Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ | ኣርካናትና - ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር | Major General Berhane Gebregziabhier

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ | ኣርካናትና - ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር | Major General Berhane Gebregziabhier
ሓደ ካብ ኣባላት ጉጅለ 15 G-15

Пікірлер: 19

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas56262 жыл бұрын

    ስላም ብጣዕሚ ጽቡቅ መደባት ኢዩ። ጀሚርካዮ ዘለካ ሳሚኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለቲ ተበግስካ የቀንይርልና ንስካ ዘኪርካዮም ኢምብር ህዝብናስ ንርዮኦ ኣለና ማኣዙኑ ጠፌዎ።

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari20572 жыл бұрын

    ከም መቐጸልታ ክብርና ንምምላስን ምሉእ ሓርነትና ንምውናን ውዕለት ጅግንነት ኣርካናትና ክንዲ ዝግባእ ክስነድን ንውሉድ ወለዶ መወከሲ ሕሉፍ ቃልስናን መርሆ መጻኢናን ንምኻን ሓላፍነት ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ'ዩ ! ሓው ጋዜጤኛ ሳሚኤል ድማ ንስለ ሓጺር ሌላ ኣርካናትና ብእትገብሮ ዘለኻ ዜግነታዊ ግዴታኻ እናኣድነቕኩ : ንኽትቅጽሎ ብውልቀ ለበዋ እምሕጸነካ።

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Halaw entay tarik aelekumu nay tegaru tarik sendu ember nay erireawi tarik aeymlketekumn eyu naemakum zmeselulu aelena walta hager senidwo aelo

  • @habtomm827
    @habtomm8274 ай бұрын

    Jegna Brhane gerzgiher❤

  • @Benji-jw3jc
    @Benji-jw3jc2 жыл бұрын

    የቀኔልና ሳሚኤል ሓውና ኣያና ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣገዳሲ ሰነዳት ታርክ ናይ ኣርካናት ንኸይርሳዕ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን:: ቀጽሎ!♥️♥️

  • @user-pm3fb9er7l
    @user-pm3fb9er7l2 жыл бұрын

    ሜ/ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር ጅግና ሓደ ካብቶም ዓንዲ ሕቆ ሰውራ ኤርትራ !

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Hkoki teseber dekalu

  • @whatabouttomorrow1990

    @whatabouttomorrow1990

    2 жыл бұрын

    @@bio-balancbon4532 ሱቅ በል ደንቆሮ እንተ ክኢልካ ሕተት ተመሃር ሱቅ ኢልካ ከም ደሞርክዮ ተወጢጥካ ኣይትኺድ ሕሰብ ደጋጊምካ ሕሰብ ሎሚ ኣብ ስደት እንታይ ትገብር ኣለኻ ስለምንታይ ኣብ ስደት ኣለኻ

  • @fedayn1838
    @fedayn18382 жыл бұрын

    ቀባጽ ተባዕ ደፋር ሓቀና ወሳኒ ኤርትራ ሃገርና ሓደ ካብቶም ጅግኑ ሃገራዉያን ከሲራ።

  • @nahomhaile-fs1co
    @nahomhaile-fs1co Жыл бұрын

    ጅግና ❤😢

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl2 жыл бұрын

    ሕጅ ካንዚ ዘለውዎ መሳቡብ አንታይ ንግበር .ምዝራብ ትርጉም የብሉን ንኣኦኣኦ ውን ፍታሕ ኣይኮነን አቲ ፍታሕ ኣብ አድና አዩ ዘሎ ንሕበር ንፋቀር ሐደኾይና ነቲ ዝመሽመሸ ስርዓት ንትፋዮ በሰንኪ ሕመቅና ዝዓነወ ስርዓት ይጻውተልና ኣሎ አብር ንሳቶም ዓገብ ስለ ዝበሉ ኣብ ክንድ ህዝቦም ኣብ ጎዳጉዲ ኣስፊርዎም ንሕና ግን ኣይሐገዝናዮምን ጀጋኑና ተልምናዮም ሕጂ ከኣ ንሕበር ንሕበር ንሕበር 🇪🇷

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    ንኹሎም እቶም ቡርቱዓትን ሙሁራትን ኤርትራውያን ዓይኑ ከይሓሰየ እዩ ታርጌት ኣሲሩሎም። ግን እቲ ዝገርም እንታይ እዩ ዓዚሙዎ ነቲ ብልሖምን ፍልጠቶምን ተጠቒሞም ንሳቶም ስጉምቲ ክወስድሉ ዘይፈተኑ። እዚ ኹሉ ሕጂ ንኢሰያስ ዝስዕቦ ዘሎ መብዛሕትኡ ፈሪሒ እምበር ኣሚኑ ኣይኮነን ዝስዕቦ ዘሎ። እቶም ብስልጣን ገንዘብን ዝተገዝኡ ገዲፍካ።

  • @gashtube5633
    @gashtube56332 жыл бұрын

    ፐው ኣሕ ኣየ ስረ

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Entadeka elka wediza wiagin trefmeref dekalu

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Bzaba tigrina nska keman xruy eye tbl wedi gahaf dkala

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Tezareb aedi haregot eye eka tbl bael kemaka yeblomun hanos wiagin sna tarik

  • @bio-balancbon4532

    @bio-balancbon4532

    2 жыл бұрын

    Tezareb tetahizeka aeleleku

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion11288 ай бұрын

    እዚ ከዳዕ እዚ ድኣ ከዲዑ ዕሱብ አሜሪካ ኮይኑ መራኽብ አሜሪካ መንግስቲ ኤርትራ ክግልብጣ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ መራኽባ ኣዋዲዳ ክትኣቱ ኣብ ባጽዕ ርእሱ ኣንቃዕሪሩ እንድዩ ዝጽበየን ነይሩ :: ሕልሙ ግን ኣይተጋህደሉን : ካብ ሕልሙ ከይተየበራበረ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ :: እተን ብጌጋ ዝተዋህቦ ጽሩራ ካብ ረስሙ ተመንጢለን ተደርብየን :: ዓስቡ ረኽቡ :: ዕሱብ ከዳዕ :: VIVA ERITREA

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion112811 ай бұрын

    ከዳዕ መዓርጉ ካብ ወተሃደራዊ ልብሱ ዝተቐንጠጠ :: ናይ አሜሪካ መራኽብ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ክኣትዋ ዝዓደመን ብውሽጢ ውሽጢ ምስ አሜሪካ ተሓባቢሩ መንግስቲ ኤርትራ ክግልብጥ ዝሃቀነ :: ሓደ ሕሱር : ንመን? ህዝባዊ ግንባር ሓልፉዩ ዝጸንሕ :: VIVA ERITREA

Келесі