ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!

ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’ | kemey'le song review
• ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’ | kem...
ERISAT:ምስሊ ጥበባት ~ህየሳና ንዕብየት‘ዶ ንዕንወት፧
• ERISAT:ምስሊ ጥበባት ~ህየሳና ...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZread- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
#mahderproduction #Daniwedimemhr

Пікірлер: 2 200

  • @MahderPro
    @MahderPro2 жыл бұрын

    ሰላም ተኸታተልትን ኣፍቀርትን ማህደር ፕሮዳክሽን፣ ንዕቤትን ስፍሓትን መደባት ማህደር ፕሮዳክሽን ክተበርክቱ ምስ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጽቃጥ ክትሓብሩና ትኽእሉ ኢኹም። ንእትገብሩዎ ኩለንትናዊ ድጋፍ ኣቐዲምና ነመስግን🤗! www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true

  • @natnaelman3817

    @natnaelman3817

    2 жыл бұрын

    👏👏💪

  • @liverpoolanfield130

    @liverpoolanfield130

    2 жыл бұрын

    Wedi memhr Good job

  • @kibromhabte

    @kibromhabte

    2 жыл бұрын

    ፖው እቲ ኲናት ብወግዒ ተጀሚሩ'ሎ I stand with Dani 🤣🤣

  • @user-asmera

    @user-asmera

    2 жыл бұрын

    He is a loser dont care about him we proud of you

  • @bahriberhane281

    @bahriberhane281

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ነብስኻ ዘፈትሽ መደብ ዳኒ ሓወይ ኣነ ግን ሓንቲ ንኩሉ ሰብ ክሪኣ ብዛዕባ ግጥምን ሕግታቱን መበገስን መዕጸውን እተማልእ መደብ ክትዝርግሓልና ምደለኹ

  • @meleymeley8215
    @meleymeley82152 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ አታይ ዓይነት ትምህርቲ አኻ ተማሂርካ ክንድዚ ብልሒ ብዝዓባ ነብስኻ ኣላልየና ሓደ ምዓልቲ ኩሉ ኤርትራዊ ከምዚ ናትካ ብልሒ ክውንን መታን የቀንየልና ስለ አዚ ኩሉ ምሃሪ መደብካ.

  • @habtugebreab9806

    @habtugebreab9806

    2 жыл бұрын

    That’s my question for him.

  • @nazretkebedom8873
    @nazretkebedom88732 жыл бұрын

    ዳኒ ጅግና እቲ እንኮ ብ ርትዒን ሓቂን ዝምጉት ሓቁ እዩ ስነ ጥበባውያንና እንዳኣቃባጠርና ኣይኮንናን ክንነቅፎም ዘለና እቲ ሓቂ ንንገሮም።

  • @eriboy62833

    @eriboy62833

    2 жыл бұрын

    ከምዚ ናይዚ ዳኒ ድዩ ገለ ዝብሃል እና ዘለፍናን እናጸረፍናን ክንነቅፎም ኣለና ምሽ 😂

  • @x-Sami

    @x-Sami

    2 жыл бұрын

    @@eriboy62833 zykone heysa sele zeibyo n tibeb inber

  • @freweiniteklemariam8055

    @freweiniteklemariam8055

    2 жыл бұрын

    Donakur hizbi ni eritrewian zeneaaes seb ajoka tiblu .ezi luuk for sure ni gize nigdefo tray kulu seb kisab ziberhalu seb

  • @onegod6726

    @onegod6726

    2 жыл бұрын

    @@freweiniteklemariam8055 N aboka isseya Afewerki N mnta sidetena dirba gerkani Elka htet

  • @mossmen.7870
    @mossmen.78702 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣርእስቲ ኢዩ፡ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ን ስነጥበብ ሃገርና ዘማሓይሽ ኢዩ። ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ግን ደስዘየብል ዘረባታት ትሰምዕ ኢኻ፡ ከም ጸርፊ፡ ምንእኣስ ዝኣመሰልለ ማለት ኢዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ተዝተርፍ ግን መዋዳድርቲ ኣልቦ ምኾነ

  • @samuelghirmay425

    @samuelghirmay425

    2 жыл бұрын

    Good job dani

  • @sff3460
    @sff34602 жыл бұрын

    ናይ ክልተኩም ጽቡቅ ሃሳብ እዩ ቅሩብ ምክብባር ከይ ጎድል ንቀጻሊ ምጉትኩም ፍረ ክህልዎ መታን ነዚ መንእሰይ ከኣ ከም ኣብነት ክትኮንዎ ምስ ኩሉ ፍልልይኩም ትሕትና ዝተመልአ ክከውን ደስ ምበለ ቀጽሉ።

  • @destaapp9433
    @destaapp94332 жыл бұрын

    "ሓሶት ዝለመደ ሰብ ሓቂ ክትነግሮ ከለካ ትፀርፎ ዘለካ ይመስሎ" ✅ብልፅቲን ሐቂ ዘለዋ ዘረባን ካብ ቡሉፅ ሰብ 👍🙏

  • @muluebirhansimon2500

    @muluebirhansimon2500

    2 жыл бұрын

    Nay bhaki whllti abehahla

  • @DESETFQRI

    @DESETFQRI

    2 жыл бұрын

    Fara enbele mxrafu semikayo do nexi nekefeta ente elkayo xerfi ke kemey eyu?

  • @hagosgerthiher5511

    @hagosgerthiher5511

    2 жыл бұрын

    Btaemi gelaxit seraki keyserke entewales zixedeke yimeslo u negwru kkkkkk

  • @MdMd-hw5oc
    @MdMd-hw5oc2 жыл бұрын

    ከምዝ ከማይ ክምለሰሉ ዝተፀበይኩም❤❤❤😂

  • @helwannaomi9489

    @helwannaomi9489

    2 жыл бұрын

    Ane😘

  • @user-fx7nd3ic7o

    @user-fx7nd3ic7o

    2 жыл бұрын

    Me wiz curiosity😊

  • @mylifeis2810

    @mylifeis2810

    2 жыл бұрын

    ane

  • @habtomokubai4992

    @habtomokubai4992

    2 жыл бұрын

    Me 😄

  • @arulove5378

    @arulove5378

    2 жыл бұрын

    Me

  • @mussiegebrengus1319
    @mussiegebrengus13192 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሙጉት፡ ቀጽልዎ ሰብ ቡሩህ መጻኢ ❤💯

  • @rodaeritreanmedia2141
    @rodaeritreanmedia21412 жыл бұрын

    ዳነይ በዞም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ኣይትሕረቅ ኣይሰማዓካ ፡ ብበዓል ናሆም መስተን ከምኦም ዝኣመሰሉን ስነጥበባውያን ኢና በሃልቲ ኢዮም ተላኢኾም መጽዮም ፡ ንስኻ ካልኣይ የብልካን ሕጂ ከማን ንጉሓፍ ጉሓፍ ንጽቡቅ ጽቡቅ ምባል ከይተቋርጾ we proud of you

