ግብራዊ ተቓውሞ ፍረ ንኽርከቦ...
ግብራዊ ተቓውሞ ፍረ ንኽርከቦ...
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
መእተዊ ሙዚቃ
ንመኖም ተፍቅሪ | Nmenom tefqri | Eritrean Song | Yowhannes Tquabo (Wedi Tikabo) | ዮውሃንስ ትኳቦ
• ንመኖም ተፍቅሪ | Nmenom te...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZread- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
ትሕዝቶ
00:00 - መእተዊ
01:03 - ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ!
04:45 - ዝብኢ ዓድና!
08:30 - ፍርሒ
12:40 - ሓሳብ
14:36 - ውዳበ
17:27- ምትምማን
19:40 - ግብራዊ ተቓውሞ
#daniwedimemhr #mahderproduction
Пікірлер: 1 000
ቃላት ይሓጽረኒ ንክገልጸካ፥ ሓንቲ ግን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ኣምላኽ ከኣ *ንኣእምሮኻ* መመሊሱ ይባርኮ ❤❤❤
እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ኩነት ተዓጢቅና፡ ኣብ ተግባርን ኩውንነትን ከንውዕሎ ንበገስ❤✊🏽
@cheella6840
Жыл бұрын
Anewen mesaka aleku ንበገስ 🫵🏾✊🏾❤️
ከብረት ይሀብካ ጽቡቅ ዘረባ። 🙏🙏🙏🙏
@awetzeru5330
Жыл бұрын
Dani you are smart always behappy
ዳኒ መምህር ብጣዕሚ ቡሉጽ መንእሰይ ምስቲ ዋሕድና ከማኻ ውሑዳት የድልዩና ኣለዉ ዳኒ ኑፉዕ ኣብ ምፍዓር ካኣ ሙሉእ ብቕዓት ኣለካ ድፍኣሉ ኣይትታሓለል😍😍😍
ከም -ብዓል ውዲ መምህር በላሓቲ መንእሰያት ክረኢ'እንከሉኹ ኣታ እዛ ሃገርና ተስፋ ኣለዋ እለ። ኣድነቅቲ ወዲ መ/ም 👍ረጊጽካ ሕለፍ
@petrostsegai8738
Жыл бұрын
ረጊጽና
@Hmars2018
Жыл бұрын
@@petrostsegai8738 ሓይት !! ፈታዊ ህዝቡ ንዓኻ !
@petrostsegai8738
Жыл бұрын
@@Hmars2018 ቆፎ ገዜኡ ዘይፈቱ እተረገመ እዩ ዓወት ንህዝበይ
@bahabelomhadgu4567
Жыл бұрын
❤️🌷👍
@liveyourdream2121
Жыл бұрын
Wala ane aygermekan
ዳኒ ብሉጸይ ክጽበየካ ቀንየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትሕዝቶ ኣቅሪብካልና ብስም ብ.ንሓመዱ የመስግን ዝዓርከይ ።
Danitey natey ሓሳብካ ዝሞተ ኣእምሮ ዘንቅሕ ኢዩ 'ሞ በጃኻ ኣይትፈለየና፡ ብፍላይ ከ ኣ ብዛዕባ ደምበ ተቓውሞ። ትሪኣ ኢካ ዘለካ ደቂ ዓድና ዝህውትት እንበር ጠቓሚ ሓሳብ ዘለዎ ይውሕድ ኣሎ፡ ኣይትፈለየና፡ ካብ ስደት እናተሓጎስና ንምለሰሉ እዋን ንፍጠር❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣገደስትን ቡሉጻትን ሓሳባት ኣልዒልካ ሞጊትካ። ደስ ዝብል, ብፍላይ እታ ምትእምማን ትብል ነጥቢ ኢና ክንፈጥራ ዘሉና ክንዕወት።
ፎርሳ ብርጌድ ንሓመዱ!!' እስከ ደገፍቲ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ 👇 Like ርገጹለይ
@jonihagos5849
Жыл бұрын
dani king
@ruthh1755
Жыл бұрын
I didn't see Bergied nihamedu in Canada 🇨🇦
ቅዱስ ቅንኢ ሒዙኒ፡ ኣቱም መናእሰይ ን ሂወትና ዝቅይር መጻሕፍቲ ነንብብ፡ ንነብስና ተቀይርና ድማ ከምዚ ዳኒ ዝህበና ዘሎ ኣስተምህሮ ሓሳብ ብምልዓል ነዚ ወዲቁ ዘሎ ህዝብና ነተንስኣዮን
@mhrethagos418
Жыл бұрын
ኣንበሳ ዝወደይ
መግለጺ ሲኢነልካ ዳኒ🥰🥰🥰
@merhawitemengs5123
Жыл бұрын
❤️❤️❤️👌👌👌
@kibromgoitom4044
Жыл бұрын
Me 2
ኣንቱም ሰባት ዳኒ ኮ ልክዕ ከምዚ ጡዑም ደርፊ ሰሚዕካዮ ዘይምና (ምሽኣለካ)ኮምኡ’ዩ በቃ። ንበር ክበር ንዘልኣለም ወዲ መምህር ፋርስ።
@nasinetb1462
Жыл бұрын
💯💯💯💯💯Right
@solomonteshagerethiopian6483
Жыл бұрын
Yesssss he is very interesting
@Queen_Queen34
Жыл бұрын
100%
@Semhar-ve7py
Жыл бұрын
Yes
I don't have words to appreciate your smartness Dani !! You're simply magnificent keep teaching us my brother we all love you ❤
