Bashay Tinkuk Tigrigna Drama/2015/ባሻይ ጥንቁቕ/እዋናዊ ትግርኛ ድራማ

Ойын-сауық

Gebar Media is a channel dedicated to work on Tigray traditions, weddings, encouraging youths and elderlies who play Tigrigna traditional community songs. please like, comment, Subscribe and share with your friends.

Пікірлер: 41

  • @henigg
    @henigg Жыл бұрын

    ጎበዛት፣ ኣርት ከምዚ ኣንፃር አምባገነናት ኮይኑ ስቓይ ህዝቢ እንተቃልሕ ከመይ ደስ ከምዝብል።

  • @teklit7353
    @teklit735311 ай бұрын

    እዞም ቆልዑ ክሰምዕ ፈዚዘ ደስ ይብሉ❤❤❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33926 ай бұрын

    Amazing people of Tigray- heroic, patriotic

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 Жыл бұрын

    ድራማኩም ናይ ብሓቂ ገላጺ እዩ ቀጽሉሉ ካልእ ንእግረ መንገድኩም ግና ጹጹይ ቓንቓና ዘዕቢ እዉን ክከዉን ምእንታን ናይ ኣምሓርኛ ኣይትጠቀሙ ።

  • @angesomtsadkan224
    @angesomtsadkan2249 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ዩ ቀፅልሉ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Жыл бұрын

    አምላኽ ብፀግኡ የብኹም ዕሸላተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @teklitgebrehiwe8970
    @teklitgebrehiwe8970 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @afewerkikahsay744
    @afewerkikahsay7448 ай бұрын

    በርትዑ ባሻይ ጥንቁቅ ኣብ ጎንኩም ኣለና❤❤❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround10 ай бұрын

    WOW ዝገርምን ግዚኡ ዝጠልቦን ተዋስኦ ቀልዲ ምስ ቁምነገር 😊

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch446 ай бұрын

    ሃጦውቀጦው ቁጽሪ ክልተ አንዳገርየ አሙን ዘይበትከሎም ፊደላት ትግርኛ መቐለ ።

  • @user-ho6jg4pg8z
    @user-ho6jg4pg8z Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽልሉ 😍

  • @amanhaysh123
    @amanhaysh12310 ай бұрын

    ቀፁሉሉ

  • @leultareke7809
    @leultareke7809 Жыл бұрын

    በርትዑ ደቂ ዓደይ ፅቡቕ ጅማሮ ዩ

  • @mebrahtomhanes6847
    @mebrahtomhanes6847 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ገላጺትን ፅቡቅ ቀጸልዎ😍

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ዩ ቀፅልሉ ህዝብና ብከምዚ ዩ ክነቅሕ ዘለዎ 🥰💊🙏

  • @tsegayteklay7309
    @tsegayteklay7309 Жыл бұрын

    'ዳ ባሻይ ጥንቁቕ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ! "ጫቚት ኣይኮና ሰብ ኢና ቀቢርናየየየየየየየ"

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ገላፂት ድራማ ኣጆኹም ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astertesfay5169
    @astertesfay5169 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት ቀፅልሉ 🙏

  • @teklitgebrehiwe8970
    @teklitgebrehiwe8970 Жыл бұрын

    ቀጺልሉ

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 Жыл бұрын

    ቀፅልሉ ጀጋኑ

  • @chomotube3647
    @chomotube3647 Жыл бұрын

    desss behali

  • @godislove6290
    @godislove6290 Жыл бұрын

    Entay mo kgber

  • @Kuda585
    @Kuda585 Жыл бұрын

    kkkk bashay tikuk gubez ketsilelu

  • @hailehaile5470
    @hailehaile5470 Жыл бұрын

    Like

  • @user-gj6rk3og4o
    @user-gj6rk3og4o2 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    ተዋሳእቲ ንፉዓት 100%😂

  • @yapnepa1077
    @yapnepa1077 Жыл бұрын

    ቀፅልሉ 😍ጎበዛት

  • @tesfayteklu1561
    @tesfayteklu15617 ай бұрын

    ዋላ ውሑዳት ስነ ጥበባውያን ንመሰሉ ክቃለስ ዝኽእል ህዝቢ ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም። ስራሕትኹም ለውጢ ዘምፅእ እዩ። ኣጆኹም ፍረ ፃዕርኹም ኣብ ቀረባ ግዜ ክትሪኡ ኢኹም። #ፍትሒ ዶ በልኩም?..ሓቅኹም።

