𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: “ኣይግድሰንን’ዩ!” መስፍን ሓጎስ | ጉዕዞ ጉጅለ 15ን መወዳእታኡን፡ ብመስፍን ሓጎስ እንክጜወ ~ ሳልሳይ ክፋል

Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኀሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሜጢ ኀርትራ፡ ማእኚላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቎ለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኀሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኞት ብኹሉ ኀርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኀሪሳት፡ ህዝቢ ኀርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኜድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኜርዳእ፡ ንጜባሕ ሰላም ኚምጜእ ዘተ ኜካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቎ለቪዥን እያ። ኀሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኀርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኀርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትኚል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ኹም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኀሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስሚ፡ ኀርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቎ለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኜራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕሚሪ ኀሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኀርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኀርሳት፡ ኀርትሪ-ኹው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሞቕድቶ ተወብስሚሪ በለዲር ቎ለቭዥን ሳብ ግን። ኀሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኜሚሪ ኀርትራ፡ ናውክ ኀርትሪ-ኹዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኞላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተኚልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኾላ ይና መኾሊሰና ኣኚን፡ ይና ክድመትስኜር ካቢትኖ ጀሚብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق ؎عؚنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على ؚث ؚرامجها داخل الؚلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها ؚحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغؚين في دعم قناة (إري سات) الفضا؊ية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 83

  • @ERISAT
    @ERISAT7 ай бұрыМ

    𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ኢሳያስ ክውገድ ጥራይ እዩ ዘለዎ።” ጀ/ስብሓት ኀፍሬም | 1ይ ክፋል | kzread.info/dash/bejne/go6WzZOsabPVeto.htmlsi=q8cGkw5oR0up9IbN 𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: “እዛ ስሚይ ኣይመለስክዋን” ኢሳያስ | | 2 ይ ክፋል | kzread.info/dash/bejne/gHWLl497qaTQoc4.htmlsi=Ok8j2bdWha_Bwn2o

  • @efremtecle4234
    @efremtecle42346 ай бұрыМ

    ኣምባሳዶር ሕብሚት በርሀኾ ኣባል እዞም ጉጅለ 15ዶ ኣይኮነትን

  • @Mahlet162
    @Mahlet1627 ай бұрыМ

    ዹቕንዹልና ብርኜተይ። ኹም ኡ እንዳገበርኪ ድ ኣ ኣቕርብልና ንልቢ ክኟነና። ን ኣስተር ምስ ኩሎም ም ኣስርታ ኚኣ ገጟም ዚርእዚና ኣምላኜ ፈጣሪ❀❀❀❀❀

  • @MFish7980
    @MFish79807 ай бұрыМ

    Thank you, brother Beyene. For your brief presentation about G-15. Thank you also Erisat for broadcasting it!!

  • @tebeagasa7221
    @tebeagasa72217 ай бұрыМ

    Thanks kubur Tegadalay Mesfin Hagos sle kulu negerka kemeu wun Erisat 🙏❀❀💙💙💙💙

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha26907 ай бұрыМ

    Welcome Erisat

  • @segensegen962
    @segensegen9627 ай бұрыМ

    Good jobbe Eri sat

  • @user-hp7uj8qx7q
    @user-hp7uj8qx7q7 ай бұрыМ

    Amlak ywedalom

  • @ERISAT
    @ERISAT7 ай бұрыМ

    Join this channel to get access to perks: kzread.info/dron/uGl.html...

  • @jossytm6814
    @jossytm68147 ай бұрыМ

    👍🏌

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu58627 ай бұрыМ

    ኣቊና መስፍን ጅግና ቀፅለሉ .....

