EMNA1 2ይ ክፋል። ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም ERITREAN HISTORY AND CULTURE

EMNA1 2ይ ክፋል። ኮማንዶ ወያነን ማላዊን ተሓባቢሮም ንሓደ ኤርትራዊ ቀቲሎም፡ ን4 ድማ ብከቢድ ኣቑሲሎም ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 107

  • @dana.j9062
    @dana.j90624 күн бұрын

    ተጋሩ ኩሎም ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኣለዎም፣ ማለት ይጠልሙ፣ይሕስዉን ይቐንኡን ተመንን እዮም ኩሉ ግዜ ናቶም ዘይኰነ ነገር እዮም ዝደልዩ ::

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION19624 күн бұрын

    ማላዊ ብደም የሕዋትና ሓደ መዓልቲ ክንሓተኪ ምኳና ነረጋግጸልኪ የቀንየልና ኤፍሬም ግደ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION19624 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራዊ ምኳን ገበን ኮይኑ በዛ ዘይፍትሓዊት ዓለም እንተ ንሕና ኤርትራውያን ግን እዛ ብደም ጀጋኑ ሰማእታትና ዝመጸት ኤርትራ ሃገርና ኣብ ምህናጻን ምዕቃባን ንሕና መንእሰያት እጃምናን ግዴታናን ምኳኑ መከተና የሕይልና ሕድሪ ሰማእታትና ከነተግብር ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-nl1hv7ni2l

    @user-nl1hv7ni2l

    4 күн бұрын

    We are we!!!. Unity and bravenrss !!!!!!!. We have already this culture. No Alternatives. Be united ERITREANS!!!!. UNLESS?????.

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45694 күн бұрын

    ኤርትራውያን የሕዋትና ብዙሕ መከራ ኢዮም የሕሊፎም ኣይ ናይ ኣፍሪቃ ጉዳይ ከብድካ ኢዩ ዝክምቱር እዞም ማሊ ድማ ምስ ዓማጺ ወጊኖም ኣብ ልዕሊ ንህዝብና ብዙሕ ኣሬማዊ ግፍዒ ፈጺመም ኣብ ልዕሊ የሕዋትና ዝተፈጸመ ካሕሳ ክከፍሉ ክሕተቱ ኣለወም ብዝያደ ብግፍዒ ሞት ሓውና ። ክብረት ሃበልና ዘይንፈልጦ ታሪክ ክንፈልጥ ዝገበርካ ክቡር ጋዜጤና ኤፍሮም ግዴ ❤

  • @user-nl1hv7ni2l

    @user-nl1hv7ni2l

    4 күн бұрын

    Unity and unity. BRAVENESS Was and is our Identitiy!!!!!! .

  • @mustafazeinu9241
    @mustafazeinu92414 күн бұрын

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @Massawaeri8140
    @Massawaeri81404 күн бұрын

    Thank you great journalist Mr.Efrem Gede I respect you alot 👏

  • @habtaiafewerki5100
    @habtaiafewerki51004 күн бұрын

    ❤🌹🇪🇷❤🌹🇪🇷

  • @Massawaeri8140
    @Massawaeri81404 күн бұрын

    EPLF ❤is a hero Awet Nehafash ❤❤

  • @Senatc3m
    @Senatc3m4 күн бұрын

    ❤👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hagosgafogebrezgabher2151
    @hagosgafogebrezgabher21514 күн бұрын

    ብጣዕሚ ነመስግነካ ወዲ ጊዴ ወትሩ ድማ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂዎትካ ሙሉእ ዘይጎድል ጸጋ ጥዕና ይምነየልካ ። ቀጽሎ ኣጆኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ንመደባትካ ድማ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበያ ።

  • @ZerayElfu
    @ZerayElfu4 күн бұрын

    anes enqae Eritreawi 🎉❤🎉❤konku 🎉❤🎉 eritra adi jeganu mqrti shkor Hager adijeganu eya 🎉❤🎉❤ aslamay krstyan haqufa tnebr Hager adijeganu eya 🎉❤🎉❤ zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash 🎉❤🎉

