"በጽሐ ሰናይ"ብምኽንያት ክብረ በዓል በኣታ ለማርያም ዝተዳለወ ወረብ መሪጌታ ቃለአብ ሃብተ. Betsiha Senay By Mergieta Kaleab Habte
ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. invitescon...
l. l.php?u=https%...
Пікірлер: 84
በጽሐ ሠናይ ወአልፀቀ ዘመን(2)ወበዓላ ለቅድስት ማርያም እንተ በላዕሌሃ ተመርዓወ ቃል ኣንጺሖ ሥጋኣ ላዕልሃ ኅደረ :: ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸጋኡ የብሓልኩም
@sabagebreyonas1825
3 жыл бұрын
Aman Aman Aman zemar mlakt yesmaln
ካብ ኣትራኖስ ብሓቂ ኣምላክ ትሰርሕዎ ዘለኹም ዓቢ ስራሕ ሪኡ ዓስብኹም ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ወረባት ኢዩ ሃውና መርጌታ ድማ ኣጆካ በርትዕ።ኣብ ቤተ ክህነት ተሓጺሩ ዝነበረ ትምርቲ ከም ሙኻኑ መጠን ምእመናን ክሳብ ንለምዶ ኣታዊ ከምዘይትረኽቡሉ ይርደኣና አዩ ግና ኣገልግሎት ክሳብ ዝኮነ ካብ ኣምላክ ዓቢ ዓስቢ ኣለኩም ኣጆኹም ተስፋ እታ ማዕተባ ዘይብተኽ መንቅብን ምሕዳስን ምፍልላይን ዘይብላ እምነትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶና
Gitimn zeman Dyakon teame Segid dyu bzkone tnx dear kale hiwet yesmlna 🇪🇷💒🌨❤💙
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ዝማረ መክኣክቲ የስምዓልና ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ ወረብ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡን በረኸቱን ይብዝ መሪጌታ ሓውና ናይ ዕለቱ ወረብ ትሰድሉና ንላቦ
የኦጽምት ዘጥልል ቃል እግዚኣብሄር ኣስሚዕኩምና መርጌታ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም
ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና ጡዑመ ልሳን መርጌታ ቀለኣብ ክምዚ ጌርኩም ናይ ዕለቱ ዝግለጽ ውረባት ክትስዱልና ተስፋ ይገብር።
@tesfitasgedom492
3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና መርገታ ሓውና
አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክት የስምዓና ኦ ቅድስቲ ድንግል ንሰድራይን ህብኪን ሐልዊ 🤲🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️⛪✝️⛪✝️🤲⛪🕯️🙏🕯️🙏🕯️🙏🌿🍀🍀🌿🍀🌷🌻🌾🏵️
Elllllllllllllllllll elllllllllllllllllll Zimare melekti yesmelna amen 🙏🙏 xega bereketu yebzhalkum fetari 🙏🙏
Aseyyy aseyyy amen amen idimen tinan igzabiiher amllak 🙏🙏🙏♥️♥️♥️👍👍👍
@ametegebreamlak90
3 жыл бұрын
Aseyyy aseyyy amen amen idimen tinan yhabom fetari tim listan mergeta keleab 🙏🙏🙏♥️♥️♥️👍👍👍
Amen amen amen 🙏🙏🙏👏👏👏kale hiwet yesmalna Egzabher Amlak xegu yebzahalka 👏👏👏❤️❤️❤️
ነዚ ዘይሰማዕና ነየን ክንሰምዕ ደርፊ እኳ ይስማዕ ኣሎ ኣብየት ልቢ ዘጥልልል ዜማ ዕድመ ይሃብኩም ነዓኩምን ከማኩም ሊቃውንት ኣየስእነና።
በፅሐ ሠናይ ወበዓላ ለቅድስት ድንግል ማርያም ለዚህ መምህር ዘማሪ መሪጌታ ትልቅ ክብር አለኝ፡ ከኢትዮጵያ
እንቃዕ ደሓን መጻኩም ብሩኻት ይሕዋት በኣኩም ኣዚና ዕጉባት ኢና ኣምላክ ኣዕዚዙ ጸጋ ይዕድልኩም መርጌታ ሓውና ድማ ያሬዳዊ ዜማ ከምዚ ጌርኩም ተማሕላልፉልና ዘለኩ ዓስቡኩም ኣምላክ ይክፈልኩም ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና። ሓደራ ግን (ወረብ ያሬዳዊ ዜማ ) ከምዚ ጌርኩ ዓቅብዎ ዓቅብዎ (ሰንድዎ) ከም ፍቃድ ኣምላክ ድማ ናይ ልደት'ኣስተሪኡ'ጥምቀት'ፋሲካ'ዕርገት'በቢ ዓመቱ ዝውዕል ናይ ቁዱሳን መላኢክት ከተቅርቡልና ተስፋ ንገብር ብሩካት ይሕዋት
@kaleabhabte7615
3 жыл бұрын
Amen nkulna zmarie melaekt yesmeana
Amen Amen Amen 🤲🤲🤲💒💒💒zmare melakiti ysmealna ❤👏❤👏❤👏🌷🌹🌷🌹🌷🌹
Amen amen amen zmare melakti yesmealna
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalena ❤️❤️❤️🙏🙏🙏💒💒💒
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም። ማርጌታ ቃልኣብ ሃብተ❤❤❤
ኣቤት ድምጺ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ተመስገን ኣምላከይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መርጌታ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ናዓመታ ዝእዋን ደቂ እመብርሃን።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና (((3))) ኣዴና ባእታ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብቃል ኪዳና ትሓልወና ።
Amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏼👏👏🙏🏼👏🙏🏼👏👏🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በረከት ናይ አደና ቅድስተ ቁዱሳን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን እንቋዕ ናብ ባእታ ለማርያም ብሰላም አብጸሔና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እመ ብርሃን ትባርከና
ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሕ
ዝማሬ መላእክት የስመዕልና የኔታኒ
Amen zmare melaekt yesmalna bhaki tuem zmare. Agelglotkum ynark amlak
Amen Amen Amen
Elllllllllllll Elllllllllllllllll Ellllllllllll zmare melaekti yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና በረኸት ናይ ቅድስት ኣዴና ባእታ ማርያም ምስ ኩላትና ሕዝበ ክርስታን ይኹን
Amen amen amen qale hiwet yesmalna zemra melkteyy yesmalnu
Amen amen amen Zmarie melakti yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum bereketan taeman fkran ameladnetan nay Adiena qdste kudusan dngl Mariam ms kulatna Nay hadera deqa ykun amen.
ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤
Zmare melaekt yesmialna qalie hawey amlak msakum ykun
Kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegu yebzhalka mergieta qalab. 😍😍😍😍 asey elllllllllllllllll
ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና ጡዑመ ልሳን መርጌታ ቀለኣብ
ቃለ ህይወት ያሰማልን መሪጌታ!! from Ethiopia !
Ellllllll elllll zemare malakit yesmalena
Zmare melaekti yesmealna
Zemare Melakti yesmalena
Zemari melakti yesmalna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!!
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amien zmarie melaekt ysmealna , xega ab lili xega ybzhalkum
Zmare Melakti yesmealna
Zemara melakitey yesimalna !
አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
መርጌታ ቃለ ኣብ ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘያጥልል ኣዕጽምተ እምብዝሓ ጣዕሙ ፈድፋደ keep it bro please ⛪🙏
@fenkleissak6993
3 жыл бұрын
30
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የሰመዓልና መርጌታ ሓውና+++
Amen 🙇Amen 🙇Amen 🙇
Zmare melaekti yesmalna
Mergita Kaliab nay agolgulet gzieka Amlak ybark. Xegan rediatn nay emebrhan msana yikun.