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    ርብቃ ጓል ትግራይ ( ክልተ ኣውዓሎ?) ብፀፀ ልባ ጠፊኡዋ 😊

  • @5.3mio58
    @5.3mio587 ай бұрыМ

    Zkeberkum eri sat bejakum n khaled abdu bbzhi nabzi medebkum amxulna

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    እሂ ደኣ ብዛዕባ ሜሬ ክጞውዚካ? ነገር ዓጋመ 😊

  • @5.3mio58

    @5.3mio58

    7 ай бұрыМ

    @@user-ls9oh7wr8m terewae 😂

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @@5.3mio58 ኀርትራዊ ክመስል ዂር ዝብል ዓጋመ ካብ ርሑቕ ኢና ነለልዮ 😊 እሞ ፍንፉናት፣ ኾመይ ይካዚድ ኣሎ እቲ ናይ ግብሚሰዶም ቢዝነስኩም?

  • @zegelilaaccount
    @zegelilaaccount7 ай бұрыМ

    ጎይቶት ህዝባዊ ግንባር !

  • @henokhaile8832
    @henokhaile88327 ай бұрыМ

    😭😭😭😭😭😭

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan55087 ай бұрыМ

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @TBEBAT
    @TBEBAT7 ай бұрыМ

    ኣሕ

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx7 ай бұрыМ

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j7 ай бұрыМ

    እንዲኞ፡ ካብ ባዓል መስፍን ሓጎስ ኮነ፡ ዶር፡ኣሰፋው ተኞስተ ዶር፡ዓንደብርሃን ሓቀይና ታሪኞ ክመጜእ ዝኞእል ተኞእሎ፡ ብጣዕሚ ጞቢብ ኢዩ፡ ታሪኞሲ ብሓደ ነጻ ኣካል ብዘይ ሻርነት እንክዝንቶ ኢዩ መልክዕ ዘለዎ።

  • @robielhaile7642

    @robielhaile7642

    7 ай бұрыМ

    Haki belka

  • @tsegaia2909
    @tsegaia29097 ай бұрыМ

    The Music It Don't Much With The Topics

  • @Cliques996
    @Cliques9967 ай бұрыМ

    ዘሕፍር ጾሊም ታሪኜ :ኹም ህዝብን ሀገርን ☠💀

  • @issackhadgu8566
    @issackhadgu85667 ай бұрыМ

    Bitaemi tsibuk ketsiliwo Erisat. Gin 15min wihida emsleni

  • @abielyirgaakab9221
    @abielyirgaakab92217 ай бұрыМ

    ኣነ ዝገርመኒ ሕጂ ምኒን ፣ እቲ ኣብ በሚኻ ዝሰርሖ ኣራዊት ውድብ እንድዩ ግዲ ዓዲ ዘጥፍእ ዘሎ። ንሱ ውን ተሓታቲ ኢዩ ኣብዚ ናይዚ ህዝቢ ብርሰት ኣጋጢሙ ዘሎ መዓት😢።

  • @user-td5fw8sn5k

    @user-td5fw8sn5k

    7 ай бұрыМ

    ትኜክል ምስቲ ህዝብና ዘጥፈአ ሜፍታ ስርዓት ክሻ ኢድ ኔርዎ እዩ ብግቡእ ውን ክሕተት እዩ::

  • @user-td5fw8sn5k

    @user-td5fw8sn5k

    7 ай бұрыМ

    @@user-tc7st1kv2n ሰብ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ገበን ተጌሩ ካብ ምሕታት ዓዲ ኣይውዕልን ወላ ውን ዓራት ይሓዝ:: ካልኣይ ኚኣ ኣውራ ደኣ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዘሎ እንዲኻ ትሓቶ ጾርፊ ኞኣ ኔው በሎ ሰብ ዝመሰሎ ክጜሕፍን ክሓትትን መሰል ኣለዎ መሰል ሰብ ኣይትግሃስ::

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    ኣቢዚል ጋዕጋዕ፣ ኣብ ኀርትራ ኔርካ፣ ገንዘብ ኣጠፋፊእካ ሃዲምካ? ነዎኻ ኣብ ጜርግያ ደርቢኻ ኣብዚ ክትወራዘ ትፍትን ኣለኻ? ርጉም ውላድ፣ ኣይሓልፈልካን ኢዩ።

