dinkuan hagos - መንፈሳዊ ፊልም - ትርጉም ታሪኽ ርእሰ ባሕታውያን ኣባ ጳውሊ ቀዳማይ ክፋል

Пікірлер: 464

  • @azekriydngl201
    @azekriydngl2015 жыл бұрын

    ድካን ሓጎስ ቃለ ሂወት የስመኣልና ቡሩካተይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ቃላት ኣቦታትና ከምበኣል ኣባ እንጠንዮስ ኣባ ጳውሊይ ኣባ መቃርስ ዓቢይ የውሃንስ ኣፎርቂ ያእቆብ ዘስሩግ ሙሴ ጽሊም ገብረ ኩርስቶስ መርዓዊይ የውሃንስ ሓጺር ኣባ ብሾይ ኩሎም ቁድሳን ኣቦታት ኩሉ ቃላቶም ሂወት ዚህብ አዩ ኣነ እሞ ናይ ቁዱሳት ኣቦታት ቃላት ኪሰምዕ ከለኩ እዛ ሕማቅ ነብሰይ ከመይ ከምትሑገስ ኪነግረኩም ኣይከእልን አየ በሉ በረከቶምን ጸሎቶምን ምስኩላትና ይኩን ነዓኩም ድማ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ

  • @user-tk5iq5pr2z

    @user-tk5iq5pr2z

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ይሓግዝካ/ኪ

  • @user-lf4nh7uq4b
    @user-lf4nh7uq4b5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ እግዚኣብሄር ኣምላክናን መድሃኔናን ኢየሱስ ክርስቶስ በረከት ረዲኢት ናይ ኣዲና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸሎት ናይ ቅዱሳን ኣባ ጳውሊ ወ ኣባ እንጦንዬስ ምስ ኩላትና ይኩን ፡ ክቡራት ማሕበር ናይ ብሓቂ ነዚ ኣቢ መንፈሳዊ ፊሊም ከተቅርቡልና ብምክኣልኩም ሕጂ ውን እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሕ ብዝለዓለ ካልኦት መንፈሳዊ ፊሊም ከተቅርቡልና ንምሕጸን ብድጋሚ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።

  • @user-mu3zi4fz3g
    @user-mu3zi4fz3g5 жыл бұрын

    በረኮቶም ረዲኦቶምን ናይ ኣባ ጳውሊ ኣይፈለይና ነዓኩም ክኣ ዓስቢ ድካምኩም ይሃብኩም እግዚኣብሄር ይኣምላክ።

  • @user-bl4ej9nq7j
    @user-bl4ej9nq7j5 жыл бұрын

    ኣሜንንንንን ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንንን ቃለ ሂወት የሰማዓልና ክቡራት ኣሕዋት ብመንገዲ ቁዱሳን ንክንከይድ ልዑል ጎይታ እግዚኣብሄር ይሓግዘና ናይ ቁዱሳን ተራዳእነት ኣማላድነት በረከት ረዲኤት ናይ ኣባ ጳውሊን ኣባ እንጢንዮሰን ምሰ ኩልና ደቂ ተዋህዶ ይኩን

  • @efremandebrhan1793
    @efremandebrhan17935 жыл бұрын

    ኦ........ቅዱሳን ኣቦታትና በቲ ቅዱስ ዝኮነ እግዚኣብሄር ኣምላክና ከቢርኩም ኢኩም'ሞ ፡ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም ፡ ብመንገዲ እግዚኣብሄር ክንመላለስ ኣብ ጸሎትኩም ዝኩሩና ኣሜንንን። ኣሕዋት ቃለ ህይወት የስመዓልና ፡ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ኣሜንንን።

  • @habtomberaki8917

    @habtomberaki8917

    5 жыл бұрын

    Amem amen amen ቃላ ሂወት ኡአስማልና ናይ ኣገልግላት ዓድመካ ይባረክ

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @nesterabandebrhan3352
    @nesterabandebrhan33525 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna xolet nay abona pawli ms kuluna hzbe kirstayn ykun amen nakum ka nay agolgulot zebenkum ybarek amen(3)

