ካብ ጌግኡ ክመሃር ዘይኽእል ስልጣን ሞተይ ዝበለ ጉጅለ ስርቅን ብሄራዊ ክሕደትን | July 10/2024

ካብ ጌግኡ ክመሃር ዘይኽእል ስልጣን ሞተይ ዝበለ ጉጅለ ስርቅን ብሄራዊ ክሕደትን
#DedebiMedia #Tigraydaily #Tigraynews #Tigraytv #dimtsiweyane #TMH #Etv #ebs #eritrea #ዛንታገድሊ #TDF

Пікірлер: 152

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu658818 күн бұрын

    ጅግና ቑኑዕ ትኽ ዝበልካ ትግራዋይ ባሻይ ሓውና

  • @LeltiHaileLeilte
    @LeltiHaileLeilte22 күн бұрын

    አንታ ባሻይ ብደንቢ ስሩሕሉ በጃኩም ናይ ፀላኢ መሐጎስ ከንከውን በጃኩም

  • @TilahunTarekeWeldu
    @TilahunTarekeWeldu24 күн бұрын

    ባሻ ቅኑዕ፡ ብህዝባዊ ውግንንኡ ኣብነታዊ ተቓላሳይ መንእሰይ ትግራዋይ፡ እንኳዕ ናትና ኮንካ!!!!!!!

  • @user-kb4bw2bz3m
    @user-kb4bw2bz3m24 күн бұрын

    ኡን ኳዕ ቡሰላም መጻኮ ባሻይ ጅግና👍

  • @saraabraham2202
    @saraabraham220224 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ባሻ ሓየት ✊🏽💪🏾👏🏽

  • @user-ey4zb1uh6b
    @user-ey4zb1uh6b16 күн бұрын

    ጀጋኑ 💪💪💪💪

  • @user-om4fh1vg9j
    @user-om4fh1vg9j24 күн бұрын

    ንስኻስ ብኸመይ መንገዲ ፈልጥኻ እዩ ከምዚ አይተብሀለን ከሚዚ እዩ ተባህሉ እትብል አለኻ

  • @haregugebremedhin8880
    @haregugebremedhin888024 күн бұрын

    ኣጀኩም ጀጋኑ ❤❤❤

  • @birhan9280
    @birhan928024 күн бұрын

    Thank you Dedebit Media for disclosing the weaknesses and hypocrite deeds of the interim Transional Government of Tigray. Its sad how cowards overrule the hero people of Tigray

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay627324 күн бұрын

    ሰላም ጀጋኑና ደ /ር ሃይሌ ባሻይ ሃውና በርትኦ ድምጺ ህዝብና ኢኩም እሞ አጀኩም 💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤❤

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    23 күн бұрын

    Network funfun😂😂😂

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe725714 күн бұрын

    ስጋ፡በፆት.........❤❤❤...

  • @seidedris3325
    @seidedris332524 күн бұрын

    በርትዕ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855321 күн бұрын

    ❤❤❤❤ባሻ ወሓስ ትግራይ

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs15 күн бұрын

    ❤❤

  • @brhanhailu1143
    @brhanhailu114324 күн бұрын

    ጅግና ❤❤❤❤

  • @fisshabelay6364
    @fisshabelay636424 күн бұрын

    ባሻይ ንኹሉ ትግራዋይ ዘስማምዕን ህዝብን ህወሕት ንምድሓን ኩሎም ማእከላይ ኮሚቴ ብጉባኤ ውሳነታት ኣሊኻ ብሃዱሽ መሪሒነት ክትክኡ ብምግባር እዩ ፀገም ትግራዋይ ዝፍታሕ።

  • @brhanhailu1143
    @brhanhailu114324 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-dk7rp5fu8g
    @user-dk7rp5fu8g20 күн бұрын

    ኣጆኹም ጥራይ ትግራይ ጽቡቕ ኣላ። ባሻ ሓወይ

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme24 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu70024 күн бұрын

    ግልፂ ግበሮ በጃኻ ❤❤❤

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d23 күн бұрын

    Nefez hula

  • @user-sc4ni2zg9x
    @user-sc4ni2zg9x20 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @okellobusha1351
    @okellobusha135121 күн бұрын