  • @afroafro2765
    @afroafro27652 жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ብሪካተይ

  • @efii2324
    @efii23242 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ፡ካብ ኣምሶሉነት ክንወጽእ ይግባእ

  • @mhesun
    @mhesun2 жыл бұрын

    Thanks Dani, and Denden for ur brevity and so critical agreement, that's what we need too in the political arena,

  • @abrahamtikue1614
    @abrahamtikue16142 жыл бұрын

    ዳኒ ጅግና ንብልሕኻ መግለጺ ክረኽበሉ ኣይከኣልኩን ።

  • @tamratevents
    @tamratevents2 жыл бұрын

    ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና...ሓሳባትካ ንዝርድኦ ዘጽግብ መግብን ዘዕንግል መስተን ዩ...ከማኻ እንተዝበዝሓልና ዓድና ኣበይ ምሃለወት። ደንደን ህየስኡን ነቐፌትኡን ብመርትዖ ዘየደገፈ ስለዝኾነ ንዕኡ ዝብሎ የብለይን። ንዓኻ ግን ኣገናዕ ሕጂ ውን ልቦናዊ ህየሳኻ ቀጽሎ።

  • @habtomhabtemicaelaraya9628
    @habtomhabtemicaelaraya96282 жыл бұрын

    እዋእ ወድ-መምህር ዝካኣል ኣይኮነን።

  • @auntieyoutube5375
    @auntieyoutube53752 жыл бұрын

    Dani u are absolutely brilliant as always & u are jigin and ful of wisdom wake up youngsters generations Eritrean. We must understand & knowledge!! GOD BLESSING FOR EVER Daniel amazing speech continues my dear !!

  • @tesfalemhabtom4170
    @tesfalemhabtom41702 жыл бұрын

    ኣኹራዕካኒ ወዲ መምህር ሓወይ ! ጽቡቕ ገበርካዮ ነዚ መሻረዊ ! ነጊርናዮ ነርና ኢና ምስ ዘየዋጽኦ ከም ዝገጠመ ! ንጥበብ ብጥበብን ብፍልጠትን ከም ወዲ መምህር !

  • @samueltekeste4844
    @samueltekeste48442 жыл бұрын

    Like ናይ ዳኒ ኣድነቅቲ

  • @GoodLuck-br3ot

    @GoodLuck-br3ot

    2 жыл бұрын

    ሪእቶ መጽሓፍን እምበር ላይክ መአከቢ ኣይኮነን ሪኢቶኻ ጸሓፍ ሳሙ ሓወይ

  • @beriomg1783

    @beriomg1783

    2 жыл бұрын

    እስከ ከምዚ ንግበር ወዲ መምህር ልዕሊ እዞም ኩሎም ስነ ጥበባውያን ይፈልጥ እየ ይብለና ኣሎ ብሓቂ ድዩ ንሱ ዘዳልዎ ወይስ ሸምዲዱ እዩ ዝመጸና ዘሎ ከሙ ውን ኣቶም ካሎት ክንፈልጥ ከምዚ ክከውን ኣለዎ ትብሉ ደንደን ወዲ መምህር ዳንኤል ኢንፊኒቲ ላይፍ ክመጹና ኣለዎም ትብሉ ድምጽና ነስምዕ

  • @abeltesfa6087

    @abeltesfa6087

    2 жыл бұрын

    Kkkk wedi memhir mihret mihret yiaziz sibko steyela keythiysa gin

  • @samueltekeste4844

    @samueltekeste4844

    2 жыл бұрын

    @@GoodLuck-br3ot ok 😘❤

  • @x-Sami

    @x-Sami

    2 жыл бұрын

    @@beriomg1783 hawey qdamet leile kulom yfelt ye ybl yelen kaleay 15 dqiq kzreb inte atyu kulu kmy geru yu kshmdedo kshmded zkile welhade ylen anen nska win nski win komu salsay xbuq alo drfi zstmaqer nay qdem drfi kmy aynat hasabin mqret alewo nay heji ke? Ezi manem astmqri zmlso haqi heto yu

  • @mengisteabtesfaldet6268
    @mengisteabtesfaldet62682 жыл бұрын

    Great analysis bro. Keep up the good work 👏 👍.

  • @Amanuel2000
    @Amanuel20002 жыл бұрын

    Your are genius keep its up I like your confidence and your knowledge 💯

  • @user-di3up1cg3j
    @user-di3up1cg3j2 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ ወዲ መምህር ቡሱል መንእሰይ መስተውዓሊ ብርዲኢት እንበር ብስሚዒት ዘይሰርሕ ኑፉዕ ኣድናቆተይ ወሰን የቡሉን ምሳይ ትሰማማዕ ላይክ ኣግጩው

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g2 жыл бұрын

    ኣቤት ንዓካ ዝሃበ ብልሒ ዳኒ ኣንበሳ ደንደን ሓዉና ትሑት እዪ ከምኡ ውን በሊሕ። ዳኒ ውን ትሑት ኤዩ ግና ቅሩብ ዋዒ ስለ ዘለዎ ሰባት ዳኒ ትሑት ኣይኮነን ኢሎም ክዛረቡ ከለዉ ኣመና እዩ ዝገርመኒ። በተሓሳስባ ኽንምዕብል እንተኾና ካብ ወገንነት ወጺና ነቲ ዝመጽእ ክትዕ ንርኣዮ። ዝኽሪ ላምፓዱዛ እዩ ሎሚ ኣምላኽ ብሂወት ንዝተፈለዩና ኣሕዋትና መንግስተ ሰማያት የዋርሶም። 3/10/2013 ኣብ ሂወትና ዘይጽብቕቲ መዓልቲ

  • @abelgere601
    @abelgere6012 жыл бұрын

    Bon travail comme d'habitude!!!!!

  • @user-iu9oh9hs4f
    @user-iu9oh9hs4f2 жыл бұрын

    ዳኒ ፁቡቁ ዋሃቢ ሪኢቶ ኢካ ከማካ ዝበለ መንእስይ ይብዛሕ ናህትካ ተቃወምቲ ኩሎም ናይ ደርፉ መቀርት ዘይፍልጡ እዮም 🤗 ኩሉ ደራፋይ ኮይኑ እዝንና እዮም ክሕሙና ዴሎም ዘሎው ቀፅለሉ ዳኒ ኣቦ ጥበብ ❤🙏

  • @selamhayle6136

    @selamhayle6136

    2 жыл бұрын

    Zeytfelti aytfredi denden nbe-al bsrat aregay nahom yewhans chinez baze guitar z-ameselu zeseltene abi snetbebawi eyu

  • @meleymeley8215
    @meleymeley82152 жыл бұрын

    ብዕጣሚ ፈትየዮ ምጉትኩም ቀጽልዎ ባህልና ክምዕብል 👊👍

  • @user-ii5nd5ym9s

    @user-ii5nd5ym9s

    2 жыл бұрын

    ዳኒ ደብዲብዎ ንደንደን

  • @positivemind5906

    @positivemind5906

    2 жыл бұрын

    ብሱል ርኢቶ!

