ቢንያም ግርማይ ኣይተካእለን፡ እስከ ብዛዕባ እዘን ክልተ ስእልታት ሓሳብና ክንህብ
Bearbeitet von YouCut:app.youcut.net/BestEditor #eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreannews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreanmusic
Bearbeitet von YouCut:app.youcut.net/BestEditor #eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreannews #tigrignamusic #eritreantiktok2023 #eritreanmusic
Пікірлер: 124
ጽቡቅ መብርሂ ዝሓወይ ኩሉ ነናቱ ሓሳባት ክገልጽ ኣለዎ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ጥራሕ ከጥቅዖ የቡሉን❤❤❤
ትኽክል ልቦና ዝመልኦ ሓሳብ እዩ ነቲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ምጽባብ ዳኣ ክትከይድ ኣለካ እምበር ኣብ ፍልልያት ክትነብር ኣለኻ ሞ ቀጽሎ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
መርሐባ የማነ። ኩሉ ዝበልካዬ ወርቂ። ሰብ ነናቱ አለዎ። ናትካ እምረጽ ጽቡቅ ገሊጺካዬ። ሐደ ጸላኢ አለና። መረዳዲኢ ቆንቋ አለና። ተጠቀምሉ ዝገርም
ጽቡቅ ስራሕ ይሙን ንሱ እዩ ከኣ እቲ ሓቂ፡ ወገንነት ምሓዝ ናይ ሰነፋት እዩ፡ ወገንነት ዘይምሓዝካ ሓደ ንቅሓትን ማዕረ ክንደይ በሊሕ ምካንካ ዝዕቅን እዩ'ሞ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@yemaneyohannestube9477
5 күн бұрын
@@BergedNhameduFthawi thx bro
ለባም እንዲኻ፡ ከማኻ ይብዝሑልና።
ጽፉፍ ስራሕ ቀጽሎ የማነ
Yes Yemane you are right and you are professional Reporter and journalist so you are very good and you will be successful and thank you 🎉❤
@yemaneyohannestube9477
5 күн бұрын
❤❤❤❤
Yemane hawey hlnawi💙💙💙💙💙Xbuk agelalxa kexlo 💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎኻ የማነ። ብኡ ቐጽል። ብወገነይ ሓደ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ ዘሎ በሃላይ እየ። እቲ ሓቂ እውን ንሱ እዩ።
@tiebeghebru2649
5 күн бұрын
💯💯✅
ብራቮ ዩሙና እታ ሓንቲ ኣማራጭ ንሳ ኢያ ክትከውን ትኽእል ኢያ፡ ኣብ ሾሻል ሚድያ ብፍላይ ሰልጠነ ክምከር ኢዩ ዘለዎ፡ ቅድሚ ሕጂ'ውን ንሱ ኢዩ እቲ ዓቢ ጸገም
@chuchechuche1335
5 күн бұрын
ሰልጠነ ሓቀኛ እዩ ኣይሕሱን እዩ። ሰልጠነ ካአ ዋጋ ከፊሉሉ እዩ ልዕሊ የማነን ካልኦት የቱበራትን
@tiebeghebru2649
5 күн бұрын
@@chuchechuche1335 💯💯✅
ጽቡቅ ኢዩ አብ ሐደ ምርጋጽ ይሞን👍👍👌👌
Well said Yemane Info.ጽቡቅ አብ ሙትከል ምጽናዕ
Bini Girmay deserves NATIONAL HOLIDAY IN ERTREA he is Real African Hero
@mmsaed4630
5 күн бұрын
Yes bibi deserve that honor, but not now it will happen in free Eritrea.
ከምቲ ሰባት ቢዚመረጺዎ መገዲ ዝኸድዎ ጸገም ዘይብልካ ናትካ ብዚመረጽካዮ መገዲ ምካድካ አንታይ ጸገም ኣለዎ ቀጺል ጥራይ ቀኒዕካ ምቅላስ ጥራይ ጻዕዳ ይጺናሕካ ዩሙን ሓውና ወዲሰብ ቢባህሪኡ ንኩሉ ከሐጉስ ኣይከአልንዩ
very good point, keep it the way you have it brother!! Birgen Hihamedu is ONE!!
