ቃለ ምልልስ ምስ ኮሜድያን ቀሺ ሃፍቱ (Comedian keshi haftu) 1ይ ክፋል

Ойын-сауық

Пікірлер: 65

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi Жыл бұрын

    ቅሺ ሃፈቱ ዕደመን ጥዕናን ይህብኽ ፍጣር ፅብቅ ትምህሪቲ አዩ👌👌

  • @user-nz6ui5cq7w
    @user-nz6ui5cq7w5 жыл бұрын

    ለለ ቀሺ ሃፍቱ ትክክለኛ ወዲ መቀለ ቀፅለሉ

  • @user-pu7cg5dt4w
    @user-pu7cg5dt4w9 ай бұрын

    ዋይ በሰመአብ ብጣዓሚ ሓያል ሰብ እካ ክብር ሓውና💔😢

  • @temesgenamlakeys3492
    @temesgenamlakeys34925 жыл бұрын

    ቀሺ ሃፍቱ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቐጽሎ

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii38855 жыл бұрын

    ደስስ ይብል እየ ብተልይ 10♥ውድድድ

  • @tesfaymehari3761
    @tesfaymehari37614 жыл бұрын

    ቀሺ ሃፍቱ ኣዚካ ጎበዝ ኮሜድያን ኢካ።

  • @abrahamnguse9673
    @abrahamnguse96735 жыл бұрын

    Eway tewhbo nenatks fldi aleka leka so thanks so much my dear kexlelu kea

  • @Girmay2023
    @Girmay2023 Жыл бұрын

    Wowwww I like it bro

  • @smretgaym5516
    @smretgaym55165 жыл бұрын

    Meshak wedi kefaleka

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele73905 жыл бұрын

    this great man

  • @alem2375
    @alem23756 жыл бұрын

    😃😃😃😃😃😃😃😃ውይ ወዲ ቐሺ

  • @tesfaymehari3761
    @tesfaymehari37615 жыл бұрын

    You are so funny i love too much guy

  • @user-sw5cr8ul6r
    @user-sw5cr8ul6r5 жыл бұрын

    asey skorr gual des bahalit

  • @antihgdef
    @antihgdef5 жыл бұрын

    ኡይ በላ ክክክክክክክ

  • @user-jm4rc6bw4b
    @user-jm4rc6bw4b4 жыл бұрын

    ኣስይ ፅሩይ ጅጅጅጅጅጅጅጅ

  • @chawewulna5889
    @chawewulna58895 жыл бұрын

    Hayal hayal

  • @danielabreha5834
    @danielabreha58345 жыл бұрын

    ንፉዕ ወዲ፡ ትግርኝኡ ኸኣ ኬፍ አለዎ

  • @rsahnrsahn1157
    @rsahnrsahn11575 жыл бұрын

    በትክክል ትምህርቲ ዘለዎ ወግዒ

  • @kbhabeshaw
    @kbhabeshaw5 жыл бұрын

    keshi haftu ketslelu bteami tsbuk

  • @senaytaysenwedimiki5253
    @senaytaysenwedimiki52535 жыл бұрын

    Keshi hafti shkor 😂😂

  • @sieamm7935
    @sieamm79355 жыл бұрын

    Kkkkkkkkk ewaye eza Wedi kef zelwa Yoditya sweet Kenelale yefekide deu

  • @abrhatekle1008
    @abrhatekle10085 жыл бұрын

    Zukulu mealtiy semioyo zeyfelt muchet

  • @jkkj228
    @jkkj2285 жыл бұрын

    Wusha great mekele ,Adwa, enena kanka eko hzi,lauzi

  • @jkkj228

    @jkkj228

    5 жыл бұрын

    Mekele Adi meqabr

  • @jkkj228

    @jkkj228

    5 жыл бұрын

    Teno🐖🐷

  • @MamooshaM
    @MamooshaM Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tewhjjhheheje6007
    @tewhjjhheheje60075 жыл бұрын

    ክክክክክ ግን ትምህርቲ አለዎ እዩ

  • @user-dy9tv3rb7c
    @user-dy9tv3rb7c5 жыл бұрын

    Mekseb zkone wedi

  • @user-yw2ys5mn9x
    @user-yw2ys5mn9x5 жыл бұрын

    ጋዜጠኛታት ትግራይ ግን መሳክን።እዚይ ኩሉ ስም ዘርዚርክዮ ምፅ

  • @sltanmehari1720

    @sltanmehari1720

    5 жыл бұрын

    ሓሪፍ ፕሮግራም እዩ ኤዱ። ንቀሺ ሃፍቱ ጋሻኺ ስለዝገበርክዮ የቀንየልና።ኮመዲ ብቀሊሉ መንፈስ ዘሐድስን ናይ ድብርቲ መድሐኒት እዩ እሞ ንቀሺ ሃፍቱ ንትግርኛ ኮሜዲ ዕቤት ዝገብሮ ዘሎ አስተዋፅኦ አብዪ ክብሪ አለኒ ብኡ ቀፅለሉ ይብል።ንከማኺ ዝበልኩሉ ጋጤኛታት ከዓ ከምዚኦም ዝበሉ በዓል ሞያታት ኮሜዲ ናብ ተመልትቲ አብ ምቅራብ ክትተሓባበሩ ብትሕትና ይላቦ።

  • @user-ed6rc3fp2l
    @user-ed6rc3fp2l5 жыл бұрын

    😀😀😀😀😀

  • @hagostesfay1205
    @hagostesfay12055 жыл бұрын

    kkkkkkkkkkkkkkk

  • @nardosfkir4823
    @nardosfkir48235 жыл бұрын

    saga du walay keshi nay bahaki ey

  • @millionlove8411

    @millionlove8411

    5 жыл бұрын

    " saga " 🤔 "sagua" ??

