Brhane Haile -Azaribnayom Ena (ኣዛሪብናዮም ኢና) REMIX , New Ethiopian Tigrigna music Video 2020
Ойын-сауық
Brhane Haile -Azaribnayom Ena (ኣዛሪብናዮም ኢና) REMIX , New Ethiopian Tigrigna music Video 2020
Ethiopian Music: Check Out Ethiopian New Musics, Tigrigna Comedy and More Ethiopian Videos by Semay Entertainment.
Facebook :- / semay_music_ethiopia
Subscribe :- / @semayent
#Semaytube #tigrignamusic #ethiopianmusic#SemayEnt
Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2020: Semay Ent
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2020."
• Zemen Alemseged -Mesme...
Пікірлер: 832
ባጃኩም ሰለ አቲ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ንመጀርታ ግዜ ቅያ ዝፈጠረ ኣብ ቀርኒ ኣፍርቃ like ሃቢኒ ሓውኩም በሪሁ ወዲ በለሳ
@eri-onetouchentertainment2124
3 жыл бұрын
ናይ ምንታይ ቅያ እዩ፡ ብስርቂ፡ ብሓሶት ድዩ እቲ ቅያ። ሕጂ ዓለም ጸቢባትኩም ናብ ተብሉዎ የለን፡ ለመንቲ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
3 жыл бұрын
hibeka aleku habibi
@user-vg4fi1ko6g
3 жыл бұрын
@@eri-onetouchentertainment2124 ስቅ በል ወዲ ቆንዳፍ ሓማሰን አሞ የሎን ዓለማት ኣዛሪበሞ ብዘረባ ዘይኮነስ ብክወንነት
@eri-onetouchentertainment2124
3 жыл бұрын
@@user-vg4fi1ko6g ኣበይ ኢዩ ዘሎ እቲ ክውንነት እሞ። inferiority complex ወይ ነብሰ ምትሓት ስለ ዘለኩም እዩ እኮ እቲ ጸገም
@merihtsegay2776
3 жыл бұрын
Henok Tsehaye Ata aytihafrin dika ktxaref ms ዘይኣክምካ ወዲ ደርጊ
እንቋዕ ኣሐጎሰኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ኤርትዊ ሓዉኩም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ
@user-vl9uu3kf8f
3 жыл бұрын
የቀንየለና ሓወይ
@merhawisbhatu7240
3 жыл бұрын
Hahaahhaa
@mesfinmisgina4961
3 жыл бұрын
Kikiiii
@teklit3568
3 жыл бұрын
@@mesfinmisgina4961 kkkkk
@christianbiniam9462
3 жыл бұрын
sekit
እልልል ኣታ ከምዚ ኸማይ ዝተሓጎሰ ኣሎዶ ሎሚ ተመስገን ትግራወይቲ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ❤💛❤
@user-is5fh9wf7z
3 жыл бұрын
አሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ሰሱኑለይ አነ ዝገርመኒ ብታሓጓስ ከምዚ ከማይ ዝነብዕ ዶ ይህሊ በቃ ይነብዕ ይጭነቅ ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊💖💖💖💖💖💖💖👈👈👈👈👈
@herigaultigray110
3 жыл бұрын
@@user-is5fh9wf7z እንኳዕ ደስ በለኪ ውዴ ኮንግራ ከኣ ❤❤
@shewitmultimedia
3 жыл бұрын
ኣዛ comment እተንብብ ዘለኻ ወገነይ ኣዴኻ ሕማቕ ኣይትርከብ ኮራና ድማ የጥፈኣልና ዜና ዓፈና ስለዝለቕቕና ተጋበዙልና subscribe ብምንካእ እንለቆም ቪድዮታት ክበዝሑኹም እዮምkzread.info/dash/bejne/imSLptOPdbeoe84.html ል