    ጽቡቕ ኣገላልጻን ኣቀራርባን ኣልካ መቕረባይ እዚ ፕሮግራም። ክልተ ልቢ ዝሓዝካ ትመስል። ለወጢ እንተኾይኑ ጽቡቕ መሰረትዊ ለውጢ ክኾን ኣለዎ። እቶም ካድሬ ካድሬ እንድበልካ ትጽወዖም እኮ እዩም እዚ ኹሉ መእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ጽንተትን ኣብ ትግራይ ክፍጠር ገይሮም ዘለዉ። ኸማኻ ዝመሰሉ ተስፋ ዘለዎም እኮ እዮም በዚ ሕዚ ትግራይ ክመርሕዋ ዘለዎም እምበር ካድሬታት ኣይኮኑን። ካድሬ ዝባሃል ናይ ኮሚኒስት ናይ ደማውያን ስርዒት እዩ። ዕላምኡ ድማ ንህዝቢ ኣግሩን ኢዱን ብምእሳርን ኣፉን ዓይኑን እዝኑን ድማ ብምሽፋንን ብሓድ ንሓሙሽተ (1፡5) ሞቒሕ ግኡዝ/ለዋስ ኮይኑ ክግዛእ ምግባር እዩ። ኣንብብ 1984 and Animal Farm. ንመረሕቲ ህወሓት ኣባሪርካ ንካድሬታቶም ይትርረፉ ማለትካ ፕሮግራምካ 50:50 እዩ ዝኸውን። ዝገረም ግና ህወሓት እንተዘይላ ህዝቢ ትግራይ ዳርጋ የለን ኩለይ ኣልካ። ካልእ ውድብ ፖለቲካ ሰላማዊ፡ ዲሞክራሲያዊ፡ ግልጺ፡ ተጠያቒ ፡ ህጋዊ ብህዝቢ ዝተመረጸ ክፍጠር ዶ የብሉን እዩ። ኣልዎ ብዘየጠራጥር። እዙይ እንተኾይኑ ህወሓት ቦታ የብሉን ተሓታቲ ድማ ይኸውን። ብዝተማተአ ኣቀራርባ (Double Standard) ኢኻ ቀሪብካ። ኣየዋጽእን።በዚ ዕድሜኻን ናይ ዘረባ ክእለትካን ንሓንቲ ሓቂ ደው በል። ህዝቢ ዝፈትወካ ወደ ህዝቢ ድማ ትኸውን። ከም ዶ/ር ፋልሶ ሃይለ ካብ ምዃን ዳሓን። መረሕቲ ህወሓት ባዓል ደብረጽየን ደብረሰይጣንን ፈትለ ጉዲትን ዘየድሊ ዘየዋጽእ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከውላዕ ገይሮም ናይ 1 ሚልየን ህዝቢ ክጠፍእ ገይሮም። ህቢና ህዝቢ ራያን ወልቃይትን ሑመራን ብሰላም ብኽብሪ ካብዝነብረሉ ገዛን መሬትን ንብረትን ብዓደምዎም ፅላእቲ ተባሪሩን ተመዛቦኢሉን ፎቖዳ በረኻን ከተማታት ትግራይ ክብተን ክሳቐን ክጠምይን ክጸምእን ገይሮም። ነዚ ኹሉ ወሰን ዘይብሉ ገበን ባዓል ሂትለርን ሙሶሊኒን ስታሊንን ከምተሓተትዎ ክሕተቱን ክዳነዩን ዝግበኦም ናይ ዘመና ፋሺስት እዮም። ዝፈጸምዎ ገበን ምንም ከይተሰመዖም ህዝብና ነድሕን ገዲፎም “ውድብና ነድሕን” ዝብል ጭርሖ ጨሪሖም ከምልማዶም ህዝቢ ከይመረጾም ዳግም ናፍታ ዝለመድዋ ባዓልቶም ገበነኛታት ባዓልቶም ዳኛታት ስርዓት ክድይቡ ኣብምጽዓር ይርከቡ። “ናይ ላዕለዎት ኣበራርሓ (ናይ ካድሬ) ” ኣኼባታት እንዳበሉ ህዝቢ ተረጋጊኡ ናብርኡ ከይምስርት ኣብ ምዕንቃፍን ኣብ ምሕንፋሽን ይርከቡ ገበኖም ብህጊ ከይሕተት ንምግባር ጉዶም ክዓባብጡ። ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ምስ ውሉዱ ሓይሊ TDF ኮይኑ ህወሓት ን50 ዓመት ዝኣክል ካብ ሓደ ደማዊ ኩይናት ናብ ካልእ ደማዊ ኩይንት እንዳእተወት ናብ ሞትን ጥምየትን ጽምእትን ውርደትን ስለዘእተዎቶ ምስቶ ርጉማት ፋሺስታት መረሕታ ካብ ቅድሜና ይጥፉልና ኢሉ ክዕምጸን ክለዓልን ኣለዎ። ካልእ መማረጺ የብሉን ዘለኣለማዊ ሰላም፡ ምርግግእ፡ ደሕነነት፡ ልምዕእት፡ ኩርዓት ክረክብ ምእንታን። ህወሓት ን50 ዓመት ሙሉእ ‘ሓርነት” “Liberation Front” እንደበለት ህዝቢን መሬት ትግራይን ኣጥፊኣ እያ። ደማዊ ጥፍኣታ ክቕጽል ካልእ 50 ዓመት ሃቡኒ ትብል ኣላ ክወሃባ የብሉን። ክትውገድ ኣለዋ!!!

  • @kirosalemtsehay9778
    @kirosalemtsehay977824 күн бұрын

    እንስካትኩም ካብ አየናይ ጉጅለ እኩም ሚስጥር ትረክቡ ? ስለ ሐደ ጉጅለ ደገፍቲ ትመስሉኒ

  • @Shashemene

    @Shashemene

    24 күн бұрын

    This is a good question 🙋

  • @toyotaw2500

    @toyotaw2500

    24 күн бұрын

    @@Shashemeneወከልቲ ሕዋሐት እዩም ዝመስሉ አንጻር ግዝያዊ መንግስቲ ድዩም???

