ዝወጸ መግለጺ ልምዓት ኤርትራ| ሓላፊ ተቐቲሉ ኢትዮጵያ| ክኣሊየኒ ዝኽእል የለን ባይደን ሓደሽቲ ዜናታት 05-07-2024 @E4E

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA
#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

Пікірлер: 8

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion77854 күн бұрын

    Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 ✊✊✊✊✊✊🙏🙏🌺👍✅✊👍👍👍👍

  • @edenkidane1625
    @edenkidane16254 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @erishekor
    @erishekor4 күн бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @freweynihaile5806
    @freweynihaile58063 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @fili78
    @fili784 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Dermas2024
    @Dermas20244 күн бұрын

    ብጃኻትኩም ኣብ ኣመራርጻ ኣርእስትታት ጥንቃቐ ኣዘውትሩ። ንኣብነት፥ "ኤርትራ - መግለጺ ብዛዕባ ልምዕት ፥ ኢትዮጵያ - ዝልዓለ ብዓል ስልጣን ተቐቲሉ፥ ኣመሪካ - ፕረዝደንት ባይደን ኣይእለይን እየ ይብል ፥ ወዘተ.

Келесі