EMNA1 ቃለ መሕትት ምስ ኣባል ቀታሊት ተጋደልቲ ፋሉል ዝነበረት ቦጦሎኒ ማሕሙድ ዲናይ 1ይ ክፋል ተጋ ነበር ፍስሃየ ቀሺ ልኡል ERITREAN HISTORY

EMNA1 ቃለ መሕትት ምስ ኣባል ቀታሊት ተጋደልቲ ፋሉል ዝነበረት ቦጦሎኒ ማሕሙድ ዲናይ 1ይ ክፋል ተጋ ነበር ፍስሃየ ቀሺ ልኡል ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 123

  • @kibromsamuel9608
    @kibromsamuel9608Ай бұрын

    ወዲ ቀሺ አበሳ ጽቡቕ መደብ መዲብኻ ተዓወት ተዓወት ሐውና ጋዘጠኛ ኤፍራም ነመግነካ 💚❤️💛💙🇪🇷

  • @Ourvision971
    @Ourvision971Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤ history has to be told to all Eritreans, thanks, Efrem gedeye❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @user-kk7dl9ow1w
    @user-kk7dl9ow1wАй бұрын

    ኤፍ ሐወይ ናትካ ኩሉ መንነተይ ስለ ዝኾነ ጎደሎ የብሉን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🕌🙏⛪️🙏💪💪💪💪💪💪🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RelTron-sn5we

    @RelTron-sn5we

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kf5qh2ph1n
    @user-kf5qh2ph1nАй бұрын

    ማሕነቕቲ ብስልኪ ውን ነይሩ ኢዩ አብ አስመራ ዘይተገብረ የለን ዘይተነግረ የሎን። መማህርተይን ምቃልስተይ ብሐንስብ አብ ማዓስክር ስዉእጣህር ማሐመድ ስርያ ኡላ። ክብረት ንዝተሰዉኢ ብጾትና ንሙሉእ ተቃላሰይ ንናጽነትና ደሙን ዓጽሙን ዝኽፈልን ነጽነት ዘውሐሰልና። ኩቡር ብጻይ ሚኪ ቺና ብሰላምን ጥዕናን እብ አስመራ የራክበና ምስ ኩቡር ወዲ ግደ ክብረት ይሃብካ ብጻይና ዘራከብካኒ።

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906Ай бұрын

    መርሓባ ሓበነይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LetekidanKeleta
    @LetekidanKeletaАй бұрын

    ብጣዕሚ ኦተቅርቦ ኤፉሬም ሐውይ ጂግና ኢኻሞ ኽትቅጹሎ ይምነ ዕድመን ጥዕና ን ይሚኔልካ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785Ай бұрын

    Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 999999999 Nizehleme Eritrea 🇪🇷

  • @Hzbawit
    @HzbawitАй бұрын

    Sened Tarikhna Meazn Waltana⏰📚✍🏾💃🕺🏽🐪💝🚅🚵🏾 Yoqeniyelna buluts Gazethena Mr Efrem🌼

  • @user-oi9kf6qc4o
    @user-oi9kf6qc4oАй бұрын

    ኤፍሬም ሐንቲ ማይክሮፎን ድያ ዘላትካ ክሳብ ዝረክበካ በጃኻ ነዚኣ ኣማሐይሻ

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962Ай бұрын

    የቀንየልና EMNA ውሕስነት ሰላም ብመከተ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitfoto
    @senaitfotoАй бұрын

    Eritrawnet Kubur Meninet 🇪🇷 ❤️

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249Ай бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ! ✊🏿🇪🇷🐪

  • @kidantekle2443
    @kidantekle2443Ай бұрын

    Please like, share and subscribe

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4EritreaАй бұрын

    ኤፍሬም ብቲ ኩሉ ተቕርቦ የቐንየልና ንሓውና ፍሳሃየ ቀሺ ካኣ እንቋዕ ዳሓን መጻኻ ነዚ ከተዘንቱ ዘብቅዓካ ኣምላኽ ይመስገን🙏💪👍🇪🇷❤🇪🇷🎊🌟🎉🎊🌟🎉🎊🌟🎉

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910Ай бұрын

    ወድቀሺ ናይብሐቂ አብ ተጋድሎ ሐርነት ጀብሃ ክሳብ ሕጂ ብዙሕ እቲ ሕማቃ አይተነግረን ዘሎ ።ከመይ ዝመሰሉ ሐዊሐዊ ዝጨንዉ መንእሰይት ኤረትራ ብቡዙሕ ቁጽሪ ጀብሃ አጥፊአቶም እይ እቲ ዘሕዝን ክሳብ ሕጂ አይተነግረን ዘሎ።