ያ ብሓቂ ኣዛርብናዮም💛💪♥️እንታይ'ከ ገድፍናሎም አምላክ ይመስገን🙏
@saraalemayehu4529
3 жыл бұрын
Amen
@shewitmultimedia
3 жыл бұрын
እዛ comment እተንብብ ዘለኻ ወገነይ ስደትና የሕጽሮ ኣዴኻ ብር ኣቢላ ትተሓጎስ ናይ ዜና ዓፈና ቁ1ን2ን ለቒቕና ኣለና ተከታተሉና subacribe ግበሩልናkzread.info/dash/bejne/imSLptOPdbeoe84.html o
ብሹም እዙ ጅግና ልይክ ሃቡኒ ደቂ ዓበይቲ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ኣንካዓ ደስ በለኪም አነብታእሚ እዩ ድሰእሉኑ
ሃመይ ድእ ኹርዕ ፈጨጭ ድብል እኳዓ ካባኹም ተፍጠርኹ ወየኒቲ♥
ጀጋኑ ተጋሩ ብጅግንነትኩም ናይ ኣለም ሕዝቢ ተገሪሙ።ኣዛሪብናዮም ኢና Part 3
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
@Na-2isEPLF4life
3 жыл бұрын
you're kidding right??? pls don't tell me that you are that delusional?? and pls tell me rather you will be there to pick up the pieces to move forward
ኤርትራዊ እየ ሰላምኩም ከም ቀደምኩም ይብዛሕ ኣሕዋትና ፍንቻሕ መሰንገልና 🙏 Love u ተጋሩ
@mariyammariyam7099
2 жыл бұрын
💞💞💞💞👌
ወይለይ ማርያምን ማይተ ስሓቅ ካብ ክነዛርቦም ኢና ናብ ኣዛሪብናዮም እና ቀይራ እዋይ ዓወት ጀቢጥናያ እስይ ብሬክሰይ ቅሰናልና ሓላለይ💛❤👌
ሰነ/21/2013 መቐለ ሓራ ወጺዓ❤️💛❤️💛❤️💛 አዛሪብናዮም ኢናወ!!!!
Proud to be Tigraweyti. Proudly weyane እወ ብቕልፅምና ኣዛሪብናዮም ኢና Long live ብሬ ሓላል
@parvinichristian7339
3 жыл бұрын
TPLF all the way up.✊ Anbessa
ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ እንኳዕ ደስ በለና ማራ ተሓጉሰ አለኩ እስከ ዝተሓገሰኩም liki❤❤❤❤❤💛💛💛❤❤⭐️⭐️❤
@dfgyhxcvgv5298
3 жыл бұрын
❤❤❤
እንቋዕ ሓጎሰኩም ተጋሩ የሕዋትና ምርጫኹም ብሰላም ተወዲኡልኩም ንዓኩም የማስለና።ኣዛሪብኩምዎም ን ህግደፍን ደርገመርግን ወዮ game over ተገምጢላቶም viva ትግራይ
@siikesike9146
3 жыл бұрын
Aye tezaribe Elka Dika ata....tmali tmali ketefeuu zehasebu zenberu Eyom Lomi hawena zebeluka zelewu
@RobiRobi-by7yr
3 жыл бұрын
@@siikesike9146 ልዕሊ ህግደፍ ንዓይ ጸላኢ የብለይን 4 ነጥቢ
@siikesike9146
3 жыл бұрын
Xbuq Aleka kulatean hgdef xelaena eyu gen n hgdef xeleeka si mes tegaru kethaber kelaka it's Not fair
@RobiRobi-by7yr
3 жыл бұрын
@@siikesike9146 ከልና ኤረትራውያን ክንስደድ እንከለና ገሊኦም ብ ሱዳን ገሌና ክኣ ብ ትግራይ ኢትዮ ኢና መጺና ብጽቡቕ ተቐቢሎሙኒ ድማ ብሰላም ንዝተወሰነ ዓመታት ተቐሚጠ ሕጂ ድማ ፕሮሰስ ሰሊጡኒ ብሰላም ካብ ኣፍሪቃ ወጽየ ሕጂ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ይርከብ ኣለኹ ኣምላክ ይመስገን።ስለዚ ኣብዚ መጽየ ሕሉፍ ኤረትራዊ ክኸውን ከም ህግደፍ ብጃህራን ፈኸራን እንተተጻረፍኩ ነብሰ ምትሓት ጥራሕ እዩ ክኸውን ዝኽእል።ስለዚ ዘለና ናይ ዶብ ሽግር ብሰላም ፈቲሕና መጻኢና ብሓባር ከም ጎረባብቲ ተኸባቢርና ክንሰርሕ ጥራሕ እዩ ዘሎና።እምበር መፍቶ ህግደፍ ጸላእቲ እንተብዛሕና ትርጉም የብሉን። thank you have a great day.
