🛑ብጀነራል ታደሰ ወረደን ጀነራል ምግበይ ሃይለን ዝተሸለመ 👉 ሰገን ድምፃዊ ሚኪያስ ጎይቶኦም
Ойын-сауық
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #tigrignamusic #tigray
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ብጀነራል ታደሰ ወረደን ጀነራል ምግበይ ሃይለን ዝተሸለመ 👉 ሰገን ድምፃዊ ሚኪያስ ጎይቶኦም
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
Пікірлер: 319
ተጋሩ ሓበን ቀርኒ ኣፍሪቃ🌼
❤❤ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ❤❤❤ ትግራዋይ ሚልኪያስ ጎይቶኦም 🎉❤🎉❤🎉
ደስታ ሾው አብ ህጻናት ትግራይ ትገብሮ ዘለኻ ተስፋ ዝህብ ስራሕ ብምስራሕኻ ክብሪ ይግባአካ ( ቀጽሎ )
ማዓረይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ክሃብካ ምቁረይ❤❤❤❤
የዕቢካ ጎበዝ ትምህርቲ ውን ዳተመሃርካ ናይ ፅባሕ ተስፋ ትግራይ❤️💛
የዕቢኻ ዝወደይ አብ ውሕስቲ ትግራይ ትዓብዮ ኢኹም ሳላ አታኽብርቲ ሂወቶም ዘወፈዮ ጀጋኑ አያታትኩም ኽንቀሉ እዮም ❤❤❤❤
ዕድመንጥዕናናን ይሃብካ ብሩክ ትግራዋይ ጎበዝ❤❤❤
@teweldekidanemariam5977
11 ай бұрын
Nay bhki gobez segen!!! Keep it up on!!! Meblti Tigrayna ab kereba gahdi kkewun eyu.
ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎ ስነ-ጥበባዊ እዩ ህጻን ሚኪያስ ጎይትኦም። ❤ ጥዕይቲ ክራር ግን ኣይረኸበን ዝመስል እሞ ሓግዙዎ። 🙏
እስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብለይ🙏ናይ ፅባሕ ተስፋ ትግራይና❤🥰
ቅፅል ስሙ ፀረ ቃንዛ ክትኸውን አለዋ
@SalamSalam-et8bd
Жыл бұрын
ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ ተስፋ ሃገር❤❤❤
@solomonhaile8418
11 ай бұрын
Etay you QiSiL SHiM Malet dima?😅 QiSiL YEBLKA 😂TiGRiGNA ZEYTZSREB GiDA😅
ዕድመ ይሃብካ ሚኪየ: ንዓኻን ከማኻ ዝበሉ ህፃናትን ኢሉ ፈጣሪ ሰላማዊትን ምዕብልትን ትግራይ ይፍጠረልና።
ኣስይ ዝወደይ ኣምላክ ይዕብካ ❤️❤️❤️❤️
ሃላል ወደ ትግራይና ዋዓሩና እበየልና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 እግዚአብሔር የዕብካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💛
ዕድመ ይሃብካ ዕሸለይ ዘመንኩም ኲናትን ዕግርግርን ዘይብሉ፣ውሑስን ሰናይን ሂወት ይኹነልኩም ።
ፈጣሪ የዕብየልና ጀግና ወዲቶም ጀጋነ።👌👏❤️💛❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቆንጅየ ጎበዝ ልጅ እድግ በልልኝ
ኣጆካ እንህና አቦታትካን ኣዶታትካ ሞይትና ነፃ ሓገር ናዓካ ንህብ ኢና ወዲ ዞም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ናህና ኮንካ የዕቢኻ ሰገን ትግራይ መፃኢ።!!
Wow..this lil king is amazing ❤️💛 ዓቢኻ ኣብ ዝለዓለ ብራኸ ክንሪአካ እ/ር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ንኡሰይ። ጅግና✊🏽 ተረካቢ ዓዲ ፣ ትምህርትኻ እዉን ጎብዝ🙏
ፈጣሪ ይዕብካ ጀግና ወዲ ትግራይ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቀፅለሉ 🙏🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንኡሰይ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጋመኺ አለኺ ዓደይ(2) ብጋመኺ አለኺ ትግራይ(3)
❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
ዋውውውው ዝገርም ክእለት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የዕቢኻ ንደስታ ሾው እውን ኣዚና ነመስግነካ ❤💛😍😍😍
ጅግና:ወድና:እበይልና 💪💪💪💪💪💪💊💪💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉👌👌👌👌🍾🍾👌👌👏👏👏👏👏👏👏🌹👏👏👏👏👏👏🌹🌹👏👏👏👏👏👏💖💖💖👏👏👏👏💝💝💝💝💝🥰🥰💝💝🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪🎉💝🙏👏💪💪
መስቀል ግበረላ እታ ማዕተብካ ዝወደይ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክበፅሕ ክላቲና ነታባባዓዮ በቢዝዓቅምና
Thank you somuch, I just proud of you .May God bless you and keep you safe Amen. Ajoka bertea,gobze tegadaly wedy tigray. Korea beaka zewday. Thank you Desta show.