  • @user-ii5nd5ym9s

    @user-ii5nd5ym9s

    2 жыл бұрын

    @@positivemind5906 ናይ ብሓቂ ብጭብጢ ዳኒ ሲዒሩ ደንደን ሕጂ አንታይ ክብል ኢዩ ሓፋስ ጽፍዒት ወሲዱ ሱቅ ምባል ትሕሾ

  • @dawithadgu9051

    @dawithadgu9051

    2 жыл бұрын

    ብስነ ሓሳብ ብምዃኖም ኣድንቀዮ ኣነ ውን

  • @m.y.g369

    @m.y.g369

    2 жыл бұрын

    @neley meldet ብፍላይ' ዛ ምዝንጣል ቁሩብ እንተቀኒሶማ፡ማለት ብምክብባር ክከውን ኣለዎ።

  • @almazmennetey
    @almazmennetey2 жыл бұрын

    ኦኦኦ ደንደን ዓቕምካ ፍለጥ ወይ ዝያዳ ፍልጠትካ ከተዐቢ ጸዓር እምበር ወዲ መምህር ኣይሓድገካን"ዩ ። ኣብዛ ጉዳይ ብናይ ውልቀይ ውሳኔ ተሳዒርካ እካ

  • @Efidelu7
    @Efidelu72 жыл бұрын

    ናይዞም የሕዋትና ተጋሩ ውን ዘይምርስዕ ኩሉ ትግርኛ ስለ ዝኮነ።

  • @sami4534

    @sami4534

    2 жыл бұрын

    ያ ይህይሶ ዩ ወዲ መምህር ንኣብነት ን ኤፍረም ኣማረ።

  • @kebrontv2790
    @kebrontv27902 жыл бұрын

    20:47 😂 😂 this guy killed me I can’t stop laughing 😂

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube64732 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ #ሰብስክራይብ ቦልኒ ሓላላተይ የቀንየለይ

  • @biniamdainom2350

    @biniamdainom2350

    2 жыл бұрын

    Subscribe

  • @jimihabibti615

    @jimihabibti615

    2 жыл бұрын

    Kkkkkkk

  • @garmshgg6101

    @garmshgg6101

    2 жыл бұрын

    Eshi mearey

  • @sesenggtube6473

    @sesenggtube6473

    2 жыл бұрын

    @@garmshgg6101 የቀንየለይ ማዓረይ

  • @user-vz8pd9or7x
    @user-vz8pd9or7x2 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዳኒ💚

  • @mikearaya3833
    @mikearaya38332 жыл бұрын

    Good job Dani go ahead thank you very much.

  • @amanteklehaimanot4344
    @amanteklehaimanot43442 жыл бұрын

    Well done Dani keep up the good work you do.

  • @jhonsamuel9904
    @jhonsamuel99042 жыл бұрын

    Respectful arguments should always be motivated..good job

  • @dawit9496

    @dawit9496

    2 жыл бұрын

    It’s inspiring fr, and I love Daniel for taking the initiative, I’m starting to find some hope for our generation!

  • @promiseddream9969

    @promiseddream9969

    2 жыл бұрын

    Do you think what dani is doing is really argument ? Arguments must be with due to respect not with the way dani is doing.

  • @dawit9496

    @dawit9496

    2 жыл бұрын

    @@promiseddream9969 I like his courage, I don’t agree with his style of delivery, he makes strong points he also invalidates them in the next sentence. Name calling is the most childish thing U could while criticizing a pro! It really kills ur arguments

  • @jhonsamuel9904

    @jhonsamuel9904

    2 жыл бұрын

    @@promiseddream9969 - To be honest, he is a bit harsh at times.

  • @Kiku-ec3xt

    @Kiku-ec3xt

    2 жыл бұрын

    But DANI is not respectful at all....

  • @habtommehari8138
    @habtommehari81382 жыл бұрын

    በጃኹም የሕዋት ብፍላይ እዚ ተዛራቢ ትግረኛ ካብ ጸርፍን ምዝንጣልን ወጺና ናይ ምምጓትን ሓሳብ ምልውዋጥን ባህሪ ከነዕቢ ኣለና።

  • @kesitweldeselassie5422

    @kesitweldeselassie5422

    2 жыл бұрын

    ኣጆካ ኣብዚ እዋን ይሓይሽ ጸርፊ ካብ ቅድም ዝነበረ፡ ናተይ ገምጋም ኢዩ፡ ተሰክፍ ወገንነት ኢያ

  • @alenadema8334

    @alenadema8334

    2 жыл бұрын

    @@kesitweldeselassie5422 nay bahaki

  • @user-tt4rv2gw4t

    @user-tt4rv2gw4t

    2 жыл бұрын

    ተዛራቢ ትግርኛ እዩ ኣብዚ ኩሉ ሽግር ኣውድቁና ዘሎ ክፋቐር ዓቅሚ ይውሕዶ ዩ ክትሃላለክን ንፍቕሪ ክሰጉግን ግን 100%

  • @eritreasweet6864

    @eritreasweet6864

    2 жыл бұрын

    እንታይ ተዛራቢ ትግርኛ ትብል ኤርትራዊ ዘይትብል፡ ፈላላይ ሕማቕ ሰብ ኢኻ

  • @habtommehari8138

    @habtommehari8138

    2 жыл бұрын

    @@eritreasweet6864ክፈላሊ ኢለ ኣይኮንኩን ወዲ ዓበይቲ ብሓፈሻ እቲ ነንሕድሕዱ ዝጻረፍን ዝዘናጠልን ብትግርኛ ስለ ዝዛረብ እየ ናብ ካልእ ኣይትውሰዶ ብኸምዚ ትብሎ ዘለኻ ዝመጽእ ምፍልላይ የለን

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan59482 жыл бұрын

    ዳኒ ወዲ መምህር ኣእዛና ካብ ጨርባሕባሕ ደረፍቲ ኣዕሪፍካና ኢካሞ ክብሪ ናኣካ ይኩን

  • @hagostesfamichael4732
    @hagostesfamichael47322 жыл бұрын

    I am proud of you, Dani, go head!

