lisan tewahdo web TV፥ መልሲ ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶን ጥምቀትን (ሣልሳይ ክፋል)

Пікірлер: 99

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky961311 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏💒✝️💒✝️💒✝️👈

  • @awetsamuel814
    @awetsamuel814 Жыл бұрын

    ቃል ህወት የስምዓልና ኣቦታትና ጸጋ ይዓድክ እግዚአብሔር ንዓክም ኣይክልኣና ❤❤❤❤❤❤ ህወት ዝህብ ትምህርቲ ❤❤

  • @sebseb1795
    @sebseb17952 жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ብሱልን ሃናጽን መንፈሳዊ መደብ ምርኣይ ዝፈጥረልካ መንፈሳዊ ዕጋበትን ኩርዓትን ወሰን የብሉን፡ ቤተክርስቲያን ሃገርና ክሳብ ክንደይ ኣብ ዕብየት ትርከብ ከም ከምዘላን'ውን መብርሂ እዩ። ነዞም ብፍላይ ካብ ሃገር ወጻኢ እንቅመጥ ካብዚ ናይ መንፈሳውን ፍልጠታውን ዕብየት ወጺና ኣብ ሓሸውየ ዘለና'ውን እቲ ክንርከበሉ ዝግብኣና ደረጃ ዘጸባርቅ እዩ እሞ፡ ንትመየጥ ምስለ ሱላማጢስ

  • @senedproduction
    @senedproduction2 жыл бұрын

    ክብሪ ንታቦተ ጽዮን ዘተዋህዶ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሊቃውንት ቤተ ክርስትያና

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie40592 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡራት ሊቃውንቲ ኣባታት እግዚኣብሔር ምስጢሩን ጥበቡን የብዝሓልኩም።

  • @tsegamebrahtu2395
    @tsegamebrahtu2395 Жыл бұрын

    Amen(3) kal hiwet yesmalna.Egzabher xegu yebzahalkum abotatna aziyu kab xeban marn zitm kal egzabher zigelexkumla .kemu gerkum da neti tefiue zelo hizbana nab libu ymlosom fetari.

  • @berhanekiflu3065
    @berhanekiflu30652 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነኣኩም ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @kubromtadesse6359
    @kubromtadesse63592 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ መረድኣታ ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @ghideyewhannes5265
    @ghideyewhannes5265 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @desaledanel5302
    @desaledanel53022 жыл бұрын

    እግዝአብሔር ይመስገን ንዓኩም ዝሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @kidusm351
    @kidusm3512 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ኣቦታትና ሊቃውንት ቤተ ክርስትያና መምህራን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም xfuf timrti wow I have never seen as educated as those likawiti nay Eritrean I wish you guys all success in your life thank you for giving us evidence based teaching and valuable teaching of life. May God bless you all the way.

  • @kasay67
    @kasay672 жыл бұрын

    "እም ምዓር ወ ሶከር ጥዕመኒ ቃልከ"። ቃል ሕይወት የስመዓልና ሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን። እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ። ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይኽፈት።

  • @stephenlomaring4351
    @stephenlomaring43512 жыл бұрын

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ቃልሂወት ይስማኣልና ኣቦታትና ሊቃዉንቲ ኣህዋትና አድመን ትአናን ይሃኣቡኩም ፍታሪ ከማኩም መምሃራን ኣይክላኣና ፈታሪ አመብርሃን ማሪያም ኣዲና ጽላላ ተንብረልኩም

  • @mehariselam5882
    @mehariselam58825 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @habtomghezae5642
    @habtomghezae56422 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡራን ሊቃውንቲ፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ጉባኤ፡ ገላጺ ምስጢራት ልዑል እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ይግለጸልኩም፡

  • @mendeferaeritrea6610
    @mendeferaeritrea66102 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ልብኻ ዘረስርስ ሕቶን መልስን ኣምላኽ ዕድመብ ጥዕና ይሃብኩም ሊቃውንቲና

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay39152 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ኣቦታትና ሊቃውንት ቤተ ክርስትያና መምህራን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom67222 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማዓልና ሊቃዉንቲ ኣቦታት ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane99952 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና ሊቃዉንቲ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ንጹሩን ጽፉፉን ትምህርቲ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ንዓኹም ሊቃውንቲ ኣዳሊዩ ዝመሃረና ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ።

  • @mashoshewit1547
    @mashoshewit15472 жыл бұрын

    Egziabher nay agolgulot zemenkum yibarkelkum

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile28032 жыл бұрын

    Asey Abona kndey des zbil tmhrti Amen Amen Amen Kalehiwot yesmalna

  • @user-jv5hb8tq5q
    @user-jv5hb8tq5q2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት ይስመዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታት መምሃራን እግዝኣብሄር ኣዕዚዙ ጸጋ ይሃበልና

  • @alenifqriqdusan2244
    @alenifqriqdusan22442 жыл бұрын

    ቃል ሂወት ጽሩይ ትምህርቲ ኢዩ

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak32672 жыл бұрын

    ብትኽ ብትኽ ኣብየት ተመስገን ፈጣሪ ብፍላይ ናይ በዓል ፖፕ ሽኖዳ መም መብራህቱ ሞባእ ጽቡቕ ትንታኔ ሓደ ሰብ ኮነ ብጌጋ ዝምህር ኣሎ ካብ ብዙሕ ምጽሓፍ ውን ብዘይፍላጥ ጌጋ ዝጽጅፍ ኣሎ ስለዚ ጽቡቕ መንደቕ እዩ ነቶም ኩሉ ግዜ ስሞም ዘልዕሉ።

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    2 жыл бұрын

    Nay behaki

  • @habtommahari3013
    @habtommahari3013 Жыл бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ቃልህወት የስመዓልና ኣቦታትና

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey43512 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna liqawunti betekrstiyana

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy60752 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሊቃውንት

  • @mashoshewit1547
    @mashoshewit15472 жыл бұрын

    Egziabher edmen tienan yihabkum burukat weledna

  • @siemeyob4503
    @siemeyob45032 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ፡እዘን ተሓቲተን ዘለዋ ኣገደስቲ ኢየን ሞ ክምለሳ ብሃንቀውታ ንጽበየን

  • @michealeabrham6756
    @michealeabrham67562 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ርቱዕ ኣገላልጻ

  • @mergitapetros8716
    @mergitapetros87162 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብራት ሊቃውንቲ ኣቦታት ኣሕዋት

  • @efrempersonal2030
    @efrempersonal2030 Жыл бұрын

    Qale hiwet yesmialna edmen tienan yhabkum

  • @user-of1gy2iz9w
    @user-of1gy2iz9w2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጥንቲ ኣብሶ ዝብሃል የለን ሓንሳብን ንሓዋሩን ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ኩሩስቶስ ካብ ገጽ ዓለም ኣርሒቕዋ እዩ

  • @smile9607
    @smile96072 жыл бұрын

    Merhaba kburat liqawnti memharana enqae bselam mexakumna Egziabhier amlak nay agelglot gziekum ybark

  • @yonitsegay5542
    @yonitsegay55422 жыл бұрын

    Betamie des zebel timrti nay True Eritrean tewahdo orthodox timrti Kale hiwet yesemalina xega ab lili xega yihabikum likawiniti ze 🇪🇷 xfuf zeyedagiem timrti

  • @filimonafewerki1454
    @filimonafewerki14542 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩብራት ሊቃዉንቲ መምሃራን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።

  • @AbebayyurtBetrom
    @AbebayyurtBetrom2 жыл бұрын

    Amen amen amen qalehiwet yesmealna abotatna zebenkum ybark

  • @merhawikibreab2238
    @merhawikibreab22382 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መግለጺ ሊቃውንቲ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሊቃውንቲ ኣቦታት

  • @bemnetselemun7009
    @bemnetselemun70092 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዘመንኩም ይባርኽ ሊቃውንት ቤተ ክርስትያና ✝🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas91302 жыл бұрын

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie702 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታት ቤተክርስትያን እግዛብሄር ኣምላኽ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልኩም ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 👌👌👌👌

  • @adeymariam7899
    @adeymariam78992 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna nay agelgilot zebenkum Zetebareke ykun kuburat

  • @ambesjon3075
    @ambesjon30752 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታትና ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብርዕኹም የሰስኖ ንልቢ ዘረስርስ ንኣዕጽምቲ ዘጥልል ንስጋና ዝቅድስ ርቱእ ቃለ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ደስ ዝብል ኣገላልጻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!!!

  • @weyniissac2053
    @weyniissac20532 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና

  • @robelabrham9888
    @robelabrham98882 жыл бұрын

    Kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum egziabher liqawnti abotatna, beselam temelesuna azyu sehabi qal egziabher iyu

  • @dingladegoyta3812
    @dingladegoyta38122 жыл бұрын

    amen amen amen qal hiwet yesmealna liqawunti abotatna edimen tenan yhabkum

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v2 жыл бұрын

    Thax God for evrything!

  • @tedroseyasu9097
    @tedroseyasu90972 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነቦታትና ሊካዉንቲ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh76802 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @gottseidanke8111
    @gottseidanke81112 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalena memher efrom hawey

  • @awetasmerom6674
    @awetasmerom66742 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና ን መምህራን ድማ እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ዕድመ ይሃበልና

  • @user-sc9pl6zi7q
    @user-sc9pl6zi7q2 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስመዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታተይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣሜን

  • @dyakontekle1607
    @dyakontekle16072 жыл бұрын

    ኣሰይ እቃዕ ብሰላም መጻእኩም

  • @grmay7779
    @grmay77792 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይ እንቋዕ ንመልስና ዝምልሱ ኣቦታትና ሃበና ኣምላክ ኣቦታትና። ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @samiboy3738
    @samiboy37382 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @kidaneberaki5369
    @kidaneberaki53692 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምሃራና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም

  • @michealeabrham6756
    @michealeabrham67562 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ግሩም ኣገላልጻ። ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽልዎ

  • @bhlnanber3920
    @bhlnanber39202 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታትና ።

  • @dawithabtemichael242
    @dawithabtemichael2422 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmealna liqawnti abotatna.

  • @fhwfd5492
    @fhwfd54922 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @kehab0408
    @kehab04082 жыл бұрын

    AMENNNNNNNN AMENNNNNNNN AMENNNNNNNN burukat abotatna liqawnti xega menfsuqudusu yebzhalkum. nAmenti dma zestewEl aEmro yhabena. bflay kea etom hatetn semaEtn mEmenan ktdQusun ktSEun kelekum xelot sgdan ksegdu nAmlak abietom mmlak ymeharu shuEu Eti rukus menfes bota ayrekbn u emo mEmenan dma bmstWAl kmelalesu ygbaE. seb abietun abiet amlakn AmlkuEu amluko zeyfxum mEmen. msgana nAmlak gedifu zgodel qalat kdeli zemenu yehlfo. gda abotatna btEgsti nkulu melsi sle zhabkum nemesgen fetari asbi qudusan yhabkum. memenan kea amlko abietekrstiyan tray aykonen ema abietkum kea abgezakum xelyun sgedun shuEu kulu knxrelkum u. nay ariyos menfes tesekimna dieyaqon eye qal amlak yfelt eye elka ab medrek aytwXEu meEmenan ahwatna.

  • @dyakontekle1607
    @dyakontekle16072 жыл бұрын

    ጸጋ ይብዝሓልኩም በስላም ምጽኡና

  • @meseretandebrhan1782
    @meseretandebrhan17822 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qalhiwet yesmalna

  • @berihubahlbi4175
    @berihubahlbi41752 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qalhiwet yesmealna

  • @bereketjorjo7746
    @bereketjorjo77462 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna god bless you all

  • @amunaweldesellassie2783
    @amunaweldesellassie27832 жыл бұрын

    Qal hiwet yesmealna.

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe79092 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @weinibrhaneissayas2044
    @weinibrhaneissayas20442 жыл бұрын

    Amen

  • @milkias4037
    @milkias40372 жыл бұрын

    የሰስንኩም ደቂ ኮኮበ ገዳም።

  • @merongebrahans2784
    @merongebrahans27842 жыл бұрын

    Welcome.

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer7332 жыл бұрын

    Liqawnt eritrea ziwesenwo mewekesi zeyteqebelkum si nay Eithopia Ente kone abeyti liwawn edln medebn kiwehabom ygiba mis kieletomun mis tibebomn kelew

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v2 жыл бұрын

    🙏🏻💒🙏🏻✝️❤💪

  • @danieltewelde9325
    @danieltewelde93252 жыл бұрын

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምለክ ጥምቀት ናይ ሎሚ ጥምቀት ህጻናት ዝጥመቅዎ ንምንታይ እዩ ንዉሉድነት ምርካብ ድዩስ ሓጥያት ምድምሳስ ? ክመፍቃዱ ክንሪኢ ኢና ጥምቀት ብብሉይ ኪዳን ግዝረት ነበረት ናይ እግዚአብሄር ህዝቢ ንክኮኑ ግዝረት የድልዮም፡ነበረ ዘፍ 17 እንደገና ውን ንስራኤላውያን ብባሕሪ ጥምቀት ተሓሰበሎም፡1ቆሮ10 ንምልከት ። ብጥምቀት ሓይሊ መንፈሳዊ ንረክብ እስራኤላውያን ምስተጠመቁ ብመሪሕነት ሊቀ ነብያት ሙሴ ጸላእቶም ቀጥቀጡ ብድሕሪ ሙሴ ውን መስፍን ኢያሱ ብዮርዳኖስ አሳጉሩ ኣጠሚቆም ብሓይሊ ታቦት ጌሩ ግምቢ ኢያርኮ ኣፍረሰ ንሓጥያት ግንቢ እንስዕሮ ብጥምቀት ዝረከብናዮ ሓይሊ እዩ እስራኤላውያን ብሓይሊ ጥምቀት ዝረከብዎ ጸላእቶም የሽነፉ ነብሩ ሙሴ ብበትሩ መቂሉ ባሕሪ ኤርትራ ኣሳጊሩ ማለት ክርስቶስ ከኣ ባሕሪ ገሃንም ኣሳጊና ንሰይጣን፡ከኣ ብመስቀሉ ቀጢቅጡ ኣሰሮ ኣብ ማይ ዝኣተወ ደብዳቤ ከምዘይንበብ ክርስቶስ ብጥምቀቱ ዝተደምሰሰ ሓጥያት በደል መርገም ዝነበረ ዳግማይ ኣይምለስን። ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ድያብሎስ ርእሱ ተቀጥቀጠ ርእሱ ዝተጨፍለቀ ተመን ከምዘይትንስእ ብጥምቀት ክርስቶስ ዝተደምሰሰ ሓጥያት መሊሱ ኣይሓልፍን መዝ 74፡13 ስለዚ ክርስቶስ ቤተክርትያን እዩ ሰይጣን ከኣ ርእሲ ኣጋንንቲ እዩ ሰለዚ ኣብ ሩባ ዮርዳኖ ጨፍሎቆ ስለዚ ጥምቀት ምንጪ ሓይሊ ናይ ኩሉ እያ ሰማእታት እሳት ዘጥፉኡ ብጥምቀት ዝረከብዎ ሓይሊ እዮም ቅዱስ ጌርግስ እዚ ኩሉ ገድሊ ክጋደል ሓይሊ ዝረከቦ ብጥምቀት እዩ ምስ ንጥመቅ ንክርስቶስ ንለብሶ ንበልዖ ንሰትዮ መንግስቱ ንወርስ ሓደ ሰብ ምስ ዝጥመቅ ዉልድነት ምርካብ እዩ ዘይተወልደ ሃብቲ ኣይውርስን ጥምቀት እንተዘየለ ቁርባን የለን ቁርባን እንተዘየለ ድሕነት የለን ንክርስቶስ ዝበልዖ ዝሰተዮ ዝተጠመቀ ጥራይ እዩ ስለዚ ዉልድነት ንክንረክብ ንጥመቅ ስርየት ሓጥያት ምርካብ ዝበሃል ማለት ናይ ኣዳም ሓጥያት ብክርስቶስ ተደምሲሱ እዩ ሓንሳብ ንሓዋሩን ስርየት ሓጥያት ይረክብ ዝተባህለ ሰብ ዘይተጠመቀ እንተኔሩ ኣብ ዝኮነ ሓጥያት እንተጸኒሑ ብጥምቀት ሓጥያቱ ትድምሰሰሉ ሓደሓደ ግን ብዘይሪዲኢት ናይ ኣቡኡን ኣዲኡን ሓጥያት ይሓልፎ ዝብሉ ኣለዉ ጌጋ (ስሕተት እዩ ) ብመጀመርታ ስድሩኡ ተጠሚቆም እዮም ንጹሃን ኢዮም ካበይ ዝመጸ ሓጥያት ዩ ሞ፡ክሓልፎ ? ስለዚ ብሓዲስ ኪዳን ሓጥያት ብዘሪኢ ኣይሓልፍን እዩ ነውሪ ጌጋ ሰብ ምስዝጥመቅ ሓይሊ መንፈሳዊ ፍልጠት መንፈሳዊ ይረክብ ዝተጠመቀ ሰብ ሓጥያት ሓጥያት ምካኑ ይፈልጥ ጽዲቂ ጽድቂ ምካኑ ከኣ ይፈልጥ ። ንስሓ ንክንኣቱ ሓይሊ እንረክቦ ውን ብጥምቀት ዝረከብናዮ ሓይሊ እዩ ስለዚ ንጾም ንምምናን ንፍቅሪ ንሰማእትነት ኮታ መንፈሳዊ ስራሕ ንክንሰርሕ ሓይሊ ትኮነና ጥምቀት እያ ። እግዚአብሄር ሓያል እዩ ብጥምቀት ካብ እግዚአብሄር ዝውለዱ ሓያላት እዮም ንምሳሌ ቅዱሳን ንዘክር ኣቡነ ገብረመብፈስ ቅዱስ ኣቡነ ፊሊጶስ ኣቡነ ሳሙኤል ንዋል ድባ ከም ሞሰብ ሓፍ ኣብሉ ንሰማይ ወሲዱ ዘባረካ ስለዚ ብጥምቀት ከምቲ ሓያል ዝኮነ እግዚአብሄር መሰልድ ሰለዚ ሓያላት ንከውን ። ናይ ምዉት ሙውት ዉላድ ምዉት እዩ ናይ ጸልማት ውላድ ጸልማት ካብ ብርሃን ዝተወልደ ብርሃን ዩ እዩ ካብ ስጋ ዝተወልደ ስጋ እዩ ካብ ዝሞቱ ብስጋ ኣቦናን ኣዴናን ትወለድና ። ብመንፈስ ጥምቀት ድማ ካብቲ ዘይመውት ካብ ህያው እግዚአብሄር ተወሊድና ህያው ንከውን ። ክርስቶስ መድሃኒት ኢሎም፡ኣሚኖም ዝጥመቁ ህያውያን ኮይኖም ይነብሩ ። ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ህያውያን ዕጽዋት ኣለዉ ህያውያን ዓሳታት ይነብሩ ብክርስቶስ ዝኣምኑ ድማ ህያውያን ኮይኖም ይነብሩ ኣብ ምዉት ባሕሪ እዚ ባሕሪ ኣብ እራኤል ይርከብ ስደሞን ጎመራ ዝነበራሉ ከተማታት እየን ሎሚ ምዉት ባሕሪ ይጽዋዕ ህይወት ዘለዎ ፍጡር ኣይረኣዮን እዩ ህይወት ዘለዎ ኣቡኡ ዝነብር የለን ስለዚ ሎቱ ስብሃት ክርስቶስ ዕሩቅ ብእሲ ዝብሉ ህይወት ዝበሃል የብሎምን ምዉታት እዮም። ስለዚ ጥምቀት ናይ ሓዳር ናይ ምንኩስና ናይሰማእትነት ምንጪ እያ ። ስለዚ ናይ ጽድቂ ምንጪ ሓይሊ ጥምቀት እያ ውልድነት ንረክበላ መንፈሳዊ ሓይሊ እንረክበላ እያ እንበር ጥምቀት ብዘሪኢ ዝመጸ መርገም መደምሰሲ ኣይኮነን ብዕለት ዓርቢ ሓንሳብን ንሓዋርን ተሰሪዙ እዩ ክብሪ ይክኖ ንክርስቶስ ኣምላክና ። ኣብ መዝ 3 ኦእግዚአብሄር ተንስእ ኣምላከይ ኣድሕነኒ ንምንጋጋ ጸላእተይ ስበሮ ነስናን ኩፍኣት ስበሮ ይብል እዚ ማለት ሞት ሲኦል ኩሎም፡ኣጋንንቲ ክርስቶስ ኣምላክና ስጋና ለቢሱ ስኒ ሰይጣን ስኑ ሰበርካ ሲኦል በርበርካ ማለት እዩ ስኒ ትርጉሙ ብስበ ስልጣን ይትርጎም ብሰይጣን ይትርጎም ሰበ ስልጣን ብስልጣኖም፡ተጠቂሞም ሰብ ከምዝቅጥቅጡ ዝቀጽዑ ዝገርፍን ሰይጣን ውን 5500ዘበን ብስልጣኑ ንደቂ ሰባት ቀጥቀጠ ሰባት ይበልዕን ነበረ ዮው 12፡3 ዮው 16 ፡11 ስለዚ ክርስቶስ ብጥምቀቱ ስቅለቱ ብሞቱ ናይ ኣጋንንቲ ስልጣን ሰበረ ቀጥቀጠ ኦሞት ኣበይ ኣሎ፡መውጊኢካ ሓይልካ ሞት ብክርስቶስ (ብዓወት ) ተሳዕረ ይብል 1ቆሮ 15፡55። ስልጣን ሰይጣን ተሰቢሩ ተቀጥቂጡ እዩ ስለዚ ኣዳማዊ ሓጥያት ዝበሃል ኣብ ዘለናዮ ግዜ ዮለን ። እንተ ብፍቃድና እንሰርሖ ሓጥያት ግን ብመምህረ ብፍቃድ ካህን ብዝህቡና ቆኖናን ብመስቀሎም መሰሳሎሙናን ምስፈትሑናን ስርያት ንረክብ ። እንበር ከም መናፍቃን ተደምዲሱልና ኢልንስ ኣብ ኣዳርሽ ኣይንዕንድርን ኣይንንክባብልን ? ስለዚ ብጥምቀቱ በረከተ ነብሲ ስጋ በረከተ ነብሲ ሃበና ክብርን ምስጋናን ይብጸሓዮ እግዚአብሄር አምላክና ። ብየናታ ኣባ/ገብረኪዳን ስብሃት ለእግዚአብሄር ወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር !!!!

  • @eritrea7449

    @eritrea7449

    2 жыл бұрын

    ኣቦና፣ 1) ውልድነት እንታይ ማለት እዩ? 2) ኣብ ቡሉይ ኪዳን ዝተወልደ ሰብን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዝተወልደ ሰብን እንታይ እዩ ፍልልዩ ( ማለት ውልድነት እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ኣብ ዘበን ሓዱሽ ኪዳን ዝተወልደ ሰብን፣ ኣብ ዘበን ቡሉይን ኪዳን ዝተወልደ ሰብን ) ከመይ እዩ ኣረዱኡና።

  • @tewelde9778
    @tewelde97782 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmalna liqawnt

  • @rahwa-ue2uo
    @rahwa-ue2uo Жыл бұрын

    Kal hwet ysmeana

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32362 жыл бұрын

    Amen (3) kale hiwet yesmealna zemenkum ybark fetari kulu alem abotat likawnti

  • @dyakontekle1607
    @dyakontekle16072 жыл бұрын

    ኣታ ስምዕካ ዘይ ምኖ ሰሱኑልና ሊቃውቲ

  • @user-ju2bb4du5o
    @user-ju2bb4du5o Жыл бұрын

    መምሃራን ናይ ኢቶጵይያ ኸ ዘይጋገዩ ድዮም ኮይኖም

  • @w_2006
    @w_20062 жыл бұрын

    Dawit👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🤍

  • @snittube3875
    @snittube38752 жыл бұрын

    Ezi medeb kabey eyu zfno

  • @dngleywahseydngleywahsey4351

    @dngleywahseydngleywahsey4351

    2 жыл бұрын

    Kab Eritrea

  • @snittube3875

    @snittube3875

    2 жыл бұрын

    @@dngleywahseydngleywahsey4351 yeqenyey 🙏

  • @kassa6870
    @kassa68702 жыл бұрын

    " ቅዱስ ሲኖዶስ ብወግዒ ይቕሬታ ክሓትት" ዶ በልካ ክቡር መምህር ቃለ ሂወት የስመዓልና።

  • @w_2006
    @w_20062 жыл бұрын

    Mergeta Efrem👎👎👎

  • @God-db9vp
    @God-db9vp2 жыл бұрын

    እዚ ሓድሽ ትምህርቲ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ ምክንያቱ፡ ሓደ እቶም ዓበይቲ ኣቦታትና ኣበይ ኣለዉ፡ ኩሎም መንእሰያት ጥራይ፡ ምስተን ኣሓት ቤተክርስትያን ውን ርክብ የብልናን ማለት ኢዩ ብእምነት ደረጃ ከምዚ እንተኮይኑ፡ ካልእ ንምንታይ ኣምሓርኛ ትርጓሜ ከም መወከሲ ትጥቀሙሉ ኣለኩም፡ ግእዝ ትርጓሜ እንከሎ፡ እዚ ብዓበይቲ መምሃራን ክበርህ ኣለዎ፡ ኩላትና ኣብ ዘለናዮ ንጽናዕ። ፖፕ ሺኖዳ ተጋግዮም እንተኢልና ምስ ፖፕ ሺኖዳ ብእምነት ሓደ ኣይኮናን ማለት ኢዩ፡ ካልእ ነቶም ናትና መምሃራን በዓል መጋቤ ሚስጢር ዝመሃርዎ ይኩን ግብጻውያን ኣቦታት ጳጳሳት ዝመሃርዎ መወከሲ ኣይኮነን ኢልካ ከተብቅዕ ናይ ኢትዮጵያ ሊቃውንቲ ዝመሃርዎ ግን ከም መወከሲ ተጠቂምካሎም በዓል ሊቀ ሊቃውንት እዝራ እዚ ከመይ ኢሉ የክይድ፧ ስለዚ ምእመናን ህድእ ንበል ኣይንተሃወክ ኣብ ዘለናዮ ንጽናዕ። ሓተቲ ግን ጽቡቅ ሕቶ ኣቅሪብኩም ኣለኩም እንበር እዚ መርጌታ ዝበሎስ ኣይግድን።

  • @teweldemedhinbrhane4689
    @teweldemedhinbrhane46892 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ሊቃውንት ኣቦታትና

  • @God-db9vp
    @God-db9vp2 жыл бұрын

    እዚ ሓድሽ ትምህርቲ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ ምክንያቱ፡ ሓደ እቶም ዓበይቲ ኣቦታትና ኣበይ ኣለዉ፡ ኩሎም መንእሰያት ጥራይ፡ ምስተን ኣሓት ቤተክርስትያን ውን ርክብ የብልናን ማለት ኢዩ ብእምነት ደረጃ ከምዚ እንተኮይኑ፡ ካልእ ንምንታይ ኣምሓርኛ ትርጓሜ ከም መወከሲ ትጥቀሙሉ ኣለኩም፡ ግእዝ ትርጓሜ እንከሎ፡ እዚ ብዓበይቲ መምሃራን ክበርህ ኣለዎ፡ ኩላትና ኣብ ዘለናዮ ንጽናዕ። ፖፕ ሺኖዳ ተጋግዮም እንተኢልና ምስ ፖፕ ሺኖዳ ብእምነት ሓደ ኣይኮናን ማለት ኢዩ፡ ካልእ ነቶም ናትና መምሃራን በዓል መጋቤ ሚስጢር ዝመሃርዎ ይኩን ግብጻውያን ኣቦታት ጳጳሳት ዝመሃርዎ መወከሲ ኣይኮነን ኢልካ ከተብቅዕ ናይ ኢትዮጵያ ሊቃውንቲ ዝመሃርዎ ግን ከም መወከሲ ተጠቂምካሎም በዓል ሊቀ ሊቃውንት እዝራ እዚ ከመይ ኢሉ የክይድ፧ ስለዚ ምእመናን ህድእ ንበል ኣይንተሃወክ ኣብ ዘለናዮ ንጽናዕ። ሓተቲ ግን ጽቡቅ ሕቶ ኣቅሪብኩም ኣለኩም እንበር እዚ መርጌታ ዝበሎስ ኣይግድን።

  • @bereketbrhane549

    @bereketbrhane549

    2 жыл бұрын

    ትኽኽል ኣለካ ሓድሽ ትምህርቲ እዩ። ምኽንያቱ ናይ ፖፕ ሽኖዳ እንተ መወከሲ ዘይኸውን ኮይኑ ከመይ ኢሎም ናይ ኢቶጵያ መምህራን ተገሊጾም። ገሪሙኒ።

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    2 жыл бұрын

    @@bereketbrhane549 ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመካ፡ ሓደገኛ ነገር ኢዩ። እዞም መንእሰያት ብናይ ኢትዮጵያውያን ትምህርቲ ብጣዕሚ ተጸልዮም ኣለዉ። ስምዓዮ እሞ ትርጓሜ ግእዝ እንከሎስ ትርጓሜ ኣምሓርኛ ጥራይ ይብል።

  • @bereketbrhane549

    @bereketbrhane549

    2 жыл бұрын

    @@God-db9vp እወ። ብመስረቱ ቤተ ክርስትያን መወከሲ ትጥቐመሎም ካብ ዘመነ ሃወርያት- 500 ዓ/ም እዩ። ብድሕሪኡ ግን ብኢደ ዋኒኖም ዝተጻሕፉ ብዙሓት እዮም።

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    2 жыл бұрын

    @@bereketbrhane549 ከመይ ማለት ብኢደ ዋኒኖም፧

  • @bereketbrhane549

    @bereketbrhane549

    2 жыл бұрын

    @@God-db9vp ድሕሪ እንተ ሰለስተ ጉባኤታት ዝተፋላለዩ መጻሕፍቲ ዝተጻሕፉ ኣለው። ምክንያት ናይ መናፍቃን ምፍልላይ እምነታት በዚሖም ስለዚ ካብ ዝተፋላለየ ጽልዋ ዘለዎም ትሕዝቶ ዝሓዙ መጻሕፍቲ፣ ቤተ ክርስትያን ዘይትውኽሎም ግን ከኣ ከም ናይ ቤተ ክርሰርትያን ኮይኖም ዝተረኽቡ ።

Келесі