  • @efremkesete6305
    @efremkesete63055 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስማዓልና እህዚኣብሄር ጸጉ የብዝሓልኩም ብረከት ጸሎት ኣምላድነት ናይ ኣብነ ጳውሊን ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ከርስትያን ይኹን ኣሜን ኣብቀጻሊ ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @augsburg7389
    @augsburg73895 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ባሓቂ ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ጳውሊን ቅዱስ ኣንጠኖስን ኣይፈለየና ዝቕጽል ክፋላትን ናይ ካልእ ቅዱሳን ኣቦታትና ከምዚይ ጌይርኩም ክትዝርጉሑ ኣምላክና መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ብጸግኡ ይደግፍኩም

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @danielfikadu7427
    @danielfikadu74275 жыл бұрын

    qal hiwet yesmalna, sleti nana ktmhruna eilkum, nezi film kab kale qanqa nab tigrigna qeyrkum zeqrebkumulna, egziabhier amlak ybarkum amen! nay agolgulet edmiekum ybarkelkum amen amen amen!

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከታቸው ይደርብን

  • @daniel-pt9ew
    @daniel-pt9ew5 жыл бұрын

    ድካን ሓጎስ ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ፀጋ የብዝሓልኩም ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ብጥዓሚ ጽፍፍን ብስልን እዩ ኣብ ልቢ መእመናንኩም ድማ ሰናይ እትዘርእዎ ቃል ኣምላክ ይበጽሕ ኣሎ ቤተ ክርስትያና ፍቅርን ስንትን የሃበና ኣሜን

  • @user-qt6sb8ek9e

    @user-qt6sb8ek9e

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Amen Amen Temsegen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲

  • @suzitewelde9843

    @suzitewelde9843

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @awethadgu3984
    @awethadgu39845 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hewat yasmalena e.gzabher amlke xagu yabzalkum nay aglglot edamkum ybarkan ykedsen

  • @godislovegaltesfay6882
    @godislovegaltesfay68825 жыл бұрын

    Qal hiwet yesmalna egzabiher amlakna tseguo yeazzelkum

  • @user-fp3fo4lb2s
    @user-fp3fo4lb2s5 жыл бұрын

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ናኣካትኩም እውን ፈጣሪ

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi40035 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenkum ybark xeletomn bereketomn ayfeleyena

  • @rgbeabrha4221

    @rgbeabrha4221

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ🙏🙏🙏

  • @biniamkesete6755
    @biniamkesete67555 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣባ ጳውልን ኣባ እንጦኖስን ይሕደረና ኣሜን፡

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @samuelweldegebriel1003
    @samuelweldegebriel10035 жыл бұрын

    ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ኣቦታትና በረከቶም የካፍለና ፡ የሕዋት ካኣ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ።

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @user-cw2mx9bi4j
    @user-cw2mx9bi4j5 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለህይወት የስመዐልና ብሓቂ ቁምነገር ዘጨብጥ ትምህርቲ እዩ ቀፃሊ ንክከውን ይላቦ

  • @filmontemesghen6677
    @filmontemesghen66775 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እዝጋቢሄር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም ኣብ ቀፃሊ ብሃንቀውታ ንፅበ።

  • @gdeyweldemichael1509

    @gdeyweldemichael1509

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet ysmaln

  • @yoneswiz9719

    @yoneswiz9719

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmaln

  • @user-xf4tx9zw2i
    @user-xf4tx9zw2i5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የምስዓልና ብመንገዲ ቅዱሳን ክንመላለስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ይደግፈና በረከት ናይ ኣቦና ጳውሊ ወእንጦንስ ኣይፈለየና

  • @sahledebesay2418

    @sahledebesay2418

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @teweldemedhnbrhane8126
    @teweldemedhnbrhane81265 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ቀጽልዎ ብዙሕ ተማሂርና ኢና ሞ ኣይትደንጉዩና። ኣቦታተይን ኣሕዋተይን እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም .

  • @user-jr8cd6if3u
    @user-jr8cd6if3u5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብሩኻተይ እግዝቢሔር ኣምላክ ዓስብኹም ይክፈለኩም

  • @user-vi4xm5wb9s
    @user-vi4xm5wb9s5 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምኣልና ክቡራት ደቂ ተዋህዶ

  • @shamsamitekles
    @shamsamitekles5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen egzabiher ymesgen Kal hiwet ysmalna agolgulotkum ybarki egzabiher yhagizkum naytom kalot ziterefu abotana kemzi gerkum berekt kitekafulna kitekribulna yehwatey💕💕💕

  • @degeselam4873
    @degeselam48735 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንኡድ ስራሕ ኣምላኽ ቅዱሳን ዓስብኹም ይኽፈልኩም! ናይ ህይወት ቃል የስምዕኹም!

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube32415 жыл бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም። ክምርእይቶ፡ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ክትሰርሑ ከለኹም የሕዋት፡እቲ ትዛረብዎ ብጽሑፍ እንክላይ እንተዝኽወን ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ ማለት ነቶም፡ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም የሕዋትና፡ ጽምኣት መንፈሳውነት ዘለዎም ከምዚ መንፈሳዊ ፊልምታት ክርእዩ እንከለዉ ሓገዝ ክኾኖም ዝኽእል እንተደኣ ሃልዩ ፡ብዓይኖም እናረኣዩ ብልሳኖም እና ኣንበቡ ምእንቲ ክመሃሩ ከማናሲ እቲ ቃላት እንተትጽሕፍዎ ከምቲ ኣብ መእተዊ ገርክሞ ዘለኹም ብጣዕሚ ሰናይ ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @natushow1961

    @natushow1961

    5 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmealna

  • @temesgenamlakey2965

    @temesgenamlakey2965

    5 жыл бұрын

    Nay bhaki zhawey kal hiwet yesmalna

  • @mebgeb4740

    @mebgeb4740

    5 жыл бұрын

    ኣሜን (፫) ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወይ

  • @user-tk5iq5pr2z

    @user-tk5iq5pr2z

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ( 3 ) ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ

  • @AminaAmina-jr9sh

    @AminaAmina-jr9sh

    5 жыл бұрын

    Amen. Amen. Amen✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💜💜💜💜💜💜💜💜🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @user-kx4ox3id1g
    @user-kx4ox3id1g5 жыл бұрын

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ ናይ ብሓቂ ዕድለናታት ኢና ምኽንያቱ በተኸት ናይ ኣቦታትና ስለ ዝተኻፈልና ,,,,ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኹን፡ ኣስር ኣሰሮም ስዒብና ሂወት ክንረክብ ብፍጹም ድማ ከምቲ ናይ ኣቦታትና ጌርና ብልሳና ዘይኮነስ ብልብና ፍጹም ጌርና ንእግዚኣብሄር ክነፍቅሮ መንፈስ ቅዱስ ይዓድለና,,,,, ንዚ ፍሊም ብጸጋ እግዚኣብሄር ተመሊእኹም ናብ ትግርኛ ቀይርኩም ታሪኽ ኣቦታትና ተፍልጡና ደለኹም ኣቦታት ኣሕዋት እግዚኣብሄር ይባርኩም፡ዕድመን ጥዕናን ይብኩም፡ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኹን፡ 2ይ ክፋል ብምርባጽ ንጽበያ ኣሎና እሞ ከም ፍቃድ ኣምላክ ቅልጡፍ በሉና ኢኹም ምኽንያቱ ፡ግዜ ተወሲዳ ከም ልምዲ ከይንሰምዓ ሕጂ ኣብ ስሚዒት ከለኻ ኢዩ ጽቡቅ ፡ ግን ደፊረ ኢየ እሞ ይቅረ ግበሩለይ ኮምኡ ብምባለይ ድኹም እንዳኣለይ ኮይነ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ፡ ንቶም ከምዚ ገይሮም ሃይማኖትና ታሪኽ ቅዱሳን ኣቦታትና ዘስተምሁሩና ደለዉ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡

  • @binnybinny3101
    @binnybinny31017 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመልና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-xh8um3vm9s
    @user-xh8um3vm9s5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በርኾቶምን ረዴቶም ኣይፈለየና

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @memyselfatme1058
    @memyselfatme10585 жыл бұрын

    ኣሜን!!! ዋጋኩም ኣብ ሰማዩ እሞ ተሓጎሱ!

  • @user-ly6cw7km9i
    @user-ly6cw7km9i5 жыл бұрын

    ኣሜን(3)) ቃለ ሂወት የስማኣልና ኣቦታትና ጸጋ ኣብ ለል ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @user-ds7tc3wv3w
    @user-ds7tc3wv3w5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kial hiwet yasimialna yahwat egziabhier zemen Aholgilotkum yibarek

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @hagossereke4899
    @hagossereke48995 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን

  • @plejeef7458

    @plejeef7458

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን

  • @kiflaygebremicael274
    @kiflaygebremicael2745 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ኦ ኣምላክ ዘመን ኣባታትና ምለሰልና፡በረከት ናይ ኣባና ጳውሊን ናይ ኣባና እንጦንዮስን ይክፍለና ኣምላክ ንማሕበርኩም ይባርክ።

  • @aill8641

    @aill8641

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ፫

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @abigaylbereket5293
    @abigaylbereket52935 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @samisami8412
    @samisami84125 жыл бұрын

    Amen amen amen kalehwet yesmealna ezigeabihar amlak tsegua yebzehalkum yehwatey nezom ab Libya zelew yhwatnan kea egzeabihar amlak mewaxeo yfterelom bdgam kalehwet yesmealna amen amen

  • @semharkidane1616
    @semharkidane16165 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስመዐና

  • @Tube-uf1di
    @Tube-uf1di5 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዕልና ኣምላክ፡ ጸጉ የብዛሓልኩም ብከመይ ክንረክባ ንክእል from holland

  • @huruymaekele6259
    @huruymaekele62595 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና እዝጋብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም።ቀጽልዎ ክሳብ መወዳእታ

  • @luliabohabolom1455

    @luliabohabolom1455

    4 жыл бұрын

    💑💍🌷

  • @user-rr1kh6hc9y
    @user-rr1kh6hc9y5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ጸጉ የብዛሓልኩም መጀመርያ ዘይኮነስ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልኩም ንሕና ከኣ ተማሂርና ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታትና ክንከይ እግዛብሄር ኣምላክ ያሓግዘና ጸሎት በረከት ናይ ኣቦና ጳወሊን ናይ ክልም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና

  • @semeregoytom6878
    @semeregoytom68785 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna egzabhat xega dbe xega yehbkum Adey marym amaldnetn xelotn ms kulatn yhder ⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @johnjohney2308
    @johnjohney23085 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ኣምላኽ ነዚ ሰናይ ዝገበሩኹም ኣስብኹም ይኽፍልኹም ናይ ኣቦና ጳውሊ ካኣ በረክቶምን ረዲኤቶምን ንዘልኣለም ኣለም ኣይፈለየና ይትባርክ ኣምላክ ኣቦታትና

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @KebromNegasi
    @KebromNegasi5 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የእስምዓልና ኣሕዋትና ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዞምሕዋተይ ብረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣባ ጳውሊ ምስ ኩላትና ይኹን

  • @debasteklit3511
    @debasteklit35115 жыл бұрын

    Efti abona Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlakn xegu yebzhlkeum

  • @user-mk4qc4cf3s

    @user-mk4qc4cf3s

    5 жыл бұрын

    ኣሜን ሓወየ።

  • @user-yx6yn5gn8o
    @user-yx6yn5gn8o5 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @fyoriliben4644
    @fyoriliben46445 жыл бұрын

    amen amen amen qale hiwet yesmealna bereketom redietomn amaladnetom nay qdusan abotatna ayfeleyena💒

  • @ortotv127
    @ortotv1275 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ-ህይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣጎልጉለት ዘመነ-ዕድሜኹም ይባርኸልኩም ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይምላእኩም!!!