  • @NOnonon89325
    @NOnonon893252 жыл бұрын

    Welcome ወዲ መምህር🤏💙 ክትምልሰሉ ማራ ተጸብየ ነረ 😅 thanks man

  • @merontesfaalem6889
    @merontesfaalem68892 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ዳኒኤል ካብቲ ብዝተፈላለዩ ሰባት ዝተዋህበካ ርእይቶ ብዉሑዱ ኣብታ ብዙሓት ዝሰማምዑላ ነጥቢ ማለት ጸርፊ ምውጋድ ትሕትና ምርኣይ ርኡይ ምምሕያሽ ክትገብር ተጸብየ ነይረ። ጸርፊ ዝህሉ ትሕዞን መጠንን መርተዖ ምስ ዝስሑ ኢዩ። ኣብተን ቀዳሞት ደቓይቕ ‘ፋራነት’ ወዘተ ክትብል ምስሰማዕኩኻ ናዓኻ ምምላስ ፍሉይ ትብዓት ከዘድሊ ዝእምት ዘረባ ክቕጽል እውን ኣይከኣልኩን። ኣይሰማዕክዎን እቲ ትሕዝቶ። እቲ ካልኣይ ዝዓበየ ጸገም ኮይኑ ዝረኣየኒ ሓደ ነገር ካብ መሰረቱ ትስሕቶ እሞ ደሓር ካብታ ጌጋ መበገሲት ዝነቐለ ዘረባ ትቕጽል፡ እቲ ዝቕጽል ዘሎ ሓሳባት ሽሕ'ኳ ቅኑዕ ይኹን ካብ ሱሩ ካብቲ ሓዲድ ስለዘንደልሃጽካ ትርጉም ኣይህልዎን። ንኣብነት ሓደ ሰብ ንመንደፈራ ኪኸይድ ዝተበገሰ ብብሎኮ ምጽዋዕ እንተወጺኡ እሞ ብኡ እንተቐጺሉ ወላ ውርጹጽ ዘዋሪ ክንሱ ብሙሉኡ ጉዕዙኡ ጌጋ ይኸውን። ናትካ ሽግር ንሱ ኢዩ። ንስኻ ስለዝበልካዮ ጥራይ ሓቂ መሲሉካ መበገሲ ዝገበርካዮ ግጉይ ነጥበ - ምጅማር ሙሉእ ጉዕዞኻ ጌጋ ይገብሮ ኣሎ። ንኣብነት: ‘ኣንታ ናበይ ኢኻ ናበይ፡ ትቐርብ ዘለኻ ናበይ’። ነዛ መስመር ትርጉም ዘይብላ ኢልካ ኢኻ ጀሚርካ። እዚኣ ብኸመይ መንገዲ ኢያ ትርጉም ዘይብላ ዝኾነ መግለጺ፡ ዝኾነ ዝርዝር ወይ ውን ዝኾነ ስነጥበባዊ መርተዖ ኣየቕረብካን። እዛ ሓረግ ምስቲ ኣብ ማዕጾ ዕንባባ ሒዙ ዝኩኽኩሕ ዘሎ ገጸ ባህሪ ርኢኻ (ወላ እውን ከይረኣኻ) ናበይ ኢኻ ትቐርብ ዘለኻ ናባይ Why are you approaching me? What could be your reason?) ትብሎ ኣላ። ካልኣይ ዝዓበየ ሽግር ናይ ምጉትካ (ምጉት እኮ ኣይኮነን ምኽንያቱ ናይ ምጉት ባእታታት ማለት መርተዖ፡ ፍልጠታዊ ትንታነ፡ ጥበባዊ ትርጓሜ ስለዘይብሉ) እታ ቀዳመይቲ መስመር ምስቲ ትሕቲኣ ዘሎ መስመራት ከየተኣሳሰርካ ቆንጪልካ በይነኣዊ ደውታ (a stand alone) ትርጉም ዘለዋ ውድእቲ ሓሳብ ክትከውን ተጸቢኻ። ዋሕዚ ሕደማ ግን ከምኡ ኣይኮነን።ንኣብነት ናይ የማነ ባርያ መሬተይ እትብል ጥዕምቲ ደርፊ ቀዳመይቲ መስመራ ከምዚ ኢላ ኢያ ትጅምር። ‘ኣብ መሬት ዝቦቅል ጽቡቕ ዕምባባታት። ነዛ መስመር እሞኸ እንታይ ኣብ መሬት ዝቦቅል ዕምባታት: ኣብ ኣየር ዝቦቅል ከ ኣሎ ዲዩ ወዘተ ኢልካ ክትንትን ማለት ዲዩ። በዚ ዓውዲ ክትቅጽል ሓሳብ እንተሃሊዩካ እዘን ዝስዕባ ዋሕዘ ስጉምታት እንተትኽተል ምበልኩ። 1. ስወጣ፡ ነቲ ሓሳባት ብግቡእ ተገንዘቦ፡ ምግንዛብ ብሌጥኡ ማለት ብዘይ ናይ ባዕልኻ ዝወጋን: ናይ ምፍራድ ዝምባለን (pure description of the object without value judgments) ጽን ኢልካ ከም ዘለዎ ኣስተማቕሮ። ከምኡ ንምግባር ጽቡቕ መበገሲ ዝኾነካ እዚ ዝስዕብ ሕቶ ንነብስኻ ምሕታት ኢዩ። ‘እንታይ ይሰምዕ ኣለኹ፡ ቅርጹ፡ ትሕዝተኡ፡ ቅድመ ትሕዝተኡ፡ ጉንዱ (genre)’? 2. ትንተና፡ ነቲ ጥበብ ተንትኖ፡ብኸመይ ተገሊጹ፡ ስነጥበባዊ እንታይ ሓሳብ ኣልዒሉ፡ ከመይ ጌርዎ፡ ብመንጽር መትከላት ደርፊ ከመይ ይረአ። ኣብዚ መድረክ ንነብስኻ እትሓቶ ሕቶ፡ ወዮ ስነጥበበኛ ከመይ ፈጸሞ ዝብል ኢዩ። Determining why the artist used the features and types he/she used to convey specific ideas. 3. ትርጓሜ፤ ስለምንታይ ከምኡ ጌሩ/ጌራ ሰሪሕዎ ወይ ሰሪሓቶ። ኣብዚ መድረኽ ስለምንታይ ከምቲ ዝገበሮ መንገዲ ወሲዱ፡ እዚ ምስ ልሙድ ከይድታት ደርፊ እንክረአ ብኸመይ ይምኽነ (ኣስተውዕል ሙዚቃ ሓሳብ እምበር ሕጊ የብሉን)። ልእሊ ኩሉ ድማ ኣብዚ መድረኽ እዚ ንትርጓሜኻ መርተዖ፡ እተቕርበሉ ኢዩ። 4. ህየሳ። ካብዞም ውህሉላት መድረኻት ብምብጋስ ህየሳ ትገብር። ቅድሚ ህየሳ ግን ንነብስኻ ናይ ህየሳ መቓናትን መለክዒታትን ኣንብረላ፡ እዚ ድማ ከምዚ ኣብ ዝሓለፈ መደባትካ ዝተራእየ ብዘይ ዝኾነ ቀይዲን መወከስን ባህ ዝበለካ ንከይትህውትት ይሕግዝ። እዚ መድረኽ ብክተሓዙ፡ ክድህሰሱ፡ ክረኣዩ ዝኽእሉ ሓያል መርተዖታት ዝተደገፈ ኪኸውን ይግባእ። መርተዖ (evidence) ማለት ሓይሊ ሓሳባትን ትንታነን እምበር ጭብጢ (proof) ማለት ዘይሙኻኑ ብሩህ ኪኸውን ይግባእ። ልዕሊ ኩሉ ድማ ህየሳ ክትቅጽል እንተኾንካ ኣብ ስነጥበባትን ፍልስፍናን the statement of aboutness ዝብልዎ ማለት ተዛምዶ ቃልን ንሱ ዝውክሎ ምስለ ተግባርን ክትግንዘብ ይግባእ። እዚ መሰረታዊ ኣምር እንተዘይተገንዚብካ ይትረፍ ናይ ሕደማ ትሕዝቶ ተራ ዘረባ እውን ንምግንዛብ ክትሽገር ኢኻ። ንዝኾነ እትብሎ ብመርተዖ ወይ ፍልጠት ከተጽነዖ ዘይትኽእል እንተኾንካ ኣይትበሎ ምኽንያቱ ህየሳ ብተሓታትነት ዝቖመ ኢዩ። ትርጉም የብሉን ኢልካ ዝኾነ መርተዖ ኣየቕረብካን፡ ግጥሚ ልሙድ ዘረባ ኪኸውን ፍጹም ኣይክእልን ኢዩ ኢልካ ይኹን ግን ኣይ ብፍልጠት ኣይ ብመርተዖ ዝኾነ ዘቕረብካዮ የለን። ህየሳ ኪንዮ ጫውጫው ኢዩ። ኩሉ ገዲፍካ ግን ቅድሚ ኩሉ Profanity ልምደ - ጸርፊ ኣወግድ።