@siikesike9146
3 жыл бұрын
You spoke the truth.... Well said!!ane wun kemaka eye b tigray halife process seleteni ab xbuq Aleku....ane & Neska zeysememana zelo Wala 1000 gize anxar hgdef nekun ember mes weyane knhaber it will be a disaster for our history and also ab 1998 zetejemere Ethio Eritrea border conflict ab Mongo meles zenawi & iseyas afeworki ember ab Mongo Eritrean ppl n tigrean ppl aynberen so hzbi mes hzbi baesi yeblun....weyane gen ksab mexeat Alem xelaetena eya..periodt!
ብሬ ጅግና ብዓል መትከል በሎም ንህግደፍን ደርግን ክጽፍዑ ጥራሕ ዩ ዘለዎም ብሰንኮም ኢና ድሕሪት ተመሊስና ።ህ'ው'ሓ'ት ግን ብሓቂ በሊሕ ርእሲ ኣለኩም ዩ ሓይልኩም ሓይሊ ሓጺን ይኩን 💛💗🙏
Kenezarbom Ena Part 2 azaribnayom Ena 😂😂😂😂😘😘😘😘😘😘 hzbi tgray jigna hzbi ajokum ab gnkum Alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
#1 እዛሪብናዩም 👌 ትግራይ ዓድና ተሳኒና ልዕሊ ኩለን ክንገብራ ኢና
@user-lq4fw2qm9s
3 жыл бұрын
እወ ያኪ እዛ ቅድስቲ መሬትና ናይ ጀጋኑ ሰፈር መቦቀል ታሪኽ 💛💗💛💗💛💗💛💪
@natnaelberhane4568
3 жыл бұрын
Nimen azerobakumom n amharu welas nshaebiya?
ን ወዲ ሃይለ ብዝሕ ዝበለ ላይክ
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
እዙ ዓመት ትግራዋይ ብሙኻይ ዝበለፀ ዕፅፍን ድርቢን ዝኮራዕኹሉ ዓመት እዩ። ኩሉ ኢና ንኽእሎ 💪💪💪 ካብ ኢሮብ ትግራይ
ትግራይ ዓደይ መፃኢኪ ብሩህ እዩ ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ናብዛ ታሪካዊት ዕለት መረፃና ኣብፅሐኩም ደስስስስስ ኢሉና
@taddelegebregziabher8814
3 жыл бұрын
Rerhi
@merhawisbhatu7240
3 жыл бұрын
Haha entay dea seek eilkum
ዋዉዉዉዉ ገለ ዓይነት ድሪፊ ደጋግመ ስምዐዮ ዘይስልችወን ድሪፊ
ክልተ ግዘ ኣሪዛቢናዮም እወ💪 እንቃዕ ሓጎሰና ተጋሩ ኣሕዋተይ💖💛💖
ክብረት ያሃበልና ክብር ስነ ጥበበኛ ብራሃነ ሃይለ ናይ ብሓቂ ክትምስገን ዝግባኣከ ኢካ ❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ታሪካዊት ዕለት ኢያ ትማሊ ወዲ ተቦኺረ ሽም ወደይ ኣሉላ ኢለዮ ኣሎኹ በቲ ሓደ ወገን ካኣ ሪመይ ታዓዊታ ማንታ ከም ዝሓረስኹ ኢየ ዝሓስቦ ሶ ዘመነ ሰለም ዘመነ ዓወት ዘመነ ቅሳነት ይግበረልና ንኩለና ህዝቢ ዓለም 💞❤💕🙏
@MP-lu8mh
3 жыл бұрын
እንኳዕ ደስስስስስ በለኪ። 💐💐💐💐💐
@rakitube21
3 жыл бұрын
,wawwwwww des yebl enqai hagoseka
@mariyammariyam7099
2 жыл бұрын
💊💊💊💊💪💪💪💪💪
እሰይ ኣነስ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠሩኩ ዋ ኣቱም ተጋሩዋኒ እንኳዕ ደስ በለና እስቲ ናይ ደስደስ Like ግበሩለይ
አላ ብርሂን ሽኮር ዋጭዋጭ ኢሎም እወ🤣🤣
@user-qz4mo3rv2w
3 жыл бұрын
ክክክክ ገና ገና
@merhawitatsbha
3 жыл бұрын
😄✊🏽✊🏾💛❤🇪🇷
@totitube9820
3 жыл бұрын
Sekam gal asmera
@zerayzegeye6671
3 жыл бұрын
Gena klzyu yom from Eritrea
@chchbv6979
3 жыл бұрын
😍😍😍😍😍💚💛❤💛❤💛❤💛👍👍👍👍❤💛💚👍👍👍💔💔💔💔Abbbbbb
❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ajokum tegaru yehwatna
@gizeateklu2857
3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ትግራይ ሃገረይ💛💖💪 ኣዛሪብናዮም ኢና 😁😁
I am Eritrea l am listening this awesome song. Nice song. NESEYAS Afewerki . Hanti (1) Giza Kinzarebo ena .
