1ይ ክፋል | አብዪ ካብ ቅንፀላ አድሒነዮ ፡ ካብ ቤተመንግስቲ ናብ በረኻታት ትግራይ ➡️ ተጋ. ካሕሳይ 0914399942 ፡ ተጋ. ተመስገን 0900019661

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
አብዪ መቐለ መፂኡ ከሎ ዓጃቢዮ ኔረ : ካብ ቤተመንግስቲ ዕጀባ ናብ በረኻታት ትግራይ ፡ አብዪ ካብ ቅንፀላ አድሒነዮ ➡️ ተጋ. ካሕሳይ 0914399942 ፡ ተጋ. ተመስገን 0900019661
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 62

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506Ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️💪💪💪 ብጣዕሚ ጅጋኑ ።

  • @STAMA123
    @STAMA123Ай бұрын

    አቤት ቖራፅነት ወላዲት ናዓኹምን ከማኹምን ወሊዳ ትምከን ኽብሪለኒ ናዓኹም❤❤❤

  • @Tglove--
    @Tglove--Ай бұрын

    ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ዞምኣሕዋተይ❤❤❤

  • @AduAdu-pl9sd
    @AduAdu-pl9sd6 күн бұрын

    ❤❤tigray ነፃ ከይወፀት ምስንባት የለን❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rd8bu1to2l
    @user-rd8bu1to2lАй бұрын

    ትግራዋይነት ክቡር መንነትትት ክቡሪ ናዓኩ ጀጋኑና ☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636Ай бұрын

    ብሉፃት ኣሕዋተይ እንዃዕ ተረፍኹም ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Tglove--
    @Tglove--Ай бұрын

    ተመስገን እንካዓ ካባካቱም ተፈጠርና ትግራይ ኮይንካ ምፍጣር ተዕድልቲ እዩ❤❤❤🎉

  • @user-wh2hl2vr6n
    @user-wh2hl2vr6nАй бұрын

    ትግረዋይነት❤❤ ፅኑዕ❤❤ መንነትትት❤❤❤ጀጋኑ እኩም

  • @qrffuyr963
    @qrffuyr963Ай бұрын

    Kbri nakum jeganu ahwatna ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @haftishgebre2775
    @haftishgebre2775Ай бұрын

    ጀጋኑ❤❤❤

  • @Mohammed-gy5wt
    @Mohammed-gy5wtАй бұрын

    ረቢ ይሓልኹም ጀጋኑና

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834Ай бұрын

    ክብሬ ንጀጋኑ ደቅናን ኣያታትናን ዩኩን (በጃኪ እዚ ናይዞም ጀጋኑ ታሬክ ብድጋሜ በአምሓርኛ ክትደግሚዮ አለኪዒ)❤❤❤❤ትግራይ ብጀጋኑ ደቃ ትክበር እያ።

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242Ай бұрын

    Thank you for your service, TDF. I am proud of you. I am glad that you are ours. May the Lord God bless you. May the Lord God shine upon you. May the Lord turn His face toward you, in Jesus' precious name l pray

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6gАй бұрын

    My tdf❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YourLocalCamera1229
    @YourLocalCamera1229Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242Ай бұрын

    I thank The Almighty God for saving your life. The Lord God snatched you from the mouth of Lion.

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864Ай бұрын

    ኣላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamtigray625
    @selamtigray625Ай бұрын

    አቱም ጀጋኑ ብምንታይ ከንገልፀኩም ተመሰገን 🙏🏽ብመድሀኒዓለም ተመሪሒኩም ብእመቤቴ ተሓቂፍኩም ላብ መሬት ዓድና ትግራይ ለኣተኩም ጀጋኑ ዒኩም ዓይኒ ትግራይና እንዃዕ ኣይኒ ልኣይኒ ተረኣእና ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እነክብረኩም ብጣዕሚ እንፈትወኩም ንበሩልና 🟨🟥⭐️🟥

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6ynАй бұрын

    እንኮዕ ተረፍክምሉና ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤ ኢ/ያ ኢ/ያ እናበሉ ዛምሩጉማን መራሕቲና ኣወድኣምና😭😭😭😭

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6wАй бұрын

    ጀግኑና 🤴🤴💊♥️

  • @user-qq6tx9xl9p
    @user-qq6tx9xl9pАй бұрын

    ጌጋ እኩም ትገብሩ ዘለኩም ዪተበራት ምስጥር ንፀላእ የሕልፍኩም ትህቡ አለኩም❤❤❤❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qzАй бұрын

    ጀጋኑና❤❤❤እንካዕ ተረፎኩም የቀንየልና

  • @haftuHaf-hl7kr
    @haftuHaf-hl7krАй бұрын

    ተሜና ካሕስሽ ኣቱም ጀጋኑ እንኻዕ ተጋሩ ኮንኩም ብጣዕሚ እየ ዝኮርዐልኩምን ዝሕበነልኩምን

  • @user-gg1gi6fn2z
    @user-gg1gi6fn2zАй бұрын

    ብፆተይ ሽሕ ዓመት ንበሩለይ፤ ተሜ vs ወዲ ረዳ፤ ብሓቂ ኽንደይ ነገር ሓለፍና፡፡

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere9 күн бұрын

    ትሕስዉ ትሕስዉ ትሕስዉ

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael474Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @shambelbrhane5430
    @shambelbrhane5430Ай бұрын

    ወዲ ረዳ father ኣይትረሰዓያ ብሓቂ ጀጋኑ ብፆት

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842Ай бұрын

    bebihade ketemxiyom neyruki gin❤

  • @mebrahtutnsua
    @mebrahtutnsuaАй бұрын

    ዳ33 ጀጋኑ

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3rАй бұрын

    💖💖💖💖💪💪💪🙏🙏

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6ynАй бұрын

    ኣታ ህዝብስ ነይሩ ዋ መርሒ ደሞ ስእኑን💔

  • @Khankhan-xv8ho
    @Khankhan-xv8hoАй бұрын

    jeganu❤❤

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148Ай бұрын

    JEGANUNA KBRY NAKUM❤❤❤

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7gАй бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪ካብ ትጅምር እስካብ እትውዳእ እናበከኩ እናሳሓቅኩ እየ ተከታቲለየኩም።ካብ ልቢ ትግራዎት እኩም።ትግራዋይ ኩቡር መንነት።ትግራዋይነት ፍቅርን ጅግንነት።ኣነስ ከሙግነኩም።ከምስግነኩም ተመንየ ግን ዝገልፀኩም ቃላት ግን ክረክበልኩም ኣይካኣልኩን።💪💪😍😍❤💪💪❤❤❤😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍💪💪😍❤❤🙏🙏🙏🙏😍😍💪💪💪

  • @stpual1
    @stpual1Ай бұрын

    "ምእታን ክቕንፅሎም ካብ ምቕንፃል አድሒነሙዎ" መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት ምእንታን ክቕንፅሎም ስልጣን ሂበሙዎ, ዝገርም ድንቁርና,ብዝኾነ መልክዑ,መዐቀኒ ተቐባልነት ዘይብሉ,ንህዝቢ ትግራይ አብ ህልቂት ዘውደቐ ድንዙዝ ውሳነ እዩ, የሕዝን !!!

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1rАй бұрын

    ኮነሬል ገረንስአ እወ ብትኽክል ብእዋን መለስ ጀሚሩ ዕጀባ ሓላፊ ነይሩ

  • @STAMA123
    @STAMA123Ай бұрын

    አይ ትግራዋይ ጅግናን ለዋህን ዓሕሕሕ

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972Ай бұрын

    አብዛ ዘረባ እንተይ ትመሃሩ ተጋሩ ንዓኲም እንዳበልዓት ትኲላዕ ኢትዮጵያ እያ ትጓዓዝ ዘላ አስተውዕሉ ሰላም ምስቲ አብ ጎንካ ዘሎ ህዝቢ ፍጠሩ ኽትከብሩ ኽትነብሩ ብሐባር ንኽምዕብል ሕስድና ናብ ድኽነት እንበር ናብ ምዕባለ ኽወስድ አይተራእየን

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1rАй бұрын

    ኮነሬል ቦጃ ፣ኮነሬል ዋለለኝ ደሓር ጀነራል ዝኾነ

  • @stpual1
    @stpual1Ай бұрын

    "ምእንታን ንህዝቢ ትግራይ ክቕንፅል,ካብቅንፀላ አድሒንኩሙዎ ?" Hilarious.