  • @bhataa78

    @bhataa78

    2 жыл бұрын

    ርግጸኛ እየ፥ ዳንኤል ንኸምዚ ናትካ ዓይነት ርእይቶ ክነብብ ኣይደልን እዩ! (ምናልባት ብየማን ተንሲኡ ስኽራኑ ተቖጻጺሩ እንተነቢብዎ ድማ ደንደን እስማዒል ብኻልእ ኣካውንት ክትመስሎ ኢኻ፧) እንታይ ንምባል እየ፣ በቶም ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናሰሰኑ ዝዓስልሉ ዘለው ዕሸላት ካብ ዝሰክር ነዊሕ ኣቑጺሩ እዩ። እዚ መንእሰይ ጸፋር ጥበብ (ጸርፍን ዘለፋን እናሰነኻ ከተዘናግዖን ክትምህሮ) ዝብህግ ምዃኑ ሕልፊ ጥበብ ኣሰንዩ ዝዋዘ ሳንድያጎ፣ ዓብላልነት .. ሱዚኒኖ፡ መብሬ፡ ማይናስ ረአ። ካልእ ኣብ ፌይስቡክ ላይፍ ወጺኦም ካብ ዝዛረቡ ብመንእሰያት ተቐባልነት ወይ 'ውን ተኸታተልቲ ዘለውዎም እቶም ንኡሽተይ ጥበብ ትመስል ነገር ብኹምራ ዘለፋ ኣብዒጦም ክተፍኡ ዝህቅኑ እያቶም። ብሱል ርእይቶኻ ኣድኒቐዮ'ለኹ!

  • @blessedboy9664

    @blessedboy9664

    2 жыл бұрын

    Well said 👌👌👏🤝

  • @miktes4503

    @miktes4503

    2 жыл бұрын

    "ልምደ ጸርፊ ኣወግድ" 👍

  • @ghidemogos1852
    @ghidemogos18522 жыл бұрын

    Good job dani ezi nekefetawi mugut n ebet tbeb hagerna btami xbuk eu bzey xerfi gn ane hanti hto alatni esa kemzi kemaka amiuk nay gtmi aflto zelewom yiwuhdna alewu emo ab gtmtat msrah entay hasab aleka malet ktserh gele kab gtmtatka knseme mdelena thanks bro.

  • @yonankifle2770
    @yonankifle27702 жыл бұрын

    I can't appreciate u enough dani keep it up ❤

  • @helenokubai5430
    @helenokubai54302 жыл бұрын

    ዳነይ ኣነ ከምዝተረዳኣኒ ዕንኪሊል ከብለካ ዪ ስለዚ ስቕ ኢልካ ስራሕካ ቀጽል❤️❤️❤️

  • @lamekkidane5216

    @lamekkidane5216

    2 жыл бұрын

    እንጀራ ዓለም ብልዒ ጋል ኣደይ

  • @ygttv1576

    @ygttv1576

    2 жыл бұрын

    i agree with you ❤❤❤❤❤

  • @user-xt1hb9wq2p

    @user-xt1hb9wq2p

    2 жыл бұрын

    ግደፍዮም ሓመድ ይማሰሉ - ንመሃረሉ ውን 👍🏾🤣

  • @henoksegeneyti6647

    @henoksegeneyti6647

    2 жыл бұрын

    @@user-rh2fp9vv3d ኣነ ዶ 2014 ካብ ዝሓልፍ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣበይ ኣለካ ግን ሳኣን ኣሜን ምርቃ ይሓልፍ amen(3)

  • @nebugaltewhado8835

    @nebugaltewhado8835

    2 жыл бұрын

    @@henoksegeneyti6647 ብግዕዝ እዩ ዝቆጽር ዘሎ

  • @samuelafewerki7882
    @samuelafewerki78822 жыл бұрын

    ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ ናይ በሓቂ። ኣነ ዝሑጉሰኒ ኣንተሃሊዩ ዳኒ ነቲ ዘምጽኦ ስራሕ ዑምቆቱ ይፈልጦ ኢዩ። ንሕና ከም ህዝቢ ከኣ ከም ዳኒ ኢዩ ዘድለና፣ ከምዚ ክብል እንከለኩ ከኣ ዳኒ ተጋጊዩ ክንቅበሎ ዘይ ኮነስ ከምይ ገርና ሪኢቶ ንህቦ ከመይ ክም ዝዓቢ ክንጽዕር ኣለና። ዳኒ ከኣ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት ስራሕ።

  • @mehariatoshim1207

    @mehariatoshim1207

    2 жыл бұрын

    Xibuk aleka kubur haw, denden xehafi gitmin zeman sile zikone gidin eu mis sinetibebechatat kiwigin, gin nekefeta malet torta mikulas aykonen.

  • @samuelafewerki7882

    @samuelafewerki7882

    2 жыл бұрын

    @@mehariatoshim1207 ሰላም ሓወይ፣ ኣብዚኣ ክንርደኣ ዘለና፧ ዳኒ ነቲ ሒዙዎ ዝመጽ ኣብሲሉ ኢዩ ዝሕዙ። ካብዚኣ ንላዕሊ ከኣ ወላሕንቲ የላን። ሓደ ክንርዶ ዝደልዮ ሓደ ሰብ ንምንታይ ይጋገ ክንብል የብልናን፣ ምክንያቱ ንሱ ውን ከማና ሰብ ስለ ዝኾነ። ብዙሓት ኑፍዓት እኮ ኣለዉ ግን ንሕና ኣብታ ተጋገዩላ ክንጸርፎም ንውዕል። ኣዚ ክዕበና ዘይ ክእል ኮይኑ ይስማዓኒ። ኣንተኾነ ኣናጺ ሪኢቶ ኣይጽላእን።

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday12022 жыл бұрын

    Vielen danke Bruder.

  • @emanuelephrem4307
    @emanuelephrem43072 жыл бұрын

    👍👍👍👍👍👍nay behaki eza video dongiatni nera kexelo kexelo nay behaki xebuk meglexi!

  • @asliwedi3787
    @asliwedi37872 жыл бұрын

    ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ እንጀራ ዓለም ብላዕ ዳኒ ሓወይ

  • @SiemAmanuel
    @SiemAmanuel2 жыл бұрын

    ብጣሚ እየ ደድንቀካ ምክንያቱ ኣንነት ደይምህላውካ ድሓር ከኣ ምድናቅካ መሊስካ ውን ክማጎተካ ንዝቀረበ ሒዝዎም ክቀርብ ደለዎ ምህባርካ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ንዝርድኦ ስለዚ ካብ ደለካ ክትብርትዕ ናይ ወትሩ ጸሎተይ ኢዩ።

  • @wedisegen7725
    @wedisegen77252 жыл бұрын

    I'm really really apricate you dani boy keep it up.

  • @johnnyase7251
    @johnnyase72512 жыл бұрын

    Xbuk srah hawey👑💪🏾 (Mhret yewrdelka🙏🏾)

  • @awetbrhane3174
    @awetbrhane31742 жыл бұрын

    ዳኒ እንካዕ ብሰላም መጻካ ፡ደስ ዘብል ኣረዳድኣ

  • @agudonaentertaiment7561
    @agudonaentertaiment75612 жыл бұрын

    ብክልተኩም ዝድነቅ ሓሳብት ብዘየገድስ"መን ሓቀና ኣሉ" መክንያቱ ዘይምስምማዕኩም ጽባቅን ምብሃሃልን ክፈጥር ክእሉ ኣሉ። ንካባበር እምበር"ሓደ" ኣይንኩን ።

  • @meazaokbufessehaye7629
    @meazaokbufessehaye76292 жыл бұрын

    Good job dani keep it up ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mengstabgebreamlak9967
    @mengstabgebreamlak99672 жыл бұрын

    We are so glad to have such speacial person Thks dani boy!!

  • @johnkidane5066
    @johnkidane50662 жыл бұрын

    ወገንነት ገደፉ እቱም ሰባት ደንደን ውን ብሉጽ መንእሰይ ዩ ኺዱ ቅድም ተመሊስኩም ተዓዘቡዎ ከም ባህጊ ኣለኒ ባቢሎን ወዘተ ብዘይ መጠንን ጽቡቅ ጌሩ ገሊጹዎም ኣሎ ስለ'ዚ ወገን ከይሓዝና ንክልቴኦም ካብ ዘለዎ ሓፍ ክብሉ ቀጻሊ ክመሓየሹ ክንገብሮም ኣለና ባዓብዩ ነንባዕሎም ካብ'ቲ ሓደ ናብ'ቲ ሓደ ክማሃሃሩን ክካባበሩ ከም ዘለዎም ንግበር ሆ ኣይንበል!

  • @kiflemeharitey5087

    @kiflemeharitey5087

    2 жыл бұрын

    Xubuq hasab eyu gin denden ni wedi memhr kharm zmexe koynu ysmiani

  • @samrayeri4213
    @samrayeri42132 жыл бұрын

    ዳኒ great ህየሳካ ንዕብየት ክሳብ ዝኮነ ቀጽሎ ።

  • @samielhaileslase7936
    @samielhaileslase79362 жыл бұрын

    I would like to give you a 1000 like 👍. Keep going bro

  • @tesfomhagos9192
    @tesfomhagos91922 жыл бұрын

    Thanks bro

  • @banaproduction7967
    @banaproduction79672 жыл бұрын

    Its not a matter of who is right its a matter of what is right.Great job.

  • @amangirmay7027

    @amangirmay7027

    2 жыл бұрын

    Exactly

  • @tesawieri6246

    @tesawieri6246

    2 жыл бұрын

    ዳኒ ንስካ ትገድድ ከምዚ ዓይነት ሰባት ቱት ትብል ክክክክክክ ሓንቲ ቃልካ ንክትርጉማ ብውሑድ ወርሒ ይወስደሉ

  • @habteokbe5744
    @habteokbe57442 жыл бұрын

    ጽቡቅ ምጉት እዩ ብፍላይ እታ አብ መወዳእታ ዝበልካያ ነጥቢ ሰማዕቲ ከም ንፋስ ነናብ ዝነፈሰ ካብ ምንፋስ ባዕልና አብ ምስማዕን ምስትምቓርን አድሂብና ናትና ዝኾነ ርድኢት ከነማዕብል ዝሐሸ ይመስለኒ

  • @abelweldeab9244
    @abelweldeab92442 жыл бұрын

    Appreciate you bro 🥰

  • @yiki7979
    @yiki79792 жыл бұрын

    I am very proud of you keep it up we love you ❤️🇪🇷✊🏽❤️

  • @weldutesfay1060
    @weldutesfay10602 жыл бұрын

    ጽቡቅ ኣለኻ ወድመምህር ጉድለታት ረኺብካ ምንቃፍ ነቶምስነጥበባውያን ውን ኣብ ካልእ ስረሖም ክጠቅሞም ይኽእልዩ ጌጋታቶም ክትከላኸለሎም ምፍታን ግን ንዕኦምውን ዝጠቅም ኣይኮነንን ንሰማዕቲውን ክሳራዩ።

  • @user-gu7ty1qs4x
    @user-gu7ty1qs4x2 жыл бұрын

    ፖው ብጫ ጄረኻን ክክክክክክክ ዳኒተይይይ የኣክ ኣደ ወሊዳ ትምኸን ጽቡቅ መግለጺ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ቓላት ካብ ብሉጽ ሰብ

  • @formafireck3833

    @formafireck3833

    2 жыл бұрын

    😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁Mota eya ab kedemi amlek

  • @user-gu7ty1qs4x

    @user-gu7ty1qs4x

    2 жыл бұрын

    @@formafireck3833 ክክክክክክክ ብጫ ጄረካን ናይ ሃካያት ባአ ክክክክክክክ ከኒፈ አኮ ወላ ኣነ

  • @abrehegirmay8028

    @abrehegirmay8028

    2 жыл бұрын

    ከቕስለኒ ኢዩ እዚ ወዲ ብዛዕባ ብጫ ጅርካን ክስሕቕ ውዒለ

  • @solomuntekae2648
    @solomuntekae26482 жыл бұрын

    Good job dani God bless you

  • @catro4294
    @catro42942 жыл бұрын

    Perfect!