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    7 ай бұрыМ

    @@user-td5fw8sn5k ሕጊ ንትኚል እሞ መጀመርያ ካብ ኡ እቶም ገበን ኣለዎም ዝበሃሉ ናብ ሕጊ ይቀርቡ። ብናይ መን ሕጊ ኢኻ ክትዳነ። እቲ ጾርፊ ዝበልካዩ ግን ይቅሚታ።

  • @abielyirgaakab9221

    @abielyirgaakab9221

    7 ай бұрыМ

    @@user-ls9oh7wr8m ሱቅ ኚተብሉና ኣይትሕሰቡ "ጉጅለ ሳይበር ህግደፍ ወይ ሳይበር ዓዲሃሎ"። እዚ cyber unit ናትኩም ግዚኡ ዝሓለፎ እዩ።

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe36077 ай бұрыМ

    እቲ ሜግር ባዕልና ኢና አዳሊናዮ ፣ ካብ ነብስካን ባህልካ ፣ቋንቋካ ክብርታትካ ክትሃድም ምድላይ አመና አሞጋሪ እዩ ፣ ኚምታ ንሕብሚተሰብና ዘታለልዋ መራሕቲ ሜዓብያ እታ ናይ ሐሶት ድርሰት ድማ ተማሊአቶም ኚይዳ ንዓና ድማ ለኪሞምና ። ካብዚ እንምሃሮ ድማ ነብስና መሲልና ምንባር እዩ ዘዋጜእ ።

  • @hgdefmendef1937

    @hgdefmendef1937

    7 ай бұрыМ

    👍👍

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    ሙሮ እዛ ትብላ ዘለኻ ተጋሩ (ምናዳ እቶም ምስ መንገሻ ስዩም መንገሻ ዝደናገጹ) ብዙሕ ክደጋግምዋ ኣስተብሂልና ኢና ቅድም ሕጂ። ካበይ ኢኻ? እንደርታ?

  • @mussieokbe3607

    @mussieokbe3607

    7 ай бұрыМ

    @@user-ls9oh7wr8m ወዲ መራጉዝ እዚ ። መንገሻ ስዩም ድአ ኚዳዕ ናይ ኚዳዓት እንድዩ ።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @@mussieokbe3607 እሞ ኀርትራዊ ኢኻ። ኣብ ባህልኻን ቋንቋኻን ክብርታትካ ኣለኻ!! እንታይ ደኣሉ እቲ ጾገም ትብሎ?

  • @mussieokbe3607

    @mussieokbe3607

    7 ай бұрыМ

    @@user-ls9oh7wr8m ጾገምና ድአ አብ ኀርትራ ዘሎ ንዘይፈልጩ ኀርትራዊ ኚናዲ ብሕማቅ አጣፋፍአ ጠፊኡ ፣አብ ትግራይ ዘሎ ህዝብና ድማ ንዘይፈጩ ኢትዮጵውነት ኚናዲ አብ ሜግር ወዲቁ ስለዚ መን እዩ ተሐታቲ ። ራእሲ መንገሻ ስዮም እንዲታይ ኹምዝገበሹ ዘክርዋ ። ስለዚ ሕብሚተ ትግርይና ተጋሩ ካብ ዘፈላልዹና ፣እቲ ብሐንሳብ ብሰላም ኚንብርና ዝክእል ይበዝሕ ።

  • @testagiorgisasgedom4735
    @testagiorgisasgedom47357 ай бұрыМ

    Why did he have to be able to leave the country no others?

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    7 ай бұрыМ

    Tigrinya hxret aleka, men ke kklklo

  • @millionbahta9166

    @millionbahta9166

    7 ай бұрыМ

    ​@@user-tc7st1kv2narkey nimintay hageru kedifu wexiu kibleka kolo ko misti znebero siltan mefthi nay shigr u kikewn neruwo mber kihadim ayneboron maletu u

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @tesfagiogisasgedom4735 Who told you others couldn’t?