Wedi memhr hawey eskas enkae teweledka ambesa I’m so blessed ur my eritrawi brother ❤️❤️🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏
Thanks!
ከምዚ ከማይ ዘይዛረብ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ እንዳበልኩም ክትሓምይዎ ዝጸናሕኩም እስከ ላይክ ኣግርጭው ኣብልዎ።
ወዲ መምምህር ብሉጽ መእሰይ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ኣነቃቃሕን መሃርን ምኽርኻ ፍልጠትካ የብዝሓዮ
በርጌድ ንሓመዱ ወፅዓ ህዝቡ ዝተረደኦ መንእሰዩ እዩ ዓወት ንዓኩም✊
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበረለይ ወዲ ሪመይ
@teklomnebyat9602
Жыл бұрын
Nbalom mhashom neru donkur
You define the very approach and smart persuation, great, you touch me my heart and i absolutely agree and enbrace your insights. We all must join the movements but the first and most we must mobilize our ideas, goal, materials, the genuine strategy and commitments to persue our dreams or destiny in the ground. So we must dedicate and commited to push the effort to ward a tangible and effective force in all fronts and every one must engage in his own profesion and each efferts adding and the combined gain grows expontially. Victory to the Mass.
What you are explaining is what every Eritrean should think and discuss. Thank you for taking your time to air it on your KZread channel. I admire you as usual, keep going my bro!
ብሱል ሓሳብ እዩ ዳኒ ብሕልፊ እታ ናይ ወጻኢ መንግስቲ ምምስራት ትብል ሓረግ ተሰማሚዐላ።ብርጌድ ንሓመዱ🦁🔥✊🏻👊🏻
@mattymehari7267
Жыл бұрын
Greattttttttttt
@user-jr3nk8or3f
Жыл бұрын
Really wegeney
@Gsol105
Жыл бұрын
Nay behaki ezi nhna meniseyat kalsina anfetu kekinien, kab bzitefelaleye ajendatat nay zitefelaleyu dembe tekawmo riesina kab zizorena. Eti jemiru zelo kalsi kikilesin anfetatu bntsir kenetsatsirin merahin ternafin hade mengsti ziwikil yedlyo alo. Ayelen hji ewn kemti zihalefe simiet koynu dhri gzie kikihmn seb kalie ajenda kichewywon eyom
@B-3
Жыл бұрын
እዚኣ እንተ ተገራ እኮ ህግደፍ ካብ ዓዲ ሃሎ ናብ ኣስመራ ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ ማለት እዩ እኮ
@user-os1yl8hc3i
Жыл бұрын
መንግስቲ ኣብ ደገ 10000%✅✅✅✅
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ
Dahray ksema eye thanks wedi memhr hawna nberelna👍💕
@sesenteshome7472
Жыл бұрын
Semikaya do
@atakltitafere5687
Жыл бұрын
@@sesenteshome7472 ewe kdegma eye keman😀
You are Jegna and truthful!!!!GOD BLESS YOU!!!❤️❤️❤️
ዳኒ ጅግና በዓል ንጹር ዕላማ ከማኻ ይብዝሑ. ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ. ኒቀድሞስ (ወዲ ሓማ)
ዳኒ ቡሉጸይ እንታይ ድኣ ዶንጊካ እዚ ኩሉ ስርሒት ኣቅሊልኩም ሪኢኩሞ መስለኒ ዋጋታት ኢና ከፊልና ቀሊል ኣይኮነን እዚ ውን ሙሉእ ብሙሉእ ምሓውሮም በንቂስና ምሒናዮ ኢና ሕጂ ውን ጌና ክንምሒዮ ኢና👑💙🎤✊🏿 ቪቫ ብርጌድ ንሓመዱ 💙👑🎤✊🏿
Wonderful idea. I love your explanation.
