስትያን እያ። ንሰብ ብጉጉይ መንገዲ ትመርሕ ኣይኮነይን ንስካ ዘይኮንካ ተግባራታ ይምስክረላ።

  • @AGH2-79
    @AGH2-7929 күн бұрын

    We trust in God❤❤❤❤❤❤ my dear teacher sium nice to see you I'm so glad to hear such a good idea .

  • @gabrielamicaelcahsai8650
    @gabrielamicaelcahsai865027 күн бұрын

    ጹብቅ፡ተበግሶ.ኣምላክቢቅ.ይሃጊስካ.

  • @berihgebremariam9020
    @berihgebremariam902029 күн бұрын

    ጽቡቕ መልእኽቲ

  • @user-pi5fn5dl7i
    @user-pi5fn5dl7i24 күн бұрын

    ኣየ ኢሪትሪን ነዛ ቃልሲ ብርገድ ንሓመዱ ንምብታን አሪ ሳት ዘይትምህዞ የብላን ጥርዚ በጺሑ ዘሎ ቃልሲ ከመይ ገርና ነዕውቶ ንደራዓዮን ገድፍካስ ናብ እግሪ ተክሊ ክመልስዎ ሸያብ ልኢኮም ዝሰምዓካ ተረክብካስ ዓንገረር በል ንዞም መናእሰይ ግደፍዎም ተክእልኩም ደግፍዎም

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey958226 күн бұрын

    REGIME CHANGE REGIME CHANGE REGIME CHANGE IN ERITREA

  • @beyenekelati8070
    @beyenekelati807028 күн бұрын

    ክቡራንን/ትን ኤርትራውያን፡ ቅድሚ ዚኣገረ ምስማዕ እዩ'ሞ፡ ንመልእኽቲ መም.ሥዩም ንስምዓዮ።

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom171828 күн бұрын

    Kab eritra tselot kngebrollom mish !

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene358322 күн бұрын

    እሪ ሳት የምጽኣዮም ካልእ መድያ፣ ኣብቲ ቁም ኑገር ናይቲ መልእኽቲ ኢዩ ኣገዳሲ ኣዝዩ ብሉጽን እዋናዊን ጻውዒት ኢዩ ንኹሎም ተቓለስቲ።

  • @girmayelias2291
    @girmayelias229128 күн бұрын

    ናይ catolic ኣኹላምስካ ኤድምካ ሙሉአ ንዚ መንስኣይ ሕማቅ ኣይምራሕ.

  • @abdallahismail7055
    @abdallahismail705527 күн бұрын

    11:46 Memher siubiuki zerayjba

  • @bereketgebresilassie
    @bereketgebresilassie27 күн бұрын

    ጽቡቕ ሓሳብ ዩ ኣያና መ/ ስዩም ግን ነጺርካ ዶ ኣለኻ ምርግጋጽ ከድሊ ዩ

  • @anditkifle2052
    @anditkifle205228 күн бұрын

    How can I get Teacher Sium‘s Telephone please!

  • @BABa-bq6jh

    @BABa-bq6jh

    27 күн бұрын

    Contact me

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay527528 күн бұрын

    Haki eyu ajokum tray hade mialty alo

  • @nahikal1150
    @nahikal115028 күн бұрын

    Bhaki blux hasab hizka mexieka memhr

  • @abdallahismail7055
    @abdallahismail705527 күн бұрын

    Memhier siuom 9999

  • @hailuweld
    @hailuweld27 күн бұрын

    እዞም ህግደፍ እቲ ሓንጎሎም እንታ እዩ መሊኡ?

  • @user-xc4gv8iu1v
    @user-xc4gv8iu1v28 күн бұрын

    መም ስዩም- በልስ ከ ኣበይን በየን መገዲ ኢኻ ይሰምዖ ዶ ይከታተሎ ትብለና ኣብ ኣስመራ ኮይንካ-- መብራህቲ ድዩ ዘሎ ኢንተርነት--ትም ኢልካ ትሃልል። መጀመርያ ጋሻ ኢኻ ትም ኢልካ ነዚ ዘሎ ን ዝነበረን ሃዋሁው -ኣብ ኣስመራ ኮይናን ዘይንፈልጦ ዝነበርና ነገራት ካብ ዪትዩብ ስማዕ ኣዋህልል መጀመርያ ካብ ተቐዳዲምካ ዶሮና ናይ ዓድና ከይነገርፍካ ቅልቅል ውጥም ኣይተብዝሕ ከይሽምቡቡልካ ሞ ከይትስምብድ። ኣነ እካ ሓድሽ ነገር ኣይሰማዕኩልካን ከምዚ ንኹን ከምቲ ዝብል ጥራይ እዩ ዝመጽእ ኣብ ሜድያ ። ኣብ ዓዲ ዘሎ ኩነታት ከኣ ዒቕ ኢሉና ወላ ኣብኡ እንተዘይሃለና ብማዕዶ ብወንጭፍ ኣረኻኺቡልና ስለ ዝኮነ ኣብዚ ስደት ዘለና። ኣብ ደገ ዝኽውን ነገር የለን ካብ ውሽጢ ተዘይተበጊሱ ለውጢ --ትም ኢልካ ጥራይ ኣዋህልል

  • @buruhtesfa6054
    @buruhtesfa605428 күн бұрын

    ኣንታ ክንደይ ትዕንጅል ዕድመ ኣይምህረካን ድዩ :

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j25 күн бұрын

    ክቡር ሓውና መምህር ስዩም፡ ናይ ዕርቅን ሰላምን፡ ሰናይ መልእኽቲ ሒዝኩም ምምጻእኩም ኣድንቖተይ እገልጽ። ብምቅጻል፡ ናይ ውድባት ስምረት፡ እወ ንጻላኢና ንምእላይ ኣገዳሲ ሓይሊ ኢዩ። መንእሰያትና ግን ብኸፊል ሓቢሮም እስግሙ ስለ ዘለዉ፡ ሕጂ ግርም ምባል እዋኑ ኢዩ ዘድልዩም። ምስ ደገፍቲ ህግደፍ ክህልወና ዘለዎ ርክብ ግን፡ንጹር ርድኢት ሒዝኩም እንተትቀርቡ ኣብ ምድሪ ዝዓለበ ማይ ምኾነ፡ ጉዳይና ጉዳይ ቀታልን ተቀታልን ኢዩ። ብሕግን ሕጋውነት ጥራሕ ኢዩ ክፍታሕ ዘለዎ። ስለዚ ኣብቲ ፕላን ''A'' ኣቲኹም ናይ ዲፕሎማስያዊ ስራሕ ክእለትኩም ከተበርክቱ ንምሕጸን። ክብረት እሃበልና።

Келесі