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion77854 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏✊✊🌺🌺👍👍✅✅❤️❤️🇪🇷🇪🇷Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷

  • @senaitfoto
    @senaitfoto4 күн бұрын

    Eritrawnet Kubur Meninet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @senaymehari3876
    @senaymehari38764 күн бұрын

    ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniamgebramichael1380
    @biniamgebramichael13804 күн бұрын

    Eritrea 🇪🇷 a land of peace! It pays a lot for its very servival as a nation state

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus63904 күн бұрын

    Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan ..nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey. 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️

  • @hagosgafogebrezgabher2151
    @hagosgafogebrezgabher21514 күн бұрын

    ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!።

  • @vgjhgtggih116
    @vgjhgtggih1164 күн бұрын

    Efrem. hawena. Thank you. Beze tegobro zoloka. Txobok Srah. Nemesgineka Eze tarik. Ezi mensayat afloto. Ybelon Menmes maharo. That way. Be egrom. Jehaneb. Tigray. Zemoto. Zelw Kab. Walta. harmaz. Waga zey. zeyblu Garbage Zanta kab merasi. ab. Screen. Zeyterona Kemo wen meshafti Kesehaf egeba. Again, thank you Efrem Jegna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🕊

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste71094 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel49064 күн бұрын

    ኤፍሬም ብልቢ ነመስግነካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FusumGermay-uk5we

    @FusumGermay-uk5we

    4 күн бұрын

    @@tirhasdainel4906 ብልቢ ጥራሕ ብኸብዲ ኸ?

  • @user-nz7qe7ju3t
    @user-nz7qe7ju3t4 күн бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @araiafamily5328
    @araiafamily53284 күн бұрын

    ✊️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @Massawaeri8140
    @Massawaeri81404 күн бұрын

    Ich liebe mein Land ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea

  • @user-wg3kb2pw9w
    @user-wg3kb2pw9w4 күн бұрын

    Xbuk hakena tarik Mr gazetegna Efrem kexlo bzuh seb nayza hasad malelit ab laali hzbi eritrea zgebereto gfattat ygelex. Selamn blxgnana nhzbnan hagernan.

  • @tesfagaberande9878
    @tesfagaberande98784 күн бұрын

    ማላውያን ብምቕታል ሒኔና ኪንፈዲ ኣለና

  • @user-ui1tv1up3f
    @user-ui1tv1up3f4 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gebrehiwotkifle5603
    @gebrehiwotkifle56033 күн бұрын

    ኤረ ሃገርይ ኣብቲሕቲ ኣምላክ ደቅኪ እዮም ዋሕስክ የቀንየልና ኤፍሪም ግደ ጂግና

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle99884 күн бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu67883 күн бұрын

    ሰላም ኤፍሮም ግደ ብሐቂ ልብኻ ዝሰብር ትንታኔ ሕልናኻ ዘውድቅ ተንኮል ናይ ጸላእትና መስደምም ብከመይ እዩ ክርሳዕ እንድዒ እንተ ኤፍሮም ግደ ግን አምላክ ይሐግዝካ አብ ስራሕካ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብና ስላም❤❤❤

  • @user-ui1tv1up3f
    @user-ui1tv1up3f4 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea62274 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊

  • @amyohannes4198
    @amyohannes41984 күн бұрын

    🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @WediGumit
    @WediGumit4 күн бұрын

    የቀንየልና እፍሬማ ከይተሐለካ ግፍዕታት ገዛእቲ ኢቶዮጱያን ተምጽኦ ዘተኻ ኮሙኡዉ ታርኽ ጅግንነት ኤርትራዉያን ምምጻእካ ነመስግነካ።