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs15 күн бұрын

    Meredaeta kemey knlekolkum

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan24 күн бұрын

    መንዩ ኣብርህዎ እንደታ ህዝቢ መንዩ ጹርይ መንዩ ሕማው ክፈልጥ

  • @user-sw8mv6in1y
    @user-sw8mv6in1y23 күн бұрын

    Dedebit media is mouth piece of Alem gebrewhid

  • @letchalemu6831
    @letchalemu683123 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @luelabay833
    @luelabay83324 күн бұрын

    Wey wuridet Ata seb do yeley. Zeregna eka

  • @tsiontareke3279
    @tsiontareke327924 күн бұрын

    Anta Hasawi

  • @AsmelashAregawi-lc6ym
    @AsmelashAregawi-lc6ym23 күн бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q24 күн бұрын

    እዋይ ጉድ ረኽቡ ህዝብ ትግራይ ሐውና ዚበልዎ ጋና ኮይኑ ንአብይ አህመድ ፈክስ ኢሎም ወየ መሽረፈት ዚበልዎሲ ንዚገደደ በልዑ ዘይፀግብ መልኡ ዘይመልእ ንጌታቸው ረዳን ዓሻክሩን ጊባቦ አቀምጥልኩም በሉ ሐይልን ጥበብን ትግስትን የውሪደልኩም ነዚ ዘይመልእን ዘይፀግብን ዓለቅቲ ህዝቢ ትግራይ ጊባቦ ንምግሐፍ አምላኽ ይሐግዝኩም አሜን አሜን

  • @user-cp1sv2bq1h
    @user-cp1sv2bq1h22 күн бұрын

    ባሻ ፁቡቅ ሓበሬታ ...... ኣይጨኒን ዝሕመዩ ዘለው ተጋዳላይ ፕሬዛንት ጌታችው , ፕሮፋ ክንደያ ,ደ/ር ሓጎስ , ኣይተ ረዳኢ ... ካልኦት እዩም ዝሕመዩ ዘለው እዞም ሰባት ዝኩላ ዝበሃል ዘሎ ካብ መን እዩም ተማሂሮሞ ምሕሳው ምስራቅ ሙጉጃል ስልጣን ምድላይ ተጋዳላይ ደ/ር ደብረፅዮን ወ/ሮ ፈትረወርቅ ኣይተ ኣለም ደ/ር ኣምባሳደር ባሌማ ደ/ር ኣብርሃም .... መን እዩ ንነዊሕ ጊዜ ኣብ ማእከላይ ኮሜቴን ስልጣን ዝፀነሓ ኩሉ ነገር ካብ ዚኦምን ቅድሚኦም ዝነበሩ ጎጅለ ህውሓት እዩ ንህዝቢ ትግራይ ብ ጀኖሳይድ ክውዳእ ልድሕሪት ክምለስ ልገበሮ መሪሕነት ንጎጅለ ሓዲካ ትማሊ ልቦቀለ መሪሕነት ምስ 30 ዓመትልዕሊኡን ዝጨነወ ፣ ልጠምበየ ምውድዳ ባእሉ ምስ ክዳንካ ዕብዳን እዩ ባሻይን ተከተልቲን እዩም እስኪ ህውሓት ልህዝቢ ትሓሊ ተኮይና ክሎም ስልጣኖም ይልቀቁ ልሓድሽ ወለዶ የረክቡ ስልጣንን ጥቅምን ዘይለልዩ ተኮይኖም ??? እቶም 30 ዓመት ህዝቢ ዘሰክሑ ነዚኦም ጠጠው ኢልካ ሙሙጋት ባዕሉ መሕፈሪ መሰከፊ እዩ ባሻ ካባካ ኣይፅቦዩን ።

  • @All-w9s
    @All-w9s24 күн бұрын

    ካብ ውዱቓት ውድቀት እዩ ዝውለድ

  • @ContentColourfulShirt-tw1il
    @ContentColourfulShirt-tw1il23 күн бұрын

    basha haqegna Bert e dedebit midia hizbawi midia eu berteu tplf yewet kehadon telamatn felitnaiom alena

  • @andemariam1763
    @andemariam176324 күн бұрын

    You are smart. Welcome

  • @equarenderta7521
    @equarenderta752123 күн бұрын

    መደብ ካባይ ናባኹም ።

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q24 күн бұрын

    ዋይ ህዚቢ ትግራይ ለዋህ ገረብ ብሐክላ ብልጽግና አብ ጎኑኹም አብ መቀለ ከሎዉሲ አራት ኪሎ ዘሎ ብልጽግና ትፀልኡን ተማሪሩ አብ ትግራይ አብ ጎኑኹም ዘለዉ ብልጽግና ዓለቅቲ ህዝቢ ትግራይ መጀመሪያ አጽሪዩ

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d23 күн бұрын

    Nea baelka ho bel dinzuz

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x24 күн бұрын

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega193019 күн бұрын

    At a denez mahyme eshei meind ybkialu

  • @user-mu8zb5gk4e
    @user-mu8zb5gk4e24 күн бұрын

    እቲ መስርሕ ናይ ውድብና ንምታይ ረሲዖምዎ?

  • @TafereBerhe
    @TafereBerhe19 сағат бұрын

    ደደቢት ምድያ ተv chanel freqouncy ጠፊእና በጃኻትኩም ሓብርልና

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g24 күн бұрын

    #StopFascistTsadkan.

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu24 күн бұрын

    Welcome Basha 🙏❤️‍🔥

  • @sabafekadu911
    @sabafekadu91124 күн бұрын

    እሞ ህዝቢ እኮ ጨነቆ በጃኻትኩም እንዶ ግልፂ ግበርዎ

  • @IsacAbera
    @IsacAbera24 күн бұрын

    ሰላም ባሻ ደስታ። በል ቀፅለሉ ኣኬባ ካደረ እማ ሒዛ ኣላ እያ ሓቂ ፈጢጣ ወፂኣ እያ መምለጢት የላን። ብህዝብና ቀልዲ የለን ውድብውን ክትድሕን እያ።እቲ ጉጅለ ግልፂ ኮይኑ እዩ ሓቅኻ ኢኻ።

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam163724 күн бұрын

    Do you think it would be good to be Emotional in this present Tigray situation?

