ሳዋ ምድላዋት ተጻፊፉ፡ ምብጻሕ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ኣብ ስግኣት ኢና ዘለና ትግራይ ሓደሽቲ ዜናታት 09-07-2024 @E4E

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA
#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

Пікірлер: 11

  • @dana.j9062
    @dana.j906214 күн бұрын

    Always proud and privileged to be an Eritrean ✨️ 🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🐪🕯🙏✨️

  • @sarajoh313
    @sarajoh31314 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet704814 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fx1ch5uz1k
    @user-fx1ch5uz1k14 күн бұрын

    ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h14 күн бұрын

    Força ❤❤❤

  • @user-eo7ix7zr4h
    @user-eo7ix7zr4h14 күн бұрын

    Selam deki arey jegane ❤❤❤❤❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane309314 күн бұрын

    አንታ በጃኩም በሰአም በሉ እቱም ገበርቲ ኩፍእ ተጋሩ ንሐዋትኩም ክትእምጹ ክትቀትሉ በአሉ ጌታ ክፈርደኩም እዩ ብርቱእ ጸሎት ግበራ እተን ደቂ አንሰትዮ መሰደመም

  • @mr.k9791
    @mr.k979114 күн бұрын

    Aby will fix peace in Sudan🤣

Келесі