EMNA ክልተ ግዜ ካብ ምርሻን ድሒነ ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ክልተ ግዜ ካብ ምርሻን ድሒነ ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
Пікірлер: 226
ኤሪትራዊት ኣደ ጅግናያ ትወልድ ዕድመን ጥዕናን እሃብካ ጅግና ኣቦና።
ኩቡር ሓርቤኛ ገዲም ተጋዳላይ ሌ/ኮ ኣቦናን ኣያናን ክብርን መጎስን ስለ እቲ መሪር ስቃይ ዘሕለፍካዮ በጃ ሃገር🙏❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letebrhanmichael3122
11 ай бұрын
re 😂😊🎉😊1¹11hqq🎉
@Aynifelale
11 ай бұрын
5😅t😮😅😅😅
ዘገርም ታሪክ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣያናን ኣቦናን ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ሳላኩም ኮሪዕና ንነብር ኣለና፥መንእሰያት እዛ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ሃገረ ሰማእታት ዝኾነት ኤርትራ ሃገርና ብግዝያዊ ረብሓታትን ትሕተ ሃገራውነትን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክንእትዋ ሕድርን መብጽዓን ጀጋኑ ኣያታትና ኣይፍቅድን እዩ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wonderful story thanks EMNA1
እዚ እዩ ታሪኽና ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኻ ዘርኢማርያም ሓወይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ጅግና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sometimes we miss to be a dead person by chance, L/col Zeremariam, you are one and you are convinced about your love to Eritrea joined the strugle to freedom, you never give up and you see a free Eritrea
የቀንየልና EMNA ኩሉ ታሪክና ትነግሩናን ትምህሩናን ታሪክና ታሪክ ኤርትራ ትስኑዱን ዘለኩም። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come Deki Erey !
Eritreawinet kbur meninet 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍🙏🙏👍👍
Welcome deki Erey 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
Hi EMNA THE STORY OF ERITREANS ARE GENUINELY BRAVERY AND HEROIC GOD BLESS ERITREA AND ERITREAN WE WILL NEVER EVER FORGET WHAT HAPPENED AND WE WILL NEVER EVER ALLOW SUCH CRIME TO HAPPEN AGAIN ። THANKS EMNA FOR BRINGING ERITREANS HISTORYS DURING ARMED STRAGGLE ! Glory to our Martyrs and Victory to the Mass !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@amanuelteweldemedhin4499
11 ай бұрын
Io
@amanuelteweldemedhin4499
11 ай бұрын
O
@amanuelteweldemedhin4499
11 ай бұрын
Onn
@amanuelteweldemedhin4499
11 ай бұрын
B
ጅግና ኩሉ ኣጋላልጻኻ ደስ ክብልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👑👑👑👑🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awet,nhafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቛ እግዛኣብሔር አውጻአካ ንምዝንታው እዃ በቒዕካ
🎶ደም ረሃጸይ ነዓኺ🎶ዓጸመ ስጋይ ነዓኺ 🎵ኩለንትናይ ነዓኺ🎶 ንሃገረይ ንሃገረይ ንህዝበይ!🎵 🇪🇷✊🏿🐪
ዘገርን ዘንታ ሰብ ብዘይማዓልቱ ኣይጠፍእን እዩ እምበር ካብ ኣፍ ዝብእ ክምዝድሓነት ኣድጊ እምበር ካብ ዝኩሉ ፈተነ ወጺኢካስ ተጋዲልካ ታሪኻ ከተዘንቱ እንቓዕ ኣብቃዓካ ለዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ሓርበኛ ሄሮ ኣያና። ኣቕራቢ መደብ ይቐንየልና ኤርትራዊያን ታሪኽ ንምስራሕ ባሃራት ታሪኽ ኣብ ምንጋር ግን ሓፋራት ክሕሰበሉ ኣለዎ
Zelealemawi kbrn megosn njeganuna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️
ዓወት ንሓፍሽ ጅግና ኣቦ እዚ እዩ ኤረትራዊ ማለት ❤❤❤❤❤ ጽንዓት መዳረግቲ ዘይብሉ እንኻዕ ን ኤረይ ክትርኢ በቃዕካ ኩቡር ሓርበኛ ተቃላሳይ።
ሌ ኮ ዘርአማርያም እቶም ወሊድካዮም ዘለኻ ኣምላኽ ይሕደገልካ ንዓኻ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ ከምኡ EMNA 1 ብጣዕሚ ጹቡቕ ቀጽልዎ ዓወት ንሓፋሽ❤
@luwamzeremariam8043
10 ай бұрын
Amen thank you ❤🇪🇷
❤❤❤💪💪💪xubuk sarah
Jegenu deki Eritrea 🇪🇷. Xenatkum mewadadrti yeblum seb METKEL jeganu 🇪🇷🇪🇷💯💯💪💪💪💪
Awet n Hafash!❤❤ mezi hiyaw n kigebru Zihalefu sematat ertrea kibrin mogosen ykynom ab libina eyu seferom.