  • @oneofakind3231
    @oneofakind32317 ай бұрыМ

    እዋይ ኣርካናትና ኣብዛ ሃገር ንዘንትእለት ስምኩም ንዘልኣለም ክኚብር ኢዩ

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan47317 ай бұрыМ

    ኩሉ ሃዶትዩ ኣብፍራንፎርት ኢዮም ፓስፖርቱ ኣህዶሞ ህክምናውን ብምስጢርዩ ኮነይሉ ኢሳያድ ዝመሃዞ ኢዩ ኩሎም ንሃገሮም ክምለሱ ኢዩተበሂሉነሩ ካብኡሃሊፉ ዋላውሚቀትካ ይሰሹዝ ንኣድኻ ክትምለስ ዝኜልክሎ ዹለን

  • @binyamtesfay6641
    @binyamtesfay664113 күМ бұрыМ

    ኩሎም ሓሰውትን ልቅማጻት ኢዮም እዚ ኩሉ ደም ናይ ይሕዋቶም ዘፍስስዎ ዝነበሩ ሓርበኛ ዑቅባጋብር ጜቡቅ ጌሩ ገሊጜዎ ሎ ኣብ መን ዩ ተዓዋቲ ትብል ዜማ ወዹ ዳኣ ኩሎም ለቅለቅቲ ኮይኖም እንበር ።።።ኞምዚ እንዳ በለ ጉጅለ ሱሳዓት ግድን ክኣትውዎም ኢዮም ንመዝመዝቲ ውሜጣውያን ጞላእትና ክኟኑ ዘይደልዩ ናትና ዘወርቲ ወንጀል ኣብ ልዕሊ ሓፋሜ ዝፈጾምዎ ጭፍራውያን መሳፍንቲ ምውቆዖም ዘይ ተርፍ ኢዩ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ልዕሊ መሬቶም ዝዛሕዝሕዋ ደም ‌‌‌ ናይ ኣሕዋቶም ይጾበይዋ እንበር ህዝባዊ ፍርዲ ዘሎ ኣብ ርእሲኊም⛓⛓🕹

  • @emunman1189
    @emunman11897 ай бұрыМ

    Senefat eyom eziom. Zihazka zeyblka hade azazi kfleserawit key hazka do neti etuw mis bela enda 72 kefris kelo. Sinkulan krishin kelo. Bayto bzey felto b beal wushu pilops geyru mircha 1997 b mismis Badme kunat kkeftu negiru keydu 45 000 menseyat Eritrea katfiu 😂😂😂 Temeliska do n hade mafya akeba giberlna quwom ytegber miricha Giberlna tiblo eka? Wey Shigutka gerka Tidefo wey kea mis hade azazi azazi brged tesemamika ab gezu wey bet xihftu keydo asirom ab qeydi ketiwuwo eu zigba . Gin poltica zifetu aymeslenin. Wey kea kemti abotatina ziblwo Eritreawi key qorihen key wesenen eu zitefie ❀❀

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham34707 ай бұрыМ

    ዘይሃሰብካዮ ርኚብ ኣይ መገም ኣይ ምርቃ ፥ንህና ኣሪትራውያን ሊአሊ 200፥000 ሺህ ሂወት ደቂ መሚት መስዋአቲ ናይ ቀያህትን ጞለምትን ሪኢና ዝሰኣናዮም ዚህዋትና ኣጥፊአና ነጻነት ጚውዮም ናብ ሚብህኊም ዝቀዚሩ ሰብ ዝመስሉ ኣጋንንቲ ንሚብሃ ክብሉ ኣብ በሚካ ብጟቶም ቀቢሮም ዝመጹ ፥ንሃደ በታኣባቢኡ ዝተበደለ ሳዲስት ሳይኮፓድ ኣሚመነ ዝኮነ ኢሳያስ ኣሚኖም ኣብ ጥፍኣትን መቅዘፍትን ምስዋርን መቅተልትን ብጟቶም ምንም ፍርሂ አግዚኣቢሀር ዘይብሎም ናይ በሚካ ኣውሚ ፥ሃገርና አታ ደቃ አትበልአ ድካን መናአሰይ ዘይብላ ባዶሜ ሃገር ገሮም ንህዝቢ ዝወለዶም ደቁ ብሃይሊ አናሃነቀ ሃገር ምሉአ ናብ መኣስኚርን ክሳብ 45 ኢስሪበታት አናስሚሀ ኣሪትራ ካብ ዲፕሎማሲ ገሊሉን ደቂ ሃገር በርጊጎም ኹምጠፍ ኡ አናገበሹ ፥ህዝብና ናብ ጜንተት ኣትዩ ክነብር ዝተፈርደ ፥ዝነብር ህዝቢ ኮይኑ ይርኚብ፥