@yemaneyohannestube9477
5 күн бұрын
Big up
💙🙏💙
Good information Umun 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Brawo yemane MS ahkena tegaz MS tenkolnatat ay tkid❤
ጽቡቅ ኣሎካ ኣብ መቃልስትካ ኣኽብሮት ክህልወና ኣለዎ ። ንሰልጠነ ግን ዓገብ ንበሎ ሕጂ ኪኣ ክሰቅሎም ኢዩ ኣብ ምጽላም ።
@amantesfama6702
5 күн бұрын
ሓቂ ስለ ዘይ ትፈልጥ ኢኻ እምበር ሰልጠነ እኮ ዝገበረ የብሉን ባዕሎም ኢዮም ተንኪፈሞ
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
የማነ ብሩክ ንስካ ስራሕካ ስራሕ እቲ ዝርደእካ የሎን መን ይዕወት ።ናይ ጀርመን ግደፎ ሰሰርሖም ይግበሩ ኣብ መወዳእታ ከኣ መን ይዕወት ንርእዮ።
ሰላም ሰላም ይሙን ሓሳብካ ቅቡል ኢዩ እንተኾነ ግን እቶም ናይ ዕለት 16 ክቃለሱን ከቃልሱን ይኽእሉ ኢዮም እቶም ናይ ዕለት20 ግን ብዘይካ ክቅዝሙ ክሳብ ሕጂ እዚኣ ትባሃል ሃናጺት ሓሳብ ኣይረኣኽሎምን ተስፋ እገብር እዞም ተዓዲሞም ንሪኦም ዘለና ጽቡቕ ገይሮም ስለዝፈልጥዎም ይኣልይዎም ይኾኑ ኩሉ ንምርኣይ ምቅናይ ጥራይ በርትዕ
💙💙💙💙💙🙏
ከማካ ይብዛሕ ይሙን ሓውና መስተውዓሊ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ቃልሲ ሓጎጽጎጽ ኣለወ ኢልካ ሸለል ጽቡቅ ኣይኮነን ጥንቃቀ ይሓትት እዩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
👍👍👍✅✅✅👌
Welcome Yemane information media
👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አቤት ርእሲ ቀጽሎ ይሙን አቦ ፍትሒ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
All what you said is correct why do they split anyway no one support this is the time to be one and only one BRGED nihamedu .
Keep it upp Yumun
Bravo Yemane tebuk aloka1👌💙💙💙⚘👍👏👏👏
Go ahead 🎉🎉🎉
Yemane! Xtbuk rieto eyu zhabka ajioka Bartey.💙💙💙
እወ ሓቅኻ የማነ፡ በብመንገድና ንቃለስ፡ ነንሕድሕድና ምውንጃል ገዲፍና፡ ንሰናይ ህዝብና ንሰጉም። 👍🙏👍
ኣጆኻ ኤማነ 💙💙💙💙
Xbuk aleka yemane aflto yeblkan yeblnannhna nfelt hade nhemadu ena namn ❤
💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉
💙💚💙
ኣብቲ ሓደ ወይ ኣብቲ እንኮ ጸላኢና ነድህብ ልቦና ይሃበና ምሕባር እቲ ዝበለጸን ዕምሪ ጸላኢ ዘሕጽርን እዩ።
❤❤❤❤❤
🙏🙏👍👍👍👍👍
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Yeman absolutely right well said. 👏. People are talking in emotional way. Stand what's beneficial for Eritrean Freedom and BrigadeNhamed is only one.
Bravo ymun hanti berged nehamedu ena nfelt 💙💪
ጽቡቅ ኣሎካ የማነ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰጉም ንቅድሚት ወናኒ ጹቡቅ ሕልና 🙏
ኣንቡሳ ኩሉ ዘረባካ ንጹር ዘረባ
Well said Yemun xbuk lubona hmak fetani gzeye
Yes❤❤❤❤
Thank you so much Yemane
ዘገርም እንተ ሃልዩ ጆሲ እስቲድዮ ኢዩ ንሱ ኸእ ቭዲዮ ሒዚ ስቅ ኢሎስ ሕጂ ክሳተፍ ክብል አብ ምፍልላዮም ባዓል ጆሲ ኢስቲዮዲዮ ግደ አለዎ ኢዩ::
@amantesfama6702
5 күн бұрын
ኣነ ውን ንሱ ኢየ ዝብል ዘለኺ እቲ ቪዶታት ጆሲ ሒዙዎ ዘሎ ክዝርጋሕ ኣለዎ