  • @andomtekabo5293
    @andomtekabo52934 күн бұрын

    ኽብርን ሞጎስን ንሰመእታትናን🇪🇷🇪🇷🙏 ኣብ ህዝብና ዝወረደ ግፍዒ መዳርግቲ የብሉን: አዛ ጭፍራ ከኣ ናይ ኢዳ ረኺባ ኣላ ሕጂ

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina4 күн бұрын

    ❤️❤️❤️👍🏽

  • @haderakelati1160
    @haderakelati11604 күн бұрын

    ኣሕ ደም ኤርትራዊያን ኣብ ማላዊ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ በበይነን ሃገራት ግፍዕታትን ቀትለትን ኣወዳትና ተቀቲሎም ደቀ ንስትዮ ኤርትራውያን ዊን ብሓይሊ ተዓሚጸንን ተኸትኪተንን እንዴን።ኣብ ኤርትራውያን እንታይ ከ ዘይተፈመ ግን ታሪኽ ኣብጊዝይኡ ክምልሶ እዩ። ኣሕዋትናን ኣሓትናን ካሕሳ ኦም ዝኽፈለሉ እዋን ነዊሕ ኣይኮነን። ማዓልቶም ይጸበዩ ነሕዋትና ኣብ ገነት መንግስተ ሰማያት የእትዎም። ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷❤🎉!!!

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l4 күн бұрын

    DEHAN, THAT GENO IDE UPON ERITREANS. 1998 UNTIL 2000. NOBODY IS FORGOTTEN AND NOTHING IS FORGOTTEN!!!!.

  • @hiwetgebrezgabiher-xo7zz
    @hiwetgebrezgabiher-xo7zz4 күн бұрын

    ሰላም ኤርትራውያን.አዚኦም ደአ ብክሕደትን ብሐሶትን ዝተሰርሑ ኢዮም.አቲ ዘጉሂ ጊን ጎረቤትና ምኳኖም ኢዩ.ዘይማሀሩ ኮይኖም ኢዮም አምበር ካብዚ ዘለውዎ ናብራ ዝጠፍአ የለን.

  • @user-zp1gb9ct3p
    @user-zp1gb9ct3p4 күн бұрын

    Awesome nehafash ///

  • @afeworkieritrea3137
    @afeworkieritrea31374 күн бұрын

    ልቢ ትግራይ ጥውጥዋይ

  • @zewdemebrahtu
    @zewdemebrahtu4 күн бұрын

    😱😱😱🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @dana.j9062
    @dana.j90624 күн бұрын

    ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን እዩ።✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🕯🙏✨️

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam41224 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelafewerki-sk1hg
    @samuelafewerki-sk1hg4 күн бұрын

    ajoka Efrem gide

  • @edenpazom9452
    @edenpazom94524 күн бұрын

    ተጋሩ ረሳሓት ሓሳዳት ውልድ ዋለዶም ወልሐቲ ለውጢ ዘይብሎም ብዳታት ።እታ ውድብ ጥራይ ዘይኮነዝተጫጭሑ ኩሎም ምስሎም እዮም በጃኩም ዶብና ሐጺርና ብፊጂ ንጋርዶ ካብ ሕጂ ንሕስያ የለን ምዞም ሓሳዳት ኩልካ ወዲሀገር ጨካን ኩን ሪህራሂ አይሰርሕን አከለ

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052Күн бұрын

    Welcome deqi Eriyyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtom7889
    @habtom78893 күн бұрын

    ዘሐዝን ፍጻሜ እዩ ግን ኣብ ኤርትራን ህዝባን ብገበን ዝሕተት ዋግኡ ብዕጽፍታት ከምዝረክብ ገባር ክፉእ ማዓልቱ ጥራይ ይጸበ።ብሩህ እዋን ኣኺሉ በብሓደ ክልቀሙ እዮም።ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።❤❤❤

  • @AronEstifanos-su9rp
    @AronEstifanos-su9rp4 күн бұрын

    🌹🌹🌹❤️❤️❤️🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️👍

  • @alexjohn996
    @alexjohn9964 күн бұрын

    Tegaru HASADAT

  • @asenatmelake1838
    @asenatmelake18384 күн бұрын

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @Eritrea4Eritreans
    @Eritrea4Eritreans4 күн бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @mehari1991
    @mehari19914 күн бұрын

    weyane kab hjii ndehar kab ናይ ማሕበር ኣብነኣረጋዊ ምትእኽኻብ ሓሊፉ ካሊእ ዉዳበ ክህልዋ የብሉን, ንተመን ረእሱ ተዘይ ሃሪምካዮ ተመሊሱ ክነክሰካ ምኻኑ ምፍላጥ የድሊ.