ህግደፍ 31 ዓመታት ዓወትና ብቅልጽምና ኢሉ ሚሂሩናስ በርጌድ ንሓመዱ ካኣ በቲ ህግደፍ ዝማሃረና ገርና ማሓውሩ ሰርናዮ ኣለና ኣጆና በርጌድ ንሓመዶም ኣብ ቀጻሊ ጉዕዞና ክሳብ መወደታእ ካይንፋላለ!
@user-kg7kt4er2e
Жыл бұрын
በርጌድ ንሓመዱ ትዕወት 🥰🥰🥰✊✊
@homemademom6985
Жыл бұрын
Yesssss
ንጽር ኣገላልጻ እዚ መንእሰይ ከም ሓንቲ ጥዕምቲ ደርፊ ደጋጊሙ ክሰምዖ ዝግባእ ኣርእስቲ 👍
እንታይ ዓይነት ልቦና ዝዓደሎ ቆልዓ አዩ አብ ንኡስ ዕድመኡ ዝኩሉ ፍልጠት ኣብዝይ ሐዘይ ከምዝይ ዓይነት መንእሰይ ምርኣይ ብጣዕምይ ደስ ይብል
በሊሕ ኣዳም፡ 👌❤️
What an Intelligent guy.. God bless you! keep doing what you are doing brother. Love you!!!
ወዲ መምህር ጅግና❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ሓቂ መራርኢያ :: ልክዕ ዝኮነ ዘረባ ኢዩ::💪🏾💪🏾💪🏾
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በሊሕ መንእሰይ ዳኒ
በርገድ ንሓመዱ ተበጃዊ ንህዝቡ ኢዩ።✊
Wedi Memher bitaemi ina nifetwekan nedniqekan, nuesuy nay lomi weledo ajoka bertie alena misaka. ❤️❤️ 🇪🇷
መግለጺ ሲአነልካ ወዲ መምህር ጅግና ከማካ ይብዝሑ
Selam Daniel excellent analysis the Eritrean arms struggle was started before political preparation without a clear political plan only for the independence of Eritrea from Ethiopia that is why we went through civil war and are now under a brutal dictatorship. We are not out of this predicament I agree we should have a clear political and social legal plan for Eritrea after the dictatorship is removed. Keep up the good work.
ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ! ቡዙሓት ከምዚኸማኻ : ኣጢፊኣ እያሞ: ብዝሓለፈ ይታዓረቕኩም:: ተስፋ ኢኹም!!
እቃዕ ብሰላም መጻእካ ቡሉጽ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ😍😍😍
ሰላም ክቡር ሓዎ ዳኒ ኣነ ሓደ ተካታተሊካ ኮይነ ። ሓንቲ ሕቶ ኽሓተካ ኣፍክደለይ እንታይ ኽብለካ ደልየ ይመስለካ ። ከም ነእሹተይ መንእሰይ ምኻንካ ተቅርቦም ሓሳባት ክኣ ኣዝዮም ሙቅራትን መሃርትን ኢዮም ከየመስገንኩካ ኽሓልፍ ኣይ ደልን ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ ። ተሕልፋም ዘለካ ትምርትን ኣዋዳድቃ ቃላትን ከብቶም ዝስሕቡኑ ወይ ዝሙስጡኒ ነገራት ኢዮም ። 1. ክንድዚ ዓቅምን ብቅዓትን ኣዋዳድቃ ቃላትን እዳ ሃለውካ ኣብ ዝኾነ ተዓዳምካ ክትመጽእ ሪአካ ኣይ ፈልጥን ኢየ ማለተይ ዕድመ ተገርልካስ ሓሳብካ ኽትህብ ከምዞም ካለኦት ኤርትራውያን ተዓዳሞም መጺኦም ሓሳቦም ዝሸጡ ዘለው ከምኣቶም ተዓዲምካ ሪአካ ኣይ ፈልጥን ኢየ ። ሕጂ በዓልካ ዲካ ትኣብዮምስ ዋላ ዘይ ዕዱምኻ ኢዮም ኾይናም ። ምክንያቱ ምስዚ ዘለካ ዓቅሚ ብዙሕ ሰብ ኽትምህር ትክእል ኢካ እማ እንድሕር መጺኻ ሓሳብካ ኽትህብ ትደሊ ኮንካ ነዞም ጋዘጠኛታት የሕዋትና ንዳኒ ኣምጹኡምና ክንብሎም። ወይ ኣብ ሰልጠነ ወይ ድማ ኣብ ፍናን ኣብ ኣምጹኡልና ክንብሎምስ ከመይ ትሪኦ ። ኣይ ሆብ ሓሳበይ ክትቅበሎ። ብዝተረፈ ንገጋይ ኣሪምካ ንጽሕፈይ ተረዲእካ ሓሳበይ ክትቅበሎ ተስፋ ይገብር ። ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ናብራካ ሓጎስ ይምነየልካ ።
Thanks 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kbri yhabka
👍👍ኣበይ'ሞ ኩሉ መንእሰይ ከማኻን መሰልትኻን እንተዝኾኑ ብእዋኑ ንስርዓት ህግደፍ ቦንቊስና ቀደም ዓድና ምኣተና ኔርና። በርትዕ ዳኒ በሊሕን ተባዕን ተቓላሲ 🙏🙏🙏🙏
Great as always. Hats off🧢
Very important message ❤️💙✅️
Btaemi zdneq hasab eyu kabti hasab zbelx agelalxa thank you more😍
ወዲ መምህር ሓወይይ ዕድመን ጥዕናኣን የምንየልካ ብምጀምራኣ እዚ ናትካ ዘረባ መግለጺ የብሉን ኣብ ሂወትካ ኣሳልጦ የምንየልካ ኣብ ቀጻሊ ካ💪💪💪💪💪
Well come ዳነይ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ንኡሰይ ❤
proud of you 👏🏿
ኣብ ስራሕ ኮይነ እየ ተመሲጠ ክሰምዓ ጸኒሐ። !ብራቮ! እታ ኣብ Europe መንግስቲ ምትካል ዝበልካያ ብሱል ሓሳብ ግብራዊ ክኸውን ከኣ ብግቡእ ክንሰርሕ ኣለና
@yodittadesse2415
Жыл бұрын
Entay tibel wedey bizkone kuluna hade ena
@cinemaroma9985
Жыл бұрын
@@yodittadesse2415 entay tbl aleka ayteredanin
@yodittadesse2415
Жыл бұрын
@@cinemaroma9985 way ane keman ab sirah koyne ye kisemia xenihe maleteye sorry hawey
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ኣብ ዝሰምዕ እዝንን ዝርዳ ኣእምሮን የብሎ!!!
Even though I am older than you but you know what I really lucky to have you to educate me. Thank you
Wedi memhir haqi zlmadu newih ztemetu Haqi eyu tezaribu. 💗💓💞💝💖❤🧡💯💜👍👍👍
ዳኒ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ፡ ቀጻሊ መደባት ግዳ ዘይትሰርሕ ጽብቅ ነይሩ
ብፍላይ እታ ናይ ወፃኢ መንግስቲ ትብል ፅቐጡላ ጎረቤታችን ፍትሒ ንኹሉ ዉፁዕ
@kibromgoitom4044
Жыл бұрын
Patrick lumba smka keyr pls🙏
@sjsbdhxgushgssks
Жыл бұрын
@@kibromgoitom4044 ብርእሰይ እምበር ከማኻ ብርእሲ ሰብ ኣይጎዓዝን ባርያ ህግደፍ
I appreciate ur brilliant idea dani
ኣምበሳ ወዲ መምህር ኽንዲይ ሽሕ 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
Welcome wedi memhr shkor kxbeyeka kenye beza kunetat gele ktblena thanks a lot ❤️❤️❤️❤️
Very informative video!! Thank you man!
