ለቱ - ሓዱሽ ናይ ትግርኛ ድራማ | Letu - Tigrigna Comedy Drama 2020
Музыка
ለቱ - ሓዱሽ ናይ ትግርኛ ድራማ | Letu - Tigrigna Comedy Drama 2020
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Letu #TigrignaDrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...
Пікірлер: 132
ኣደይ ማርያም ትሓልወና ምስ ወዳ
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏
እስቲ ንቤቲ ዘድንቅ ላይክ ፃዓኑለይ
@mebresenit6423
3 жыл бұрын
Medphtom
@MaryMary-wq9iy
3 жыл бұрын
Wowww 🤣🤣💖💖💖💖😍😍
@ali-zq7ky
3 жыл бұрын
ቤቲ😂😂😂😂❤❤
@shooshooali3120
3 жыл бұрын
አነስ ንክሎም እየ ዘድንቅ
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
@@shooshooali3120 👍👍👍👍👍👌👌
ርሑስ ኣሸንዳ ብሩኽ ኣውደ ዓመት ይግበረልና ፈጣሪ ኣሜን ፫ ። ፣፣፣
ቤቴ ግን ዘይትቁነኒ ከመ ገጠር እናተዋሳኪ
ናይ ለባማት ነይ ገጠር ሱርሑልና ኩሉ ግዜ ናይ ገርህታት ኣይተቅርቡልና በተለይ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ሓደ ዓይነት ተቅርቡልና ኣለኹም ደቂ ሃገረሰብ ኢና ንባህልና ዝመስል ግን ኣይትሰርሑን ዘለኹም ኪዳንኩም ጥራሕ እዩ በጃኹም ጠይቅኩም ስርሑ ከም #ጓል ፍታዉራሪ ሓቃዊ ናይ ገጠር ኣቅሩብልና እቲ ለማኒ ሰብኣይ ኣኽፍኡ ኣሎ ልመና ዓሌት እዩ ይብል ለማኒ ሓፋር ኮይኖም እዮም ዝቀርቡኻ ከምዚ ዝበለ ኣይገልፆን
ኣየ ሄሉሸይ/ቤቲ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ምጭውቲ ደሞ ቀፅሉሉ 👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤
But lele entertainments you have the best ever drama "mestawedya" keep it up!!!!
ዙ ገረማርያም ዝበሃል ተዋሳኣይሲ፡ ኩሎም ዝሰርሖም ድራማታት ናይ ገጠር ስለዝኮኑሲ ማራ እዮም ዝስሕቡኒ።
@user-it5sm3ss1p
3 жыл бұрын
Sis shkorr do
Betey shikor ❤❤
ኣሰይ ደቂ ሩባይ ማረይ ፈጣሪ ዕድመኩም. የንዋሓዮ 💖💖💖💖💖💋💋
ጉዋል ከተማ ኮይንኺ ተትሰርሒ እውን ፅቡቕ ነይሩ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኢኺ ብሓቂ
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿🌿🌹🌹
'ኩመል'. ኣቤት ክእለትኪ ዝገገርም'ዩ።። ርግአት'ውን።።ለቱ ኩሉኹም ቐጽሉሉ።
ዋእ ኣስተኻኽሉ ድኣ እንታይ እዩ እንጀራዶ ገለዶ ኣይትበሉ ገጠር የዋህ እዩ እንጀራ በሊዕካ ዝፅገብ ኣይመስሎሙን እኮ ኣነ ወዲ ገጠር እየ ማራ ከኣ ሎዋሃት እዮም ገጠርና
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Behki ab adei endhlkeu mes hawey geter kedena si belena zensgbe aymslomen 🙏🙏🙏
@mariyammariyam7099
2 жыл бұрын
💊🥀💊
ደስስ ክብል በተለይ ገጠር ክሪኢ ከለኩሰ ናፍቆተይ ይቅንሰለይ😢✔❤❤
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ አሰይ ደቂ ሩባይ ፅሩያት ደስ ክብላ እዘን አዋልድ
ለቱ😅❤
እንኳዕ ዳሕን መጽእኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ክትብሉ ቀፅልዎ
እንኳዕ ብሰላም ሞፃኩም ደቂ ትግራይ 😘😘😘
des behali tsbukatey❤❤
ክክክክክክክክ ዋይ ቤቲ ጎራሕ ብስሩ የለኽንን ኢልኪ ኣባሪርክየን እዘን ኣፍቀርቲ ግዓት
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌹🌹🌹