@hanniballecter909
3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂 are you sure
@indriastewelde8765
3 жыл бұрын
@@hanniballecter909 for Eritreans he said KEMOM MEASKIHIDA , means Eritrawyn nethiopia kihidom eyu zbl zelo
@indriastewelde8765
3 жыл бұрын
KEMOM MEAS KIHIDA zbl zelo nEritrawan eyu , malet nethiopia kihidoma
ኣዛሪብናዮም እወ ተጋሩ ኣሕዋተይ ንቕድሚት💪 ሓውኹም ካብ ስመጃና።
@siikesike9146
3 жыл бұрын
Halay kebeti weyane
@fnanentertainment5097
3 жыл бұрын
ያላ ጡስጡስ
@siikesike9146
3 жыл бұрын
Entay zegeberka meseleka eyu.... Eritrawi Dika ke n mukanu?
@fnanentertainment5097
3 жыл бұрын
ኤርትራውነት ኣብ ጽልኢ ተጋሩ ዝተመስረተ ሕሱር ፖሎቲካዊ መንነት: ካብኡ ሙኻነይ ዳኣ የሕፍረኒ እንበር ድምዙዝ!!!
@siikesike9146
3 жыл бұрын
Entay eyu eske Wedi shuq ab Leeli tegaru xelee yeblanan nhna ab Leeli eti 27amet b ketefeana Elu zeserh zenebre group which is weyane eyu...gen Kem Beal Neskaatkum tmali ab Eritrea ddhri Adgi tekedu zeneberkum abzi mexekum Yehawtena do gele tebelu alekum
እሰይ እንካዕ ደስ በለና ተጋሩዋይይ ትግራይ ንቅድሚት
ኣነ በኣኹም ሐቡን ኤየ ደቂ ተግራይ መዓረይ: ሐድር ኣበታቶም ኣጽንኦም ዘሕዙ ጀጋኑ ዓዶም ዘክረዑ. ሰላምኩም የብዛሕ ተግራይ የሕዋተይ በጣም ኤየ ዘፍቅረኩም ✌️✊️. ካብ ኤረትራዊ ሓውኩም ኣጆኹም ኣጆና ኩሉ ጊዜ ኣብ ገኑኩም ኣብ ገኑና ከም ቀደምና.