ማዕረይ እምበር ልዕለይ ዘድንቆ ይህሉዶ ነዚ ቡሱል መንእሰይ እንተ ሃሊካ ሃየ like ሃባ
እዚ ቃልሲ ናይ ትግርኛ እራሕ እዩ ሓደ ቀቢላ ኣብ ጎንና የለውን ምኽንያቱ ንሶም ብዘይካ ብሃይማኖት ብኻልእ ስለ ዘይሓስቡ እመኑኒ ልዕሊ ኢሰያስ ኮለል ዘብለና ዘሎ ምስዞም ቀቢላ ምምስሳልዩ ካብ ሕጂ ግን ከምኡ የለን ቃልሲ እንዳ ነጸረ ይኸይድ ኣሎ ኣጆና ትግርኛ
@petrostsegai8738
Жыл бұрын
100% right
@lion9733
Жыл бұрын
To be honest ሓማሴን ውን ዳርጋ 99 % ካብዞም ጠቂስካዮም ዘለካ ኣይሰንፉን የለዉን ብኣዉራጃ ይእከቡ ኢዮም ግን ንጽኢ ንካልኦት ኣዉራጃ ዘይሕውስ በቃ
@Simon-vk2lr
Жыл бұрын
Bunet Ane trah Komu ymsleni neru Ane Astbilelom wela selam kbluna eyou GDETA GEN ETI ZEHEZEN ETI TIGRINGA KEMAKA EYOU YEHWATNA EYOM KEBLEKA KEQAWEMEKA KEA. Gin Kulom ko aytblomin eka alewu kea Tuyat.
@petrostsegai8738
Жыл бұрын
@@Simon-vk2lr እቲ ጸገም እቲ መጽሐፍ እዩ Koran አለኒ አነ እቲ ጸገም አቡአ ዩ ዘሎ ንክርስትያን ንሁዲ አይትእመኖ፥ አዘንጋዐዬ ቃል ብቅል አታልሎ አብ ዝጥዕመካ አጥቃዓዬ ኤዩ ዝብል።
@user-et1ls7pk8k
Жыл бұрын
ቃልሲ ናይ ውጹዓት'ዪ ስለዚ ንስኻ ውን ኣገዳስነት የብልካን ኣብዚ ቃልሲ ምክንያቱ ንካልእ ብሃይማኖት ትፍርጅ ተሊካ ንስካ እውን ከሙኡ ስምዒት ስለ ዘለካ እዪ፡ ኣስላም ክርስታን ዝብል የለን ኣብ ፖለቲካ ።
ብጣዕሚ ጹቡቅ ሓሳብ
Absolutely spot on. 👌
ብሉጽ ከምወትሩ ዳኒ ብሮ!
Well done young smart man keep up Dani
I’m proud of you as usual, Dani bro.
ከምቲ ህግደፍ ምስ ኣምሓሩ ዝውግኑ ንሕና ተጋሩ ድማ ምስ ብርገድ ንሓመዱ ኣለና ኣጆኹም ከይትሰንፉ ✌💖💛💖
@teklayfisahaye4355
Жыл бұрын
Gqul 70 endrta. Guday adki gberi guday hagerna balna alenayo.