  • @tarikalazar369

    @tarikalazar369

    5 жыл бұрын

    ሳጓ

  • @meazahaileslassie.5299
    @meazahaileslassie.52996 жыл бұрын

    ኣብ ዝሓለፈ እኮ ሪኢናዮ እንታይ ዳኣ ደጊምክምዎ። Anway ዘይረኣኹምዎ ረኣይዎ ምስቲ ቀልዲ ቁምነገር ኣለዎ።

  • @alematembaye951
    @alematembaye9515 жыл бұрын

    Edme yihabka, kab ayni yewtseka!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @ghgezgiafletekawedey5371
    @ghgezgiafletekawedey53715 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክ

  • @user-st5qo6zi7h
    @user-st5qo6zi7h5 жыл бұрын

    ኽኽኽኽኽኽ

  • @jositayson7912
    @jositayson79126 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @shmenditeklay7948
    @shmenditeklay79484 жыл бұрын

    ቀሺ ሃፍቱ ቀልድኻ ተመችውኒ

  • @kesetearaya5787
    @kesetearaya57875 жыл бұрын

    kkkkkk

  • @jomanehagos364
    @jomanehagos3645 жыл бұрын

    Za hatatit fara koyna embey gashas harif neyru

  • @yelebamehari8773
    @yelebamehari8773 Жыл бұрын

    ግደፍኣቦኺአቦአይእዮም

  • @yedingillij8333
    @yedingillij83335 жыл бұрын

    Anten yagebach tadila

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii38855 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክ ሓቁም

  • @haftomtewelde992
    @haftomtewelde9925 жыл бұрын

    kkklkkk silly eway mosiba kaf aleka bhaki

  • @user-lb9be3ju5i
    @user-lb9be3ju5i5 жыл бұрын

    ትግርኛ ግን ኣመሓይሽዎ ጽቡቃት ማለት እቶም ናይ ብሓቂ ትግርኛ ንዛረብ ሲ ትርጉሙ ይጠፍኣና ኣሎ

  • @user-ji9co8fx7d

    @user-ji9co8fx7d

    5 жыл бұрын

    ዮውሃነስ ወልደማርያም እንታይ ዓይነት ትግርኛ ዲካ ትዛረብ ናይ ባሓቂ ትግርኛ ንዛረብ ትብል ዘለካ?

  • @user-lb9be3ju5i

    @user-lb9be3ju5i

    5 жыл бұрын

    Bzuh zey rdani kalat alo abzi amharic dyu endai

  • @user-ji9co8fx7d

    @user-ji9co8fx7d

    5 жыл бұрын

    ኣብቲ ናትካ ትግርኛ ንዐኦም ከኣ ቡዙሕ ዘይርዶኦም ከምዘሎ ትፈልጥ ዶ

  • @andompillastro6856

    @andompillastro6856

    2 жыл бұрын

    እቲ ኮመድያን ቀሺ ሃፍቱ ዝዛረቦ ዘሎ እዩ ትግርኛ ፡ እስኻ ግስ ቅጽል ስም ተውሳከ ግስ ምእላድ ናጻ ምእላድ ጽግዕተኛ ምእላድ ሱር ቃል ዘይትፈልጥ ወዲ ጽርግያ ናይ ጽርግያ ቃንቃ ትዛረብስ ኣብዚ መጺእኻ ትግርኛ ኣማሓይሹ ክትብል ደነዝ

  • @ashenafitesfay331
    @ashenafitesfay3315 жыл бұрын

    ጋዜጠኛ ኣይትምስጥን፡፡

  • @Fkadu-ruo8cl2rn4b
    @Fkadu-ruo8cl2rn4b Жыл бұрын

    ዓንዛር እዚ ቐልዲ የኾነይ ብ ደቀንስትዮ ውርደትስ ቐልዲ ኾይኑ ሞይቱ። ናይኻ ኮሜዲ ሲ ናቐደም ፋሽኑ ልሓለፈ ሃም ና ፋሲል ደሞዝ ምስ መዓት ሰብ እክብ ኢልኻ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጥራራራሕ ብምሕጫጭ ቀልዲ ገይርኻ ምቕላድ ቐደም ልቐረየ እዩ። ብሱሩ ወይ ስታይልኻ ቐይር ኔወግዕይ ኣብ ልዔሊ ሰባት ብምሕጫጭ ቐልዲ ከይመስለካ። ብስሩ ካብ ዘብዐኛ፣ ነዴቒ ፣ናገዛ ሰራሕተኛ ወይ ካብ ደቅንስትዮስ ለይትወርድ። ተጋሩ ችድ በልዎ ልዚ ሃምዚ ልበለ ብኽብሪ ደቅሰባት ምቕላድ እንጀራይ ኢሉ ልሓዞ።

