ዑደት ኣብ ዓስበ ፡ ሰደድ ወርቅን ኤርትራ : ጌታቸው ዝበሎ ሓደሽቲ ዜናታት 10-07-2024 @E4E

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA
#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

Пікірлер: 17

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu505314 күн бұрын

    እልልልልልልል ይግባአ እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h14 күн бұрын

    Força

  • @sarajoh313
    @sarajoh31314 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray880414 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @astermogos3105
    @astermogos310514 күн бұрын

    ❤.....

  • @MesghenaTekie
    @MesghenaTekie14 күн бұрын

    Welcome deki.era

  • @yuel8254
    @yuel825414 күн бұрын

    Eritra Hagerey. Lemlmley. Lemlem. Kunley 💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari740914 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yuel8254
    @yuel825414 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yuel8254
    @yuel825414 күн бұрын

    Hdlejnatat Hagerkum Hnazorkum. Trehus. Alokum 💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷

  • @downdownw7374
    @downdownw737414 күн бұрын

    🇪🇷🌹❤️🌷🌷❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum501614 күн бұрын

    Temsgen eritrea zegea meherti tehafes ala wow 🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷Elllllllllllllllllll🎉🎉🎉

  • @dana.j9062
    @dana.j906214 күн бұрын

    ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን እዩ።🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏

  • @SamuelTesfankiel-po2ey
    @SamuelTesfankiel-po2ey14 күн бұрын

    Kemay enda zelka da eka teared zarky ❤❤❤😅😅😅

  • @elsanerayo2213
    @elsanerayo221314 күн бұрын

    ኤረ ሃገረይ ለምልምለይ።

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema932714 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі