ኣዚዩ ጥዑም ዜማ ያሬዳዊ ወረብ "ወተወለጠ" ብ መርጌታ ቃለኣብ ሃብተ "WETEWELETE" Yaredawi wereb by Mergieta Kaleab Habte.
ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. invitescon...
l. l.php?u=https%...
Пікірлер: 95
ኣብ ቅድምኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ፡ ገጹ ከኣ ከም ጸሓይ ኣብርሀ ፡ ክዳውንቱ ውን ከም ብርሃን ጻዕደወ። ወተወለጠ ራዕዩ በቅድሜሆሙ (2) ወኣልባሲሁኒ ኮነ ፀዓዳ ከመ በረድ (2) ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
@sarahmicheal9169
4 жыл бұрын
Hey
@MK-rg1og
4 жыл бұрын
Amien (3)
Amen Amen Amen zmare melaikt yesmealna memhr qaleab aytdengiyuna gna kem fqad amlak tekoynu mxe mxe dea beluna amlak xegeu yebzh.
ዝማረ መላእክት የስመኣልና መርጌታ ቃለኣብ ፡ መደብኩም ኣዝዩ ኢዩ ጠቂምናን ረዲእናን ፡ ግን ኣይቲ ደንጉዩና ጥራይ እንበር ፡ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣምላክና ፡ረዲኤት ቅዱሳን ኣይፈለየና ፡ምሕረት ኣምላክና ኣይፈለየና፡
Amen Amen Amen zmare melakti yesmana
Zmare Melaekti yesmealna Abatachn Meregeta Kaleab kibrn Msganan Amlkon Wdasen n Goytanan Medhaninan Eyesus Kirstos .
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna
እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሜን
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ደዝ ዝብል ዝማረ እመ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኩም።
Xebuk serah Mrgeta nay agelglot zmnka yebarek.
Yessss ክጽበያ ዝጸናሕኩ መዝሙር። ደስ ዝብል፡ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
Ata ezi kale egziabhier entay elka mo kglex eyu ወተወለጠ ራእዩ በቅድሜሆሙ ወኣልባሲሁኒ ኮነ ጸዓዳ ከመ በረድ
Zmare melakt yesmalna 🍀🌺🌺🌺🌺🌺🍀🍀🍀🌺🌺🌺🌺🌺🍀🍀🍀🍀🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Zimare melekti yesmelna amen amen amen 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ዝማረ መላእክት ያሰምዕ ኦ ጥዑመ ልሳን መሪጌታ ቃለኣብ ሃብተ።
Amlak ኣዕዚዙ ይባርኽካ መረጌታ ሓወይ ኣብ ደብረ ኢየሱስ ዓደቦኻ ተመሊስካ እተገልግለሉ ነዊሕ ዘመን ይሃብካ ኣምላክ ዘልዓለም ።
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amien zmare melaakti yesmealna mergeta hawna amlak xegu ybzehalkum
Amen zimare malkti yesmalna
Egziabher amlak yhagzka.btami wereb
ብሓቂ ሙኡዝ ቃና መላእክቲ ዝጥዕም ኣስሚዕኩምና ብሩካተይ ቀጽልዎ ፡ ጸጋኩም ይብዛሕ
ኣሜን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሚሪጌታ ቃለኣብ ሓውና። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣብ ዝሓጸረ ድማ ከምዚ ጌርኩም ክትምግቡና ብሃንቀውታ እንዳ ተጸበና ኢና።
Men Amen Amen Zmarie melaekti yesmealna.
amen zemare melakiti yesmalina
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፡ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
ኣብየት ቃል ጥዑም ዝማሬ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
Zmare melaekt yesmalna mergta keleab
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ካብ ኣትራኖስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣሜን።
Wwwwwwwww ቃሉየ ይበል ድምጺ ከናሪ ሊቀ መዘምራን ስምከ ከመ ቃልከ በረከተ ያሬድ ይህድር በላእሌከ
እልልልልልል እልልልልልል እልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የሰምዓልና
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን
Zmare melakti yesmalna Amlak tsegeu yebzhalkum teum wereb
Zemare melakti yesmealna nay bhaki teum mezmur xegu yebzhalkum🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Ellllllllllllllll ellllllllllllllll ellllllllllllllll zmare melaekti yemealna
Amen Amen Amen zemari melakti yesmalena ❤️❤️❤️💒💒💒🙏🙏🙏
ሊቁ ቃሌ ጥዑመ ልሳን!ፎርሳ ቐጽል••• ኣምላኽ ይሓግዝካ
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና መርጌታ ቃልኣብ ብጣዕሚ ጥዑም ዝኾነ ዝማሬ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኹም። ንቀጻሊ ከኣ ከምዚ ሕዝኹም ክትመጹና ትምንተይ እዩ 🙏🙏🙏🤗🤗
Amen Amen Amen
Ellelelel Zmare melaekti yesmealna hawna meregeta kea Amlak newih edme hibu agolguletka ybark
መርጌታ ቃልኣብ ሓዉናን መምህርናን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና።
Amen Zmarie melaekt yesmalna mergeta kalab hawey egziabher zemen agelglotka ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሊቁ ጥዑመ ልሳን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
Elillilll elililllll zmare melaekity yesmaalna , tuum mezmur orthodox
Zimari malakti yasmialna. Amlak xagieu yabzihalkum. Kb miari zitiem qale egziabiher
Kele hawey egziabiher edmen tienan yihabka nay agelglot zemenka yebzihalka xega ab lieli xega memelisu yiwesikelka.
Amen zemare melakti ysemalna ⛪️⛪️⛪️
ዝማሬ ምላኣክት ይስምዓልና ሓውና ቃለኣብ
Amen zmare melaekti yesmealna
ዝማሬ መላእክት የስማዓልን ናይ ኣገልግለትኩም ዘበ ይባርኸልኩም ኣምላክ
Qale Hiwet yasemaln
amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ።
እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ዝማረ መላእክት የስማዓልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም:: ጥዑም ወረብ ዘይምኖ።
Bwhd 5 sai semieya aleku hji Algb Abilkum wen weskuna ikum brukat yhwat xega yebzehalkum
ኣሜን ዝመረ መላእክት የስምዓልና
Zmare melkti yesmealna
ዋው ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር ኣምላኽ ዝማረመላእኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmalna amlak zemenkum ybark
atum burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey bahaqi tueum wereb amlak msakum ykun amien
God bless your future
እልልልልልልልልልልል ዝማረ መልኣክት የስምኣልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
Amen
ዜንው ለዓለም ዘሰናይ ዜማሃ ለቤተክርስትያን እምነ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ብዘይ መጠን ጥዑም ዜማ እቲ ዘደንቕ ብርሃን ምስ ጻዕዳ ልብሱ ንጉስ ሰማይን ምድርን ዝኾነ ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ነዚ ከቢድና ዘሎ ዘበን የብርሃልና። ጸጋኹም ይብዛሕ ።
Amen 🙇Amen 🙇Amen 🙇
Amen zsmen Amen
ዘያጥልል አዕጽምተ ወይሰልብ ኣልባበ እምብዝኃ ጣዕሙ ፈድፋደ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና መርጌታ ቃለአብ ሓወይ።
ጥዑመ ዝማረ
Egzabher xegu yebizhalkum amlake qudusan abotatna b xegan tbebin ybelena zmarie melakti zteqebele zmarikum yqebl
🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርኸልኩም
zmare melaekt yesmealna meri kaleab
😍🥀🙏
🙏🙏🙏💒💒💒
Ab semun hanti hanti tetsedulna Xbuk neru
Ellllllllllllll
ዘያጠልል ኣእጽምተ
ናይዚ መርጌታ ካልኦት ወረባት ከመይ ጌርና ንረክብ?
@KABATRANOSTV
3 жыл бұрын
Ab qexali nsedelkum ena
ዚተፈተኹም ደቀይ!ሓድሽ ዓመት ናይ ሓጎስን ናይ ሰላምን ናይ ጥዕናን ኪኾነልኩም ዶ ትደልዩ? ትደልዩ እንተኾይንኩምሲ ገና ካብ መጀመርያኡ ብስኻርን ብደርፊ (ብጓይላ) ኃጢአት ብምሥራሕን ከተሕልፍዎ ኢልኩም መደባት ኣይትስርዑ።መስተ ሓጎስ ኣየምጽእን እዩ። ሓጎስ ዘምጽእ ጸሎት እዩ። ሓጎስ ቃለ እግዚኣብሔር ካብ ምስማዕ ድኣ እምበር ካብ መስተ ኣይኮንናን ንረኽቦ። ስኽራን ንነፍሲ ዚህውኽ ነገራት የምጽእ፡ቃለ እግዚአብሔረ ምስማዕ ግን ተመስጦ የምጽእ። ስኽራን ህውከት የምጽእ፤ ቃሉ ምስማዕ ግን ንህውከት የርሕቕ። ስኻር ዓይነ ልቦናኻ የጸልምት፡ ቃለ እግዚኣብሔር ግን ዚጸልመተ ዓይነ ልቦና የብርህ። ስኻር ናይ ኃጢአት ጽዕነት ሒዙ ይመጽእ፡ ቃለ እግዚኣብሔር ግን ሓደስቲ ዚመጽኡ ኃጢኣታት ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንዚነበሩ ኃጢኣታት ‘ውን የርሕቕ። እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብጸሐና እዚ ሓድሽ ዓመት ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ሓድነት ናይ ዕብየት ናይ ምክብባር ዝጎደለ ዝመልአሉ ናይ ሕውነት ኣብ ስደት ዘለና ምትእኽኻብ ንዝሓመሙ ምሕረት ንዝተኣሰሩ ፍታሕ ንዝተጨነቁ ራህዋ ናይ ሓጎስ ናይ ደስታ ናይ ዕልልታ ናይ ሰሓቕ ናይ ቅሳነት ዓመት ይኹነልና ኣሜን! kzread.info/dash/bejne/hoqdzZt8acvae5c.html
Amen amen amen zmare melakti yesmalna
ኣሜን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሚሪጌታ ቃለኣብ ሓውና። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣብ ዝሓጸረ ድማ ከምዚ ጌርኩም ክትምግቡና ብሃንቀውታ እንዳ ተጸበና ኢና።
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna