Dehay Eritrea ኢሳይያስ ዝደልዮ ኣይፈልጥን እዩ? እንታይ ከምዝደሊ እንተዝሕተትሲ እንታይ ኮን ምመለሰ? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ኢሳይያስ ዝደልዮ ነገር ዝፈልጥ ኣይመስልን'ዩ? እንታይ ከምዝደሊ እንተዝሕተትሲ እንታይ ኮን ምመለሰ? ደሃይ ኤርትራ
3ይ ክፋል: ዝርርብ ምስ ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ
06-05-2022
ሓታቲ እዮብ ጸጋይ ኣዳለዊ ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ-ዓካ)

Пікірлер: 22

  • @Hope90s
    @Hope90s2 жыл бұрын

    Great interview! Kudos 👍🙏

  • @koala10ish

    @koala10ish

    2 жыл бұрын

    ወሽላኽ ጋይም ክብረኣብ ሓውሲ ዓጋመ አከለግዕዘይ።

  • @koala10ish

    @koala10ish

    Жыл бұрын

    ጡስጡስ ጋይም ጨርናዕ ሓውሲ ዓጋመ። ክክክ

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu89942 жыл бұрын

    Did he even know what he was asking the so-called journalist?

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k2 жыл бұрын

    ፕሮፈሰር ጋይም : ፈለማ መራሕቲ ህግደፍ ምስ ናይ ምዕራባውያን መራሕቲ ከተመሳስሎም ፈቲንካ :: ጌጋ ርዲኢት :: 2ይ ድማ ኢሳያስ እንታይ ከም ዝደሊ ልዕሊ ሎሚ ነጺሩ ኣይፈልጥን 👇👇 kzread.info/dash/bejne/pKicrbpmqdDHp6g.html

  • @koala10ish

    @koala10ish

    2 жыл бұрын

    ወሽላኽ ጋይም ክብረኣብ ሓውሲ ዓጋመ አከለግዕዘይ።

  • @sw9950
    @sw99502 жыл бұрын

    The Professor lacks objectivity. When did Eritrean Peoples get the Chance to vote for Ort against ist own benefit? Eritreans don't need Apologists at this decisive historical Phase.They need patriotic Leaders.

  • @koala10ish

    @koala10ish

    2 жыл бұрын

    ወሽላኽ ጋይም ክብረኣብ ሓውሲ ዓጋመ አከለግዕዘይ።

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham34702 жыл бұрын

    ድልየት ኢሳያስን ድልየት ሂትለርን ተማአሳሰልነት ኣለዎ ፥አቲ ፍልልይ ናይ ሰውነቶም ህብሪ ጥራይ አዩ ፥ሳዲስትስ ክብሮም አምበር ኣአምረኦም ሃደ አዩ ፥ስለዝኮነ ሳዲስት ኢሰያስ በቲ አንሰምኦ ካብ ናብ ቃልሲ ምጽንባሩ ብጸጥታ ኢትዮፕያ ኣብቲ አዋን ብስለላ ተላኢኩ ናብ ሰውራ ከምዝተጸምበረ ይንገር፥ካልአ ኢሳያስ ኣብ ኣሪትራ ትውልዲ የብሉን፥ኣዲ ይኩን ኣውራጃ ናተይ ዝብሎ ሰብ ኣብ ኣሪትራ የለን፥አቲ ብህሶት ኣብዚ አዩ ኢሉ ንጀብሃ ዝሃሰዎም ኣብ ከባቢ ኣስመራ አትርከብ ጸሎት አትባሃል ኣዲ አዩ መሪጹ፥ንምንታይ ካብ ብዙሃት ኣድታት ኣሪትራ መሪጹ ብዝብል ህቶ ኣባዩ ወይዘሮ መድህን በራድ ብዝነገረቶ ብዛአባ አቲ ካብ ትግራይ ብስደት ናብ ኣሪትራ መጺኡ ናብ ሺቅለት ኮንስትራክሺን ከም ስፐርቫዘር ኮይኑ አናሰረህ፥ዝነብረሉ ዝነበረ ኣባሻውል አዩ ዝነበረ፥አንተኮነ ብዙሃት ደቂ ተወልደቲ ትግራይ ብህጋዊ መገዲ ናብ ከበሳታት ኣሪትራ ተጣይሾም ጠሳን መረትን ተዋሂንዎም ኣሪትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተመርኦም ዝነበሩ አሞ ኣብ ኣባሻውል ተራኪቦም ይዛነዩን ከአሉሉን ከለዉ ንኣቦሃጎ ኢሳያስ ንስካ አኮ ህጋዊ ዘግነት ይኩን ጠሳ የብልካን ስለዝኮነ ኣሪትራዊ ወደባት ዘብለካ ጉዳይ የለን ምስበልዎ ነቲ ዘስርሆ ዝነበረ ጣልያን ነጊሩ ናብ በረካታት ኣርጎሎ ነፋሲትን ክጣየሽ ፈተነ አንተኮነ ተመሊሱ ምስቶም ተጋሩ ደቂ ኣዱ አቲ ዝወጠኖ ቦታ ናይ ማይ ይኩን ህድሞ ክሰርሃሉ ዝክአል ምቹአ ቦታ ከምዘይኮነ ነገሮም፥ሃደ ካብቶም ተጋሩ ኣባሃግኡ ንጀናይካ ተጋዳልይ ህዋህት ነበር ነበሩ፥ዝሃብዎም ምክሪ ኣብ ጸሎት ዝባሃል ኣዲ ማለት ታህታይ ጸሎት ስህው ዝበለ ነበርቲ ደንበ መሳሊ ተደኪና ነበረት፥ኣባሃጎ ኢሳያስ ናብቲ ዝበልዎ ቦታ ብምካድ ነአዱድ ዝከውን ኦም ክቆርጽ ዝረኣይዎ ደቂ አቲ ኣዲ በትርን ሰፍን ብምሃዝ ከምዘባረርዎ ኣባዩ ወይዘሮ መድህን ነጊራቶ ስለዝነበረት ንኣኣ ዘኪሩ ኣበይ ኣዱ ምስተሃተ ጸሎት ክብል መለሰ ዉዱብ ጀብሃ ከም ኣሪትራዊ ሪኣ ናይ ሃሚሻይ ክፍሊ ናይ ወልዳይ ካህሳይ ከም ካድረ ገበርዎ፥በዚ ምክንያት ተጠቂሙ ክሳብ ናብ ቻይና ተላኢኩ ፥ናይ ማኦኢዚም ትዮሪ ተማሂሩ ናብ ኣሪትራ ተመልሰ ፥ድህሪ ዉሁድ ኣመታት ተፈልዩ ናቶም ካብ ጀብሃ ተፈልዮም ኣብ ኣላ ዝነበሩ ብግሩብ ኣላ ወይ ሰልፊ ነጻነት ዝጽዉኡ ብባኣል ተወልደ ኢዮብን ኣብራሃም ተወልደን ካለኦትን ዝነበሩ ተጋደልቲ ተጸምበረ፥

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham34702 жыл бұрын

    ብኣል ኣፍወርቂ ተክሉ ትውልዲ ኣዱ ኣተከለዛን ሃማሰን ኮይኑ ዳርጋ ኣሪትራ አውን ዝፈልጣ ሰብ ኣይነበረን፥ብጣአሚ ዳይናሚክ ሃንጎል ዝነበሮ ሰብ ኮይኑ ፥ምስ ዮውሃንስ ስባህቱ ሙሰ ሃብተሚካኣልን ካለኦትን ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮን ዝሃወሰ 1973 መንካአ ብዝብል ጥቀና ናይ ግሩብ ኢሳያስ ዝተቀንጸሉ አዮም፥

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k2 жыл бұрын

    Thank you

  • @koala10ish

    @koala10ish

    2 жыл бұрын

    ወሽላኽ ጋይም ክብረኣብ ሓውሲ ዓጋመ አከለግዕዘይ።

  • @keletatsegai8791
    @keletatsegai87917 ай бұрын

    በዝ ክንብኩም ትብል. ኣንጊህካ ብጾትካ ገዲፍካ ኣይምክድካን. ብዛዕባ ሃገራዊ ኣገልግሎት መን ክካላኸል.ድኹማት ተበለጽቲ.