  • @amhagebrearegawi2045
    @amhagebrearegawi204511 ай бұрын

    እህም

  • @user-gj6rk3og4o
    @user-gj6rk3og4o6 ай бұрын

    😰😰😰

  • @geret1212
    @geret1212 Жыл бұрын

    ❤❤❤💖💖💖❤

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    ክትዛረቡ ከለኹም ናብቲ ካሜራ ተዘይትጥምቱ ዝያዳ ምፀበቀ ብዝተረፈ ንፉዓት መግለፂ የብለይን ቀፅልሉ❤

  • @mihrethagos8291
    @mihrethagos8291 Жыл бұрын

    አንዳባሻይ በርቱዑልና ዳአ ጥበብ ካብሕጂ ንዳሐር ተማሀርናሉ ኢና ህዝበይ በቃ ኸይድገም ዝሐለፈ ነቃላዓዮ ሔዚ ግርም ቀፂሉሉ ዳአ አደ ወሊዳ ኸምዘይወለደት ኾይና አደ ትግራይ 😭 ህዝቢና ነንቅሕ አማሐዳድራ ህዝብና ዓበይቲ ምስ ናአሹቱ እናተፈተሸ ወሪድካ ህዝብና ግቡእ ምምሕዳር ኽዋሀቦ ይግባእ ሐደራ ህዝበይ ይአኽሎ ብሉጽ ስራሕዮ ኽንደይ የሒሊፍ ህዝብና ወሊዱ ኸምዘይወለደ ኾይኑ ንኽንደይ ዓመት አብ ስቃይ መንሰይና አብ ዓዱ ንኽሰርሕ ዒድል ንሀብ አደ ትግራይ ኽንደይ ጀጋኑ ወሊዳያ ኽንደይ የሒሊፍዮ ፁቡቅ ስራሕዮ ሐቂ ሐቂዮ ደቁ አወፍዮ ዘይከብረሉ ዝገርም እዮ ኳ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍

  • @user-ev2yj6fd5u
    @user-ev2yj6fd5u Жыл бұрын

    ኣብቲ ቢሮ ዉሽጢ ዘሎ ፅሑፍማ ረኣይዎ ኢትዮጵያ ሀገሬ ያ 🤔😂

  • @user-yn8tb8ij3c

    @user-yn8tb8ij3c

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂

  • @ShishayTeklemariam
    @ShishayTeklemariam7 ай бұрын

    ደሞ እኮ አናሞቱ ንስሃ ኣይኣትውን አኮ መገልገሊ አየ ይብሉኻ

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 Жыл бұрын

    እህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህህ።።ካብ ትግራይ ብኸምዚ ዓይነት ረሳሕ ሰራሕተኛ መንግስቲ ዓዲ ለቒቐ ሃጽ ኢለ ሊብያ በጺሐ ሳህራ ሰጊረ ካብ ኣፍ ሞት ተሪፈ-----ናይ ኣብዛሓ ህዝቢ ትግራይ ሕርያት ውድብ "ህወሓት "እጸልእ ኔረ።ሎሚ ግን ህወሓት ሽማምንት ኣገልገልቲ ህዝቢ ዝመስሉ "ካንሰራትን ቫይረሳትን እንተዘይ ኣልዩ1እዞም ናይ ሎሚ ሽሞም ተናሓነሕቲ ውድባ==ግብሮም ኣብቲ ዘመነ ስልጣን ህወሓት ተሸኪዖም ህዝቢ ዘማርር ግድን ህወሓት እዩ ካባዕለይ ጀሚሩ።።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch446 ай бұрын

    ግምጥልሽ ኣክንዲ ሳኣንገንዘ ቶኾርምያሞይታ ሳኣንገንዘብ ኣሳፊሓሞይታ ።

  • @Kuda585
    @Kuda585 Жыл бұрын

    kkkk bashay tikuk gubez ketsilelu

Келесі