  • @tirudesta444
    @tirudesta44416 күн бұрын

    Eni bael nska malet eyu

  • @Shashemene
    @Shashemene24 күн бұрын

    The last 50th years TpLF has played the game 😢

  • @BerhaTsehay
    @BerhaTsehay22 күн бұрын

    ባሻ ዉግንናካ ምስ ህዝብን ምስ ሓቅን ክኸዉን ኣለዎ ምኽንያቱ ከይዱ ከይዱ ሓቂ ዩ ዝስዕር

  • @genettebeje1163
    @genettebeje116324 күн бұрын

    ክብረት ይሃብካ ጅግና ሐውና ባሻይ ጀግና ❤❤❤

  • @AbrehaleyArku
    @AbrehaleyArku22 күн бұрын

    እንጀራ ናይቶም ለያቡ ኸይትኾኑ ንፈሪሕ ኣለና ምኽንያቱ ኣብ ጌታቸው ፀሪፊ ስለ ዝተፀመድኹም ምኽንያቱ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሐ ፀገም ናይ ፀላኢ ጥራሕ ኣይኾነን ናይ ውሸጥና እዩ።

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d23 күн бұрын

    Ewe bikiat ni network

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu24 күн бұрын

    አነ ብውልቀይ ዝርኣይኒ ዘሎ ነገር አሎ። ዓቢይ ጸግም አጋጥምና አሎ። ህዝብና ዝግብኦ ደብስ እምበር መውዳእታ ዝይብሉ ዕንክልይልይን ህትኩትኩን ዋዕላይ አይኮነን። ብቀዳሚነት አጋጢምና ዘሎ ጸግም ርእይቶ ዓለማዊ ዓለም ለካዊን ኢዩ። አነ ብውልቀይ ህዋህትን ሻዕብያን እና ሃለው ህዝቢ ትግራይ ዘላቂ ስለም ክረክብዩ መላት ህልሚ ኢዩ። እሞ እዝይ ፈልጥና ኩሎና ከም ቀድምና ንህብር። ንጊዚኡ ስራውቲ ትግራይ ( TDF ) ስላጣን ይረከብ። ንይ አብነት ንይ ክለተ ዓመት። ኣብስለስተ ዓመት ናይ ባዕልና ርእይን ስርዓት ንህነጽ ሀገር ንመስርት። ጊታቸውን ህዋህትን ኩሎም ካብ ሃልፍነት ይወገዱ አው ይተጋገዱ ሃፍ ዝይብሉ ናይትግራይ ዕዳ ኮይኖም አለዎ። መህፈርቲ ዝለዝኮኑ። ነጋራት እና ክፍኣ እዩ ዝከድ ዘሎ። ብገንኡ ንይ ጊታችውን ህዋህትን ካብ ሃልፍነት ይታአገዱ ብይ ሃይሊ ትግራይ። ንግዚኡ ለቀ ዓቀቢ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ ንትግራይ ይምረሃያ። ንህና ናይ መጻኢ ትግራይ ግልፈት ፍኖት ( road map) ስርዓትን ንፍጠር። ካብድሪ ሂዚ ውደባ አይድለየናን። ዘድለያን ቀዋሚ ስርዓት ኢዩ። ካብ ኩሉ ዓለም ዝጸበቅ ተመኩሩ ዓጽኒዕና ናይ በዕልና ትርክን ስልጣነን ህግን ባሕልን ወግዕን ተርዲና ናይ ባዕልን ባይቶ ንፍጠር። ካብ አመሪካ፤ ካብ ቻይና፤ ካብ ጃፓንዶ ካብ እውሮፓ ዶ እናበልና አብዝይ ዳስና አይንሳስዕ። ንባዕልና ንታሪካን ንምስል። ኩሉም ውዳባት ይፍረሱ። ንኩሎን ዝህዝ ዝሓቁፍ ባይቶ ንፍጠር። ኩሉ ዱህረትና ንወግዶ። ንድብሶ ህዝባና። ሕዋህት ግና ቃንዛ ህዝና ኮይኑ አሎ። እዚ ሳካራም ሌባ ጊታቸው ረዳማ አብ ርእሲ ሃዘናን ሃዘን ደርቡልና። ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃል ናይ መን ዩ? ንትግራይ ብሃቂ አይውክል። እስካብ መዓዝዩ ጊዝያዊ? ተወካልነቱ ንመን ኢዩ? ንተጋሩ ወይስ ንዓቢይ አህመድ? እዝይ ጊዝያዊ መንግስቲ ንርእሱ ናይ ተጋሩ አይኮነን።

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs15 күн бұрын

    Tsbuk endyu ezi sle wura zyhgawi maedn ewn yehlfulna

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew350824 күн бұрын

    Denakur dedeb

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d23 күн бұрын

    Nisika habereta men yihibeka denkoro

  • @YvFg-p6i
    @YvFg-p6i24 күн бұрын

    ሓሳብ ኣለኒ ባሻይ

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo192220 күн бұрын

    Kabakum nlaeli tgray zsheta alo???bashay kadre

  • @weykefetek3020
    @weykefetek302024 күн бұрын

    ስኒ ነኺሶም ንጉባኤ ዘምፁኡዎም ሒደት ማ.ኮ. ክብሪ ይግቦኦም።

  • @SolomonGebrekidan-fx3mj
    @SolomonGebrekidan-fx3mj24 күн бұрын

    ንስካከ ናይትውድብ ውዕሎ መን ይሕበካሎ ንዐኹም ፅድቂ ንኻልእ ኩነነ ዘገበሮ መን እዩ ።

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha569723 күн бұрын

    Why are talking around the bush . If you have the knowledge about the corrupters from the central commute of TPLF lets know who they are.