  • @koala10ish
    @koala10ish2 жыл бұрын

    ወሽላኽ ጋይም ክብረኣብ ሓውሲ ዓጋመ አከለግዕዘይ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu67902 ай бұрын

    ሓሰውቲ ኢትዮጵኢ አብ ፍደገ ገዛኻ ዘይትሓድረለ ለማኒት ምዕራባዋን ለማኒት ሃገር እያ

  • @tewisaak9248
    @tewisaak92482 жыл бұрын

    ጋይም ንህገራዊ ኣገልግሎት ከተማራስሕ ፈቲካን ።ንስኻ ብህድማ ትፍለጥ ካብ ቃልሲ ካብ ሓቂ ኣብ ቀጻሊ ህድማ ።ኣብ ጽልኢ ዝተመስረተ ሕሱር ምንሻው መራሕቲ ከታቃጽብ ምፍታንካ ።እንታይንትካ ጋይም ከ መን ኢዩ።ካ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ኣንታ ድሑር ካርነሽመታይ ጋይም ሊቀ ሊቃዉንቲ እዩ: ከማኻ ሓማሴናይ ስለዝኾነ ጥራሕ ከማኻ መሃይም ባርያ ኢሳያስ ኣይከዉንን እዩ:: በታ ሓሳድ ልቢኹም ኣንጻር ሙሁራት ምኳንኩም ስለዝፈለጠ ከኣ ኣይተዘንጋዓልኩምን ከም በዓል ኣፈወርቂ ኣምሓራይን ካልኦት ሊቃዉንቲን:: ከይተረከሰ ከኣ ናብ ስደት ኣምሪሑ ይነብር ኣሎ::

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy65022 жыл бұрын

    ድሁል ! ጋይም አብ ንእሽቶ ርእሲ ዓቢይ ዲግሪ ዝተሸከመ ዕሱብ ወያነ! ኢሳያስ ደኣ ዝደልዮን ዝገብሮን ዝፈልጥ በዓል አርበዓን አርባዕተ ፍርንጭት ንጸላእቱ ዘይምሕር አቦ ኤርትራ ኢዩ። አይተ ጋይም ከምሁር ተለኣኣኻይ መለስ ዜናዊ ብምዃን አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ምስ ወያነ ኮይንካ ገበን ዝፈጸምካ ወንጀለኛ ኢኻ ። ሞት ንጃንዳን ዕሱባት ከደምቲን

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    2 жыл бұрын

    ሙሁር ኤርትራዊ ምርኣይ በዞም ዘርኢ ካርነሽም ከም መስቀል ዝረኣየ ሸይጣን እዩ ዝቑጸርሞ ኣይትርዓድ ኢኻ:: ኤርትራዉያን ገና ዩኒቨሪሲቲታት ከፊትና ህዝብና ክነምህሮ ኢና:: ንምኳኑ ኣብ ሙሉእ ዕድሜኻ ክንደይ መጽሓፍቲ ኣንቢብካ?

  • @Mereb78

    @Mereb78

    10 ай бұрын

    እቲ ዘገርም ብኤርትራዊ ጅግና ዝተሐፍሰ ዓወት ንኢሰያስ ከም ጅግና ምሕሳብካ ነቲ ዘሎ ዕንወትን ውድቀትን ሐላፍነት አይተሰክሞን። ብተውሳኺ አብዚ ግዜ እዚ ብፍርንጭት ናይ ሰብአይ እምነት ጅግን ነት ምእማንካ ትሕዝቶ ንቓሐትካ ምድሪ ዝዘበጠ ይመስል: ምኽንያቱ ፍርንጭት ዘይውንና ብጅግነት ናጽነት ሒዘን ዝመጻ ደቂ አንስትዮ ግደ እይሀብካየንን።

Келесі