DW TV ኮሜድያን ቐሺ ሃፍቶን ኮሜድያን ወልደኪሮስን ኣብ DW TV ቀደማይ ክፋል
Subscribe ይግበሩ!
#ኮሜድያን_ቐሺ_ሃፍቶ #ኮሜድያን_ወልደኪሮስን
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane
Пікірлер: 59
እስኪ ሃምዚ ድምቅ እልኩም ንርእየሉ ግዜ የምፅአልና ንፍፍፍፍፍቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ኣብለኩም ወገናተይ ኣምላክ ኣቦይ 2014 ብድሙቅ ነክብሮ ብሓጎስ ብደስታ ብስሓቅ ከምዚ የርእየና ኡፍፍፍፍ 🙏🙏🙏🙏
Amen mukurate 💚💚💚💚💚💚💚💚
እንካዕ ብዳሓን መጻኩም ጽቡቓተይ
ቃሺ ሃፍቱ ንምንታይ በስማአም ዘይበልኩም ከምኡ እውን እቲ መግደፍ ሃብወም ንቶም አጋይሽ
@user-px9px3ee4e
2 жыл бұрын
ናብ ምድያ በስማኣም ዘይበለ ብስሚላህ ዘይበለ ኣነ ጴንጤኤ ኣነ ካተሊኽ እየ ክተባህሊ ደሊኺ ኣብዚ ኮመንት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ሓዊ ክታኣጉዲ ደሊኺ ድላዩ ኢሉ ይባርኮ ፡ እሱ ጊን በሊሕ እዩ ንኹሉ ብዘየታሓማሚ ገሩ ባሪኽዋ ኣሎ
Keshi haftu thanks alot, bzaeba ta nay china and gobo.thanks guys all!
ዋይ እዚኦም ዝመስሉ ኮሞድያ እናሃለውስ ብዙሕ ዘይውረየሎም ይገርም
ዋውደስትብሉ
Amen Amen Amen
አንካዕ ብደሓነ ምፆኡኽም ፅበቅተይ
ሳሓቅ ናዓየይ ግደፍለይ ስቅ ኢለ እየ ዝስሕቅ በቃ ሰብ ግድፈዮ ተበልኒ ኣብኒ
@abadieri8870
4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ከ ኣሎ ዱ ኣብዛ ገዛይ ንበይነይ ስቅ ኢለ ይስሕቅ ግን ምስሓቅ እተሪኣ እየ
@user-bk4dx1oi9z
4 жыл бұрын
ኤርትራዊ ስደተኛ ዋላ ኣነ ካሙኡ እየ ኣብ ግዛ በይነይ ይስሕቅ መስሕቂ ተሪአ ማለት እዩ
@abadieri8870
4 жыл бұрын
@@user-bk4dx1oi9zእሞ ከይስበለና ዳኣ
ቀሺ ሃብቱ ድብሃል ሲሓቅ ኢዩ ድቐትለኒ
@user-ev3qn4ox3z
4 жыл бұрын
ዋላ ኣነ እየ ብሳሓቅ ዘቁስለኒ
ቐሽ ሃፍቱ ግን እንታይ ዓ ይነት ኮሚዱ እዩ ዘለዎ ኣብ ዮቱብ ወለሓንት ኮሚድ ኣይረኣኩሉን ኣብ interviw ጥራይ
@habenhaben2045
4 жыл бұрын
Yae lkae aleka comedi kemey mkanu eka tefieuna lomus
@user-ed7js4ev5f
4 жыл бұрын
ሳሓቅ ፅብቅ ሳሓቅ ኣይሳኣን
@wedierewedisenafe3805
4 жыл бұрын
he is stand up comedian
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቀሺ ሃፋቱ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
Will com to new year
❤️💛❤️🌳🌳🌳
Woowwwww betam des yabel
Amen(3)
እሰይ ምቅራት ኩሉ ዘጥዕመሎም ለባማት
Ata ahrirna kkkkkkkkkk omg keshi habtu shikor yahoooo❤👌
በስመአብ አይቡሉን ድዮ ም
kkkkkkkkkk keshi habetu & weldekiros funny
ክቅያዕ እንታይ ማለት እዩ ትግራና ድዩ ? ሰማዕቲ በጃኹም ትርጉም ተሓበበሩኒ ?
Esey kendey ke des teblu deki adey marey 👍💗💗💗💗Alganesh ke keshi haftu kk
@tarikalazar369
4 жыл бұрын
ዓራት መንፀፊት
@AbCd-dy8ik
4 жыл бұрын
tarik ናትኺዉን ቃንቃ ዝበልኽዮ ቋንቋ እዩ ዝባሃል ኣስተኻኽሊ alazar ትክክል ክክክክ
@gualtigray7060
4 жыл бұрын
Kkk beka Alganesh malet weladit jeganu malet eyu
@user-ev3qn4ox3z
4 жыл бұрын
መዝቡል ዓራት
Des behali enkan bselam metsakum sla zreakkum des elni tewelde enkan nabzi abkeaka
aygermekumn btami dengitse abebe ybehal gn tefetro imbeba zetsini elomn gn tkkl ane natural resources eye temahire
ሕማቕ ግዜ ነይሩ
እዳው፣ይቀርሸማ፣በስምአብ፣ኢሎም፣አይቖርሶን
@acfffgy575
4 жыл бұрын
Are Aybalm
Kkkkkkk gawo azanay alewo kashi heftau
Miliyen ke
ኣታ ዛጋል ታይ ዳኣ ማጨለት ዶ ትሕፀብ ይካ ዝበለት አታይ ማለታ እዩ
ኤንዶርፊን እዮም ዝበሃሉ ቶም ከሚካላት
መቅሰናት
Ata keshi Haftu nimintay de'a besme ab zeybelka? Wai....enrat etu gudu ......besemaab limedu.....weyleke....,
ክቅያዕ ማለት እባ ንገሩኒ ይቅረታ
@weldusertsu5431
4 жыл бұрын
Kkkkkk bro kqalae malet eyu mesleni
@abadieri8870
4 жыл бұрын
@@weldusertsu5431ኣይገርመካን ወዲኣ እያ ኮ
@loveschool383
Жыл бұрын
ክቅልድ ማለት እዩ
Kkk
ድምፂ ሰረቕቲ ሓፂነመፂን ህዝብና ጠሚዩ ኣሎ ተመዛበልቲና ሰብ ኣብ ዘይነብረሉ ኹነታት እዮም ዘለዉ ዝተደፈራ ኣዋልድና ኣቤለዋ ንምታይ ሓቢኡኹመን?? ድምፂ ህዝቢ ኹኑ ጨማልቕ
አምነት የብልኩምን አድኩም በስመአብ ዘይትብሉ ዓነዝር ከመይ አዩ ጉዱ አወይ
ጋዜጠኛ ዘይወጸላ ትግራይ መፈንፈን ዝኾኑ ጋዜጠኛታት።
@asaa9846
4 жыл бұрын
Abet knei kondaf hamasen🤔
@user-oq6xx8vs1d
4 жыл бұрын
@@asaa9846 ዲጅታል ነፋሒቶ ታይማ ኾይኖም በይዛ።
@andompillastro6856
4 жыл бұрын
እስኻ ኸ ኢትዮፓያ ዘይወጻልካ ኪድ እስከ ናብታ ኢትዮፕያኻ ሓሳኽ ኣምሓራይ