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey87974 күн бұрын

    2ይ ክፋል ድያ

  • @bereketkidane6464
    @bereketkidane64644 күн бұрын

    Thanks for the info

  • @sebhatukidane201
    @sebhatukidane2013 күн бұрын

    ❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer77392 күн бұрын

    ❤❤🎉

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer77393 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @tesfayhabtemicael2024
    @tesfayhabtemicael20244 күн бұрын

    Bhaki ane mechem neza medeb bhankowta eye zixbeya meknyatu kulu kfan gudn nay weyany xbuk gera tflton tekalon sle zikonet ajokum gazetna efrem gide ms mesrhtkan

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992Күн бұрын

    ብመጀመርያ ክቡር ወዲ ሓሊል መሬት ሓው ኤፍሬም ኩሉ ተቅርቦ ታሪኻዊ ወትሩ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ክብረት ይሃብካ❤ንሕና ንሕና እና ደቂ ኤሬ ኩሉ ዝተገብረ ኣይረሳዓናዮን ሕጂ እውን ሻላ ማላ የለን ብሃገር ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson30204 күн бұрын

    ኩሉ ተቕርቦ ወርቃዊ ታሪኽ ሓዘልዩ ቀጽሎ ጅግና ማህደር ታሪኽ ኢኻ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉

  • @FusumGermay-uk5we

    @FusumGermay-uk5we

    4 күн бұрын

    @@negussiesamson3020 ወርቓዊ ሓዘል ጥራሕ ቡሩራዊ ሕቛፍ ከ ኣየቕርብን እዩ?

  • @busd7688
    @busd768820 сағат бұрын

    ❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤😢❤🎉❤🎉❤

  • @eriangelino7800
    @eriangelino78004 күн бұрын

    Malawi govt perpetrated a crime against Eritreans. One day, they will pay their dues.

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    4 күн бұрын

    Obviously, they were directed and bribed by the corrupt woyane to do so, for sure the Eritrean government will bring them to the international court of law to face justice one day. No scot free! 🤝❤🕊

  • @humhum3511
    @humhum35112 күн бұрын

    Ahhhhhhhh😢

  • @MerhawiAbrha-te8xn
    @MerhawiAbrha-te8xn4 күн бұрын

    Be Mexhaf enta zexhaf ka xubuqa naru❤

  • @ElsiRecipes

    @ElsiRecipes

    3 күн бұрын

    Kab maxhaf wesidu eu dezentwo zelo ab 1 kifal seimayo

  • @teklitteklit7378
    @teklitteklit7378Күн бұрын

    ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ዘርኢ መርገም ናይ አዶም ይረክብዋ አለዉ

  • @LovelyBamboo-wx5qx
    @LovelyBamboo-wx5qx4 күн бұрын

    Nhna eiretrawiyn bezom khadti ftret tebedilnan ndhrit tegotitnan ena dahn gn kemti gzye ynewuh enber hnesi iytrfn zbahal hsabna awararidna ena hji kea nqdmit trah eyu

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi27504 күн бұрын

    Bsenki rugumat gorebet nertrawi zeybedelet bqetta ykun bedezur thludo tkewn?

