ብፂተይ ብጫማኣ ገይራ ኣድሒናትኒ ፡ፀላኢ ዘይሰምዕ መሲለ ሸዊደዮ ፡ ኣብ ምዕራብ ፅረ ሽፍታ ነይረ ➡️ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ቁርቁራ) 0904486956

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ብፂተይ ብጫማኣ ገይራ ኣድሒናትኒ ፡ፀላኢ ዘይሰምዕ መሲለ ሸዊደዮ ፡ ፅረ ሽፍታ እየ ➡️ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን (ቁርቁራ) 0904486956
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 15

  • @Ktekle
    @KtekleАй бұрын

    He is a true hero, isn't cry baby like others. That is a true symbol of Tegadalay Tigray character, warrior, discipline and loyal. Tegadalay Tekleberhan, i am and Tigray proud of you. I wishing you a happy everlasting life our true Tegadalay.

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849Ай бұрын

    ግዘ መድለየ ነይሩ

  • @user-pz1lc3wm2v
    @user-pz1lc3wm2vАй бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @user-en6jb2mb3j
    @user-en6jb2mb3jАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Karneshmawi
    @KarneshmawiАй бұрын

    ኣምሓሩ ዶንቆሮ ኢሎም ዝገደፍዎ ንተጋሩ ጅግና እዩ 😂😂😂 ሞይተ ድየ ገለ 😂 ብዝኮነ ግን እዛ ትሓቶ ዘላ ከምቲ ንዓኣ ደስ ዝብላ ስለ ዘይ ተዛረበ ከምቶም ካልኦት መጽዩ ዓፈና ስለ ዘይገበረ ደስ ኣይበላን ገጻ ጸዊጋ😂 ተበቲና ተማሪክና ስንና ተሰርና ዝብላ ጸላኢኣ እዩ 😂😂

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6mАй бұрын

    Welcome

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223Ай бұрын

    ኢሂን ሚሂን ማለት ተተደማሚፅና ተተሰማሚዕና ማለት እዩ ።

  • @user-xr5bj8sf8k
    @user-xr5bj8sf8kАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabianmedia9601
    @sabianmedia9601Ай бұрын

    ድምፂ ኩሉግዜ ይርሕ እዩ ቀረፃኩም ኣስተካክሉ ኣቅርብ ኣብልዎ

  • @hagoskidanemariam5642
    @hagoskidanemariam5642Ай бұрын

    ስምዒ ሓፍትና ስልቲ ሰራዊት ንፀላእቲ ዶርጊሕኺ ኣሕሊፍኪ ትህቢዮ ምህላውኪ ፈሊጥኪ ኻብ ተግባራትኪ ተትእረሚ 👎ኸም ትግረዋይ መጠን ኣብ ዙርያ ሚሽጥር ሰራዊትና ትገብርዮ ዘለኺ ብኽነት ዓብዪ ስሕተትን ጌጋን እዩ 👎ንላይክን ቪውን ኢልካ ብሄራዊ ገበን ምፍፃም ስሕተት እዩ

  • @MrMokhles-gq4dh

    @MrMokhles-gq4dh

    Ай бұрын

    ትኽኽል ኣለካ ሙሉእ ሰላም ኣብዘይብሉ ሃዋህው ሚስጥር ምውፃእ እንታይ ዝብልዎ ዕሽነት እዩ

  • @HagosWeldesamiuel
    @HagosWeldesamiuelАй бұрын

    እታ ስብ እዚኣ እኮ ትግራወይቲ ኣይኮነትን ቆንቋ ትግርኛ ለሚዳ ኝምበርይ ኣብ ወለጓ እያ ተወሊዳ ዝዓበየት

  • @resomrakib
    @resomrakibАй бұрын

    አንታይ አኪ ከመይ አዩ ሕቶኪ አህን ምህን ጠፌኪ ድዩ???

Келесі