ይኣኽለካ
ንሕና ንዕለት 16. ንድግፍ :እቶም ዝተፍለዩ ጉዳይና ኣይኮነን
ኣነ ካብዛ ሰዓት ካብዛ የማነ ኢንፎ ኢደይ ሲሒበ ኣለኩ። ለመጭ ሰብ ጸላእኩ ፎ
❤❤❤🎉🎉🎉
💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏💪💪
Bravo Yemane
Hei takk tusen
Welcome Emma
Selam yemane auguri bni ankae hgoso mkurae hzbna eu❤
Ysa❤❤❤❤❤❤❤❤
Nbenkum tekalsu nhna neti megamria nfeltom ena ndgf kem dletka degf❤
ይኣክል ለባም ለባም ምዝራብ
@amantesfama6702
5 күн бұрын
እቲ ሂዶታት በዓል የስየፍ ኣብ ዕርቂ ዝተሳተፍሉ ክዝርጋሕ ኣለዎ እዚይ ናይ ምስሉይነት ኢዩ
Kemza behager dereja election gerna wufuy yemrhana zebelnayo Haye ankfwo elom zimehazwo eyu ember hzbawi ginbar be awraja eyu ziflet neyru emo eziom dima nabu ymlesu
Kemta zjemerkaya suq ጡዑም አምበር አቶም ናይ 20 ወዶገባ ንህግድፍ ዝሰርሑ ባምባሳደር ዞኣንደብርሃን ዝምዎሉዮም በይኖም ፍንጥራዕ ክብሉ ደልዮም ሽሞም ቀዪሮም ዋላ ማአከላይ ባሕሪ ይአተዉ😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
ግደፍዎም ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን እቲ ጥልመት እንተኮነ ናይ ኣብታቶም ኢዮም ዝደግምዎ ዘለው። የማነ ግን ከም ቀደምካ ቀጽል
anbesa yemane haki hanti eya nsa dma kemtazbelkaya
Yes nsu u eti haki hade berged nhamedu u zelo tray nbel dlayom ygberu
እዚ ናይ ጀርመን ሰብ ክፈልቶ መን ኢዩ ገግኛ እዪ ርኬድ ተታሒዙ ዘሎ ናብ ህዝቢ ይዘርጋሕ ንምንታይ ኢዩ ዕበጦ ዕበጦ ዝኸይድ ዘሎ ጆን ብላኽ ከማን እቲ ቪዶታት ተታሒዙ ዘሎ ናብ ህዝቢ ይዘርጋሕ ኢዩ ዝብል ዝነበረ ስለዚይ ምስጢር ሓቢእካ ዝኽየድ ቃልሲ የሎን ኣብ ምሱሉኡነን ኣይ ንንበር ሓቂ ንቃለስ
Neti fililiyat ketsbibu Ab kindi ziftunu Ab migfihu eyu tera zitsawetu zelewu beal Asena yikun yosi
Tonkol nay baal Assena kulu zifelto seb eyu emo haye wufuy fiteru bikinie hamimikum
Bravo yumun tkkl eyu
Btaemi xbuq aglalxa yumun
Selam yeman zekarareb bejakume imtseue
Ente nhna hiwet tekefilwo u ajona ahwatey ayngedeselom
Normal u enkae tray kulom deleyti fthi konu ember bdlayom yteakebu
ክልይመት ዓቢ ተራ ኣለዎ ከም ኮሎብያ high altitude ሰለዘከዋ አሪትራ ከኣ 3 ዝተፈላለየ ክልይመት ስለዘለዋዩ
🩵🩵🩵🩵🩵
ይሙን ዓቢ ሰብ ቀጽሎ።አዛ አውራጃዶ ቢተውዶ ዝብሉ ቃላት ንዓና ንደቂ ሰራየ ከም ዝውክሉ ጌርካ ምውሳድ ገበንዩ።ቢተው ፍርያት ሻዕብያምበር ፍርያት ሰራየ አይኮነን።ህዝቢ ሰራየ ብ አውራጅነት ዘይክሰስ ምዃኑስ ታሪኽ ይምስክር።ዞም ጉጅለ ንሰራየ አይመስሉን ባስታ/ ትስዕብዎም ስዓብዎም/ ንደቂ ሰራየ ጸቢብነት አይናትናን
🆓💙ነጽር✊ስፋሕ✊ተዓወት✊💙🆓
ጽቡቅ አለኻ ዮሙን አብ ኩሉ ዓለም ሐደ ብርጌድ ንሐመዱ ኢዩ ዘሎ::
Yemne lebam ny behake hadrkum
Nezi menEsey kolel abilom qalsu kdakem zgebru zelewu eziom eyom beqa,nsltan kblu Bwaga meniesey kxawetu zehzin eu,kieleyu alewom kabzi qalsi meniesey beqa! Baelna knqalesn knmerHn aqmi alena beqa!