  • @All-w9s
    @All-w9s24 күн бұрын

    Tigray should not allow itself to be led by the humiliated

  • @ashu9110
    @ashu911024 күн бұрын

    Hawlowlow tsibibti networkwe group trying to be innocent for their failure

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf24 күн бұрын

    ደደቢት!! ብግልፂ name and shame ክግበሩ አለዎም ካብ ብሽፍንፍን ከምዚ ጌሮም ከምዚ ተዛሪቦም ባዓል መንዯም? እቲካልእ እንመንከ እዯም ናዚኦም ከደምቲ እዚኦም ውን እንመን እዯም?? ክቕልዑ ክኽእሉ አለዎም!

  • @saraabraham2202
    @saraabraham220224 күн бұрын

    "ኣታ ሞቱ ፈሊጡ ድዩ ክመላለአና ደልዩ" ዶበለ ዝለባም ተጋዳላይ

  • @gabrlibanostaklu6313
    @gabrlibanostaklu631324 күн бұрын

    ሓድ ሓደ ግዜ ዓድሙና ሓሳብ ክንህብ

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k24 күн бұрын

    Hey is Dr ሀይለ Okay??

  • @KT-tm8yu

    @KT-tm8yu

    24 күн бұрын

    ብግብረ ሽበራ ተጠርጢሩ ኣብ ካንጋሩ ቤት ማሕቡስ ኣሎ ይበሃል።ወረ ምንጪ ማአከላይ ኮሚተ ሕወሓት

  • @drgayimAsefa
    @drgayimAsefa24 күн бұрын

    ንትፍልጥዎ ውድብ ከምዚ ግርግር ምዝንጣል ዓገብ

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam163724 күн бұрын

    Do you think it would be good to be Emotional in this violation Tigray situation?

  • @AsmelashTesfu-bl7sk
    @AsmelashTesfu-bl7sk24 күн бұрын

    ጉጅላ ረዳ 1ይ ክንደያ ወይ ክንዱ 2ይ ሓጎስ ወይ ጎደፋይን አብ እዋን መኸተ ናይ በራሕለ ጨው ዝሰርቂ ዝነበሩ ጉጅለ ንፈልጦም ኢና

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614224 күн бұрын

    ተጋሩ ከም ተጋሩ ተኸቢርናን ሰላምናን መንነትናን ቋንቋናን ታሪኽናን ባህልናን ዓቂብና ካብ ዕስለ ፀላእትና ዝወረደና ፅንተትና ስዒርና ናብ ሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ብራኸን ክንበፅሕ እንተኮይናን ህዝቢ ከም ህዝቢ ክንቅፅል እንተኮይና እንኮ ዋሕስና ኒኹሌራዊ ሓይልና ብዘየፈላላይ ሓቢርናን ሰሚርናን ተሰጣጢምናን አብቲ ከም ወርቂ ተፈቲኑ መስተንኽራዊ ስራሕቲ ዝሰርሐ ውላድ ህዝቢ ትግራይና ዝኾነ ህዝባዊ ዉድቡ ከም ቐደሙ ዓሲሉ አብ ውሽጥን ግዳማዊን ፀረና ዝኾኑ ሓይልታት ሓቢርናን ከይተሰኮናን መኪትና እዛ እኸይ ግዘ ክንሓልፋ እንኽእል ብሕታዊት መድሕና ሕብረትና እያሞ ህዝባዊ ውድብካ አድሒንካ ተበለፅትን ካሕዳማትን ንኽብዶም ሓደርትን ተኳኑ አወጊድካን ገሊፍካን ሲዒርካ እንተ ወፂእካ ጥራሕ እያሞ አያም በል ህዝበይ ???🤝💪✌️✌️✌️✌️👌👌👌

  • @user-sw8mv6in1y
    @user-sw8mv6in1y23 күн бұрын

    TPLEF is dying organization .

  • @kahsaygesesew5132
    @kahsaygesesew513220 күн бұрын

    ረዳኢ ሓሎፎም ክንደያ ገብረሂወት ኣለም ገብረዋህድ ሓጎስ ጎዲፋይ ሹሻይ መረሳ እዚኦም ክወገዱን ጥራሕ እዩ ዘሎዎሞ በተለይ ረዳኢ ሓለፎሞ እና ክንደያ ናይ መጨረሻ ቀጣፎ እዮሞ

  • @iam4all2
    @iam4all224 күн бұрын

    ጊዜይ መልሱለይ፡ ክትኮልል ውኢልካ፡ ጊዜይ፡ ወዲኢኻዮ Get to the point, Who did what What is rhe case What is the problrm, ፈስ

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu621424 күн бұрын

    ዶ/ር ሃይለ ሓደ ካብቶም ሚስጢራዊ ሰነድ ኣብ ኢድና በጺሑና ኣሎ። ከነቃላዓኩም ኢና እናበለ ዝምካሕን ዘፈራርሕን ሰብ ኢዩ።

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    23 күн бұрын

    Haile dedeb

  • @luelabay833
    @luelabay83324 күн бұрын

    Don't have time for you

  • @KokobNguse4321
    @KokobNguse432124 күн бұрын

    ያስ ንገሮም ናቶም ክቡር ሓው

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d24 күн бұрын

    Eti wudbs bekituwa kem tegaru gn entay nigber?

  • @solomonhadush9726
    @solomonhadush972624 күн бұрын

    ንፀላእቲ መረጃ እሕሊፍካ ብምሃብ ብፍላይ ብመሪሕነት ደረጃ እንተኾይኑ እስካዕ ሞት ዘብፅሕ እዩ ዘፍርድ እዞም ብዝተፈላለየ ሕመቃት ዝነበሮም ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ዋጉኡ ክረክብ ኣሎ ኣብዚኣ እውን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዞም ዝጨቀዩ ኣባላት እሕሊፉ ብዘይመሃቡ ጌታቸው እውን ታሓታቲ ክኸውን ኣለዎ

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion161423 күн бұрын

    BASHA EnshLaLit.. MIDAQA 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @degafigodifey1264
    @degafigodifey126416 күн бұрын

    ንህዝቢ ተለይኾነስ ሓደ ጎጅለ ጥራሕ ንክታሓጉስ ክትብል ካብቶም ልዛረቡ ዋና ተጠቃሲ ንስኻ ኢኻ።

  • @getachewtadesse4521
    @getachewtadesse452120 күн бұрын

    Kubur Basha you keep repeating the same thing over and over. Tay eyu nabdege wetsiuu? Negerena.

  • @t.b4065
    @t.b40657 сағат бұрын

    ደደቢት መድያ እስኩምን ከማኩም ዝኣመሰሉ መዲያታት ብሓሶት ተንኮል እዮም ሽግር ትግራይ

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet934723 күн бұрын

    Nska lomi dka tfltom wudukat manometer gin terdenaka alena blekito ngilsbat atkie tebahlka eka eber Kab hiwehat kabzleal kisab zeneas wuduku eyu ab hzb jenosader eyu

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold976724 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ባሻ ሓውና ወል ረዳኢ ሓለፍም ሚስጥር ምውጻእ ከባቢያውነት ኣብ ከምዙይ ካብዛኣቱ ጸኒሑ ኣሎ ምስቶ ተጋሩ ባንዳታት ኽጻሓሓፍ ኢዩ ዝውዕል ቡዙሕ ሚስጥር ኣሎ

  • @user-sw8mv6in1y

    @user-sw8mv6in1y

    23 күн бұрын

    Dedebit media is reflection of Alem Gebrewhid

  • @FitiwiCanaan
    @FitiwiCanaan24 күн бұрын

    ንዓካከ መን ይበካ ነበረ?

  • @girmayyohannes
    @girmayyohannes23 күн бұрын

    ሓሳዊ ንስኻ ኢኻ ምክንያቱ ውድብ ምድሓን ህዝቢ ምድሓን እዩ ዝብል ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ሕውሓት ቅድሚ ምፈጣሩ ህዝቢ ትግራይ ነይሩ እዩ። ኣነ ዝገርመኒ መንእሰይ ኮይኑ ሓደ ውድብ ጥራሕ ክህልወና ምሕሳብ ናይ ውርደት መንገዲ እዩ።ካብ ርእሲ ኮብዶም ዘቀደሙ እዮም።

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc14 күн бұрын

    No one denied the problem the party has faced. But your way of criticism is unhelpful and out of the ordinary. You think you know better than them but you are helping the enemy! Are you free from narrow thinking and or any other interest? Please choose words to criticize others!

