ኣዋጅ ክተት ምዕራብ ሃገራት

ኣዋጅ ክተት ምዕራብ ሃገራት
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #china #sudan #somalia #russia

Пікірлер: 23

  • @eyassutesfay6196
    @eyassutesfay619611 күн бұрын

    Bravo Mathewos!

  • @bereketzerezghi8498
    @bereketzerezghi849811 күн бұрын

    Dron ነብሲ "የዝንጀሮ ማንጋ ፡ኢስለ " እኮ ጉድ ትሰርሕ ኣላ ኣብ ደንበ ጉማ፡ትከታተሎ ዶ ኣሎኻ?

  • @Massawa2002
    @Massawa20025 күн бұрын

    🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹

  • @elsamehari1388
    @elsamehari138811 күн бұрын

    Thanks Matty!

  • @taamemahari7442
    @taamemahari74428 күн бұрын

    ❤❤

  • @bettynegest8571
    @bettynegest857111 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob916911 күн бұрын

    ወዮ ሳዋ ከሸጥኑ ድኣ እንታይ ረኸቦም ሕጂ ብግደታ ዘዕጥቁ

  • @janbessa7051
    @janbessa705111 күн бұрын

    ዓለምና ፈሪሳ ክርእያ ዝነበረኒ ባህጊ እዩ። ምኽንያቱ ህዝበይ ተበዲሉ ዓለም ናይ ጎቦ ዓይና ጠመተ ሎሚ ኣብ ነብሳ ምስ ወረደ እቲ ኣብ ዝባና ዝወረደ ሓለንጊ ዘይፍትሓውያን ኣብ ነብሶም ክምለስ ዝተጸበኽዎ - ት ጽ ቢ ተ ይ ፥ እዩ።

  • @user-rv4mc5pl5d

    @user-rv4mc5pl5d

    11 күн бұрын

    Hne mefday mefathi Aykonene ok

  • @janbessa7051

    @janbessa7051

    11 күн бұрын

    @@user-rv4mc5pl5d እቲ ጽሕፉ መጀመርታ ተረደኣዮ/ ተረድእዮ ሕነ ዘይኮነ ነቲ እድ ሸናሒት ጸናሒት ዝብሃል ክርእዮ ተመኔዮ። እዚ ማለት እቲ ጎኒ ውጹሓት ዝኾነ ፈጣሪ ንበደልቲ ከከም እዶም ክመልሰሎም እቲ ሓቀኛ ፍርዱ ከውርድ ይልምኖ። ብፍላይ ነቶም ብፍላጥ ንጹሃን ዝበደሉ ሓያላቲና በሃልቲ እታ ዘይተናሕሲ ፍርዲ ኣምላኽ ከይሓጸረት ከውርደሎም ድሌት ውጹዓት እዩ። ነቲ ዘይቅያር ትዒቢቶም ክሰብሮ ሓሙዂሽቲ ምኳኖም ከርእዮም ናይ ኩሉ ውጹዕ ትጽቢት እዩ። ወድሓንካ/ኪ

  • @mebrhatumehari3477

    @mebrhatumehari3477

    11 күн бұрын

    Nay behaki

  • @SULEIMAN-u6r

    @SULEIMAN-u6r

    5 күн бұрын

    ​@@janbessa70514::

  • @fthawi2218
    @fthawi221811 күн бұрын

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍅🍅🍅

  • @user-lp9gw5nn6f
    @user-lp9gw5nn6f6 күн бұрын

    Matiwes zelalem kemzom arsti beynu zereba beyunu eko tkewn aleka

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta23611 күн бұрын

    ❤❤❤ like 🎉❤like

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere11 күн бұрын

    ሃጦው ቆጦው ኮይኑ መደብኩም ሕጂስ አፍቲ ትጸንሑ አብካልእ ትዘሉ ድዝረብዶ ሲኢንኩም ደቀይ

  • @natnaelmsigna6935
    @natnaelmsigna693510 күн бұрын

    ናይ ኤሜሪካ ስራሕ ብድሌት ዶ ኣይነበረን ዲሞክራሲ የለን ድዩ ስዒደይ 😂😂😂😂😂 ብኤርትራ ትዋዘ ምሽ ኔይራ ናብኦም ዶ ተገምጢሉ😂😂😂

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai11 күн бұрын

    ወይ ጉድ ክተት ኢልካ ከ ኣንጻር መን እዩ ክክተት? ንኣመሪካ ዝወረረ ኣሎ ድዩ?

  • @ha800
    @ha80011 күн бұрын

    ሕራይ ግን ገደብ ይግበርሉ እቲ ሃገራዊ ክተት፡ ግዱድ ዕስክርና ደው ይበል ንመስል ህዝቢ ኤውሮጳውያንን ኣመሪካውያንን ሎሚ ኢና ደው ንብል። ድምጺ ንኹኖም በጃኹም ኤሬትሪን።

  • @thanksgod8398
    @thanksgod839811 күн бұрын

    Ebu kelbi zgebro yeblun kgikr akilwom 😂😂😂😂😂

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob916911 күн бұрын

    ኣሜርካ ሰጣን ሃገር ንኤርትራ ግን ጉዱድ ዕስክርና እዳበለት ከተጸልም ሕፍርሪት የለን ለቀነ ከይተረፈ ኢያ ትኹንን ዘላ እሞ ካኣ ልእላዊ መሬት ዝተወራ ክናት ብወያነ ዝፈተኑ 209ን2015ነ2016 ኣነ ይፈልጥ ኩናት ፈቲና ወያነ እዚ እዳገበረት ግን ኤርትራ ጉዱድ ዕስክርና ክትብል ኣይትሓፍርን ንባዓላ ወትሃደር ኣሜርካ ዝኾብለለ ንሕልፈት ይፍረድ ወይ ናብ ካልእ ሃገር ብዘይ ሕጋዊ እንተወጽዩ ንዓዱ ክኣቱ ኣይፍቀዶን እዩ ዝኸድዐ ይባሃል እሞ ንሕና ኤርትራውያ ከ ኮሙኡ ዲና ሃገረይ ገዲፈኪ ወጽየ የቅሬታ ምባል ገበን ተቆጺሩ ክትርኢ የሕዝን እዩ የቅሬታ ስውኣትና ዕላማኹይ ኣየተግበርናን ብድሕሬኹም ከዲዕና ምረት ኣይካኣልናን ክንብል ይግባእ እምበር ተጣዒሰ ወይ የቅሬታ ኣይብልን ማለት ንስውኣት ንኽሕድ ከንሁሉ ?

  • @angeln9985

    @angeln9985

    10 күн бұрын

    ሰላም የውርደልና ኣምላኽ።

Келесі