እወ ኣዛሪብናዮም ብርየ ጅግና ❤️ ተመስገን ካባኹም ምፍጣረይ 🙏 ትግራይ ዓደይ ንቅድሚት ❤️❤️❤️😍
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
@user-wt1kh5ul6l
3 жыл бұрын
@@JamalJamal-mx9kc ክክክ ኣታ ናይ ሃገርካ ዘይትገብር ወዲ ጣልያን ትግራዋይ ዘሐብን እምበር ዘሐፍር የብሉን ስለዚ ሱቅ ኢልካ ተትቅመጥ ወዲ ጉሓፍ ሓማሴን 😤😠
ደቂ ዓባይ ትግራይ ንቅድሚት ኢና ንድሕሪት የለይ,
ብርሂን ጅግና ተዓወት ብሉፅ ስራሕ ብርሂና ❤💛❤💛👌💪💪✊✊🙏💙
ዕልልል እንካዕ ሓጎሰና ተጋርዋይ ምዝራብ ሓዲግናስ ኣለፋሊፍናዬም ኢና የሕፊርናዬም ዓለም ኣለፋሊፍና በቃ ቃላት የብለይን ዝብሎ ብሓጎስ ፍንጭሕ የ ኢለ ለለኩ😘 ህወሓት ማለት ኣፍሪቃውያን ዝቀንእሉ ኢትዮጵያውያን ዝርዕድሉ ተጋሩ ንኮርዐሉ ውድብና ዪ ህወሓተይ ደኣ ኣብዛ ፈታኒት እዋን ገና ብዙሕ ነገር ኣሎ ዝጽበየና ዘሎ❤️💛❤️✊🏾 ትግራይ ትመርጽ
ዓሽ ኮሪዐልኹም ተጋሩ ሰብ ስረ ጀጋኑ❤💛💪ኣዛሪብናዬም ኢና😍👌
ትግራይ💛💞 ንቅድሚት💛💞 ኣዛሪብናዮም እና ወ💛💞 ከመይ ድና ተጋሩ💪💛💞💛💞
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
እሰይ እሰይ እሰይ ተጋሩዋኒ ኣብ ስደት ኮይነ ሓጎሰይ ክቋፃፀር ኣይቅኣልኩን ኣሰይ ትግራዋይ ኮይንካ ምፍጣር ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ እንኳዕ ሓጎሰና ወገናተይ ካምዙ ከማይ ሓፍትኩም ሕጉስ ዝበልኩም ተጋሩ እሰከ ኢድኩም ንላዕሊ
@user-is5fh9wf7z
3 жыл бұрын
አሰይ ተጋሩዋኒ አብ ስደት ኮይነ ደስታይ ምቁፅፃር አይካአልኩን ትግራዋይ ኮይንካ ምፍጣር ከንደይ የሐጉስ በኡነት ተዕድልቲ እዩ አይ ስደት ፈጣሪ እንኳዕ አሐጎሰና ደቂ ትግራይ ሓላላት 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Kab meten nilaeli eyu tahgasu fetari ymesgen ayni tselaetna ydefen 💕💕💕😍😍😍😘😘😘
@shewitmultimedia
3 жыл бұрын
ኣዛ comment እተንብብ ዘለኻ ወገነይ ኣዴኻ ሕማቕ ኣይትርከብ ኮራና ድማ የጥፈኣልና ዜና ዓፈና ስለዝለቕቕና ተጋበዙልና subscribe ብምንካእ እንለቆም ቪድዮታት ክበዝሑኹም እዮምkzread.info/dash/bejne/imSLptOPdbeoe84.html ል
@shewitmultimedia
3 жыл бұрын
እዛ comment እተንብብ ዘለኻ ወገነይ ስደትና የሕጽሮ ኣዴኻ ብር ኣቢላ ትተሓጎስ ናይ ዜና ዓፈና ቁ1ን2ን ለቒቕና ኣለና ተከታተሉና subacribe ግበሩልናkzread.info/dash/bejne/imSLptOPdbeoe84.html
Lomantis tehaguse inqa hagosekum tegaru yehwatna, ni erey ka komu yiftrelna🥺
ኣታ ታባዕ ብሬ ትግራይ ንቅድሚት
@totitube9820
3 жыл бұрын
Selam naka kzread.info/dash/bejne/ZYmrmcqrfLa6Zbw.html ሰላም ልኹለኩም ዜና ዓፈና ልምርአይ በዚ ሊንክ አቲና Subscribe like ንግበር አሕዋት ንተሓባበር ፈጣሪ አምላክ ካብዚ ሕማም ይሓልየና ❤🙏
ተመስገን ካብ ጅግና ዝፈጣርካኒ ካብ ትግራይ ዓደይ🇻🇳👈💪👈💪🌼❤💛💛🌼❤💛
@Zematewahdo1
3 жыл бұрын
Amen
