ብርሃነ ሃይለ ~ ኣዳልዩኒ ኣሰራ || Birhane Haile ~ Adalyuni Asera - Best Tigrigna Music 2018
Ойын-сауық
Birhane Haile ~ Adalyuni Asera
ብርሃነ ሃይለ ~ ኣዳልዩኒ ኣሰራ - Best Tigrigna Music 2018
ዝጸንሑ ትግርኛ ሙዚቃታት ክረክቡ ሳብስክራይብ ብምግባር ይከተሉና
| Subscribe Gize Tigrigna Entertainment |
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2020 Gize Tigrigna
Пікірлер: 135
እዚ' ውን ደርፊ ናይ በዓል ኮንተሞንቱ 'ውን ደርፊ ድዩ ኽበሃል የኽብረልና ኣያኒ ብርሃነ ስለ ትጥዑም ቃናኻ
ኣነ ዘሐጉሰኒ: ብርሃነ ንኹሎም ትግርኛ ተዛረብቲ: መበቆሎም ብዘየገድስ: ማዕረ እዩ ዝርእዮም:: ናይ ብሓቂ ለባም ስነ ጥበበኛ:: ኩላትና ከም ብርሃነ እንተንኸውን ክንደይ ምጣዓመ::
ብርሂን ይብል ግጥም 100% ዜማ 100% ድምፅ 100% ወዲ ትግራይ ጅግና❤❤❤❤
ኣለኩልካ ኣብዚ ወድ ዓደይ መዓረይ ኣሰይ ጥዑማት ቃና ንሕና ተጋሩ እኮ ስሳትና ክንፋቶ ባእ
ምልእቲ ትግራይ ኣልሽካ ሳኣንካያ እታ ቆልዓ ግን ጓል "ገራዓልታ" እያ ወረድ ክተረክባ ኢካ ብርሃነ ዓይነይ 😅
ሙቁር ጡዑም ድምፂ ጅግና
ዲሚፂ ዜማ ግጢሚ ይበል ደስ ክብል❤
እፍፍፍፍፍብርየዋ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ከም ገለ ዓይነት ድምፂ ክብድካ ዘሓቁን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😢❤️❤️❤️
ብርሃነ ሃይለ ኣብዘለካዮ ሰላም ትእናን ይምነየልካ ኣነስ ኣብ ትግራይ ብዘይካ ኩሮስ ኣለማዮ ፡ ኣብሪሃም ገረመዲሂን፡ ሰሎምን ፡ ዓዚዝ ካልእ ንፉእ ደራፋይ ዘለዎም ኣይመስለንን ነሩ ዋው ዋው ኣሪኢካኒ ።
ብርሂነይ ጎይታ ጥበብ ♥️♥️♥️♥️😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹
ማራ ካብ ዘኽብሮምን ዘፍተዎምን ደረፍቲ ሓደን ቀዳማይን ብርሃነ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኩሉ ነገርካ እየ ዝፈትዎ ኣጁኻ ጥራይ
ይበል ድምፂ ይበል ግጥሚ ብኹሉ የቐኒኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ብርየ ጅግና በጃኹም ተጋሩ ናይዞም ባህልና ዘባላሽው ደረፍቲ ኣይንከታተሎም ባህልና ብቕርሺ መቐለዲ ኮይኑ
እዛ ድርፊ ክሰምዕ ከለኹ ከብደይ ሕቑንቑን እዩ ዝብለኒ ኣዳላዩኒ ኣሰራ❤
ኣዳልዩኒ ኣሰራ wala ane ewn seineya 😍🍅😍🍒😍
@rahwagere4062
3 жыл бұрын
☝️☝️☝️
Brhane Haile ጥዕም ሙዚቃ ኣዳልዩኒ ኣሰራ ቆልዓ ትግራይ።ኣዚና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
Reall the best song keep it up, ብርሃነ ፅቡቅ ድምፂ ብሓቂ ኣጀካ ቀፅሎ√√√
ዋውውውውው ፍትው ፍቷውው 💓❤😍😘😍💋💖💋🎤
The Legend Birhane haile is very talented, amazing voice,....... no words for you ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኻ ብሬዋይ 👍👍👍👍👍
Brhane haile one of the best Tigrigna musicians
ብርሃነ ሸኮር ጥዑም ዱምፁ ተፈታዊ
@sadahs887
4 жыл бұрын
ትግራይና
ኣብ ኹሉ ካብ ሳኣንካያ ኣብ ዓዲ ክልተ ኣላ ማለት እዩ ብርሃነ።
እፍፍፍፍ ከብድካ ዝበልዕ ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፍጣሪ ፍትውውውውው 😥😥😍😍😍😍😍💋💋💋💋🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🎤🎤🎤🎤😍😍😍
ኣየወዚ ናይ ቀደም ደርፊ 100%•√
My favorite Birhane Haile song! ❤❤❤
Brhane mikur 😍😍😘🎤🎤🎤great music,,,,,, wii neberely #fikri tum #❤❤❤❤💋
ኣዳሉዩኒ ኣሰሩ ኣነውን ስኢነዮ እየ ዘለኩ 😂😘
@abiiilove7993
4 жыл бұрын
እዋእ ኣምቲ ንስኺ እንበሪ ዩቱብ ተቓጻጺርክዮ እንታይ ድዩ ስራሕኪ ናይ ባዕልኺ ዩቱቢ ዘይትኸፍቲ ክክክ
@alicopt4161
4 жыл бұрын