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከት ቅዱስ ኣቦና ጳዉሊ ይሕደረና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲✝️✝️✝️

  • @temesgenamlakeyy9928
    @temesgenamlakeyy99285 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwetu yesmalna Egzabihier amlak nay agolgulot zemenkum ybark

  • @blackboy8715
    @blackboy87155 жыл бұрын

    ኣሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታት ኣHዋት እግዚአብሔር ናይ አቦና ባውሊ በረከት የካፍለና

  • @erinet_info
    @erinet_info5 жыл бұрын

    እት ክቡር እምነትና ልዕል ኩሉ ዩ ኣብዛ ዓለም። ዓበይት ክንሱም ነንሕድሕዶም ይፈራርሑን ይከባበሩን ብፍቅርን ሓቂናን ፍቅሪ። ጸለትኩም ኣይፈለየና #ኣሜን

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @temesgenamlaktemesgenamlak7319
    @temesgenamlaktemesgenamlak73195 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna

  • @abrahaleeman7011
    @abrahaleeman70115 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከት ናይ ኣብነ ቅዱስ ጵውሊ የካፍለና ኣይፈለየና

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @user-rk3yo9nl7f
    @user-rk3yo9nl7f5 жыл бұрын

    Amen amen amen amilke nabi lebina temalisna nayzomi kudusani abotaten kabiom ka kenmharin amilke yefqdlina

  • @merhawihabteslasie6040
    @merhawihabteslasie60405 жыл бұрын

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @mashoshewit1547
    @mashoshewit15475 жыл бұрын

    egziabher nay agelgulotom zemen yibarkelom burukat yehwatna

  • @biniamyemane7806
    @biniamyemane78065 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸቶም ይኽፈለና ኣምላኽ ጸጉ የብዝሓልኩም 2 ክፋል ብህንቀውታ ንጽበያ ኣለና

  • @AminaAmina-jr9sh

    @AminaAmina-jr9sh

    5 жыл бұрын

    Amen. Amen. Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💜💜💜✝️✝️✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @GhTh-tn3sd
    @GhTh-tn3sd9 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከትኩምን ሬዳኣትኩምን አይፈለይና 🙏🙏🙏 🤲🤲🤲

  • @asmertasmert783
    @asmertasmert7833 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሰናይ ቃለ በረኸት የስመዐልና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣባ ጳውሊ ን ኣባ እንጦንዮስ በረኸቶምን ፀሎቶምን ረድኤቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኦ ጎይታይ መስተወዐሊ ልቦናን ዓይኒልቦናን ክፈተልና ብምሕረት ዓይንኻ ጠምተና ኣሜን

  • @SaraSara-vk8bb
    @SaraSara-vk8bb3 жыл бұрын

    በሓቂ ቃሌ ሂወት የሰመዐና ናይ ኣቦና ጸውሊ ፀለቶሙን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @abr.gabraha9765
    @abr.gabraha97655 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabhier aeezizu xegeu yebzehalkum Nay eme brhan amaladnet xelotn rediaietn nay kulom kudusan huruyan egziabhier msakum ykun♥

  • @user-ew6sx7bw8q

    @user-ew6sx7bw8q

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @brhanenega716
    @brhanenega7165 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣጎልጉልትኩም እግዝኣብሄር ኣምላክና ጸጋ ድቤ ጸጋ ይዓድል ኣሜን

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @sbegge7121
    @sbegge71212 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዕልና ፍጣረ ንነሰሃ ህይወት የሃብና😢😢😢

  • @maryamyywhesnbseydengelyyy9358
    @maryamyywhesnbseydengelyyy93585 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmaln berktomen xoltomen ayflyn🙏🤲🙏❣🤲❤❣

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom71545 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna xelot nay kudusan abotatna ayfeleyena

  • @titigezaei138
    @titigezaei1384 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀሎቶምን በረከተምን ይሕደረና❤❤🎉🎉

  • @user-ho9hr6xl3g
    @user-ho9hr6xl3g5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመኩም ኣምላክ ይባርኮልኩም

  • @merhawikahase1560
    @merhawikahase15605 жыл бұрын

    Amen amen amen KAL hiwet yesmaelna

  • @semirakifle4766
    @semirakifle47665 жыл бұрын

    Amen,amen,amen,qale hiwet yesmalna

  • @artiestchanel5679
    @artiestchanel56795 жыл бұрын

    Amen( 3 )kale hiwet yesmalna

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66883 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕሎም በርከቶምንረደአቶም ኣይፍለየና አሜን 📖✝️