Enakn dehan metekume deki tigray shkorinata🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅቡቕ ስራሕ በተለይ ገጠር ዓደይ ደስስ ክብል ገጠር ዝፎቱ ላይክ❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹
ኢንካዕ ደሕና መፃኹም
በርቱዑ ቀፅሉሉ
Kumel konjo waw ktshkuri bnay ketem demo tewasei
ዕልልዩምበይ ጀጋኑዋኒ
❤❤❤❤❤❤ቤቲ ሽኮር❤❤😂
ክክክክክክ እቲ ለማኒ ተመችዮኒ😂
ክክክክክ አወይ ቤቲ
አታ ብደወም ሞይቶም ኣሳባት ውይ ኣሕዋተይ ስሓቅ ሞይተ ብደወን ያ ጥልም ኣየ ቤቲ ኣይትሳኣኑ ኸ ደቂ ትግራይይይ
ድራማታት ትግርኛ ከዓቢ ኣለዎ ንፉዓት ቀፅሉሉ💘💘💘💘💘💘💞💞💞💞💞💞
🤣🤣🤣🤣🤣ይመቹኹም
ክክክክክ 🤣🤣🤣
ኮኮኮኮ ቤቲ ፍቅር ለቲ ምስ ቀትሩ ኣሕስብወ ስላምኩም ይብዛሕ
Kkkkkkkkkk hade kolia zeyblkis 3 demamu tefiri aleki 😂
ዕልልል እዩ አነበየ ጉነ አኮ ገጠራትና አዴታትና ከሙኡ አየበላነ ሓድ ሓድስ ጌጋ አልዎ አሓዋትይ❤️❤️❤️❤️
ዋይ ለቱ 😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜😜
ዋውውውው ብጣዕሚ ንፋዓት በአውነት ቀፅልሉ መክበርቲ ባህሎም 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💖💖💖❤❤
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌿🌿🌿
ኣሰይ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌹🌹🌹🌿🌿
ገዛውቲ ገጠራት ናረኣና ዓድና ብናፍቅ ጠምዩና
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
እዋይይይይይይ ገዛና እኮ ተራአየኒ ዋይይይይ ስደት ሕሱም😢😢😢
❤❤❤❤❤
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተናፈቅቲ የሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@SaraSara-wn1iz
3 жыл бұрын
ገይረልኪ አለኹ ጋል ዓደይ
@helloafrica412
3 жыл бұрын
ምግባርስ ገይርና ፀኒሕና ታይ እዩ ግን ጥቁሙ እስኪይ ንገርና
@user-wl6zn3hk9q
3 жыл бұрын
ለዚህ ነው እንዴ አጋሜ ለማኝ የሚባለው አሀ አሁን ገባኝ 😂😂😂
@abebachanal1036
3 жыл бұрын
@@user-wl6zn3hk9q ጽፈህ ሞተሃል አሁን ጅል ነገር ነህ
@helloafrica412
3 жыл бұрын
@@user-wl6zn3hk9q የሸርሙጣ ልጅ ለማኝ ኣማራ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Nic nfuat ketsillu
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤💘💘💘💘
ቤቲሸኮሪና
😘😘😘😘😘
ቤቲ ሽኮርርር
❤❤❤🎉🎉
Selam
ሰላም ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ ማዓር ሰላምኩም ይብዛሕ❤️❤️❤️ ኣብ ትግራይ ክምዕብል ዝግባ ነይሩ ንኣብነት ከም ብዓል ሙዝዬም ሙዜማት፥ላይብረሪ ፥ናይ ታሪኽ መፃሕፍትን ዝፅንዐሎን ማዓት ንምፅናዕ ዝተዳለዉ መፃሕፍትን፥ ሲኒማ፥ናይ ቆልዑ መዘናግዒ መፃወቲ ቦታታት ቦታ፥ፓርኪ፥ናይ ባህልን ናይ ቱሪዝምን ናይ ምግቢ ልምምድ ዓይነተን፥ናይ ምርምር ፍልስፍና ዘዳብርሉ ቦታዐ ዓይነት፥ስዕልታት ምስኣል ዝለማመድሉ ዝተፈላለየ ተኽእሎ ዘዳብርሉ ዝስልጥንሉ ቦታ ዓይነት፥ሽንትቤት/ሽቓቕ ብቢ ቦታኡ ኣብ መንገዲ ዝስረሐሉን ማይ ቡንባታት ዝኽፈተሉ፥ፅሬት ዝሕለወሉ ኣብ መንገዲ ናይ ጉሓፍ መደብረይ ኣቕሓ ዝቅመጠሉ ሰራሕተኛ ዝቑፀረሉ ዝተፈላለየ ፖሮጀክት ዝትከለሉ ምኽሪ ሓሳብ ብናፃ ዝዋሃበሉ ብቮለንታሪነት ብዝተኻለ ስዓት ዝሕገዘሉ ወዘተ ኣብ መላእ ትግራይ ክስራሕን ክትከልን ክስፋፋሕን ክሰርፅን ክፀባረቕን ክምዕብልን ኣለዎ በጃኹም ተጋሩ ትግራይና ንምዕባል ኩላትና ንረባረብ ብዝኻልናዮ ዓቅሚ ንሓግዝ ሓደራ 😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀
ክክክ ሓማይት ሓፍተይ 🥰🙈
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💃🌹🌹🌹🌿🌿
ሰብ የለን ይርዳኣካ💊💊💊💊💘💘💘💘
ክክክክክክ
ደስስክብል በተለይ ገጠር ኽርእ ከለኩስ ናፍቆተይ ይቅንስለይ😢❤❤❤💋💋
@MgbeyMgbey
5 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌿🌿
@fana 💯%👌
ክክክክክክክክ
ፅብቅእየግን እዝ ባህልና ንእሽት ኣምሕሽ ክብራተይ ባህልና ናይ ገጠር ሃመይ ዳይ አብ 20 ውድራት ብህልና ሃመዚ ኣይክነን
2ይ ክፍል ንፅነ ኣለና
ኣታ ዘንተጋሩ ክንደይ ይሽኩራ
ክክክክክ 💘💘💘💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋ደቂ ሓላል መሬት ክፎትወኩም መዓት 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘💘💘👈
Like
ተጋርዋይ ሳብስካርይብ ገቦርለይ🙏🙏🙏❤❤💞
ገደፎና ባይ! ሰርሕና ዲዮም ኢሎም ከዚ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Feker nachu
ይርዳእካ ኢላቶ
ቤቲሽኮርርር
ኣሰይ ኩሉ ግዜ ለምለም ዝኮነ ዓዲ
ናይ ገጠሪ አምፅኡሉና አሽ
Betty hailay ..hekeyti
ኣታ መን አገደዶም ከምዚ ዓይነት ድራማ ክሰርሑ
ዋይ ምርዕርዕ ኮይኑ ለቱ kkkkkk
ዋይ ታይ ዓትነት ባህሊ እዩ
ለቱዬ ምነው ዛሬስ ተጃጃላችሁሳ ? አይ
🙃🙃😕
ኣብ ገጠር ሉማኒ የለን ሃደ ነገር ካልኣይ አይተጋንን ዋ ተጋሩ
ግን ባህሊ ይጠፍእ ኣሎ ባእለ ማርያም ኣዴታትና ከመይ ድየን ዝገብራ ዋይ በስመኣብ ከምዚ ዓይነት ባህሊ የብልናን😢
😎😚💪👂👃💚❤💛👍👍👌✋👏👏salame.amate.yegebaralena.nekyuilui.naselame.nekerestyane👉💗💚💛💜💟👈
አቱም ሰባት ታይ ማዓቱ እዩ አረ ባህልኩም ፍለጡ ሕማቅ ትምህርቲ ኢኩም ተምህርለኩም ሃለዉለዉ
ቤቲ ገጠር ምኻን ተደሊኺ ተቖነኒ ወይለከ ባህልና ዘረባኺ ኸአ ሽኩል ሽኩል አይትበሊ ምስ ይቅርታ ቤትየ 😚😚😚
@adebrihan9921
3 жыл бұрын
Xubuq ala hoyyyyy
ልመናስውርሲክትለቁከለኩ ብደንቢረአይዎዋእ
I am curious, what is the purpose of this drama please!!! What is the main idea??? Please do not produce stupid drama!!! If you want take a lesson from mestawedya drama it is super perfect drama.
ዋይ ዑውልወለ ታይ ዓይነት ደራማ እዩ
@selemunzeray1250
3 жыл бұрын
እንታይ ደስ ኣይብልን
@gfftggt6311
3 жыл бұрын
ዋይ ፀዊዕካ ፅልኢ እንታይ ነከአካ.ኪ
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
አገዲዱ 👁️🗨️ረአዩና ዝበለ አካል ዘለ አይመስለንን❤
ቤትየ አይትቆቁዒ ንዝለመነካ ዘበለ አይትክላእ ሃብ ክወሃበካ እዩ ዝብል
182
ህዝቢ ኣይተዋርዱ ጥበብ ስርሑ። ልማኖ ዝወርስህዝቢ የብልናን!!
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Behki
ኣስተኻክሉ ታይ ዓይነት ገጸባህሪ እዩ ፣ ተዋሳእቲ ግን ንፉዓት
ኣረ እንታይ እዩ ምልማንከ ዋእ ያ ኣማሕሹ
ልመናንስርቅንግደፍወትግራይና ኣይተፅርፍልናብካምኡ እካኤለትራለመንቲይቡሉናኣለዉስለዚ በጃኩምልመናት\ቲ\የቡሉንብዝተረፈፅቡቅ
ኣታ በይዛኩም እንዶ ሳብስክራይብ ግበሩልናይ
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
ታይ ተረኪቡ ድዩ ክቡረይ(ኽብረተይ😢
እንታይ ኢኹም ናይ ለመንቲ ትሰርሑ፡ ጽቡቕ ምሳሌ ዘይትስርሑ። ለመንቲ ከይበዝሑ እንተደሊኹም ኣይትትኮቡ።
@user-jx6wm7sh8x
2 жыл бұрын
😃
❤❤❤🎉🎉