  • @okellobusha1351
    @okellobusha135121 күн бұрын

    PART TWO MESSAGE ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF. ክፋል-1 ቀዳማይ - ከምዝራኣይ ዘሎ ኣብ ቅድስተ ገዳም ኣኽሱም-ትግራይ ቦቒላ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያን ዓለምን ዝተተኸለትን ዝዓምበበትን ንሓንቲ ታቦተ-ፅዮንን መንበረ-ፓትሪያሪክን ዝፃረርን ዘፍርስን (SCISM) ኣብ ትግራይ ኣብያተ ክርስቲያት ብዝተኸልዎም ደቂቀ ኣሪዮስ (Followers of Arius) ዝኾኑ ካድሬ “ካህናት” ተጎልቢቦም ቀዳሞት ኣቦታትንነገስታት ትግራይ-ኢትዮጵያን ዝመስረትዋን ዝተሰወኡላን፥ ን1,690 ዓመታት ፀኒዓ ኣብዝፀንሐት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኣንፃራዊን መፍረሲን ሽርሒታትን (Conspiracy) ክሕደትን (HERESY) ብዕሊ የካይዱ ኣለዉ። እዙይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቒሉ፥ ኣነ ኢትዮጵያዊን ኦርቶዶሳዊን ተዋህዶኣዊን እየ ብዝብሉ ጽኑዓት ኣመንቲን ብኣንጻሩ ድማ ብካድሬታት ብዝውነኑ ካሓድቲ ሓሻኽሮምን ኣቢሎም ደማዊ ግጭት ክፍጠር ዝገብር ብኒ ክልተ መልሓሶም ውላድ ኣሪዮስ “ኣቡነ/ኣባ” ኢሳያስን ካፍቶም ደመኛ ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝኾነ ብፀጋይ በርሀን ዝምራሕ ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እምነት ውሽጢ ርኹስ ምንቅስቓስ ምፍጣር ኣዩ። ክፋል-2 ካልኣይ -ድማ ፖለተካዊ ኮይኑ ተመሳሳሊ ትሕዝቶን ዝኸፍአ ግጭትን ደም ምፍሳሳን ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጥር እዩ። ቀይሕ ንብዓቱን ደሙን ገና ከይነቐፀ፥ ንህዝቢ ትግራይ ነንርእሱ ዘዳሚይ ሰይጣናዊ ሕልሚ “ትግርይ-ትግርኚ’ ንምትግባር ባዓል ክልተ ኣፍ ዝኾነ ቅድመ ዝግጂት “መጻኢት ትግራይ” ዝብል ጭርሖን መዝሙርን ናብ ምግዋሕ ኣትዮም ይርከቡ በዓል ደብረጽየንን ሳዓብቱን ጨካንን እኩይን ልቢን ርእሲን ዘለዎም መረሕቲ ህወሃት። እዙይ ድማ “ንሕና ቀዳሞት ኣቦታትና ብዝፈጠርዋ ሓንቲት ኢትዮጵያ ንኾርዕ ኢና ብዝብሉ ሓቀኛ ተጋሩን፥ ተመነይቲ መረብ ምላሽ፡ ሓሻኽር ሻዕብያ ብዝኾኑ “ሓላምቲ ትግራይ-ትግርኚ” ባንዳታት ደቓሉን ማእኸል ዘይተርፍ ደም ምፍሳስ ዘምጽእ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እዙይ ንቕድሚት መምጻኢ መዘዝን ሲኦልን ዝኾነ ትልሚ ሰያጥን ተረዲኡ ካብ ሕዚ ካብ ብንግሁኡ ጀሚሩ፥ ነዙይ “ክፉእ ትምኒትኩምን፡ ሽርሒኹምን፡ ተግባርኩምን” ሒዝኩም ብዘየዳግም ገደል እተዉን ጥፉን ክብሎም ይግባእ። ደብረጽየን ገ/ሚ ነቲ እኩይ ኢዱ ጓንቲ ሸፊኑ እንዳወጣወጣ “ትግራይ መቓብርኩም ክንገብራ ኢና” ዝፈከሮ ብትኽክልን ብተዘዋዋሪን (Ironically) ክምርመር እንተሎ “ንትግራይ መቓብር ትግራዋይ ክንገብራ ኢና” ማለቱ እዩ ነይሩ። ኣፍቲ ኩይናት ትግራዋይ ብኹሉ ፀላኢ ተኸቢቡ እንድረገፈ እንዳሃለወ ጭርሖ “ትግራይ ትስዕር” እንደበለ ይፍርምን ይደርፍን ዝነበረ ኣብ ትግራይ ዝቦቖለ ፋሺስት እኮ እዩ። ንዘምፀኦ ሳዕቤን ብዘይግድሽ፥ ዝሞተ ይሙት ትግራዋይ ኢሉ “ንሕና ንኣቢይ ኣሕመድ ኣውሪድና ስልጣን ፌደራል ደጊምና ክንሕዝ ኢና” ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ብርሰትን ዕንወትን ክኣትው ዝመርሐ ጋኔን እኮ እዩ። ሰብ ዝኾነን ህሊና ሰብ ዘለዎ ዘየዋጽእን ዕንወት ዘምጽእን ገበን ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ክካየድ ዝሓስብን ዝትልምን መሪሕነት የለን ብጀካ ግልባብ ህግደፍ (ሻዕብያ) ዝተኸደነ ደማዊ መረሕነት ህወሓትን ቀዳሞቶም ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን። እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘራ ውሑዳት ገበናት ዘተኻየዳሉ ምኽንያት ንናይ ህግደፍ (ሻዕቢያ) ኣብ ኢትዮጵያ ተነሓናሒን ዕንቅፋትን ዘይብሉ ወረራ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ንምክያድ ዘኽእሎም ቅድመ ኩነታት ንምምችቻው ተተለሙ ዝተሸርሐ እዩ ብዘየጠራጥር። ህወሓት ንሰሜናዊ እዝ ከጥቅዕን ክወርርን እንተሎ ኣብ ኤርትራ ጥዕም ዜና ዓቢይ ቦናንዛን መና ምውራድን እዩ ነይሩ። ሰሜን እዝ 80% ናይ ኢትዮጵያሓይሊ ሰራዊት ኮይኑ ናይ ኤርትራ ዲክታተራት ወጠምጠም ንምምላስ ዝተተኸላ ፍሉይ ሓይሊ እዩ ነይሩ። እዙይ እንዳፈለጡ ብደብረጽየንን ናይ ቀረባ መማኽርቱን ዝምራሕ ሓይሊ ሰራዊት ግና ንናይ ኤርትራ ሓይሊ ሰራዊት ዝጠቅም ምዃን እንዳፈለጡ እቲ እኩይን ቕሉዕን መጥቓዕታ ፈጺሞም። ሰለዙይ ናይ ህወሓት ላዕለዎት መረሕቲን ተሓባበርቶምን ቁልፊ ወሳኒ ኢድ ዘነበሮም ኩሎም ዝፈጸምዎ ገበናት ክጻረይ ክእረዩን ናብ ቤትማእሰርቲ ክኣትዉን ይግበኦም እምበር ናጻ ኮይኖም ዝካየድ ዘሎ ሰላም ከዕንቅፉን ሽርሒ ክፈትሉን የብሎምን ። ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸምዎ ገበን ወሰን ዘይብሉን ተመሳሳሊን ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን ዝተፈጸመ ፍርዲ ዓይነት ይግበኦም። ብመረሕቲ ህወሓት ዝተወለዐ ኩይናት ትግራይ መዘዙን ረብሕኡን ውጽኢቱን መዘዙ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ጅምላ ጭፍጨፋ ምፍጻም ሠፊሕ ምፍንቓል ህዝቢን ዘርኣዊ ስጉምቲን ብተናን ምክያድ ኣብ ዘይግቡእ ኩይናት ኣእላፍ ህይወት ትግራዋይ ክጠፍእ ምግባር ኣሻሓት ጉዱኣት ኩይናት ምግጣም ሰፊሕን ዓሚቑን ውድመት መሰረተ ልምዓትን ንብረትን ኣረመኔያዊ ድፍረት ደቂ ኣንስትዮን ወሰን ዘይብሉ ዝርፊያን ሠፊሕ ጥምየትን ጽምዕእትን ድኽነትን ሞትን ክፍጠር ምግባር ፀረ ሰላምን ዘይምርግጋእን ምፍርራሕን ክክትራንን ወንጀልን ኣብ ከተማታት ትግራይ ክፍጠር ምግባር ረብሕኡ ዋላ ሓንቲ ብዘይ ፍፁም ውድቀትን ዕንወትን!! ፍፁም ዜሮ ረብሓ እምበር!! ውጽኢቱ ፍፁም ብርሰትን፡ ዕንወትን ትግራይ - 50 ዓመት ሙሉእ መስዋእቲ ዝተኸፈለሉ ኩሉ ገደል ምእታው። ሞትን፡ ቁስሊን፡ ሕማምን፡ ጥምየትን፡ ጽምኣትን፡ ክባን-ዕጽዋን፡ ጭንቀትን ውርደትን፡ ህዝቢ ትግራይ መጠቓለሊ እዙይ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ግፍዒን ገበንን መረሕቲ ህወሓት ፈፂሙ ፈፂም ሻላ ተባሂሉ፡ ተሸፋፊኑን ተረሲዑን ዝስገር ኣይኮነን። ታይ ድኣስ ብቕሉዕን ብናጽነትን ዝተመረጸን ዝትጣየሽን መርማሪ ኮሚሽን ተመዲቡ ናይቲ ኩይናት ምፍጣርን፡ ከይዲን፡ ውጽኢትን ብስፍሓትን ብዕምቖትን ናጻ ብዝኾኑን ተቐባልነት ብዘለዎምን ሰብ ሙያ ህጊን፡ ፖለቲካን፡ ማሕበራዊ ጉዳያትን፡ ኢኮኖሚን፡ ቴክኒክን ወዘተ ተጻርዩ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ። ናይ እቱይ ተመሪጹ ዘሎ ጊዜያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ሓደ ዓቢይን ህጹጽን ሓላፍነት ድማ እዙይ ጉዳይ ኩይናት ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዘሎ ተጠያቕነትን ሓላፍነትን ክጻረይን ክምርመርን ገይሩ ናብ ህዝቢ ትግራይ ሪፖርት ምቕራብን ብህጊ ክራኣይን ምግባር እዩ። እዙይ ክርሳዕን ክሸፋፈንን ክስገርን ምግባር ክም ልሙድ ተግባር መረሕቲ ህወሓት ታሪኽን ጊዜ ዘይርሰዖን ይንዋሕ እምበር ዝኸፍ አ ተሓታትነት ዘኽትል እዩ። መተሓሳሰቢ ጎኒ ንጎኒ ነዚይ ናይ መረሕቲ ህወሓት ገበናት ድማ እቶም ካልኦት ሓይሊታት ማለት ናይ ፌደራል፡ ኣምሓራ፡ ኤርትራ ሓይልታት ዝፈፀምዎ ገበናት ኩለይ ሙሉእ ዓለም ከይተረፈ ኩሉ ትግራዋይ ዘይድቅሰሉ ጉዳይ እዩ። ብሰላማዊን ብህጋዊን መንገዲ ብኹሉ መድረኽ ዝፍፀም ይኸውን።