  • @MerhawiBrhan
    @MerhawiBrhanАй бұрын

    Wenhelegna eyu n abiy ahmed kab mot zedhane tekoinu

  • @Mohammed-gy5wt
    @Mohammed-gy5wtАй бұрын

    ዳርፎር ሰምየን ሱዳኑ አይኮነን ምዕራብዩ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679Ай бұрын

    ትግራይና መሊአ ዘይዳሐነት ከብፀላእታ ሐራ ዘይወፀት እናሃለየት ንምታይ ኢና ጅጋኑና እብሚድያ ናዓደምና ንፀላእትና ናጋልፆም ዘለና:: ስብ Yutube ንረብሓኾም ናይ ገንዘብ እቶት ትገርዎም ዘለኹም አግባብ አይኮነን ታሐብሉ ይሕየሽ

  • @user-bu8ce7cy1f
    @user-bu8ce7cy1fАй бұрын

    "ከደዐ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👹👹👹👹👹👹👎👎👎👎👎

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435Ай бұрын

    Nemenetay gen benehargna zeyetegeberewa ????

  • @selamselam2569
    @selamselam2569Ай бұрын

    እዞም ገለገለ ይቱበራት ሓደሽቲ ባንዳታት እዮም መን እሞ ዝቆጻጸር ተሳኣኑ

  • @brukbk7408
    @brukbk7408Ай бұрын

    ተጋጊኻ ኣበይ እሞ ተዝቅንፅልዎ ነይሮም 😡

  • @Only-true91
    @Only-true91Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @teshomegebremeskel4492
    @teshomegebremeskel4492Ай бұрын

    ክንደይ ሓሊፉ ብራዘር።

  • @solomongebre2182
    @solomongebre2182Ай бұрын

    Eza hasoten serqni see serhey elkum hezkuma

  • @user-ek9th4le3k
    @user-ek9th4le3kАй бұрын

    ኣድሕነዮ? ታይ ሞ ጅግንነት ድዩ መስልዎም ኣታ ጎይታይ

  • @UfSd-ts1fr

    @UfSd-ts1fr

    Ай бұрын

    እንታይ ድኣ ደነዝ

  • @user-ek9th4le3k

    @user-ek9th4le3k

    Ай бұрын

    @@UfSd-ts1fr ልስደብህ?

  • @samsonmhreteab9621
    @samsonmhreteab9621Ай бұрын

    Ata ezom kulom kedem nreeyom zneberna American Action movie actors such as Chuck Norris, Van dam, Rambo, Arnold Schwarzenegger, Bruce Lee n kalioot si abza kill ezia eyom zelewu😂😂😂😂

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6fАй бұрын

    ንአቢ ካብ10ቅንጸላ ዘድሐኖ ድአ መርበብ ስለያ ሻዕብያ እንድዩ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrhitmebrhit6945
    @mebrhitmebrhit6945Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972Ай бұрын

    አብዛ ዘረባ እንተይ ትመሃሩ ተጋሩ ንዓኲም እንዳበልዓት ትኲላዕ ኢትዮጵያ እያ ትጓዓዝ ዘላ አስተውዕሉ ሰላም ምስቲ አብ ጎንካ ዘሎ ህዝቢ ፍጠሩ ኽትከብሩ ኽትነብሩ ብሐባር ንኽምዕብል ሕስድና ናብ ድኽነት እንበር ናብ ምዕባለ ኽወስድ አይተራእየን

Келесі