  • @user-yq2vp2yn6d
    @user-yq2vp2yn6d4 күн бұрын

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🏻🇪🇷♥️🐪🐪

  • @tecletesfa8054
    @tecletesfa80544 күн бұрын

    እፍሬም እዚ ረዚን ፍጻመ ትርኽኡ ጀምርካ'ዮ ዘለኻ ኣብ መደምታ መታንክበጽሕ፡ ካብቶም ግዳይን፡ተራኽን፡ ልደታን ረኺብካ፡ ሕድርኻ ክትምልኦ

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    4 күн бұрын

    ዘመተ! ጋዘጠኛ ኢፍሬም ሰብኣይ ልደታ ጀርመናዊ ኢዩ ምባሉ፡ ሓንቲ ዘመደይ ምሕረት ትብሃል ብግዜ ደርጊ ክትመሃር ኢትዮጲያ ዝከደት፡ ምስሓደ ፍረንጂ ተላልያ ክልተ ቆለውዕ ዝወለደት ኣዘኪርኒ፡ ኣብ ግብረሰናይ ማለት ኤንጂኦ እናሰርሑ ኢዮም ተላልዮም፡ ብዙሕ ክይጸንሐ ድማ ብሓደጋ መኪና ሞይቱ፡ ብዝኮነ ብሓጺሩ ምስ ሰብኣያ ዝዓደገቶ ገዛ ኣዲስኣበባ ወያነ ምስወረስዎ፡ ተሰጊጋ ክትሽቅል ዓዲዓረብ ከይዳ፡ ኣማስያኡ ሕጂ ምስደቃ ዓደብኦም ስዊዘርላንድ ትርከብ፡ ብሓቂ ጉሓሉ ማለሊታውያን ጽሓይ ትበርቅ ኣይመሰሎምን🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @eyobtesfay
    @eyobtesfay2 күн бұрын

    ክብሪ ን ህዝባዊ ግንባር ።

  • @grmaytekle1007
    @grmaytekle10074 күн бұрын

    ኣህ

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l4 күн бұрын

    So, ERITRRANS. IS UNITY THE LEAST FOR US????.

  • @user-sw8gq4sm7j
    @user-sw8gq4sm7jКүн бұрын

    gena mesta hzbina gena waga kekflom eu

  • @biniamgebramichael1380
    @biniamgebramichael13804 күн бұрын

    The crine committed against Eritrea 🇪🇷 by ethiopia is infinite.. How come it is forgotten?

  • @berekettewelde989
    @berekettewelde98922 сағат бұрын

    Ane 3 Ametin 7werhi teasire ab gizye weyane

  • @omerabdella8212
    @omerabdella82124 күн бұрын

    Ezom sebat hiji aby kun yhiliu?

  • @user-ez4ky4oc3g
    @user-ez4ky4oc3g2 күн бұрын

    ይዝክረኒ ዩ ክሳብ ሕጂ ካኣ ብሓዘን ይሕንሕን።

  • @user-jh9du7qd8t
    @user-jh9du7qd8t3 күн бұрын

    ኣሕ ኣነ እንክዝክራ ኣብ ሂወተይ ክሳብ ሕጂ ተንብዓንን እተብክየንን ድቃስ ለይቲ ትኸልኣንን ሓንቲ ጓል ኔራ ካብ ኢትዮጵያ ምስ ኣቡኣ ተሰጒጓ ኣቦኣ ኣብ መንገዲ ናይ ኣእምሮ ጸገም ጌሩ መስኪነይቲ ንኣቡኣ ክትሕሉ ኮለል ትብል ዝነበረት እንዳነብዐት መልእኽታ ተመሓላልፍ ዝነበረት ጓል ኣበይ ኮን ትህሉ ሕጂ እንተዝረኽባስ ኣበይሞ።መቸም እዚ ኹሉ ግፍዒ ኣብ ርእሲ ንጹሃት ኤርትራውያን በዛ ዓስታኽ ጉጅለ ዝተፈጸመ ግፍዒ ብዘይገለ ነገር ምዕራፉ እንተትዓጽዩ ኣነ ይብል ኣለኹ ነታ ዝምክሓላ ሻዕብያ ክኽሕዳ ክጅምር እየ እንተኾነ ብልሓን ብቕዓታን ርኢኻ ተሕፍረና ኣይብልን እየ ሻዕብያ ኣጸቢቕና ስለንፈልጣ ኣብዚ ከምዚ ዓይነት ከተውድቐና ኢለ ውን ተጠራጢረ ኣይፈልጥን ።ምናልባት ግንን ኣሸበሸብ ኣይፍለጥን ።