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen egizabher amelke xegu yebzhalkum sedra egizabher

  • @rahwitrahwit4961
    @rahwitrahwit49615 жыл бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesman xolot kudsan ayfeleyena nakum ka amlak nay agolgulotkum zeben ybrk

  • @Emebrhan21

    @Emebrhan21

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen xegu yebzehalkum fukurat ahwatey bereke aba pawli yekafilna♥♥♥

  • @beilulbrhane4315
    @beilulbrhane43155 жыл бұрын

    አሜን በረከት ናይ ኣቦና ጳዉሊ ምስ ኩላትና ይኩን።

  • @user-ow4wi8cv8x
    @user-ow4wi8cv8x5 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና በረኸት ኣቦታት ኣይፈለየና

  • @medhanietesfamariam7768
    @medhanietesfamariam77685 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በርከት ናይ ጻድቅ ባሕታዊ ናይ ጽድቅ ኣባ ኣንጦኖስ ምስ ኩላትና ይኩን ይሕውት ድማ ጸግኡ የብዛሓልሉም ቁዱስ ኣምላክና part 2 ብሃንቀውታ ንጽበ ካልእ ድማ ከምዚ ዓይነት ክትስርሑ ኣምልክ ይሕግዝኩም ምስጢሩ ይግለጽልኩም ቤተክርስትያና የጽናዓልና ሰላም ፍቅሪ የንግሰልና ንጽልኢ ጋሊሁ ፨፨፨

  • @liyakibreab8239
    @liyakibreab82395 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኤዝጋቤሄር ጸጉኡ የቡዝሓልኩም

  • @habugebremeskel5691

    @habugebremeskel5691

    4 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna

  • @theotokos9636
    @theotokos96365 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና።እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩን ይባርክ።ንማሕበርኩም ይባርክ።

  • @yowhanssolomun8544
    @yowhanssolomun85445 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስመዓልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልግሎት ዘመን ዕድሜኩም ይባሪኪን ይቀድስን ቡርካተይ በረከት ኣዴና ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ኣቦና ጳውሊ ይክፍለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mussieandebrhan1787
    @mussieandebrhan17875 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሃልኩም,ኣብ ትከድዎ ኣምላክ ምሳካትኩም ይኩን

  • @wegihuguesh2927
    @wegihuguesh29275 жыл бұрын

    Amennnnn qale hiwet yesmealna Bereketn rediaetn nay qdusan abotatna yekaflena amlak

  • @temesgenamlaky2591
    @temesgenamlaky25915 жыл бұрын

    Amen amen amen Qal hiwet yemealna Egzabihier xegue yebzehalkum yehwat

  • @user-zp4kz6fg8j
    @user-zp4kz6fg8j5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna egziabiher amlak nay agelglot zemenkum/kn ybark 🌾🌾💒🌾🌾

  • @dahabmogos8360

    @dahabmogos8360

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-wt4nn1gn1z
    @user-wt4nn1gn1z5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅለ ሂወት የስመዓልና ።ጾሎቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና።

  • @teshyeberhe1421

    @teshyeberhe1421

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @samera7043
    @samera70433 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡራት ሰደራእግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ⛪️✝️📖📖💖💖💞💞💗💗💗

  • @akberetmikeal5405
    @akberetmikeal54055 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalena nay agolgulot zemnkum ybarek yqedes egziabhier amlak

  • @user-rd3ur1tr2t
    @user-rd3ur1tr2t3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡን ጥበቡን የብዘሐልኩሙ እግዛባሄር ኣምላክ

  • @user-fy8bf3xn5z
    @user-fy8bf3xn5z2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ፀሎቶም ን ርድኤትን በረኸቶምን ይሕደረልና 👏

  • @weinizerea8791
    @weinizerea87913 ай бұрын

    Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena bereketkum.xelotkum.ayfeleyena.