  • @EriSahooentertainment
    @EriSahooentertainmentАй бұрын

    በጃካ ኣይትቓረጽልና ❤❤❤❤❤❤ እንተኮይኑ መዓልታዊ ኣቕሪበልና ታሪክና እዩ ስንቕና !! ወዲ ሳሆ ካብ ጀርመን ዓውት ንሓፋሽ ❤❤❤ ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452Ай бұрын

    ደቂ ሪመይ ሰሱኑለይ ዓይኒ አባይኩም ይደፊን ታሪክና ክንፊልጥ ስለ ዝሐገዝኩሙና ክብሪ ይግባአኩም እዮ ሩሑስ ባዓል ረዚን ናጽነትና አብቃዓና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374Ай бұрын

    ታሪኽ ናይታ ቀንጻሊት መንካዕን የሚንን ኣሃዱ ናይታ ነውራም ህ.ግ ከ ተምጽኣልና ዲኻ

  • @anngreen3106
    @anngreen3106Ай бұрын

    The story fits my late brother's first ever war . Commandes were dressing up like Tegadalay threw approaching the Tegadelti & threw a hand granade. The bomb missed my brother but others got injured behid him. He was left for dead because of smoke from Hawen became unconscious When you telling the story i was expecting you to the same word what my brother told me when he was sent to get rest after he became very ill

  • @abessamaria4155
    @abessamaria4155Ай бұрын

    Well come deke rimey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390Ай бұрын

    Selam..deki..erey ❤❤❤❤

  • @nohisack7796
    @nohisack7796Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍👍👍

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788Ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ዓወት ንሐፋሽ

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209Ай бұрын

    ፍስሃየ! ናብ ናይ ቅድሚ 49 ዓመታት ዝነበርናዮ ኣዘኪርካና። ወዲ ግደ ነዚ ታሪኽ ንኽትረኽ ስለዝገበርካ የቐንየልና።

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899Ай бұрын

    ❤❤❤🎉thank you!

  • @ghirmai877
    @ghirmai877Ай бұрын

    🇪🇷🔥🇪🇷❤️🇪🇷🔥🇪🇷❤️🇪🇷🔥🇪🇷

  • @huruyyemane2315
    @huruyyemane2315Ай бұрын

    ጸሃየ ገብርሂወት ኣስመራ ኣሎ።

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689Ай бұрын

    Welcome

  • @dl4055
    @dl4055Ай бұрын

    Kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,waga natsnet ezi eyu, Ezom ab dege konkum jeganuna ,swatnan ttserfu zelekum,natsnetna,teshkaelulu, Weylkum,

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3bАй бұрын

    Kbren mogsen njegnuna wetru awet Nhafash wdket nkdat🇪🇷🇪🇷 ❤️❤🙏🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749Ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750Ай бұрын

    Kab bsul tre terekibka 🙏🙏🙏 keysnd abeyenay gize lulawnet abwhas msau dma eta amel entay gere nezia bko rekibom agamen ms ezom zxeqelom ayashu akobom emni zdrbyulu gize

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520Ай бұрын

    Merhaba Deki Eriay jigenu Awet Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐

  • @yonasbokredingil5008
    @yonasbokredingil5008Ай бұрын

    🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258Ай бұрын

    Jeganu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436Ай бұрын

    ❤ 🇪🇷 🎉

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88Ай бұрын

    As always, best program.❤❤🎉

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4kАй бұрын

    መክረፎን ከሊተ ኢንተ ተገብረዉ ጾቡቅ ሞኮነ ንይሮ ኢንተ ኢት ታሪክ ምቅራብኩም ጾቡቅ ታረክ ገድሊና መውዳደርቲ የይቡሉን ከነገር ካኣ ኣለዉ ኢማ ካኣ የቀነይልና ❤

  • @melaketk2389
    @melaketk2389Ай бұрын

    🎉🎉❤❤

  • @afromama9089
    @afromama9089Ай бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @yuel8254
    @yuel8254Ай бұрын

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459Ай бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-rv9mv3pz1q
    @user-rv9mv3pz1qАй бұрын