@@abiiilove7993 ኣብዚ ኣለኹ ኢኻ ትብላ ዘለኻ እወ ዶ ክክክክ
ኣዳልዩኒ ኣዳመይ ቀቢፀዮ ልበይ ሒዝዋ ተዓዚሩ
Breway ❤
ልገርም ስራሕ wow 🤩😲🤩🙏🙏🙏🙏🙏🍾🍾🍾
King of tigrigna music & king of the Lovely music
እዚ ድምፂ እዚ ሕዝካስ ያ ጥፋእ ምስ ማዓት ጃርካን ዝኮነ ድምፆም ክንሰምዕ ንውዕል ኣለና በጃካ እማ ኣይትጥፋእና ብርሃነ ሽኮር ድምፅካ ኣብ ልቢ ክሉ ሰማዒ ትግርኛ ኣሎ ህርመትካ ፉሎይ እዩ
@sofihabtat-cz3nl
9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርሃኑ ጀግና ትግራይ ፍትትውውውው
@zewudidesta7690
5 жыл бұрын
Brey skorrrrr
ብርየ ጅግና ጥዕም ድምፂ ኣሎካ ቆንጆ
ኣነ ደልይ ስእነይ ነይረ
❤❤❤❤ብራሃነ ሽኸር ❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌻🌻🌻🌻
Living Legend Forever!!
ብሬ እወ ኣነእውን ኣዳሉይኒ 💖💖💖💖
Eway bere shikorr eza musicka eza kesmea enkelku nay betemhexan yezeker enda tehaxenku hadash woxea nera ane kea endadegagmku yemea nere ❤🤔😘
ጥዕም ድምፃዊ እሰይ
Enkea dehan metseka Bere
ብሬ ጥዑም
ኣብየት ጥበብ😊❤ ኣጋ እርጋን ፍሕ ኢላትካ እምበይ😢
Brye king of kings🤴🏻❤💛
እውይ እዘ ደርፍ እብ አ/ያ ከለኽ እስትውስን እር እፍፍፍፍፍ
Libey keda neqla adalni tigraweti shikrna
Naty nay desta mnchi❤
gobez bre shkorrrrrrrr
@temesgenfetari7827
5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍💋💋💋🎵🎵🎵🎵🎶🎶🎶🎶🎺🎺🎛🎤🎤🎤🎻🎻
Legend Asmarino Amlak selam yewrdelna ahwateyl🙏🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጡዑም ድምፂ ሰምዕኻ ዘይምኖ
Wedi heile asli btami eye zfetweka anes beka gen gzie eda degokana hedsh zkone srah
Bro you are the legend
Good to hear from you 👌‼️❤️🙋🏻♀️
Waww berye shikorr ybel dmxi kanari ztem ❤❤👌👌👍👍🏃♂️🏃♂️
ትክክል ኣዳላዮኒ
እውይ እዘ ደርፍ እብ አ/ያ ከለኽ እስትውስን እር አይይይይ እደለይን እስር እር እነ ለ
Bre ata jgna
ብታኢሚ መሳቲ ቲሁም ሙዚካ ኣጆካ
Thanks to making this song
Berhane shkor edmen tena yehabks fetari ayana
Dankeschön bro 👉♥️🙏🙏
ኮለል ከምታአመለይ አሃ እንተኮነለይ ብሬ ሽኮር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጥዕም ድምፁ
ብርሃነ ሽኮር ባዓል ጥዑም ድምፂ
Bre wish you long life
ጀግን
❤❤❤❤❤❤❤❤
Bire ❤❤❤❤❤❤
i miss u so much may land Tigray
ብርሃነይ ሽኮር
Brye aytitifaena eba mukur
entay waga alewo anhna tegaru kemzieom zbelu sebat kbri knhib aynreeyn aleba taeda endakonna
ብርሂን ይበል እልልልልልልል
waw editer best
ብፍልይ ኦየ ድምፅካ ልፈትዮ የኽብረካ
ብርሂን ሽኮር አታ ዘየወምኖ ደርፉ እንታይሞ
kesmea ey zewel berye beal tseum demtsi 💞💞💞💞💞
I like this music
legend
❤❤❤❤🎉
asay asay asayyyyyyyyyyy
Wedded.marrrrr❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤😢😢😢👸💋
Waw❤👍
Thank the people for
Wawwww
ብርሃነ ሃይለ
Good
ብሬ ሓላል
💟❤💛💟❤💛💟❤💛💟❤💛💋
መዑዝ ድምፂ
ጎይታ ጥበቢ
Asey asey asey asey asey 💖💖💖💖💖💖💖🌷🌷🌷🌷🌷🌷💖💖💞💞💞💞💞💞💞💞💞
😍😍❤️❤️❤️❤️❤️
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Tgrina music like
Bre shkore
❤️❤️❤️👏
❤❤❤
Weyy bera nabye tefie
😍😍