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Ellllll elllll elllll zimare melakti yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
Elilililil zimare meliakti ziteqebele zimareka yikebelelka kele hawey emebirihan misaka tikun.nay agelglot zemenka egziabiher yibarik edmen tienan yihabka.🙏🙏🙏
Zemare melaekit yesemealna kalie hawey
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጥዑመ ልሳን
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና መሪጌታ ሓውና!!!🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲👏🏾
Ameneèeeeeee
Ellllllllllllllllllllllllll amen (3) ❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
አልልልልልልልልልልልልልልልልል
በጽሐ ሰናየ ወኣልፀቀ ዘመን (2) ወበዓላ ለቅድስት ማርያም(2) እንተ በላዕሌሐ ተመርዓወ ቃል ኣንጺሖ ስጋሓ ላዕሌሐ ሓደረ(2) ክንደይ ይጥዕም መዝሙር ኢዩ ስጋካ ዘጥልል ዝማረኩም ይቀበል መም ቃላብ ።
Zmarie melaekt yesmalna xega yebzh kzread.info/dash/bejne/dpOemdyPhZOZZbw.html
ጥዑም ድምፂ መሪጌታ::ግና ኩረጃ ግደፉ እዚ ናይ ኣምሓርኛ ናይ በዓል ታደለ ፊጣ ስልቲ መዝሙር ኢዩ::ናትና ብቑዕ ዜማ ስለ ዘሎ ብናትና ገቢርኩም ዜማ ፍጠሩ::እቲ ወረብ ካልእ እንተ ዘይተወሰኾ ይምረጽ ምስ ጊዜ ኣንፈትና ከይስሕት::
@yitebarekgebrehans
3 жыл бұрын
Abzey mentebikn ayteetwa yedawkin dyom zbelu abotat. polotika
@kalkidankidankal1914
3 жыл бұрын
እንታይ ስለ ዝተወሰኮ ኢዩ እሞ ናብ ስሕተት ክከይድ ኣብ እግሪ መምህር ዝተማህረ ሰብ ዘይኮንካ ከይትከውን እምበር እዚ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ናይታ ቅንዕትን ምሕዳስ ዘይብላን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትምህርቲ ስለዚ ኣንፈትካ ትስሕት ዘለካ ንስኻ ኢኻ እቲ ትዝርግሖ ዘለኻ እሞ ሰዓቢ ስኢኑ ዘሎ ብተሃድሶን ፖሎቲካን ጌርካ ህዝቢ ናይ ምፍልላይ መደብካ ኢዩ።ኣምላሕ ምሕረቱ የውርደልካ
@kaleabhabte7615
3 жыл бұрын
ስለቲ ዝሃብካዮ ርእይቶ የመስግነካ ብምቅጻል እዚ ናይ ማንም ሰብ ስልቲ ዘይኮነ ካብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ኣብ እግሪ ሊቃውንቲ ኣቦታት ኮፍ ኢለ ዝተመሃርክዎ ትምህርቲ ኢየ ናብ ህዝበ ክርስቲያን ዘመሓላልፎ ዘለኩ ስለ ዝኮነ ከኣ ኣንፈቱ ዝስሕተሉ መገዲ ዝበሃል ከምዘየለ ከብረሃልካ ይፈቱ ኣይኮነን ስሕተት ከምጽእ ካብቲ ናይ ወረብ መጽሓፍ ውን ዝኮነ ናይ ምልክት ጉድለት ከምዘይብሉ ክትፈልጥ ይግበኣካ ክቡር ሃውና
@KABATRANOSTV
3 жыл бұрын
Kbret yhabelna Merigeta hawey sleti thutin ntsur melska. Hawuna wehabi reato kea sleti zhabkana rietoka kbret yhabelna.
@yitebarekgebrehans
3 жыл бұрын
@@kaleabhabte7615 meregeta amlak edme yhabkum . Abthtekum kof elna nmeharelu gize dea yhabena ember; gega zbehal yeblun.
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna
እንቃዕ ደሓን መጻኩም ብሩኻት ይሕዋት በኣኩም ኣዚና ዕጉባት ኢና ኣምላክ ኣዕዚዙ ጸጋ ይዕድልኩም መርጌታ ሓውና ድማ ያሬዳዊ ዜማ ከምዚ ጌርኩም ተማሕላልፉልና ዘለኩ ዓስቡኩም ኣምላክ ይክፈልኩም ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና። ሓደራ ግን (ወረብ ያሬዳዊ ዜማ ) ከምዚ ጌርኩ ዓቅብዎ ዓቅብዎ (ሰንድዎ) ከም ፍቃድ ኣምላክ ድማ ናይ ልደት'ኣስተሪኡ'ጥምቀት'ፋሲካ'ዕርገት'በቢ ዓመቱ ዝውዕል ናይ ቁዱሳን መላኢክት ከተቅርቡልና ተስፋ ንገብር ብሩካት ይሕዋት ።
Zmare melakti mergeta hawena nay agelgulot zemenka ybarkelka