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief4 күн бұрын

    ኣብዚ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ዓቢ ጌጋ ኢዩ ዘለዎ ብዛዕባ ዜጋታቱ ብዙሕ ኣይግደስን ክሳብ ሕጂ ኣይርድኣንን ኢዩ ስለ ምንታይ ብዙሕ ኢና ርኢና ክሳብ ሕጂ ውን ይቅጽል ኣሎ ሓቂ እስኪ ንዛረብ ኤንባሲ ኤርትራ ዝተሓባበሮ ሰብ ኣሎ ኣብዚ ኩሉ ናይ ስደት ዝሓለፍናዮ ወላ እቲ ግቡእ ዘማልእ ዝብሃል ሓገዝ ኣይትረክብን ኣነ ኣብ ሱዳን ከለዅ ኩሉ ግቡአይ የማልእ ኔረ ኣባል ውን ኔረ ካርድ ናይ ህግደፍ ናይ ኣባልነት ውን ኔራትኒ ብዜካ ፓስፖርት ማለት እዩ ኣጋጣም ኮይኑ ንልብያ ክንከይድ ተኣሲርና ከማይ ዝኣመሰሉ ውን ኔሮም ጠሪዕና መልእኽቲ ሰዲድና ከውጽኡና ንኤምባሲ ወለሓደ ክንሕግዞም ኣይንኽእልን ኢሎም ብጣዕሚ የሕዝን ኣብ ዜጋታቱ ክሳብ ክንድዚ ጭካነ ቁሩብ

  • @fitsumkelati8552

    @fitsumkelati8552

    4 күн бұрын

    ንነፍስኻ ባዕልኻ ጨኪንካ ዝፈረድካላ ናብ ካሊዕ አይተላግብ ነቲ ኤምባሲ ክትወቅስ ብቀዳምነት ሕጋዊ ክትከውን አለካ አይትታሓገዝ አይኮነን ሓገዝ ግን ብሕጊ እዩ ሕጊ ጥሒስካ ኬድካ አባል ነይረ ገለ ነይረ አይሰርሕን ከም ኩሉ ኤርትራዊ ኢኻ ዝግበረልካ ሓለፋ የለን እዚ ናይ ወያነ ፕሮፖጋንዳ ተተሪእስካዮ ደቅስ

  • @ErdiYosief

    @ErdiYosief

    4 күн бұрын

    @@fitsumkelati8552 ኣታ ሰብ መጀመርታ ኣገባብ ጌርካ ተዛረብ ሃገረይ መንግስተይ ህዝበይ ኣኽቢረ ዝኸይድ ኤርትራዊ ዜጋ እየ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዲያስፖራ ዘሎ ክኣ ኩሉ የማልእን ይኸፍልን ክሳብ ሕጂ ካብ ዝወጽእ ሓቂ ኣይትዛረብ ድዩ

  • @user-qq7xx5tr6v
    @user-qq7xx5tr6v4 күн бұрын

    ዘይረሳ ታሪክ ሓውይ አብ ፍቼ ቤት ማስረት ተዓሲሩ ሰንበት ምድሪ ኤርትራዊ ዝሓዘት ባስ ተገምጢል ዝሓዝናዪ ምግቢ ኩላ ማይ መሊዩ ካባስ ነብስና ጥራህ ሒዝና ውጺና ሓውይ ምግቢ ደልያ ዝበላኒ ዝተሰማኒ ዝገብሪ ጠፋኒ ዝሓዝኩዎ ምግቢ ማይ በሊእዎ ናሓውይ ምግቢ ከብጽህ አይከዓልኩን አብቲ ቤት ማሰርት ዝነበሩ ኤርትራዊያ ክጽብቁ ካብ እቁፍ አድዮም ሓቢያ ዝእበየቶም ደቃ ናብ በላይ ዝሓበት አደ 2 ዓመት ብክያት ድቃስ ዘይብላ ቦክሪ ወዳ ሲኢና ከመይ ጌራ ክትድቅስ ዘይርሳ ታሪክ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we4 күн бұрын