@user-ir7ql2pw8f
Жыл бұрын
@@teklayfisahaye4355 ጉዳይ እስጦብያ ዳኣ ታይ መልከተኩም ሓውላቅ
@Nay_Christ
Жыл бұрын
Nay gezaki giberi nay gezana baelina alenayo
@lion9733
Жыл бұрын
@@Nay_Christ ገዝኣ ኢዩ ኣታ ኣምሓራይ ንስካ ኪድ ገዛካ እንተደሊካ
@teklalegese4981
Жыл бұрын
👍✅
Proud of u dani jegna well done👏👏
ስላም ኩሉኹም,ለንቀነ በይነይ ኮይነ ዝሓሰብኩዎ።ኣብ ኤርትራስ ኩሉ ግዜ ውግእ ወረ ውግእ የስሙዑና ኔሮም እንዶበሉኩ ወዲ መምህረ ቀጹሎ ብራቮ✌🏽
bmntay mo kgelxeka danitey, nay bhaqi ybel astemhro qexlo, edmen tenan yhabka👌👌👌👌👉
Merhab 💖 👈🏾
Dengikana qenika yqreta mhtatka kbret yhabelna. Dani boy !!!❤️
ኣጆኻ ወዲ መምህር በዓቕምና ከኣ ኣብ ጎንኻ ኣለና ደምበ ፍትሒ ክገብሮ ዘለዎ ነገር እንተሃልዩ ከኣ 1ብፍልጠት ሕግን ብኣካይዳ ምእላይ ስርዓትን ነቕሕካ ምጽናሕ =2 ምትእምማን ንዝመጽእን ንዝሓልፍን ብጻይነት ተስምዒካ ብፍቕሪ ኣለኹ ኣለኺ ዲኺ/ዲኻ ምብህሃል=3 ምውዳብ ኣበይ ከይተብህሃልካ ብክኢላታት ኣባላት ምጥርናፍ =4 ላዕለዋይ ኣካል መራሒ ፈሊኻ ብውድባት ዝሰርሓ ብባህላውያን ሰነትበባውያ ዝካየድ ምርኢትን ሓጎስ መተኣኻኸቢ በርጌድ ንሓመዱ ዝተኣኻኸበላን ዝላለየላም ብእምነት ኣለና ኣጀኹም ተበሃሂሉ ዝጥርነፈላን ጉጅለ ምህናጽ ተድሊ እያ(እምባር ድሕርዚ ዝመጽእ ማንም ሰብ ዘፈልጦ'ዩ በየናይ መንገድን ብኸመየናይ ሓሳብን ኣብ ርእስ ዓዲ ኣትኻ ሓምሓም ትሰብር ብርጭቕ ትተክል እዩ ፍትሒ ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ኣብ ኤረይ ዘሎን ነቲ ወጺኡ ዘይቀሰነ መንእስይ ኤረይን ዓወት ንዉጹዕ ፍትሒ ንዝጽውዕ ይኹን)ከም ወዲ መምህር ከኣ ሰሱኑ
ወዲ መምህር ጅግና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብጣዕሚ ብሱል ኣተሓሳስባ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ። በርትዕ ከኣ
What a genius person is he!
ዲኒ ሓወይ ከመይ ዲኻ መቅሰን ክብረት ይሃብካ 💗💗🙏🙏
ተባረኽ ጽቡቕ ትሕዝቶ !!
Thanks Daniel keep on you are doing great
wedi memhr jgno menasey kemey dika teheguseni berto bulux menaseyyy ❤❤❤💯💯🥰🥰🥰🥰
ጽቡቕ መብርሂ ወዲ መምህር
Nay behaki des zebil hasabat thanks brother
As always brilliant thanks for the true said
my Hero ❤️🌹
Eritrea has hope and young people who understood damn well! That Hegdef is the only enemy that has expelled millions of people from Eritrea so far and for 30 years millions of people captured without rights and dignity in Eritrea...
@eyobgezai243
Жыл бұрын
Kkkkkkk
Excellent thanks
ዋዉ ናይ በሓቂ ወዲ ሙሁር !!! ወሊደ ትበል ዓዴኻ❤️
እንቋዕ ብድሐን መጻኻ ቡሉጽ መንእሰይ ወዲ መምህር ዳኒ❤️❤️❤️
✅✅✅ ንሕበር ሞ ጸላኢ ክቅበር
Valid point!! Thanks
You killed it ❤️❤️❤️✊✊✊ keep going bro.ንቁሕ መንእሰይ
ቡሉጽ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤💋
Well done ❤❤❤👍👍👍💯💯💯
ኣምላኽ ይባርካ ጅግና መንእሰይ
Great idea dani keep going ✊
Welcome my dare brother ❣️
Wedi memhir, don’t miss the point dealing with the opposition, try calling for Unity to eliminate Higdef. It should be done by Eritreans both Christians and Muslims. We can make it together if there is trust among us. No external intervention. Your contribution is obvious and crystal clear if you are inclusive.
Betami besul hasab ...hager kemzom sebat yedelyewa alewu kulatena abe hasab nesemama !!!
Tenx bro