  • @user-gv8kz8yh4h
    @user-gv8kz8yh4h6 жыл бұрын

    Kkkkkkkkk እንታይ ዝብልዎ ምዓልቲ እዚ ኩሉ መስሓቅን መዘናግዕን ከምኡ ክኣ ንእግረመንገዱ እውን ምሃሪ ዝኮነ ዕላል እዩ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጀኩም ቀጽልዎ እምበር ህዝብናስ ንሰርሑ ዝበልዕ ምትብባዕ ጸላኢቱ እያ አብ ዘይናቶም ጠብሎቅ ክብሉን ከመስግኑን እዮም ዝውዕሉ ሰብ ሕማቅ የቅርብ ጽቡቅ የቅርብ በቲ ዝተዓዘብካዮ ጽቡቅ እንተኳይኑ ጽቡቅ አቅርብኹም ጎደሎ እንተኣልይዎ ክኣ ጎደልኡ ንኸስተካክል ምምዓድ እቲ ሰብ ክኣ በቲ ዝተውሃቦ መግለጺ በርቲዑ ክሰርሕን መርኣያ ኮይኑ ክቅጽል ይክእል በቲ ናይ ህዝቢ ምዓዳ! ግን ንስኩም ኣብኡ የለኹምን ናይ ወዲ ሃገርካ ወዲ ዓድኻ ከምኡ እውን ሓውካ ዘይተተባብዕስ ዝል ኢልካ ናብ የሕዋትናያ ነበሩ ኢልካ ክትጽሕፍን ክተመስግንን ዝይሕሰብ እዩ ::መጀመርያ ስነ ጥበባውያን ሃገርኩምን የሕዋትኩምን ኣተባብዑ ካልአት ቀስ ኢልኩም ተርክብሎም ኢኩም አብ ሃገርና ምዓስ ስነ ጥበባውያን ዘይ ብልና ኳይና ዕጽፊ ብዕጽፊ ኣለውና ግና ከ ንሕና ስራሕቶም ኣይነስተማቅረሎምን ስለዚ ክኣ ክገድፍዎን ናብ ካልእ ኣህላኺ ስራሕ ክኸዱ ይግደዱ ብሰንኪ ዘተባብዖም ብሰንኪ ስራሕቶም ልቢ ሂብካ ምርኣይን ምትብባዕን ስለዚ የሕዋተይ ሓላያትን ርህራሃትን ንጻዕራም ህዝብና ብሃልትን ንኩን ህዝብና ብዝሓብናዮ ምዓዳን ጽቡቅ ሓሳብን ምእንታን ሞራል ገሩ መጻኢ ሂወቶን መጻኢ ሃገሮምን ክጥምቱን ኣጆኻ ኣጆኪ ንብሃሃል ሰብ ብሞራል እዩ ዝነብር ካብ 24:00 ስዓት ናይ ካልኦ ት ምርኣይን ምጽሓፍን ናይቶም ምሳና ዘለዉ ፍርቂ ግዜ ሂብና ሓሳቦምን መልእኽቶምን ንስምዓዮም ንሶም ንበይኖም ኣይኮኑን ሰሪሖም ክዕ ወቱን ናብ ጽቡቅ ደረጃ ሃገር ክብጽሑ ዝኽእሉን ንሕና እውን በታ ዘላትና ግዜ ምስ ነተባብዖም እዮም ::ስለዚ ዝተርኣየና ሓሳባት ንምግላጽ ድልዋት ንኩን ::የቅንየለይ ...

  • @youtuberayaalaje742

    @youtuberayaalaje742

    5 жыл бұрын

    ፅብቅ

  • @gebrehiwotgirmay364
    @gebrehiwotgirmay3645 ай бұрын

    እንታይ ዓይነት ትግርኛ እዩ እዚ ኣንቱም ሰባት

  • @belexeniguse1345
    @belexeniguse1345 Жыл бұрын

    ካብ ናይ ኢትዮፕያ መከላከልያ የድሕንካ ኢትፕያ ሊሒልያ መከላከልያ ስለ ልኾነ ይብል ኣታ ኣፉ መሊኡ

  • @genetberhe4664
    @genetberhe46645 жыл бұрын

    ደባሪ እፍፍፍፍ እዚ ወዲ ንቀልዲ ኣይተፈጠረን

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch444 жыл бұрын

    ዝገርም ድንቁርናዩ ናይጋዘጠኛታት መቐለስ ክትውለድ ከለኻስ ኮምድያን ክትከውን ሓሲብካዶ ነርካ ኢላሓቲታቶ ባሓጺሩስ ተወሊዱ ሓንቲ ማዓልቲ ከይገበረስ ብዛዕባ ኮመዲ ክሓስብያ ትጽበዘላ ወይድንቁሩና።

Келесі