    ዑሱባት ስርዓት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤሪትራ ከመይ ገርካ ጽልኢ ተሕድረሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ንኢሰያስ እኳ ስልጣኑ ኣናዊሑሉ ኣሎ እቶም ፕሮፖጋንዳ ትገብሩሉ ኸ እንታይ ኢኹም ትረኽቡ? ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ህዝቢ ትግራይ ዝቐርብ የብሉን ክሳዕ ዓለም ዘላ ምስዚ ህዝቢዚ ተጓራቢቱ ክነብር እዩ ፈቲኹም ጸሊእኩም። ነዚ ህዝብታትዚ ካብ ተጻልእዎ ርብዒ ዘበን ገይሩ ርብዒ ዘበን ወለዶ ሙሉእ ማለት እዩ። ብጀካ ሞትን ስደትን ስድራ ምብትታንን ካልእ ዘርቦሖ ኣየምጻኣሉን እወ ንኢሰያስ ግን ስልጣኑ ኣንዊሕሉ እዚኣ እንተ ዘይትኸውን ካብ ስልጣኑ ቐደም ተሰጒጉ ምሃለወ። ንሓደ ሰብ ኣብ ስልጣን ከተጽንሕ ድሮ ወለዶ በሊዑስ ናብ ዝመጽእ ወለዶ ከተሕልፍዉ። ናይ ዝጋቢሄር ነገር ግን ጥዑም መዕገቲ ገይርሉ ንዘለኣለም ዝነብር ሰብ ወይ ስርዓት የለን።

  • @user-de6qe2xv1l

    @user-de6qe2xv1l

    4 күн бұрын

    Esub kelbi, hewahat tarikna eyu kabzi gez wexeah, guhaf 🪲

  • @FusumGermay-uk5we

    @FusumGermay-uk5we

    4 күн бұрын

    @@user-de6qe2xv1l ሓሓሓ ንሳኻ ግን ድሮ ወጺእካ ኢኻ።

  • @afeworkieritrea3137

    @afeworkieritrea3137

    4 күн бұрын

    ብኢሳያስ አይትምፅአና ኢሳያስ እኮ ሀገሩ ዘውሐዜ ጅግና መራሒ እዩ ከም ናይ ወያኔ 1.5 ሚልየን መንእሰያት አጥፊኡ ንትግራይ አብ ትሕቲ መሬት ዘእተወ አይኮነን ::የአ ብዬን ለምዬ ልክክ ይብሉ እምሐሩ :: እቲ ጉርብትና ትብሎ ዘለኻ ገደል ይእቶ ንምኻኑ ማዐስ እዮም ተጋሩ ንህዝቢ ኤርትራ ፅቡቕ ገሮም ዝፈልጡ? አበየናይ ዐመተምህረት? ብጀካ ክፋእና ክሐስቡ; ጎረቤት ከአ ትብል ሕፈር? ዐጋሜ ዋሒድ::

  • @asterkidane3093

    @asterkidane3093

    4 күн бұрын

    ሕፈር ጎረቤት ከይኖም አይፈልጡን ተጋሩ ጸልአትና እዮም

  • @FusumGermay-uk5we

    @FusumGermay-uk5we

    4 күн бұрын

    @@afeworkieritrea3137 ዘበን መለስ ግን ን20 ዓመት ካብ ዓዲሃሎ ወጺኡ ኣይፈልጥን ክሳዕ ዘራይ ንኣቢይ ዝረክብ። ኣቢ ግን ሓደ ስቱፕት እዩ ምስ ሓደ ጎረቤት ጸላኢ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ከምዚግፍዒ ክፍጽም።

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74094 күн бұрын

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi52914 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Келесі