    Ahhhhh He tells the old truth Ahhhhh Ahhhhh

  • @tintnohadgu1819
    @tintnohadgu1819Ай бұрын

    Merheba

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326Ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @abdatam8437
    @abdatam8437Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @haileberhe801
    @haileberhe801Ай бұрын

    🇪🇷❤💐👍

  • @melatstrass9787
    @melatstrass9787Ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamasefaw6738
    @abrahamasefaw6738Ай бұрын

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tintnohadgu1819
    @tintnohadgu1819Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tg8qq7lo6q
    @user-tg8qq7lo6qАй бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @wubettekeste8509
    @wubettekeste8509Ай бұрын

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽

  • @AfariMoranSleuthExportedSalt
    @AfariMoranSleuthExportedSaltАй бұрын

    ዕቩዳት አክላቫት

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes3140Ай бұрын

    BG Abrahaley kfle zbelo ktdegmo tesfa ygebr. Tv sened bHasewti ToQ abilatna ala.

  • @yakembrhaneandom5266
    @yakembrhaneandom5266Ай бұрын

    መርሓባ ኣነ ኣብታ ውግእ ነይረ ምናልባት ረሲዕካዮ ከይትኸውን እምበር ዓቢ ታሪኽ ዩ ተፈጺሙ ናይ ታ ARBG 7 ረሲዕካዮ ዲኻ ። ሓይሊ ምልእቲ 7 ብረትን ሓንቲ ኣርበጅ 7 እየን ነይረናና ።ብኡ መስረት ኣብቲ ውግእ ክይንሳተፍ ተኸልኪልና ።ግን ክቛጻጸሩና ኣይከኣሉን ዝኾነ ኾይኑ ኣማስያኡ ኣንሳሒብና ።እቲ ብረት ዘይምሓዝና ብረት ስለ ዘይነበረ እዩ ። ምናልባት ንወዲ ዓዋተ ዝበሃል ተጋዳላይ ሕቶ ኣቕሪቦምሉ ነይሮም እንተድኣ ትዝክር ኮንካ እቶም ኮለይሲ (ብረት ዘይዓጠቑ) ሃዲሞም ንስኻኸ ስለምንታይ ትሃድም ምስ ኣኢሎም ምስ ሓተትዎ ዕወት ወ ሞት ዝበሉ ውን ሃዲሞም ኣኢሉ መሊሱ።

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ሰላም ሓው እቲ ዝነበረ ኩነታት ብዙሕ እንድዩ ብሓጺሩ እየ ክገልጽ ፈቲነ እምበር ቅድሚ ንሕና ንበርገባቲ ምምጻእና ዝተገብረት ውግእ ብሰንኪ ስንፍና መራሕቲ ክንደይ ተጋደልቲ ተሰዊኦም ሬስኦም ኣብ ተሰነይ ተጸጢሑ ዊዒሉ ብሰንኪ ዘይብቕዓት መራሕቲ ሓይልን ጋንታታትን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ:

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    Ай бұрын

    ሓቦ! ለካ ወዲጣባ ውን ባኒ ተደመሮ ሻሂ ስለዝናፈቀ ኢዩ፡ ከም ስነጥበባዊ ኢስቲፋኖስ ናበስመራ ኣንሳሒቡ፡ ንምካኑ ኣቶ ፍስሃየ ዋርሳይ ወዲ ሳዋ እምበር ነዞም ኣረጋውያን ደቂጀብሃዓባይ ፈጺሙ ኣይመስልን ኢዩ😀 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @anngreen3106

    @anngreen3106

    Ай бұрын

    Story told by my late brother about IRBG 7 One AytaNti with is coverall climb over the N3 to safe a sack of coal(Feham) & became a victim of the IRBG

  • @anngreen3106

    @anngreen3106

    Ай бұрын

    My late brother accused his fellow Tegadelti for running away at that battle After that day he always used to say (jebha Hademti) He was a student of HSI gradec10 as well

  • @efremmebrahtu5830
    @efremmebrahtu5830Ай бұрын

    🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🦾🦾🦾🐫🐫❤️❤️❤️🇪🇷

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam4122Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle9988Ай бұрын

    ❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301Ай бұрын

    🇪🇷👍❤️💞

  • @sabahabtemicael5427
    @sabahabtemicael5427Ай бұрын

    ብሙጅሙሪያ ኒሙላእ ህዝቢ ኤርትራ ቢዚያዳ ስራዊት ምክልካል ዩሃና ❤❤❤❤ ዱቂ ኤሩይ ብምቅጻል ኤፕሬም ሃውይ እዛ ኣብ ላእሊ ስዲዱልካ ዙሉኩ ሊንክ ናይ ጅግና ሃዉና እስራር ኢብራሂም ኣብ ቱርኪ እቲ ጅግንኑቱ ስሉ ዙሕጎሱኒ ዩ