ብርሂነይ ካብ ነዛርቦም እና ኣዛረብናዮም እና ተሸጋግራ ይበል ወዲ ትግራይ ሻምበል
ወያኔ በመሆኔ የሚሰማኝ ኩራት ወሰን የለዉም!! 💪💪
@shewitmultimedia
3 жыл бұрын
እዛ comment እተንብብ ዘለኻ ወገነይ ስደትና የሕጽሮ ኣዴኻ ብር ኣቢላ ትተሓጎስ ናይ ዜና ዓፈና ቁ1ን2ን ለቒቕና ኣለና ተከታተሉና subacribe ግበሩልናkzread.info/dash/bejne/imSLptOPdbeoe84.html o
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
ዋይ ዝቀየሮ ዘይመሰለኒ ኣዛሪብናዮም ድያ ኮይና ክክክ ብሓቂ ኣዛሪብናዮም
Eway Tigray ahiguskumimi. Wala aykeseb!! Atum chewatat jeganu. Enquae hagosekum☝️☝️👌
am from oromiyaa i love tigray people TigyOro viva
እንኳዕ ናብዓለይ ኳንኹም ሽኮራት ብሬዋይ ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ጅግና💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤👌👌👌👌
Gena gena knezarubom ena✊✊🇻🇳🇻🇳
ገና ክነዛርቦም ኢና አዛራብናዮም ኢና አታ ጅግና አጀም አብ ስደት ዘለና ዉን አብ ጎኑኩም አለና ትግራይ ትዕወት
ብጀግንነትኩም ዓለም ተገሪሙ ትግራይ ዓደይ መዓር ወለላ ዓዲ ሮምሃይ ንግስተ ሳባ
Congratulations 🎊🎈 Tigray Adeyy ❤️💛❤️💛❤️💛✊ Proudly Tigraweyti 💪💯
እንኳዕ ደስ በለካ ህዝቢ ትግራይ።ከም ቀደምካ ብሰላም መረፃኻ ብምዝዛምካ ንኣና ንተጋሩ ኩርዓትን ፍናንን ንፅላእቲ ሕራሮትን ውድቀትን። ጅግና፣ ቆራፅ፣ መስተውዓሊ ፈተኽ ዘይብል ህዝቢ። ንመሰሉ ዘይደራደር ህዝቢ። ኮሪዔልኩም። እንኳዕ ትግራወይቲ ኮይነ ተወለድኩ። አዛሪብናዮም ኢና!!! እዋናዊ ደርፊ አርቲስት ብርሃነ
ኮሪዐልኩም ተጋሩዋኒ ❤💛💪ትግራይ ዓደይ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይሰውርኪ ዓይኒ ጸላኢኪ ይደፈን ሶ ትግራይና ንበርልና መታን ንሕና ክጥዕመና ብሬዋይ ክኣ ተባዕ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣዛሪብናዮም ወ ገና 3 ግዜ ክነዛርቦም ኢና❤💛❤✊
@user-tc4cd1pr1f
3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤💜❤💜❤💜❤💜
ናይ ባሓቂ መሰተወዓሊ አባ ትግራይ ሓላል ሰሚሪና ናይ ልብና አብይ መሸረፈት ድማ Rip ክክክክክ🇻🇳💪💘💘💘💘
@JamalJamal-mx9kc
3 жыл бұрын
ከነዛርቦም ኢና ዶ አይበልካን ? እቶም ንስኻ ትምክሓሎም ዝነበርካ ሃገርና ዘብረሱ ትግራይና ሓሚሶም ሕዚ ቤተክርስትያን ሪኦሞ ዘይፈልጡ መሕብኢ ገይሮሞ አለው። ይአኽለኩም ኢልካ ክትደርፈሎም ነይሩካ ። ከም ዘይተቃለስና ሕፍረብና ተጎልቢብና መላገፂ ኤርትራውያን ኮይና እኔና። ታሪኽ ሕወሓትና በዞም ዘይጠቕሙ ተደምሲሱ ወያናይ ትግራዋይ ኢልካ ትምክሓሉ ግዜ በዚ ሕዚ ግዜ የለን ። ከም ትግራዋይ ከአ ሓፊረ።
ዋውው ኣቲ ከመይ ድካ ጅግና ትግራይ ልዝላለም ትነብረ እያ ኣጀኩም ደቂ ሓላል መሬት 🙏💪👈💛❤💛❤💛❤💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪👈💪💪💪🌼🌼🌼❤❤💛❤💛
ትግራይ ዓደይ ንቅዲሚት 😍😍😍 ❤💛❤ 💋💋💋 💪💪💪 🐅🐅🐅 💘💘💘