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ምስ ስድራ ቤትካ።
Eritrea For Ever!! 🇪🇷✊️🇪🇷
Kibrin mogosn nisematatna ❤.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💐💐💐
In our own country, kindizi chicane nai Amharan tigrayin gexom tirihak . Geganu Deki Eri. 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታዓወት ታዓወት ታዓወት ወጺእካያ ዘርእማርያም ዕድለኛ ኢኻ ብሓቂ ጎይታ ማሳኻ ደው ኢልልካ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ። ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤🎉!!!
ጅግንነት ኤርትራዊ መን ሙ ክወዳደሮ ጅግና ኢኻ ታሪኽ ካ ታሪኽ ኩሉ ኤርትራዊ ዩ ቀጽልዎ Thank you
Jgna abona idnam Tena yehbka eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ for ever
ሰላም፡ ኤፍረም፡ ግደ፡ ትትገብርዎ፡ ፈነወ፡ ኣዙዩ፡ጹቡቅ፡ አዩ። ብዛዕባ፡ ልቓሕ፡ ጉጉይ፡ ረአይቶ፡ gdrar ድጋፈይ፡ ንዓኹም፡ ዩ፡ ኣጆኻ።
የቐንየልና ኤርትርያን ሚድያ ኔትዎርክ ስለ'ቲ ደጊምኩም ንሌተናል ኮሎኔል ዘርእማርያም ዘቕረብኩሙልና።
🇪🇷🇪🇷❤❤
ጊፋዒ አባና ዘወረደ😢😢 ጸብብቆ አይወደአን እዩ መትከል ዓወት ንሐፍሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Jigna ewe jigna wedi Erey kibrn mogesn niAka yikun proud of you 👍🏾🇪🇷👍🏾thank you for sharing
ምዝካርኩም ደስ ዘብል ታሪክ ስቅያት ኤርትራውያን😪 ኣብ ሃገርና ጓኖት ኣትዮም ስጋብ ሎሚ ክንርሰዖ ዘይንክእል በሰላ እዮም ገዲፎሙልና ድሕሪ ሕጂ ኢትዮ ድዮም ተጋሩ ተንከስ ኢሎም ኣብ ሃገርን ከይመጹ ኩሉግዜ ምጥንቃቅ ኣሎ። እዛ መእተዊት ደርፊ ናይ ሰናይት ደበሳይ ከብድካ ትበልዕ ልዕሊ 20 ዓመት ብዘይ ፍርዲ ዳሃያ ኣጥፊኣ ምስ ሓዋን ብጾታን ኣዚዩ የሕዝነካ😌😭😭😭
Wetru ab Seret Jeganuna🤝🇪🇷🤝🎖📚🎖🐪🏗️🫶
❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ!❤❤❤❤❤
ኤርትራ ንዘልኣለም ተኸብራን ተሓፍራን ትንበር!! 🇪🇷✊️🇪🇷
የቀኒይአልና ስለዝክሉ ተቅርቦ ዘለካ ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ነዓካን ንዝርኢማሪያም ሓውና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ
Amlak Eritrean hezban mengestan ❤
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏‼️‼️
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ንኽህበና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን፣ ንዝመጽእ ወለዶታት ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Efirem great job
Thankfully our heroes stayed for ever.
ሰላም ኤፍሬም ግደ ገጽካ ክትረኤይ ዝካአል እንተ ኮይኑ ሰላም ንዓካ ንሌ/ኮ.ዘርእሰናይ ዕድመን ጥዕናን ብጣዕሚ ዝምስጥ ዘሕዝን እንተኮነ ናጽነት ረኪብና ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaniberi4336
Жыл бұрын
Zereimaryam ❤🌹🕊👏🏼👏🏼
ኩቡር ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሌ/ኮ ዘርእማርያም ኣቦናን ኣያናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣቦና። 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷
ሓበንን ምስጋናን ንተወፈይቲ ሃገራውያን፡ ኣሽሓት ከም ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ኣለዉሞ፡ ሓደራኹም እዚ ከቢድ ስራሕ ተሸኪምኩም ተባዓት ብጾት EMNA ኣኻኽቡልና፡ ይቐንየልና
God bless Eritrean 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐠🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟🐟💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር 🇪🇷🇪🇷 🌹🌹❤️ ኣምላኽ ዳንኤል ምስኻ አዩ ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏🙏🙏
I am proud of you Uncle God bless you
Long life big man with a big history. ❤❤❤
ZeiTenegre ember ab meret 🇪🇷 zeiTegebre GIFIE yelen 😭😭..
❤
You are our HERO ❤🌷. Ezom qursusat budatate mdreleba Agame qedem hgi tselaati Hzbey . Since and then they are our enemy. Thanks Efrem hawey TEBAREK please bring our HEROS heros we need to knew their story. ❤
Kbrin Mogesn nAkum jeganu abotatna❤🇪🇷🙏
ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና :: ኤፍሬም ግደ ብትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኣዚና ሕጉሳት ኢና :: keep it up ❗️ . 🇪🇷🇪🇷ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷
Welcome back 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Edmen tienan yihabka fetari abona ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Ephrem so much
Merhaba wedierey mearey 🌹🕊👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
እንቓዕ እዚ ኩሉ ስቓይ የሕሊፍካ ከምዚ ገርካ እዚ ኹሉ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎ኽብር ሞጎስን ንስዋ አትና ዓወት ንሓፋሽ❤👍✊🥀🙏🇪🇷💎🐪🐪🐪🐪🐪
@mesfinabraham6412
11 ай бұрын
** ሕጅውን ኣብ ዝኸፈዐ ስቅያት ህግደፍ'ዩ ዘሎ ** ኣብ ጊዜ ደርጊ ይሕሸና ኔሩ ጉዳይና ብ'ቤት ፍርዲ ይረዓየልና ኔሩ ፣ ጠበቃታት ጌርና ንካታእ ፣ ሰድራና መግቢ የምጹኡልና ፣ ንርዖም ፣ ኔርና 😅 አብ ጊዜ መግዛእቲ ደርጊ ጨካን መግዛእቲ ኢትዮጵያ !😅😅 ሕጅ'ከ አብ ጊዜ ወዲ መድሕን በራድ ? አብ ጊዜ ህግደፍ ፣ አብ ጊዜ ናጻ ሃገረ ኤርትራ ?? ጥሪት ህግደፍ አሰተውእል ዘረባ ✅✅ ሓቁ'ዩ ተስፋይ ፊሂራ *ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ኢሉ ዝደረፈ * ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ከይተረዳኣና ኹሉ ተቀይሩ * ንሜዳ ወሪድና ተቃሊስና እንታይ ሂዝና መፂና ፣ ሰብ ጥኡይ መሲሉና ተመን ተሃንጊር አቲና ** ቀደም ጽቡቅ ኔሩ ብተጋዳላይ ተስፋይ ፊሒራ ✅ *ጥሪት ህግደፍ ተማሓር ፣ ለብም ✅✅✅🇪🇷👍
Great job efram tsbuk medab eyu
Jignnet malet ezi eu nay eritrawi jignnet meglexi yeblun❤
Egzabiher n hagernan hzbnan mengstnan ybarkelna amen amen amen 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏 egzabiher edmen teanan yhabkum deki ERI adlewti medeb Emna1❤❤❤
እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓካ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
❤❤❤❤❤❤❤❤እድመን ጥዕና ይብካ ፍጣሪ
ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጀጋኑ ተረርቲ ክጽሕፍ አክአልኩን 😭😭😭😭😭😭😭😭መግለጺ ትስእነሉ ክንደይ መስገደል ሐሊፍካ እንካዕ ውሉድካ አርአየካ ጂግና ሐወይ
Enough respect
ወይ መከራ ህዘይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing!!!