  • @dddwww1948
    @dddwww1948Ай бұрын

    እሾኽ መርገም እሾኽ ጀብሃ። ኣብ ቛሓይን ጀብሃ ካብ 1965-1980 ዝገበረቶ ግፍዒ፤ መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ኣፈልጦን እዩ።

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane1706Ай бұрын

    ኣብዚ ኣገለልጻ ናይቲ ዝተገብረ ኩናት ጌጋ ኣለዎ። ኣነ ካድር ናይተን ኣብቲ ቦታ ዝነበራ ሓይልታት እየ ነይረ።

  • @anngreen3106

    @anngreen3106

    Ай бұрын

    HE IS EXPLAINING BRIEFLY COME OUT TELL THE STORY DON'T BLAME HIM

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    እቲ እዋን ፈሊጥካዮ ኣለኻዶ ኣብ ቲ ከባቢ ቅድሚ ናብ ጉርሱብ ምምጻእና ዘሕዝን ኩናት ተኻይዱ ጸኒሑና እዛ ዝበልክዋ ኩናት ቁሩብ ትሓይሽ ብድሕሪኣ ድሕሪ ገለ መዓልታት ተጠርኒፎም ካብ ሃይኮታ ንተሰነይ ክኣትው ከለው ብዝሓሸ ኣጥቂዕናዮም ስጋዕ ኣርብዓ ዝኾኑ ሞይቶሞም ክልተ ኤምዋን ተሰሊበን ተሰነይ ከኣ መርድእ ንመርድእ ኮይና ስለዚ ኣረጋጊጸ እየ ዝ😮ዛረብ ዘለኹ ኣብኡ ዝነበሩ ብጾት እውን ኣብ ኣስመራ ኣለው ወደሓንካ:

  • @ghirmayberhane1706

    @ghirmayberhane1706

    Ай бұрын

    ኩናት ክልተ ግዜ ተጌሩ። ቀዳማይ ኩናት ብዕለት 25/9/1975 ኣብ ኣለቡ ነይሩ። ኣብዚ ኩናት ዓሰርተ ተጋደልቲ ተሰዊኢምና ጸላኢ ንዓሰርቲኡ ሬሳ ብጾትና ጎቲቱ ናብ ተሰነይ ብምእታው ኣብ ከተማ ጸጢሕዎም። ኣብ ካልኣይቲ ኩናት ሙሉእ ብረት ዓጢቅና ኣብ ወርሒ 11/75 ንጸላኢ ተዓዊትናሉ ኢና። ከምዚ ንስኻ እትብሎ ብረት ሃበኒ ክትኩሰሉ ዝብሃል ግዜ ኣይነበረን። ብጉቡእ ተዋጊእና ንጸላኢ ሲዒርናዮ።

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    @@ghirmayberhane1706 ሰላም እዚእትብሎ ዘለኻ ቅድሚ እታ ዝነበርክዋ ሓይሊ ንጉርሱብ ምምጽኣ ከም እተፈጸመ ሰሚዕናስ ከቢድ ሓዘን ተሰሚዑና ኣብ ተሰነይ ሬሳታት ተጋደልቲ ተጸጢሑ ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ሓደ ተጋዳላይ ድጏና ዝነበረ እውን ንሓደ ብጻይ ተወጊኡስ ክንዲ ዝውጽኦ ኣዳጊምዎ ዝበሃል ወረእውን ሰሚዕና ኣብኡ ስለዝነበርካ ሓቅነቱ ንስኻ ንገረና ሓንቲ ዝረሳዕካያ ግን ውግእ በርገባተ እቶም ንበዝሕ ናይታ ዝነበርክዋ ብዘይ ብረት ዋላ ቡምባ መቕተሊት ነብስና ዘይብልና እዮም የእትዮምና እቲ ዝበልክዎ ከኣ ልክዕን ዝተኣማመነሉን እዩ እቲ ዘተኮሰኒ ብጻይን እታ ዝተኮስኩላ ሴማኖፍ ከይተረፈት ብግቡእ ይዝክራ ምናልባሽ እታ ዝነበርካላ ሓይሊ ብረትነይርዋ ይኸውን እንተ እታ ተዓዊትናሎም ዝበልካያ ኩናት ግን ኣብ ሞንጎ ኣለቡን ተሰነይን እዩ ነይሩ ሽማ ረሲዔያ እታ ቦታ ልክዕ እዩ ኣብኣ ሓይልና ክልተ ኤምዋን ሰሊባ ርእየ ተሰነይ ምስኣተው ከኣ መርድእ ንመርድእ ኮይኖም ንዘክር ድኣ የቐንየለይ:

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    @@ghirmayberhane1706 ወደያ በርሀ እንተትድዉለለይ !

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706Ай бұрын

    ❤️❤️🙏🏽🇪🇷🙏🏽🙏🏽✅✅

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209Ай бұрын

    ቢብሲ, ካምሳ ወሰብዒን ረሲዕካያ!

  • @mitslalogbu2263
    @mitslalogbu2263Ай бұрын

    Yeret gizetege efireyom mewaelom abi kelesi zelegiwon zesakelen gedafika 4 amet zetegidale kelea metit megibakesi kegeremeni aterefen

  • @fessahayeloul9976
    @fessahayeloul9976Ай бұрын

    እታ ዝወጻእኩላ መዓልቲ ዕለት 23 ብግእዝ 31 ብፈረንጂ እዩ ነይሩ ይቕሬታ:

  • @abdulahi8301
    @abdulahi8301Ай бұрын

    ኣርእስቲ ???

  • @user-wv7gi6tx9p
    @user-wv7gi6tx9pАй бұрын

    ኢፍረም ግደ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርካ ገና ጉድ ኣሎ ህዝብና ክፈልጦ ኣለዎ

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen9551Ай бұрын

    ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክዕቀብን ክስነድን ኣለዎ እቲ ኣብቲ ግዝየ ዝነበረ ትውልዲ በሊሕን ጅግናን ተወፋይን ርሕርሑን እዩ ነይሩ እዚ ታሪኽ ምስ ነብሰይ ስለዘተኣሳሰርክዎ እቲ ዝነበረ ግዝየ ኣዛካኺሩንኒ ከምዚ ናትካ ተመሳሳሊ ታሪኽ እየ ኣሕሊፈ ልዑል መኮንነን 12 ክፍሊ ተመሃራይ እየ ነይረ ካብ ኣስመራ ወጺእና ምስተሰለፍና ኣብ ክልተ ምዔለሚ ነይርና ዓዲ ፈለስትን ዓደ ኣሕፈራን ኣነ ምስቶም ዓደ ኣሕፈራ እየ ነይረ ጸላኢ የስግእ ስለዝነበረ ካብቲ ቦታ ኣልጊሶም ናብ ሩባ ሕረት ዝበሃል ጫካ ሓቡኡና ዝነበረ ጥምየት ክነግረካ ኣይክእልን ክልተ ሰሙን ዝኣክል ሓንቲ ኩባያ ጥጥቆ ኣብ መዓልቲ እወሃበና ነይሩ ድሕሪ ቅሩብ ካብቲ ቦታ ንባርካ ወርድና ኣብ መገዲ ጥምየትን ማይ ጽምእን ከቢድ እዩ ነይሩ ብጽሓይ ብዘይ ዕረፍቲ ክንጉኣዓዝ ስለዘይለመድናዮ ከቢድ እዩ ነይሩ ኣብ ባርካ ዝምገብዎ ግዓት ቦጅቦጅ ዝበሃል ዘይለመድናዮ እዩ ኔሩ በቲ ዝነበረና ጥምየት ኣይገደፍናዮን ርብዳ ምስ ኣተና መግቢ ኾነ ሻሂ ክንረክብ ክእኢልና ኣብ ርብዳ ንሽድሽተ ወርሒ ዝኸውን ወተሃደራውን ፖለቲካውን ድሕሪ ምውሳድ ንታሕታይ ጋሽ ተመዲብና 50 ኢና ንኸውን ሓደ ካላሽን ዝሓዘ ገይሮም እዮም ሰድዶሙና ኣብቲ ጽርግያ ንቅኦርጸሉ ብኸባቢ ኣለቡ እዩ ነይሩ ጸላኢ እውን ብኾለኛታት ብዙሕ ምንቅስቃስ ስለ ዝነበሮ ተቃውሞ ከነስምዕ ጀመርና ሽዑ ካብተን ኣብቲ ኸባቢ ዝነበረት ሓይሊ ሓንቲ ጋንታ ነቲ ጽርግያ ከሕልፉና ህቦሙና ብድሕሪኡ ጉዕዘና ቀጸልና ውሕጅ ጋሽ ዳርጋ መሊኡ እዩ ጸንሑና ክንሰግሮ ስለዘለና ግን ትተሓሒዝና ነቲ ውሕጅ ሰጊርናዮ ኣለምትና ተዘክርካዮም ባል ሽፋ መቶ አለቃ ኪዳነ ኮማንድስ ዝነበረ ሓደ ኸኣ ዝኣቱ ዝብልዎ ውዑይ ዓላማይ ነይሩ እቲ ግዝየ ከምንዋሑ ዳርጋ ኹሉ ረስዔዮ መን እዩ እቲ ሐላፊ ዝነበረ ዓብዱ ዓብደላ ድዩ ረሲዕዮ