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
kubur haw beal ayneta ab zihalefe amet ab radio erena interview geru neru kabzi kalsi tealye aleku elu neru miknyst kea brged nhamedu wilkesebat yichewiwo alewu yibl neru hji kea wey kibtn elu mexiu alo bzuh ziemen win aykonen
ንልቦናኻ ክልተ ጉጅለ ሓደ ስም ሒዞም ይኸዱ እንተልዮም ሽግር ኢዩ መፍትሒ እዉን ክርከበሉ ኣለዎ ተዘይኮይኑ ግን ፈኸም እናበለ ፍልልያትና ክሰፍሕ ኢዩ። ብዝያዳ ድማ ዓለምለኸ ብርጌድ ንሓመዱ ጣልቃ ኣትዩ ክፈትሖ ኣለዎ ።
Yamn..tarda.fenn.asna.faltmo..alw.et.nagr.hgr..ebr.awrj..edblu..tank.awrj.akl
ጭርሖን አጀንዳን ፍልልይ አሎ:: ነቲ አጀንዳ ዘለዎ እንተትኽተል ዝያዳ ረብሓ አለዎ:: ምኽንያቱ እቶም ሰብ ጭርሖ በቶም ሰብ አጀንዳ ክዕብለሉ እዮም::
ዘይተፈተነ የለ ኣይትበል። ደው ዘየብሎም እቲጉሎባል ንሱ ንባዕሉ ዘሪዎም እዩ። እቶም ናይ ጀረን ሲ ተባኢሶም እቶም ናይ ጉሎባል ከ ።የማነ ድማ ስቅ ምባል ምሓሸካ በቲ ናይ ኣውራጃኻ ኢካ ክትከይድ እምበር በየን ዳኣ። ከይንዕወት ደሞ ሕልሚ
Etom nay 20 , beal Ayineta endihir alewu misom nay Shabia Tarik kihiliwu mok kibilu eyom
ዘገርም ክአ እማንኤል ዘይትጽበዮ አንጭዋ ክልተ ዓዴል ምኻኑ ኢዩ:
Aye yemane kab ezgis krl kemise eye eka tibil mechem men eyu abi berged nihqmedu qy3n 3yu k nieshtey gda mknay try
ከምቲ ንስካ ክልተ ቅራን መንገዲ ዘይትድግፎ ንስካውን መቃልስትካ ኣይፈለጥካዮም ብጣዕሚ' ዩ ዘሕፍር ስለዚ ኣማንኤልን ጆስን ብዘይናቶም ኣፍልጦ ተለጢፎም እዚ ከየረጋገጽካ ዲኻ ትልጥፎም?
የማነ ለክባጥ ሓሳዊ ደኣ እንታይ ጥዑይ መጠመቲ ኣለካ ናይቲ ጸማም ኣትርሓሳስባካ ናይ ኣውራጃካ ትጥምት እበር ንስካን ሰዓብትካን ሲ ሓቂ ክትዛረቡ ኣንቱም ወገነኛታት
Shut up, what is the truth??? Adawi, 😂
የማነ እዞም ግንባር ቢቶው ዝባሃሉ ብኣዉራጃ ተጠርኒፎም ንህግደፍ ገዲፎም ነቲ ሓቀኛ በርጌድ ንሓመዱ እዮም ክዕንቅፉ ዝዉዕሉ ዘለዉ።ኣብ ገዛ ታዓጽየን ስለዝፈከራ ንቃለስ ኣለና ካኣ ይብላ ብኣሕዋትና ምሽቃጥ ድሕሪ ሕጂ ግን የለን
@weyniissac2053
5 күн бұрын
ስቅ በል ምሽቲ ጋዕጋዕ ሓሳዊ😢😢😢
@meharimilash5421
5 күн бұрын
@@weyniissac2053 ኣቲ ጋሓፍ እንታደኺ ከፊኡኪ ለዛይት ኣበይ ተቃሊስኩም ትፈልጡ ንዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ ክትዕንቅፉ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ቃልሲ ናይ ተቃለስቲ እበር ናይ በኸይትን ለዘይትን ኣይኮነን
@weyniissac2053
5 күн бұрын
@@meharimilash5421 ስቅ በል ወዲ ባዝሊን ገይ ወዲ ፋፋ እንታይ ትዓፍር ዓፋሪ ድቃላ መዕበያ ዝበደለኻ ጉኑፍ ሓሳዊ
@weyniissac2053
5 күн бұрын
@@meharimilash5421 ኣበይ ኢዩ ዘሎ እቲ ቃልሲ ሓሳዊ ካባኹም ዓሌትነት ጥራይ ተማሃርና ክፍኣት ጥልመት ኣምሰሉነት
@meharimilash5421
5 күн бұрын
@@weyniissac2053 ኣቲ ኮምሳስ ከልቢ
Yesef hikar zelewas tiena yebilan