Ahhhhh ezom chekanat😭😭😭😭😭😭😭😭
መርሓባ ዘሮኦም ጽጋ ጥዕና ይህብካ ናይ ወክድባ መመሊሱ ዝሕደስካ በስላ አዩ😂😂😂😂😂፡🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Inlightinig person /dignified 🙏
Jigena Ayana konerele Zeremareyam Thans❤🌹💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤⛪🕌🌹🌹
Nay bhaki zegerim sinkisar egzabher zey weseda satki akilu zeybela tnfas manim yelen zikiyra Thanks afrem Gide keep up
Ezia Tarikawit Filim kitxehafin kitsirahn alewa
الحمدالله شمس اريتريا لن تغيب سوف نستمر الي الأبد نحن اليوم اريتريين غدا اريتريين الي الأبد اريتريين عاشت اريتريا حره
ሌ/ኮ ዘርኢማርያም ናይ ብሓቂ ውጻእ መዓት ኢኻ። ክንድዚ ተጋዲልካ ብሂወት ምእታውካ'ውን እቲ ሳልሳይ ዕድል እዩ። ሓያልን ዉፉይን ኣኮ ማለት ዳንኤል ድማ ኣብ ዝኸዶ ሰናይ ጥራይ ይጕነፎ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😍🌺👍👋👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ታሪኽ ኢዩ ፡ ነፍሲ ወከፍ ስድሪ መሬት ኣፍ ኣዉጺኡ ተድዛረብ ፦ ኤርትራ ሃገረይ ዓዲ ሰራሕቲ ቅያ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጂግና ሓርበኛ ሌ/ኮሎኔል ዘርእማርያም
ዘደንቅ ድፍረት ጅግንነትን ኤርትራውያ ኣሓትናን ኣሕዋትና ኣብ ማርያም ግምቢ ክንደይ መንእሰያት ብኳሬንቲ ሓሪሮም ብሞቁሕ እግሮምን እዶሙን ክሳብ ዝምሽምሽ ይእሰሩ ከብዲ እግሮም ይህረሙ ኣፎም ብጨርቂ ዎቲፎም ክሳብ ልቦም ክሳብ ዝጠፍኦም ይዕበሱ። እንታይ ዘይረኸበ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ መጨረሻ ድማ እዚ ኹሉ ይርሸን።
ኩቡር ሐውና ኤፍሬም ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና ቀጽሎ🌹🇪🇷❤️🐝🐢🐪💚❤️💛💙
thanks
Betami zegerm zenta U
Great story Patriotic 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ambesa
❤❤❤ ayey tebetay edmen tinan yhabka
♥️♥️♥️
❤❤❤ thanks brother ERITREA 🇪🇷. VERY good job. Thanks for your savings the country of ERITREA 🇪🇷.. YOU are absolutely lucky to see the freedom of ERITREA 🇪🇷✨ ❤❤❤🎉🎉🎉. It's very sad history those have been suffering and killed by the wrong regime army of ETHIOPIA 🇪🇹 .God bless the soul amen. Thank to all ERITREAN freedom fighter and people of ERITREA 🇪🇷. ❤❤❤🎉🎉🎉. Thanks very good show keep up the good job brother from ERITREA 🇪🇷. . We all waiting more videos and wonderful photos 📷 with out standing history ❤ 💙 🎉. Love you all ERITREA ❤❤❤ 🇪🇷
ኤርትራውነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Betami menfeska zehdes ezi kolo ne fqri hagern hzben iyou Amlak n Eritrea yebarka yhalwon Amlak mesakom yekon 🙏❤️
ዘገርም ታሪኽ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ከምዚ ኢልካ ክትጸውየሉ ምኽኣልካ፣ ኤፍሬም ግደ ብሉጽ ጋዜጠኛ ዓቢ ሰነድ ትስንድ ኣለኻ፣ ገና ዘይተበርበረ ታሪኽ ኣሎ እሞ ቀጽሎ ሓደራ፣ ሌ/ኮሌነል ዘርእማርያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ታሪኽካ ኣብ መጻሕፍቲ ክሰፍር ብሃንቀውታ ንጽበ።❤❤❤❤
ብሻዕብያ ዝተረሸኑን ዝሰንከሉን ዝተሰደዱ ካብ ቤቶም ምስተወስዱ ዘይተመልሱ ኣብ ኣንደራትን ቤት ማእሰርትን ብርሃን ጻሓይ ዝሓረሞም ምስ ተወልዱ ዘይተሓቕፉ ወሊዶም ዘይሓቖፉ ኣብ ሕጂ ይበዝሕ ኣብ ቅድሚ ህግደፍ ደርጊ ፍትሓዊ ኢዩ። መታለልቲ!!
Hero konerel zerimariam
Idmen tinan yihabka what a history 🫡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Waaaaaaaw ktzarebelu kulu kelil edmen tenan yhabka smart man have a long life ♥️ ❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