  • @user-wv7gi6tx9p
    @user-wv7gi6tx9pАй бұрын

    ዶንጒኹም ከማን እዛ ሰባብ ቦጦለኒ ምስ መራሒኣ ኣሕመድ ዲናይ ብደም ዝጨቀወ ዲናይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርኩም ኣብራሃም ማንጆስ ቦጦለኒ 444-ቦጦኒ 262 ኣብ 1977 መድረኹ ዩ

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209Ай бұрын

    ነታ ኦርኒክ'ሲ ነይሩ'ድዩ ኣይነበረን ዝበልካያስ, ካብ መጠን ንላዕሊ ኦርኒክ ምምዝጋብ ስጋብ ሰብ ዝጸልኦ'ዩ ነይሩ። ኣብ ጸዓዘጋ, ሃዘጋ, ባምቡቖ, ሑረትዑና, መንሱራ, ሩብዳ። እቲ ቀንዲ ነገሩ ግን ናይ ብሓቒ ናብቲ ዝጉቦኦ ቦታ ይበጽሕ ነይሩ እቲ ሕቶ።

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ሰላም እወ ሓደ መራሕ ፉሲላ ሓዲሽ ይመጽእ ትመልእ ብድሕሪኡ ትመልእ ኣበይ እዩ ዝኣቱ ነይሩ እንድዒ ንምባል እየ :

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ሰላም ሓው ኣነ እውን ከምኡ እየ ኢለ:

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ካብ መዓስ ድኣ ኢኹም ብዛዕባ ተጋደልቲ ጀበሃ ክትዳናገጹ ጀሚርኩም🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @solomonmosazghi9980
    @solomonmosazghi9980Ай бұрын

    እዚ ኤርተራዊ እውን ኣይኮነን፣ ባዕሎም ዛነታ ጽሒፎም ዝሃብዎ ትገራዋይ እዩ። ካቤናይ ሃገረሰብዩ መቦቆልካ ኣቶ ፍስሃየ ልኡለ ጳውሎስ? ወዲ ጾማቍት!

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ሰላም ኤርትራውነት ዝኣምነሉ ብተግባር ብዘለካ ዓቕሚ ነዛ ሃግር ኩሉ እትሓቶ ምግባርን ስጋዕ ሂወትካ ምኽፋል እዩ ኢለ እየ ዝኣምን እንተ እቲ ትግራዋይ ዝበልካኒ ግና ኣብዛ ምድረ ባሕሪ ናይ ሕጂ ኤርትራ ምኻኑ ንልዕሊ 700 ሸውዓተ ሚእቲ ዝኸይድ ሓረግ ወሎደይ ምዘርዘርኩልካ ኣድላይነቱ ስለዘርኣየኒ ግን ደሓን ሓቂ ምውሓጥ ግን ከድሊ እዩ ኤርትራዊ እንተኾንካ ብኣጋጣሚ እምበር ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ቃለመሕትት እውን ኣይነበረን እቲ ዝበልክዎ ኣዝዩ ንእሽቶይ እዩ ካብኡ ዝገድድ እዩ ነይሩ ሰሰናዩ:

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ሾርሞጥሞጥ ኣይትበሉ ናዕና ዘድልየና ናይ መንግስቲ ለውጢ ጥራሕ እዩ። ታሪኽ ከኣ ብዝጠፈሹ ካድረታት ዘይኮነ ብክኢላታት እዩ ክጽሓፍን ክዝንተውን። ህዝባዊት ኤርትራ ትምጻእ ሕጂ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ኣይትሕለም ኣብትግራይካ ለውጢ ኣምጽእ ሰብ ይውለድ ይሓልፍ እቲ ወርቂ ዝኾነ ስነ ሓሳብ ህግሓኤ ግን ንዘልኣለም ነባርን ቀጻልን እዩ ቅበጽ ::

  • @selam7603

    @selam7603

    Ай бұрын

    ​@@fessahayeloul9976sorry the dictator of ERITREA he is from tegray and he destroy ERITREA and ERITREANS 😂😂😂❤❤❤

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    @@selam7603 ኢሂ ንዓድኺ ክትወስድልና ደሊኺ እምቢ::

  • @selam7603

    @selam7603

    Ай бұрын

    ​@@fessahayeloul9976I am from ERITREA and you are saprter of the dictator you are not from ERITREA

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    @@selam7603 ok He is not from Nigeria wright .

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ጀበሃ ለንደን ማለት ከምዚ ንሓደሽቲ ተጋደልቲ ሻዓብያ ወጋሕታ ዝብልዎም ዝነበሩ ማለት እዩ።

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ክቡር ሓው ጀብሃት ለንደን ማለት ትርጉሙ ከምቲ ዝበልክዎ እዩ እንተ ሓደሽቲ ንምባል እንተኾይኑ መስተጂዲን ይበሃል ትርጉም ወጋሕታ ማለት ነጻነት ምስ ቀረበት ዝተሰለፈ ማለት ይመስለኒ እዚ ግን ኣብዝኾነ እዋን ዕድሜኻን ግዜኻን ምስ ኣኸለ ከተበርክት ትስለፍ ማለት እዩ ኣብ 1975 ግና ምናልባሽ ነቶም ድሩት ንቕሓት ዝነበረና ናጽነት ከይተዋጋእና ከይትመጽእ ንምነ ኔርና እንተ እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ግና እቲ መድረኽ ብግቡእ ይርድኦም እዮም ነይሮም ይብል ስለዚ ጀብሀት ለንደን ዘብል ኣይነበሮምን እቲ ዝተሰለፈ ሽዑ ከኣ ንዕኦም ርእዩ ድኣእምበር ራድዮ ቢቢሲ ሰሚዑ ኣይኮነን ስለዚ ........?

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2swАй бұрын

    ከምቲ ተ/ይ ነበር ፍስሃየ ዝበሎ ካብቲ ተፈርሖ ከይወጸ ድሕሪ ዉሱናት መዓልታት ተዓለምቲ ንሩብዳ ምስተፋነዉ፥ ነፈርቲ ነታ ትንሽዋ ስርያ ብዝብል ሽም ዝፈረጅዋ ዓዲ ንኣምን ኢትዮጽያ ብቐጻሊ ደብዲቦማ። ኣብ መጨርሽትኡ፣ ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ ካብ ዒላ በርዕድን ሃዘጋን ዓዲ ገብሩን ምክያዶም ካብ ዓድ ተከለዛን ጦር ሰራዊት ብምስላኽ ዓርቢ ስቕለት መዓልቲ ሚያዝያ 1975 ብምልእታ ኣንዲዶማ። ድሕሪ ናጽነት ብዳግማይ ተሃኒጻ ሕጂ ኣብ ጹቡቕ ክነታት ትርከብ። ንዘልኣለም ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    እዚ ስርዓት ወያነ ዝብሃልሲ ገለ ነገር ኣዚሩልኩም እዩ ይመስለኒ ዋላ ናብ ሕልምኹም እናመጸ እዩ ዘሰንብደኩም ካብ ኣፍኩም ኣውዲቕኩሞ ዘይትፈልጡ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ኣላህ የርሓመክ ኣላድያ ወያነ መእወይት መንከ ዘኪርዋ ታሪኽ ወይን ሓሳዊት ቀስ ኢሉ ክመጸካ እዩ ተዓገስ ምፍጣርካ ስጋዕ እትጸልእ ክበርሃልካ እዩ ሽዑ ሓሳብ እንተኣለካ ሽዑ ትዛረብ ::

  • @tomasbrhe9993
    @tomasbrhe9993Ай бұрын

    ዕንዛርያታት እንታይ ፍሉይ ነገር ኣምጽኩም ደቅኩም ክትገፉን ክትቀትሉን ትውዕሉ ኣለኩም ሕጂ

  • @e.gebremedihen9551

    @e.gebremedihen9551

    Ай бұрын

    እቲ ዝነበረ ወለዶ ሐይለ መለኮታዊ ሓይሊ እዩ ኔሩ ከምዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ትርጉም ዘይብልኩም መቅዋጽርቲ ኣይነበሩን