  • @HaftusurafelGebretekle
    @HaftusurafelGebretekle13 күн бұрын

    አለም ወይ መንጀሪና እንድዮም ዝብኹም ናአካ ንደደቢት

  • @user-sb8ff5xy1u
    @user-sb8ff5xy1u24 күн бұрын

    አታ አበድበደ አይትበል ሰላም ንትግራይ ፍጠረ ::

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion161423 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-xk8sw5lo8o
    @user-xk8sw5lo8o19 күн бұрын

    ንስኻ ኩርኩር ናይቶም ነባራት መራሕቲ ኢኻ ንዘይፈልጠካ በሎ

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki904223 күн бұрын

    ህዋሓት ደኣ ናይ ከደምታ ሉኡኽ ኣሳላጢት አምበር ኣየናይ ባዕላ ሓሲባ ርእሳ ኪኢላ ፕላና ኣተግቢራ ትፈልጥ ኮይና አያ ሰነድ ዶ ምስጢር ዶ ኣምሊቆም ትብል

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew350824 күн бұрын

    Guhaf denkoro zkonka wedi drbay

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa46124 күн бұрын

    ንሰኻውን ተደናግር ኢኻ ዘለኻ

  • @gebremedihinatsbaha2474
    @gebremedihinatsbaha247417 күн бұрын

    Enda enklili abkielkum eu nab abokum teakebu kudu wuts bata yblkumun

  • @t.b4065
    @t.b40657 сағат бұрын

    ትግራይ ክትድሕ እንተኮይና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ክሕንፀፅ ኣለዎ ብድሕሪኦ ትግራይ ድላያ ከተሳልጥ ሽግር ኣይክህልዋን እዩ። ትግራዎት ኣርሒቅኩም ሕሰብሉ መፍትሒ ሽግርኩም ቅኑዕ መንገድኩም ድለዩ

Келесі