  • @youllneverwalkalone9849
    @youllneverwalkalone98492 жыл бұрын

    ኣደ ነዓኻ ወሊደ ትምከን ዩ ዘብል! ዳኒ ወዲ መምህር ኣምበሳ።

  • @danielmekonen6031

    @danielmekonen6031

    2 жыл бұрын

    Kela like hbeka nere bata zxehafkaya gn degafi liverpoil ms raku melisey Etmntay ane United eye

  • @furtunaweidetnsae2856

    @furtunaweidetnsae2856

    2 жыл бұрын

    ኣምበስ ዳኒ

  • @dhakebdhruke8056

    @dhakebdhruke8056

    2 жыл бұрын

    ታይ ገበረካ ሓው ዘየብሉ ክከውን ክክ

  • @nevergiveupjagalskardigmam1643

    @nevergiveupjagalskardigmam1643

    2 жыл бұрын

    @@danielmekonen6031 kkkk wey ganta zeytgebro yeblan wala nhagoska eya tkolfeka

  • @youllneverwalkalone9849

    @youllneverwalkalone9849

    2 жыл бұрын

    @@danielmekonen6031 ክክክክ ኣብኣ ኣላትካ!ማዕረክንድኡ ኢና ነባህርረኩም Viva.

  • @dawitsom3162
    @dawitsom31622 жыл бұрын

    ወዲ መምህር እቲ ትህቦ ህየሳ ክዕረዩ ዝጀመሩ ኣርቲስት ስለ ዘለዉ ክትቅጽሎን ከተስፍሖን ይላቦ ።

  • @ghirmaykaleab8278
    @ghirmaykaleab82782 жыл бұрын

    እቲ እንኮ ኣብ ሓቂ ዘሎ ዳኒ ዩ። ከምዝመስለኒ ኮነይ ኢልካ ንዳኒ ንምድካም ዝተገብረ ዕላማ ዩ!!!!!

  • @krubel682
    @krubel6822 жыл бұрын

    Keep it up brother!!

  • @user-pj4ni3up1u
    @user-pj4ni3up1u2 жыл бұрын

    ጸሚቕካ ስጥሕ😁ብሓፈሻ ደንደን በቲ ኣረዳድእኡ ጥበብ ንጥበብ ኴንና ኣለና ማለትዩ😅😅😅 ወዲ መምህር ካብ ተጸበኩኻ ንላዕሊ👍🏻👍🏻👍🏻

  • @selammehary5943

    @selammehary5943

    2 жыл бұрын

    Point.

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    2 жыл бұрын

    Ya he is smart but he totaly do not respect the others

  • @tmnitselam2359

    @tmnitselam2359

    2 жыл бұрын

    Kkkkkk Josy geyaxey

  • @MD-fj8db
    @MD-fj8db2 жыл бұрын

    ኣጆኻ ዳኒ ምንቓፍ ቐጽል ጥራይ ብቅኑዕ ንቅፌታ ዝመሃር ደኣ እምበር ዝኹርስ ኣይብሱልን ኢዩ ብልሕኻን ኣዝዩ ዓቢ ትምህርትኻን ከይተቋርጽ ካብ ተኸታታሊኻ MD

  • @asmaraeritrea6386
    @asmaraeritrea63862 жыл бұрын

    Nice commentary brother👌👌

  • @destabahtabarihannes140
    @destabahtabarihannes1402 жыл бұрын

    እዚ ደንደን ዝባሃል ሰብ ክህይስ ዘይኮነ መጺኡ ብህልኽ'ዩ ኣጆኻ ወዲ መምህር በርትዕ ጥራይ ነዞም ሓናኾልቲ ሰባት ኣይትጠምት !

  • @ftl6230
    @ftl62302 жыл бұрын

    I like that you both guys initiated the "Mgut". I hope, this will be adopted in our political arena. Qexluwo, I hope to see more intellectuals contributing to this kind of "Mgut" But please guys don't take it personal, focus more on the ideas

  • @dawit9496

    @dawit9496

    2 жыл бұрын

    He can’t help himself but use words such as “Stupid” he’s very emotional 😭

  • @semirsied5846

    @semirsied5846

    2 жыл бұрын

    Donkoro ata awadadika kalat gerika sebat aytishefin

  • @okubaabebe250
    @okubaabebe2502 жыл бұрын

    ዳኒ ወዲ መምህር ፡ ኣነ ብወገነይ ሓንቲ ካብቶም ተነቀፍቲ ስነ-ጥበብ ትግርኛ ኢየ ፡እቲ ትብሎ ዘለካ 100% ኢየ ዝሰማምዕሉ። እቲ ምሉእ ምቅያር ክሳብ ዝከውን ብዕምቆት ነቐፌታ ኣይትግደፎ ኢየ ዝብለካ ዝደሊ።

  • @yibrah1873
    @yibrah18732 жыл бұрын

    Bro you are absolutely brilliant ……!!!!

  • @user-zj9wg2mi9d
    @user-zj9wg2mi9d2 жыл бұрын

    ሰላም ዳኒ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ብምቅጻል በዚ ትገብሮ ዘላክ ከይድነቁካ ክሓልፍ ኣይድለን፡ እዛ ሰላም ትብል ናይ እዮብ(ኣዛን) እባ ሃይሰልና

  • @habenabraham9787
    @habenabraham97872 жыл бұрын

    ኩሉ ግዜ ጅግና ምስ መርትዖታትካ ን ምስ ጭብጥታትካን ስለ ትመጽእ ሰሓብነትን ትምህርትን ኣለዎ መደብካ ሞ ኣይትደንጉየና ካብ ተኸታተልትኻ ሓበን ኣብራሃም ዘካሪያስ

  • @mulugetagebrhiwet5979
    @mulugetagebrhiwet59792 жыл бұрын

    U are right keep it up....

  • @anbes6646
    @anbes66462 жыл бұрын

    ስነ ስርዓትኩም ደስ ይብል

  • @samueltesfay1042
    @samueltesfay10422 жыл бұрын

    I'm so proud of you 👏

  • @erimanreefs8191
    @erimanreefs81912 жыл бұрын

    መመሊስካ ከም ነቢት ኢኻ ትምቅር ። ዳኒ ንቑሕ መንእሰይ ።

  • @selamselam7545
    @selamselam75452 жыл бұрын

    Bravo dani as always 👌

  • @user-ps1lo3gp8u
    @user-ps1lo3gp8u2 жыл бұрын

    This is one what we need to be have Debate !

