DW TV ኮሜድያን ቐሺ ሃፍቶን ኮሜድያን ወልደኪሮስን ኣብ DW TV ካልኣይ ክፋል
Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane
Пікірлер: 59
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እኩም ትስርሑ ህዝብና ክአ ከተባብዖም ይግባእ እናም እናተአካከብኩም ብዝበለፀ ክትስርሑ ይላቦው በርትዑ
ሃሃሃ ሞይተ ስሓቕ ቀሺ ሃፍቱ መሕረር ሶ ማራ ንፉዓት ቀጽልሉ
@user-xp4kv3xf5n
4 жыл бұрын
ፅቡቃት ተጋሩ ቀፅልሉ
ክክክክክ ኣስሒቕኩሙና ሳሓቕ ይሃብኩም ጽቡቕ መደብ ደቂ ኣጋኣዝያን
ተወልደ ለገሰ ኣብ እንካን ሃባን ብጣዕሚ ኢካ ደስ ትብል
እንቋዕ ን ርሑስ ዓውደ ዓመት ብሓባር ኣብፀሐና ወለላተይ:::::!!!!
አሜን አሜን አሜን ንኩላትና
Happy new year, Tigray. Love you all!!! 2012 😘🇪🇹🇪🇹🇪🇹💗💗💗
ሶሪይ ዪሓዋት ጽወታኹም ጽቡቕ ኔሩ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ኣስተዊዒኩም ተትጻወቱ በጃኹም ዪሕዋተይ እቲ ኣሽማት ክርቡኤልን ገብረ መስጽቀልን ዝብል ኣሽማት ናይ መን ሽም ዝሓዘ እዩ ትርጉሙ ከ እንታይ እዩ ብ ገብረ ዝትሓወሶ ኣሽማት ምስሓቅ ዪትረፍኩም በጃኹም ብናይ መን ሽም ተላግጹ ከም ዘለኹም ኣስተዉዕሉ ዪሕዋተይ ወድሓንኩም
@user-js7zk1ut4v
4 жыл бұрын
ብትኽክል እዩ ክብርቲ ሓፍተይ ደጋፊትኪ እየ
ትግራይ ግን ልምታይ ኮሜድያን የለን ለምታይ መልሲ እንፅበይ
Happy new years🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹✌
Selamachu yebza🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹✌
btaemi ende zfetwekum tegaru gn bejakum amhargna aythawusu tebareku
ዝቅ ትግራይ ዓይነይ
Keshi habtu ajoka btaemi nfue comedian eika tedegagami zsemaka gn bota aybukan zkone medeb ketekerb so b KZread gele belena ms hanti chanel tesemamieka thanks
good Nice dw
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ኢኩም ብልቢ💊💛❤️🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊❤❤❤❤❤
Well come to 2o12
ቀሺ ሃፍቱ ኣነ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተለካ ኮመዲ ጊን ዘይ ተውጽእ ማራ ኢካ ክእለት ኣለካ።
Tewelde legese btaemi eye zdnkeka enkae bselam metseka
Amen Amen Amen Marrr
❤❤❤💊💊
😘😘😘❤❤❤❤❤💊💊💊
💊💊❤❤❤❤❤
💊💊💊❤❤💊
💊💊💊❤❤
😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Selkukum Kendey eu ane le kedewil
Keshi haftu sehk ketilkani
😂😂😂😂😂😂😂😀😀😀😀 ሞትኩ ሎምዓንቲ
ሓደ ዓርከይ ሽሙ (እንተኾይኑ ) ይበሃል።እሞ ቀሺ ሃፍቱ እንታይ ትብሎ ትኸዉን።
ክክክክክክክክክክ ሸኮራት ቀፅልሉ በሉ
ክክክክክክ ኣታ ጽርግ እንዶ ኣብሎ ክክክክ እንታይ ድዩ ስራሕካ ኑሱ ክትሰርሕ እካኢኻ መጺኻ ክክክ ብሳሓቕ ልበይ ቆሲለ ክክክክክክ
ክላ ጥበብ ትግርኛ ሒዘምዎ ዝመቱ እንተሃለወ ንስኩሙ ኢኩሙ ምስ ክእለትኩም ስቅ ትብሉ ዎ በሉ ተሱኡ
Btaemi desssss tblu deki adey mearey
ኣይትሳኣኑኸ ቅቅቅቅ
Keshi Haftu msSemaekus keysemaEkwo btehaguas fshk ele.
Enqua'e abtsehakum nmelae hzbi tgray!!
💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘
❤❤❤❤💊💊💊💊💊❤❤❤💊💊💊💊❤
Nay bhaki nfuat gazetenatat
ግብፃዊት ካብ አክሱም
ርግአት ከ እንታይ ይኮዉን በጃኩም ንገሩኒ
Shewit shebar mekafifel kkkkkkkkk
መቅሰናት
ሰረቕቲ ፣ ስርቂ ደኣ ናይ ኣቦኹም እንድዩ፡
እዚ ፊልም ብጣዕሚ ታሪኻዊን መሃራይን ኮይኑ ግን ድምፂ ወያነ እቲ ደራሲ ኤፍሬም ታደሰ እምበር ኣታኽልቲ ኣይኮነን በርግፅ ንኣታኽልቲ እውን ኣድናቒኡ እየ ግን ዝፀዓረ ብስሙ ክመሓላለፈሉ ኣዎ
@berhanegebremedhin9988
4 жыл бұрын
ናይ ኣፍላም ፊልም ደራሲ ዝተፀሓፈ እርማት ንምሃብ እዩ
😘😘😘❤❤❤💊💊💊❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘💊💊💊💊💊💊❤❤❤😘😘😘😘😘
ቀሺ ዘይኮነ ቀሺ ናይ መቀሊዲ ገይርዋ አቱሕባሻ ክቆርስዎ ከለወስ በስማኣብ ኣበሉን ቅሪሰምዎ ሰለምታይ
Inkaabxahkum
ምልዓል ሲ ኣመልኩም ያ ዋል ቶም ስነጥባባውያን ኮዮም ደርሆ ሰሪቅና ዝብሉና ዘለው።
@filimonberhane6808
4 жыл бұрын
moyta hhhhh
Amaharic is officially language in tigray and Ethiopia ok please speak amaharic language in tigray soon tigray must speak amaharic we are Ethiopians ok we are going to be United with amahara state. Ok Eritrea is the enemy of Ethiopia and tigray. No more tigrighna in tigray. Knowledge is great ok. From tigrays USA Ethiopia tikdidem diaspora tigrays.
ናተይ ሽም ተሪፋትካ