💘💘💘🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ጅግና ኢትዮጵያዊ ፈታዊ ሃገሩ ጅግና ተምስገን ትግራወይቲ ገይርካ ዝፈጠርካኒ
ኣታ እቲ ትግራዋይ ምካንስ ክንደይ የኩርዕ
ዋው ብርሂነይ ስሑል ጎሮሮ ታሪኽ ገዲፍካ ብሓቂ ኣዛሪብናዮም ጌና ድማ ከነዘራርቦም ኢና😍 ነዞም ፍሹላት ክፉኣት ትርኢት 💪
ኣቱም ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ ከመይ ድየ ተሓጊሰ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣዮኹም ወይከ ፈተኽ
ዓለም ኣዛሪብናያ ይገርም ታይ ዓይነት ህዝቢ ኢኹም ይብሉና ኣለዉ ዋጭዋጭ ኣቢልናዮም እወ 🇻🇳💪🇻🇳💪💪🥰🥰
አሰየ ደቂ ዓደይ ሰሱነለይ እንካዕ ሓጎሰና 😘😘😘😘
@totitube9820
3 жыл бұрын
Selam naka kzread.info/dash/bejne/ZYmrmcqrfLa6Zbw.html ሰላም ልኹለኩም ዜና ዓፈና ልምርአይ በዚ ሊንክ አቲና Subscribe like ንግበር አሕዋት ንተሓባበር ፈጣሪ አምላክ ካብዚ ሕማም ይሓልየና ❤🙏
yes it's true ኣዛሪብናዮም ኢና we made it i love it
@natnaelokbazghi1154
3 жыл бұрын
Kkkkkk entay ekum gerkum
@lukasab631
3 жыл бұрын
Me too
ብሬ የኔ ጀግና ሓበን ትግራዋይ ቅድም ኣዛሪብናዮም ሕጅውን ካልኣይ ደጊምና ክነዛርቦም ኢልና ኢና ዓወት ልህዝቢ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ሎሚ ከም ቀደማ ኣጆና ተጋሩ ሸጥ ማዓንጣና እስኪ ብትግራውነትኩም ትሕበኑ👍like👈💛❤
Tagaru haben hzbi tgrina, amlak ab zleale dereja ybxhkum kab hawkum wedi Eri
እልልልልልልልልልል አታ ከምዝ ከማይ ዝተሓጎሰ አሎዶ ሎም እሰይ ተመስገን ትግራወይት ገይርካ ዝፈጠርካን እወ አንተ ገና 3ተ ግዜ ክነዛርቦም አቱም ጀጋኑ ሰብ ስረ ብሬዋ ጅግና
ኣብ መስመርና ሸጥ ማዓንጣና እወ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
Yo i llllllllllllllove it
Gena knezarbom ena❤💛💪🏾🐯🦁viva tigray tigaru 👊🏻✊🏿
እንኳዕ ደስ በለና ደቂ ሃገር ትግራይ ማዓረይ ሰሰናዩ ናዓኩም ሩሕስ ሓድሽ ዓመት 💪💪💪💪💪💪💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Ewayy ewayy💛❤ gena kendegmom eina 💪💪 enquae kabakum tefeterna ❤ birhaeyy long live neberelna 💛❤
ኣዛሪቦናዮም ኢና ብሬ ሽኮር
@thomasadu400
3 жыл бұрын
Mekele tehabikase fekera
Eseyyy mukuratey deki tigiray meareyyy adimen tianann yehabeley fetari ajekum nayna 👍👍👍💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌👌👌🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Bshim Tigray adi jeganu like habuni hawukum tgraway kab Eritrea 💯✌️