  • @hgdefmendef1937

    @hgdefmendef1937

    7 ай бұрыМ

    Very well said

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @@hgdefmendef1937 wrong! This is the Woyane cadre narrative 😂 The poor idiot never accepted the Eritrean Independence !!

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b7 ай бұрыМ

    መስፍን ገበነኛ ሻዕብያ እዪ ንነብሱ ኮሓሒሉ ዝጜሓፎ መጜሓፍ ዝእመን መጜሓፍ ኣይኮነንን

  • @Kebiiiii

    @Kebiiiii

    7 ай бұрыМ

    ባኮ

  • @aronhidray69

    @aronhidray69

    7 ай бұрыМ

    ሓሰር ካብ ሓሰር ይወጜእ? 1970-90 ሙሉእ ስራዊት መሪሑ ዝኣተወ እካ እዩ!

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрыМ

    Esu mesfn ay falaleun eyom fek ay namnon ena hsot eu abytkiela anta metaleli nfelteka sudan mxika eka ko adanagrkana zgebrkyo gen da enty elkktzkro nskan esu hedegbn eu zlekum

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie29307 ай бұрыМ

    ዋላኳ ኣብ ልዕሊኩም ጚካንን ዘይፍትሓዊን ስጉምቲ እንተተወስደ። ንሳቶም ንባዕሎም ክንደይ በላሕቲ ዘሕቀቑ ገበነኛታት 'ዮም። ንሳቶም ንባዕላቶም ኢሰያስ ዝበሃል ቶኜላ ዝፈጠሩ፣ ንባዕሎም ተበሊዖም ንህዝቢ ኀርትራ ዘብልዑ ዘለው ድርባያት 'ዮም። ንሳቶም ንባዕላቶም፣ እዚ ሕጂ ዘሎ ህላወ ኀርቶራን ህዝባን ዝፈጠሩ ገበነኛታት 'ዮም።

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    7 ай бұрыМ

    ቀስ በል ውጜዕ ክንስኻስ ወጻዒ ኮይንካ ኣይትሚኞብ

  • @woldaislassie2930

    @woldaislassie2930

    7 ай бұрыМ

    @@user-tc7st1kv2n ንስኻ ኢኻ ቀስ ክትብልን፣ ትርጉም ወጜዓን ወጻዒን ክትፈልጥን ዝግብኣካ። ኣነ ሕጂ ውን ብኊኊም ዝወሹደኒ ውጜዓን ኣብ ልዕሊኩም ዝወሹደ ወጜዓን'ዹ ዝገልጜ ዘለኹ። እዚ ኚኣ ሓቂ'ዩ፣ ገበነኛታት 'ዮም።ንስኻ ኹም ጀጋኑ ክትርእዮም ግን ትኜእል ኢኻ።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @@woldaislassie2930 ንስኻ ናይ ትግራይካ ግበር! እዚ ንዓኻ ዝምልኚት ዛዕባ ኣይኮነን !!! በቃ ጊብሎቕሎቕ !!!

  • @woldaislassie2930

    @woldaislassie2930

    7 ай бұрыМ

    @@user-ls9oh7wr8m 😂😂 ናይ ትግራዚይ እኮ'ዹ ዝገብር ዘለኹ፣ሜለት።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    @@woldaislassie2930 ዛዕባ ትግራይካ ኣለልካ ! ኣይትህደም ካብ ጉዳይካ ኹም ሓደ ድርባይ!!