ዕደመ ጥዕናን ይሃብካ የኔ ምዓረይ❤❤❤❤❤❤😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁረይ 🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ብጣዕሚ ደሰ ዘበለ ሓግዝዎ አታባብዕዎ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
ህፃን ምክያሰ ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ የብዛሐዬ ድማ ከምዚ ዝበለ ዕድል ሰለዘይረኸ እዩ አንታሸኮር ዕድመኻ እዩ 12 ዓመት እምበር ልብኻ ወዲ30 ዓመት ኢኻ እግዚአቢሄር የዕቢኻ ጀግና ትግረዋይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጅግና ውድ ትግራይ💗💗💗
የዕብካ ዝወደይ ኣብ ዓብዩ ደረጃ የብፅሕካ ሚያሰይ shkor💛❤️
Shikor wedey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ❤❤❤🙏🙏🙏
አምላኸ የዕበኻ !! ጀግና ውድ ትግራይ❤🎉❤
አሰይ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካኻ ፈጣሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይብፅሕኻ ❤❤❤❤
ታሪኽካ ብጣዕሚ ዝምስጥ ኢዩ ኑኡሰይ ተስፋ ትግራይ ካብ መጀመርታ ስጋብ መጨረሽታ ሰሚዔዩ ደስ ዝብል ቃለመጠይቅ መጺኤ ክረኽበኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀበና ብጃኹም ኩሉኹም ሳብስክራብ ግበሩ ላይክ ግበሩ ደግፉዎም ንዞም ጀጋኑ መድያ ደስታ
ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ነዓካ 💯💯✅
አጆካ ጹቡቅ ፍጥረት ❤❤❤😘😘😘
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ተስፋ ትግራይና ❤💛🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ንፉዕ ዝወደይ
Wedey mearey ebeyulna kindi shih yigberka edme mis tiena temeniyelka subukey ❤❤❤
😮 ይመቸኻ ወዲ ሪመይ ቀፅለሉ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💋🌹🌹💊💊💖💖
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ቆልዓ ትግራይ ጅግና
እስየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኮ ቀጽከሉ❤
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ብጥበቡ ይዕብካ ወዲ ጂግና❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንእሰይ
ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ ተቀባሊ ሕድሪ
ጅግና ተጋዳላይ በሎሜ በሎሜ ዝገርም ክእለት
ይዕበለይ ዝወደይ ተባረኽ ❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Really excellent keep it up!!!.
እግዚአብሔር ብጥበብ ያዕባኻ ትረኻብ ታርኽ ሓድሰ ወሎዶ እሰይ እንበሳ❤❤❤❤❤💛
ዕድምን ጥዕናን ያሃብኻ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉
ቅፅል ስሙ ፅረ ቃንዛ በልዎ ያዕብኻ ጅቡዐይ🥰🔥💊💊💊💊💊💊💊
Edeme teana yehabka fetari mikurey❤❤❤❤❤
Well done Milkias also keep doing the birds to looking after and you will be one of the famest 🐦 bird keepr in the 🌍🌎 from Tigray Well done! 👏👏👏 Thank you Desta show for your service that you are inviting children a massive 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰😍🤩
እቲ ሰባውያን ዝብል መሰረት ስልጣነ ትግራይ ክዕምብብ አለዎ
ሙቁር ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
እግዚኣብሔር ይዕቢኻ ብሩህ አእሙሮ ቆልዓ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁረይ❤❤❤❤
ፀረ ግዕዝይና ቃልሲ ብመሴንጀር እስኪ ርኸበኒ በሎ ነዚ ጅግና ከያኒ
@yute2286
Жыл бұрын
ንደስታ ንከቦ እሱ ብቀረባ ከራክበካ🙏
Talented children like Mikias should get full support from their families, society and government to achieve their maximise potential.
ኣሰይ ዝወደይ ማዓረይ ❤❤❤💛❤💛❤💪💪
ንዓብዩ ደረጃ ይበልካ ምቁር ህፃን
Wow great job God bless you more and more 🌹 🙏 ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሙቁረይ❤❤❤
ሚኪየ ወደይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤🎉❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
ጋዜጠኛ ደስታ እግዚአብሔር ክብሪ ይዓድልካ🙏
Mikias Goytom - future generation of Tigray. Amazing talent, art. Ajoka jegna tigraway. We love you so much 💓 💗 ❤️ 💖 💜 ♥️
@asdftyu4148
11 ай бұрын
ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ዝወደይ
Yes weyney xnue Metkelu Agenie zhawey ❤❤
ዋውው ምቅር ቆልዓ እግዚአብሔር ይዕብኻ❤❤❤❤❤
ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ❤️🙏
ሽኮሪና ዝወደይ የዕቢካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምልክያስ🎉❤🎉
የዕብካ ጎታዋይ❤💛🙏
Asey shikorey edimen tienan yhabka fetari zhawey ❤❤❤❤
የዕብኽ ዝወደይ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ቀጽሎ
ንእሽተይን ጀግናን የዕብኻ❤ ትግራይ ተዓድላ ❤🧡
ሚክያስ እድመን ጢዒናን ያሀብካ ❤️❤️❤️
desta show ketslelu ❤❤
ታምስኡ ትደርፍ ዝነበረት ህፃን እውን አቅርብዋ።ምስ ትምህርቶም ጎኒጎኒ ሙዚይቃ ክመሃሩን ክሕገዙን እውን ኣለዎም።
ዕድመን ጢዕናን ይሓብካ ፣፣
❤❤❤❤❤ lovely my son I love you so much I love you so much
Wow it's amazing love it ❤
እሰየዕድመንንጥዕናንይሃብካ❤❤❤💋
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብህጻንካ ጥበብ ተዓድልካ ቀጽለሉ ኢኻ ከየቋረጽካ ።
MASHALLAH SO SWEET AND SO TALENTED !🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪❤🧡❤🧡❤🧡