ኡውይይይይይይይይይይይይ ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ እንኳዕ እስከ ካብዚ ህዝቢ እዚ ፈጠርካኒ ኩሉ ግዜ ሕቡን ክቡር ኩሩዕ ብመንነተይ ኣብ ዝኸድክዎ ኩሩዕ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 እንኳዕ ደስ በለና ተጋሩዋይይይይይይ
ኮሪዕናልካ ጀግና ትግዎይ💪💪💪💪💪
አየ ብሪተይ ፍቅሪ እንኳዕስቲ ናትና ኮንካ Long life 😅😅😅 for tigray
Esti tigray tfetewu like gbrewa
❤️💛❤️💛❤️💛 Hayalu Egziabher Amlak ymesgen 🙏🙏🙏
ኣዝርብናዮም አና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ስላምክም ይብዝሓልኩም ልዑል እግዚኣብሔር
ብርሃንክ ይመፅእ አሎ ትግራይ ዓደይ ብደቅኽ እንኳዕ አሐጎሰኩም መላእ ህዝበይ እልልልልልልልል ተመስገን
እዋይ ሓድነት ተኣምርዩ 1000%፡ ኣይዞጥራይ ከምዘለኹሞ ገጥኢልኩም ቀጽሉ
ምስጋናይ ይብጻሕካ ልዑል ፈጣሪ ትግራዋይ ገርካ ዝፈጠርካኒ #ትግራይ ትቕድም
ብርሂነይ ዘመድ ልበይ ♥️ እወ ኣዛሪብናዮም ወደይ ከምዚ ዝበለ የለን። 💪💪💪
ትግራይ ዓደይ ኩሕሎ💪💪💪😍
አጆኻ ናይ ባሐቂ አዛሪብናዮም ኢና ህዝቢ ትግራይ ንቂድሚት 💪💪💪👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️
Yes azarbnyom 😘😘😘😘😘💪💪💪💪❤️💛❤️birye yani jegna❤️💛❤️enka hagosna dike tigray adey
Like gobez berta kab shire
ዋውውውው ዲቂ ዓደይ ዲቂ ሃገረይ ሃገረ ትግራይ እንኳዕ ደስስስስስስ በለኩም በለና ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Ata jigna wedi haile ajoka tray neakum hiza tigray kurieti eya 💪💪💪💪💪
Keep going ተጋሩ
ብርየዋይ አያና የቀንየልና እው ገና ክነዛርቦም ኢና ጥራሕ አብ ሕብረትና ንጠንክር ተጋሩዋይ ኩሉ ግዘ ዓወት ድራርና አነስ ትግራወይቲ ምኳነይ ብር እናበልኩ እየ ዝሕጎስ ተመስገን ተመሰገን መረፃናለ እንኳዕ በሰላም ሓለፈ ሐዝውን ድጅታላት አይነደቅስ ገና እዩ ውራይና💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
💪💪💪 Amlak msahum yhun Jeganu tegaru 😍
ኡፍፍፍ እንኳዕ ኣነስ ትግራወይቲ ኾይነ ተፈጠርኩ።ወይ ደርፊ ካብ ክነዛርቦም ኢና ናብ ኣዛሪብናዮም እወ ።ከም ከመይ ዲና💪💪💪💪💪ኢ/ያስ ትግራይ እንድያ ተወሊዳ ኣብኣ ዓብያ እየ ብርየ ጅግና።💪💪💪💪💐💋💋
አሰይይይይይይይ አነስ ኾሪዐልኩም ብታሕጓስ ፍንፅሕ ክብል ኢለ ብሬ ጀግና ክነዛርቦም ኢልካ አዛሪብካዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይዛ ዘመን ዚአ ቆራፅ ጅግናና ኩርዓትና ኢለካለኹ ብወገነይ ተሓበን ኮርዒዳ
Ajokum tigaru kemti isaias abgon amharu deweluzelo nhna hzbi eritrea absdit nrikeb teqawmti dima abgonkumalena awet nhzib tigray harnet dema nhzbi eritrea yemne 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳
We made it. Love you Tegaru
ኣይ ትግራዋይ ኣንበሳ
እወ ኣዛሪብናዮም ኢና እንኳዕ ደስ በለና ተጋርዋኒ ኣሰይ እንኳዕ ትግራወይቲ ገይርካ ፈጠርካኒ ኣምላከይ
ኣዝሪብኩሞን ተጋሩ ጀጋኑ