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрыМ

    Mistreu tesarhu ms esu eu mesfn kay tdanageru

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    7 ай бұрыМ

    Suk Bel lekbat

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    😂😂😂😂

  • @tekiefsahayemedhanie583

    @tekiefsahayemedhanie583

    7 ай бұрыМ

    Dihul

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j7 ай бұрыМ

    ዝኞበርካ ኣቶ መስፍን፡ ህጜጹነት ናይ ኩነታት ብምስትውዓል፡ ምስ ብጟትካ ክትጜንበር ድላይ እንተኔሩካ፡ ካብ ኣመሪካ ናብ ኣስመራ፡ ዘይተጓዓስካ ግርዲፍካ፡ ንምንታይ ብጀርመን ክትዳናጕይ መሪጜካ?

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles46147 ай бұрыМ

    ዘይነበሚ፡ታሪኜ፡ኣይትንገሩና፡በጃኹም፡ምንጭ፡ናይዚ፡መንዩ፡እንተ፡ኢልኩም፡መስፉንዩ፡ክትብሉና፡ኢኹም።

  • @rufaelberhe7279

    @rufaelberhe7279

    7 ай бұрыМ

    ካብ መስፍን ንላዕሊ መን ደሊካ ኣንታ ድርባይ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw7 ай бұрыМ

    Abey nerka seb ms tzreblka hji ktzarb zhfr eu

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b7 ай бұрыМ

    ኣብ ዒራ ዒሮ ዘለው እሱራትን ሻዕብያን ንህዝቢ ኀርትራ ዘሳቅይዎ ዘለው ሻዕብያን ኣብ ደገ ዘለው ኹም መስፍን ሓጎስ ኹም ኣድሓኖምን ኩሎም ሻዕብያ እዮ ናይ ኀርትራ ስርዓት ናዚ ሂልትለራት እዮም

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    ይብል ሓደ ዝተናወጾ ትግራዋይ 😊

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b7 ай бұрыМ

    መስፍን ኢሰያስን ሓደ እዮም ገበኖም

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    ንስኻስ ኣበይ ዝወዓልካ ኮይንካ ኢኻ ብዛዕባ ገበን ትዛሚብ? ካብቶም ንገድሊ ኀርትራ ጟሎሎ ክለኜዩ ዝተዓሰቡ ሓደ ዲኻ?

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    7 ай бұрыМ

    እስኻ ውን ገበነኛ ኢኻ

  • @nakfa270
    @nakfa2707 ай бұрыМ

    Fake Erisat We know everything about g 15 more you

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j7 ай бұрыМ

    እንዲኞ፡ ካብ ባዓል መስፍን ሓጎስ ኮነ፡ ዶር፡ኣሰፋው ተኞስተ ዶር፡ዓንደብርሃን ሓቀይና ታሪኞ ክመጜእ ዝኞእል ተኞእሎ፡ ብጣዕሚ ጞቢብ ኢዩ፡ ታሪኞሲ ብሓደ ነጻ ኣካል ብዘይ ሻርነት እንክዝንቶ ኢዩ መልክዕ ዘለዎ።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    እዛ ትብላ ዘለኻ፣ ስቕ ኢልካ መደንቆሪ ዓጀውጀው ኢያ። ታሪኜ ብገበርቲ ታሪኜ ይትሚኜ፣ ተመራመርቲ ታሪኜ ድማ ንዕዑታት ብምውካስ ናብ ሓደ ታሪኻዊ ኚይዲ ብምጜጋዕ ትርጉም ይህቡዎ።

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j7 ай бұрыМ

    ዝኞበርካ ኣቶ መስፍን፡ ህጜጹነት ናይ ኩነታት ብምስትውዓል፡ ምስ ብጟትካ ክትጜንበር ድላይ እንተኔሩካ፡ ካብ ኣመሪካ ናብ ኣስመራ፡ ዘይተጓዓስካ ግርዲፍካ፡ ንምንታይ ብጀርመን ክትዳናጕይ መሪጜካ?

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    7 ай бұрыМ

    እዚስ ሕቶ ምዃኑ ድዩ?

  • @Liz-nx2br

    @Liz-nx2br

    7 ай бұрыМ

    It’s called Transit

  • @Liz-nx2br

    @Liz-nx2br

    7 ай бұрыМ

    🀊🏜‍♀

Келесі