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ቅዱሳን አቦታትና ይሕደረልና 🙏

  • @user-id6ru4je2u
    @user-id6ru4je2u5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ። ጻውሊ እዚ ቆልዓ ክዳንካ ሰሪቅዎ ።ኣንታ ጰጥሮስ ሓወይ ክዳነይ ኣሰረቆን ናተይ ኣይኮነትን ናቱ እያ ።ይቅረ ግበረሉ የውሃንስ ንስካ ኪድ ።ስማዕ ጰጥሮስ ሓወይ እዚ ክዳን ናተይ እዩ ግን ንሱ ድካ እዩ ስለዚ ኮምኡ ኢለ እየ እቲ ክዳነይ ዝሃብክዎ ።እዋእ እሞ ሓሲካ ማለት እኮ እዩ ጳውሊ።ኣይሓሰኩን ጰጥሮስ ሓወይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እቲ ንድካ ዝሓሊ ብጹእ እዩ እቲ ንዝዓረቀ ሰልበሰ እትብል ቃል ጎይታ ዘክር እሞ እዛ ክዳን ካብታ ዝሃብክዎ መዓልቲ ናቱ እያ ኣብ ቅድሚ ጎይታ ከመይ ኢለ ክሕሱ ይክእል።።።።።ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ዓባይ ቃል ክንደይ ከም ንከውን ዝሃብናዮ መባእ ንዝክር ።እግዚኣብሄር ብኣቦና ጳውሊ ገይሩ ሓጢኣትና ይቅረ ይበለልና

  • @user-es7ki9wp1c
    @user-es7ki9wp1c5 жыл бұрын

    amen.amen.amen kale.hewate.yasmalen

  • @brhanekesete6880
    @brhanekesete68805 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna xegu yebzhalkum🙏

  • @user-rw2ho7nl6s
    @user-rw2ho7nl6s2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐና በሮኮቶም ይሕደረና ሰምዕካ ዘይፅገብ ታርክ ቁዲሳን አቦታትና ቦሮኮቶም ይሕደረና

  • @tekianguse5133
    @tekianguse51335 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalena egzabeher nay agelglot zemnkum yebark

  • @heaventesfay4184
    @heaventesfay41845 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ማሕበር ደብረ ብስራት ቅዱስ ኣክርያ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዝነኣድ ስራሕ ዩ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ ቅዱሳን ባሕታውያን ኣቦታት ከተምጹላን ብንፈልጦ ቛንቛ ከተምጹልና ኣዝዩ ዘሕጊስ ልክዕ ከምቲ መልኣከ ሰላም ብስራታዊ ብስራት ዩ ሞ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ

  • @beyenebsb4692
    @beyenebsb46925 жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmealna bmengedi qudusan knmelales egzabihier Amlak ydegfena bereketomn xelotomn ayfeleyena amen

  • @memyselfatme1058
    @memyselfatme10585 жыл бұрын

    ብዝተከኣለና የሕዋት #like፡ share ንግበር subscribe ንሓግዝ፡ ነዚ ናይ ሃይማኖትና ትውፊትን ታሪኽ ንኩሉ ክበጽሕ፡ ኣብ comment ውን ብዝተካእለና በቶም ኣቦትና ካህናት ባርኾት፡ ካብ ናይ ኣቦና ጳውሊ ድማ ረዴት ክንረክብ ኣሜን ንበል። ሓሳብና ርኤቶና ነፍስስ እዛ ሃይማኖት ናትና ሓገዝን ሓላፍነት የድልያ።

  • @mulugeitakesete7721

    @mulugeitakesete7721

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @teklesegid5078

    @teklesegid5078

    4 жыл бұрын

    Amen qal hiwt yesmalna

  • @selamgaleentichotigray348

    @selamgaleentichotigray348

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-jw4nh2et9e

    @user-jw4nh2et9e

    4 жыл бұрын

    ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይ ፈለየና።

  • @user-dt1yh3lc6k

    @user-dt1yh3lc6k

    4 жыл бұрын

    *ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ ናይ ኣባ ጳውሊ ጸጋ በረከቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን*#

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn3 жыл бұрын

    _አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ_

Келесі