ውድብ ናፃነት ትግራይ እንታይ ይገብር ኣሎ? ብደጀን መዝገቦ(PHD) ኣቦ ወንበር

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZread, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia

Пікірлер: 25

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan397017 күн бұрын

    ዶክተር ደጀን; ኣብ መሬት ትግራይ ዝሰርሕ ሓሳብ ( ኣጀንዳ) እንዶ ኣቕርቡ:: ብጥቓ 1,000.000 ቁፅሪ ዝተዋቐረ ናይ ህወሓት ካድረ ቤተሰብ ናይዚ ካድረ እዚ ሓዊስካ እቲ ቁፅሪ ንህወሓት ዝድግፍ ህዝቢ ብውሕድ ናብ 3,000.000 ይኸውን ኣሎ ማለት እዩ:: እዚ ቁፅሪ እዚ ፍርቂ ናይቲ መላእ ማ/ሰብ ትግራይ እዩ:: እሞ ምስ እዚ ቁፅሪ እዚ ብሰላማዊ መንገዲ ይኹን ብካልእ ሓዝ ክሕዝ ቃልሲ ክትገጥም: ናይ 5 ውድባት ዓቕምታት ኣብ 5 ውዳበታት በታቲንካ ለውጢ ይመፅእ ማለት ዘበት ከም ዝኾነ ዘይርዳእ ፖለቲከኛ ኣባላቱን ደገፍቱን ካብ ዘዳኽም ሱቕ ኢሉ ኣብ ገዝኡ ኮፍ እንተዝብል ይሓይሽ ንብል::

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam831016 күн бұрын

    ተጋሩ ሃገር ብመስዋእትን ብሓቅነትን እንበር ብሓሶትን ፕሮፓጋንዳን ኣይትምስረትን እያ

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel71817 күн бұрын

    Thank you Dr, Dejen You give us a good insight about tigray. Viva TIP ❤❤❤

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes887317 күн бұрын

    እዛ ሃለውለው ለውለው ለው ው ው ውውውው ለለ ለለለለለ ጥራሕ ዝበዝሓ ቁምነገር ዘይብላ ክልል ፎእ ፎእ እእእእእእእ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane230217 күн бұрын

    Good to see Dr.!!

  • @user-dw2tf9bn2cwedi
    @user-dw2tf9bn2cwedi17 күн бұрын

    ደግተር ደጀን ኣምበሳ ወሎዶ

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w16 күн бұрын

    ፅቡቅ ሓሳብ 👍

  • @breyefkrsew5240
    @breyefkrsew524017 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem693916 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @dc8625
    @dc862517 күн бұрын

    ካድረ ህዉሓት ብዙሕ ኢዩ ስለዚ ምስ ሳዉት እንዶ ሕበሩ ዋ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch4417 күн бұрын

    ዉድብናጽነት ትግራይዳኣ ካብሙቑዛም ሓሊፋ አንታይክትገብር በኻይት ትግራይ መንገብገባ ተሰይሩዩ ድሕሪሀዚ ምርይየለን ኣህባይ

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    14 күн бұрын

    Cadre

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho17 күн бұрын

    ደጀን ዑቡድ ኸልቢ ዐንዛር

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye663617 күн бұрын

    Yes GOITOT NEBSINA is liberality, we don't accept the empire thought of vatican christeans/MLLT

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe16 күн бұрын

    ዶ/ር ደጀን ብቁዕ ሙሁር ትግሮዋይ እዩ ከምኡ ዝበሉ ብሱላት ፈላጣት ዓቅሚ ዘለዎም ቤሄርተኛታት ብዙሓት እንተዝህልዉና ከመይ ምዓበና ሃገርና ምመስረትና እሞ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ዘረግቲ ሰረቅቲ ስልጣን ተቆፃፂሮም ምሕላፍ ከሊኦምዎም እቲ ህዝቢ ውን ህወሓት ዝበሃል ጣኦት ኣምሊኹ ኣፀጊሙ ኣሎ የሕዝን ትግራይ ግን ናፅነታ ኣዊጃ ሃገር ከይኮነት ካብ ምጥፋእ ኣይትድሕንን።

  • @mehariredaie591
    @mehariredaie59113 күн бұрын

    ሃገርነት ሃገርነት ትብሉና ሃገርነት ናይ ኩሉ ሽግርና መፍትሒ እዩ ኢልካ ምእማን ልውህና እዩ። ሃገርነትማ ኤርትራን ደቡብ ሱዳንውን ረኺበንኦ እየን፣ ሽግረን ግን ካብ ዝበኣሰ ናብ ዝገደደ እዩ ተሻጊሩ። ቁልፊ ጉዳይ ዲሞክራሲ ምልምማድ እዩ። ፖለቲከኛታትና ግና ገዛእቲን ተቃወምቲን ንዲሞክራሲ ዝተመቸዉ ኣይኮኑን ኩሎም ብትዕቢት ዝተወጠሩ፣ ተፃረፍቲ፣ መናሸውቲ እዮም። ነዚኦም ሒዝካ ነፃ ትግራይ እምበር ሓራ ትግራይ አይክትህሉን።

  • @mehariredaie591
    @mehariredaie59113 күн бұрын

    ንተቃዋሚ ዘይድግፍ ዘይነቅሐ እዩ ዝብል መደምደምታ ግቡእ ገምገም አይመስልን። ስለዘይነቅሐ ዘይኮነስ ካብ ተቃወምቲ ተስፋን ብስለትን ስለዝሰኣነ እዩ። ኣዳነች አቤቤ ኪዱ ኢላ ማለት ነፃነት ተፈቂዱ ማለት ድዩ? አንጀቴ ትንተና!!!

  • @mustoffa-qd6bb
    @mustoffa-qd6bb17 күн бұрын

    Dejen: Why can you not expand your organization to the DIASPORA? You have to build branches in Europe, USA,Canada, & Australia. This way, you an collect funds, advance TIP ideas & visions. Sitting in Mekele alone is one arm of the struggle but inter.atkonalize it. Come out please!!!!

  • @user-vj6dy9vn1t
    @user-vj6dy9vn1t17 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho17 күн бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @daivex6068
    @daivex606816 күн бұрын

    እዚ ሰብኣይ በብሱሩ ካበብ እንይንይ መኣዝዩ ወጺኡ ንሕዘዝበቢ ዝመጥን ውድብ ዝከውን 🤔 ይገርመኒ ሕሙም እዩ ዝመስለኒ ከም ኣሻ ዝበስበሰ ውድብ ክክትከስስ ካብ እትውእል ፈንጪርካ ዘይትወእ 🤔 ሓሳዊ ባዶ ዲስኩር ባዶ ገረወይኒ

  • @user-do8zv2gp2n
    @user-do8zv2gp2n17 күн бұрын

    ብፍላይ እዚ ውናት ዝባሃል ውድብ ካብ ምዝራብ (ምቑዛም) ወፃኢ ካልእ ዝገብርዎ ጥር ዝብል ነገር የለን ምስኦም ዘሎዉ ሰራሕ ፈፃሚ ሚልየነርን ሰረቕትን እዮም

  • @mathiastesfaalebel718

    @mathiastesfaalebel718

    17 күн бұрын

    Can you give us evidence please?

Келесі