  • @nkulubfqri2234
    @nkulubfqri22342 жыл бұрын

    ብጢኣሚ ጽቡቕ እዩ ናይ ክልቴኹም ብሉጻት። ግን ክልቴኹም ርግኣት ዘለዎ መንፈስ ጌርኩም ተዛረቡ። ከይትታህላለኹ።

  • @hagosfilipos3124

    @hagosfilipos3124

    2 жыл бұрын

    Lko msaka aleku kema enda hasebku eye

  • @bahri1415

    @bahri1415

    2 жыл бұрын

    ዳኒ ከም ሰብ ሓቀኛን ብፍልጠት ዝትንትን ዝቅኒኢ መንእሰይ ኢንበር ታሃላላካይ ዓይነት ስሚዒትን ዘረባን ስሚዒሉ ኣይፍልጥንን ን ሓቂ ደው ዝበላ ተባዕ ሰብ ኢዩ

  • @nkulubfqri2234

    @nkulubfqri2234

    2 жыл бұрын

    ስምዓኒ ኣብዚ ዳኒ ክዛረበሉ ዝጸንሐ፡ ንባዕሉ ደንደን ኣይሕጎሰሉን ክምልስ ክፍትን ይኽእል እዩ. እቲ ክምልሰሉ እቲ ድማ ግብረመልሲ ክህቡ እንተ ፈቲኖም በብፍልጠቶም ምትህልላኽ እዩ እዚ ንባዕሉ። ስለዚ ብስሚዒት ዘይኮነስ ብርድኢት ክምሉሱ ኢና ንጽበ።

  • @linjomay-mayo3612

    @linjomay-mayo3612

    2 жыл бұрын

    Argument is always hot 🔥.... But doesn't consist fighting. Try to see separately

  • @abraham1678

    @abraham1678

    2 жыл бұрын

    እዞም ናይ ምጉት ባህርያት ዘይትፈልጡ ፡ወይ ስቅልኩም ተማሃሩ፡ወይ ፈልጥኩም ተዛረቡ። ምጉት ማለት ወርቂ ንምርካብ ምስ መርየት/ምድሪ ምትህልላኽ ምኻኑ ፍለጡ፡ Dese Hbttzgi

  • @tesfismertaeb6295
    @tesfismertaeb62952 жыл бұрын

    ጽብቅ መደብ ዳኒ

  • @aman-wg1bz
    @aman-wg1bz2 жыл бұрын

    I love you My brother so much !!! No Mercy !!!!

  • @semeretekel6402
    @semeretekel64022 жыл бұрын

    Wow you are really amazing 👏

  • @tedrosasafa4077
    @tedrosasafa40772 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ኣንበሳ ንፉዕ ኢካ ቀጺሎ 👍🏽👍🏽

  • @user-hv1dn8rg1w
    @user-hv1dn8rg1w2 жыл бұрын

    ኣታ መይተ 😂😂😂 ወዲ መምህር ቀፅሎ ጥራሕ

  • @WestGalilee
    @WestGalilee2 жыл бұрын

    dani you are genius keep forward my friend

  • @meskotgezana69
    @meskotgezana692 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ዝድነቕ ስራሕ ነጥቢ ብነጥቢ ኣልዒልካ መብርሂ ብምሃብካ

  • @tedrosamanuel5428
    @tedrosamanuel54282 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ምጉት ወዲ መምህር ቀጽሎ ክንቀፍን ክእረምን ዘይደሊ ኢዱን እግሩን ኣኪቡ ኮፍ ይበል ከማና። ኣብ ማስመድያ ካብ ቀረብካ ግን በትሪ ናይ ወዲ መምህር ከምዘላ ፈሊጥኩም በእዛና ምጽዋት ኣቋርጹ። ዋይ የእዛና ቲም ትሪምሪም ናይ ከበሮ ጌሮም እባ ኣደንቁሮምና ትሕዝቶ ዜሮ።

  • @batsebaber8932

    @batsebaber8932

    2 жыл бұрын

    ክክክክክክ

  • @AaBb-dt9yk
    @AaBb-dt9yk2 жыл бұрын

    ዳኒ ኣጋላልፃ ቃልትኻ ኽፈትወልኻ ትግርኛ ሃፍትና እዩ ዓለም ብትግርኛ ኽናዛርባ እና ኸማኻ ዝበለ መንእሰይ ኽብዝሕሉና ይምነአ

  • @user-ek5hd7kz1r
    @user-ek5hd7kz1r2 жыл бұрын

    ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ቀፅለሉ

  • @maytemenay5913
    @maytemenay59132 жыл бұрын

    መእሰይ ንሓሳብ ብሓሳብ ክፍርሶ ምስ ዝጅምር ምዕባለ ሃገር ብናህሪ ይውስኽ! ኣድናቒ ክልቴኹም እየ ምክንያቱ ካብናይ ክልቴኹም ዝወስዶ ሓሳብ ኣሎኒ!

  • @amanoneloves2506

    @amanoneloves2506

    2 жыл бұрын

    Same here that’s what I think

  • @dj.samrigoorasta

    @dj.samrigoorasta

    2 жыл бұрын

    ካባይ ከኣ ተመሃር እስከ እታ ኣድናቒ ልክቴኹም እየ ዝበልካያ ኣድናቒ ክልቴኹም እየ በላ። ግን ከም ህየሳ ከይትሓስባ ( ህ )ጥራሕ እያ እዚኣ 🤷🏽😂😆😜😁

  • @maytemenay5913

    @maytemenay5913

    2 жыл бұрын

    @@dj.samrigoorasta ሳብሪንጎ ዓርከይ ካባኻ ድኣ ብዙሕ ነገር እምበር ተማሂረ ፡ ትእርሙና ክኣ ከምዚ ጌርኩም! ዓለም ተማላሊእኻ ኢያ።( ማይተመናይ ኣብ ቲክቶክ እየ)😂😁👉✅✍♥️

  • @dj.samrigoorasta

    @dj.samrigoorasta

    2 жыл бұрын

    @@maytemenay5913 ኪያሮ በል 🙆🏽🤦🏽😂😂😂

  • @MdMd-hw5oc
    @MdMd-hw5oc2 жыл бұрын

    ዳን ኣድናቅትካ እየ ብጣዕም የክብረካ❤❤❤❤

  • @kbromberhe523
    @kbromberhe5232 жыл бұрын

    Tserfi gdef dani aredayom tray thanks

  • @febentadesse4313
    @febentadesse43132 жыл бұрын

    Dani great work !!!!!

  • @sint6220
    @sint62202 жыл бұрын

    ክላእ ደንደን ዝብልዎ ሳክት ኢዩ ንህልኽ ዝገብሮ ዘሎ ዩ ዝመስል፡ እዛ ደርፊ ደርፊ ኣይኮነትን።

  • @emteemte3985

    @emteemte3985

    2 жыл бұрын

    Bado eya derfi dea

  • @biniasli4331

    @biniasli4331

    2 жыл бұрын

    Ata galkum eko nabeskum zaytefaltu ab nay sabe serah ketnaesu tewlu Kab feltate zerhakum 📚📚📚📚

  • @sint6220

    @sint6220

    2 жыл бұрын

    @@biniasli4331 kkkk zinbeb xehaf

  • @robelwerken2818
    @robelwerken28182 жыл бұрын

    እዚ ዉን ናይ ሙግት ባህሊ ኢዩ ። ክልቲእኩም ከይትሃላለኩክም ክትቅጽልዎ ተስፋ ይገብር

Келесі