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369Ай бұрын

    ነቲ ዓረባውን እስላማውን ስነ ሓሳብ ሰራዊት ዓረብ ነበር,ጀበሃ ካኣ ብቅንዕና ክገልጾ ኣለዎ.እዚ ሰብኣይ ርስሓት ጀብሃ ብግልጺ ክዛረበሉ ኣለዎ,ድኹሪ ሰብ ኣሎ ከይትብሉና.መኽንያቱ ብዓቢኡ ሻዓብያ ብጥይት ከጥፍኣ ከሎ, ዘይተሰከፍኩም ኣብዚ በጺሒኹም ድስከፍ ኣሎ ኢልኩም ከይትሓስቡ

  • @e.gebremedihen9551

    @e.gebremedihen9551

    Ай бұрын

    ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ዘይኮነስ ተሓኤ ናይቲ ሕብረተሰብ ኤርትራ ነጸብራቅ እያ ነይራ ዝያዳ እክዋ ደኣ ትግርኛ እዩ ብብዙሕ ዝዝውተርን ዝምዕብልን ኔሩ ወዲ ከበሳ ብዝሒ ስለዝነበሮ

  • @eritreaahmed2635

    @eritreaahmed2635

    Ай бұрын

    Jebha deki eritrea eyom. Niska wadi dambiya mesel yeblkan ni jebha menkaf.

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706Ай бұрын

    Krub hferu lomi feltnkum eyna nekihna eya kkk😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 Aber twaso germ kkkkk hhhhhhhhhhhhhhhhh

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zyАй бұрын

    ጅብሃ ሻዕቢያ ክሊቲኤን ቀተልቲ ህዝብና ኢየን ብሕልፊ ሻዕቢያ ማእለያ ዘይብሎም መንእሰያት ብጉሁድ ይኹን ባኣዙር ኣሽሓት ምንእስያት ሓሳብ ፋሉል ሕንሳብ መንካዕሕንሳብ የሚን እንዳብላ ክንደይ ጀጋኑ ሙሁራት ብተምልክተለይ ዝተረሽኑ ብጎዞሞ ክሳዶም ዝተቆርጹ ኣሽሕት ኢዮም ኩሉግን ንግዜንግድፎ መዕልቲ ኣሎ እዞም ቀትልቲ ዕምጽቲ ጉሓላሉ ፍርዶም ዝርኽቡላ መዓልቲ ነዋሕ ኣይኮነትን ኢዶም ክርኽቡ ኢዮም

  • @Dan-Eri4

    @Dan-Eri4

    Ай бұрын

    You definitely are a traitor! ESIKA. KABITOM. KEDEA. WEDI-HAGER , WEY. WEDO- GEBA. ZINEBERKA. YIMESLENIY ! WEY. KIA. RIGUM. AGAME. EKA ! Sacrificed were made to bring one beautiful country called Eritrea and We always honor and remember our martyrs for their sacrifice !

  • @goitomfoto5276

    @goitomfoto5276

    Ай бұрын

    ብጎዞሞ ኢዚ ናትካ ማለት ክትገብሮ ኢትደሊ ጀሚርካዯ ዘለካ ህዝቢ ክተናዓዒብ ሸይጣን ሓሳብካ ስነ ሓሳብ ወያኔ ንኤርትራዊያን ክተቃትል ዘይነበረ ታሪክ ክተዘንቱ ሓሶት ጸለመ ዋላ ሓንቲ ተዳኖግሮ ሰብ የለን ፉሹል ነዉራም ሰብ ኢካ ብዝኮነ ነቶም ዝላኣኩካ ኣሰለጠኒን በሎም ቆማል ዓለት ሃመማ ኢካ

  • @edenpazom9452

    @edenpazom9452

    Ай бұрын

    ዓፊሪ አበይ ኮንካ ትፊክር ጭብጢ ሕዝካ ምጻእ ፊቱሕ ።

  • @fessahayeloul9976

    @fessahayeloul9976

    Ай бұрын

    ካብ ዓዘፍዘፍ ጭብጢ

  • @baqr4383
    @baqr4383Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @yordanosghirmay1156
    @yordanosghirmay115620 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

Келесі