No video

Atv Asena Live - ዕንደራ ኣብ ከውሊ ባንዴራ - ደብዳበ ካብ ኣስመራ / ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣስመራ ንመንእሰያት ኣስመራ ጉድ ኣምጺኡሎም

Atv Asena Live - ዕንደራ ኣብ ከውሊ ባንዴራ - ደብዳበ ካብ ኣስመራ / ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣስመራ ንመንእሰያት ኣስመራ ጉድ ኣምጺኡሎም

Пікірлер: 47

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092Ай бұрын

    ነዞም ስደተኛታት ተሸጊርና ዝብሉ ተቓለሱ ንመሰልኩም ምባሎም ኣኻሊ ኢዩ ፡ ስለዚ እንኮ ፍታሕ ምቅላስ ደኣ እምበር ንግሆ ንግሆ ርዱኡና ምባል ፍታሕ ኣይኮነን ።

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-AmenayАй бұрын

    Shame on HGDF!!! Thank you, Emma.

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509Ай бұрын

    Thanks Asena for the information. Hero Biniam Girmai CONGRATULATION to you with all who loves joy ,God bless you .

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131Ай бұрын

    I agree that

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131Ай бұрын

    Yes exactly right! On the contrary, we must talk about all their immoral actions and their crimes. It's important we have to talk about it so no one else can redo it.

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776Ай бұрын

    ኢደ ጸናሒት አብ ዋይት ሃወስ ብናቱ ደግፍቲ ዝተፍጸመ ተመሊሱ ይዘክር

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehayАй бұрын

    አሪትሪያ አንታይ ህሙም ሰብ ረኪባ ፥ንመን አዩ ዝከስስ ዘሎ ? አቡድ ከልቢ ፥

  • @tseghetewelde4877
    @tseghetewelde4877Ай бұрын

    Exactly

  • @Azeb1782
    @Azeb1782Ай бұрын

    ወዲ ሰሎሙን ዝፈጠሮ አየፍረስካዮን ዶ አንታ ክንደይ ይሕሱ ኩሎም ዲክታቶራት ሃገሮም ይሓንጹ ብጀካ ኢሰያስ ብመደብ መፍረሲ መዕነዊ ።

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818Ай бұрын

    ሰላም ኣማኑኤል እንታይ ድኣ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ uk ኣብ ገዛካ ሴሚናር እንዳተካየደ ሸፈነ ዘይሃብካዮ ????

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177Ай бұрын

    Very good information hawna Amanual, encourage continue to give information 👍 god bless 🙌🏼 🙏 👍!

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966Ай бұрын

    ኣሰና ጎይታ ሓቂ

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131Ай бұрын

    These are pure criminals::

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394Ай бұрын

    111🙏🙏🙏💙💙💙

  • @Higuain1995
    @Higuain1995Ай бұрын

    ኢሳያስ sadist ንስኻስ መራሒ ሀገር ኣይኮነን ዋርድያ ክትከውን ከማን ብቅዓት የብልካን እንትርፎ ሰብ ምጭዋይ ኩናት ከፊትካ ክንደይ ኣሽሓት ሂወት ዘጥፋካ

  • @yonastsehaye4397
    @yonastsehaye4397Ай бұрын

    እዚ ሓሳድ ምስ ስድራቤቱ ክድምሱ ኣለዋም

  • @kiroswoldeselassie9334
    @kiroswoldeselassie9334Ай бұрын

    ❤❤❤ Hi Amanuel Asena Tv keep on you're fantastic work .❤❤❤.

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056Ай бұрын

    Halo

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ኤማ ሐውና ጅግና

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    መኒምሲሪሒ ሚሒራሲ ኪሊኪሊዎም ወዲተኒቤን ኢቲዮጲያ ዊ ኢዩ።ባኒዴራ መለይ አዪደየቤቲን ኪሊል ኢቲዮጲያ 3ሒቢሪ ባሒሪ ተደሚሪና ሚሲ ህዚቢ ኢቲዮጵያ ሓደ ተኾሊፍና።

  • @user-hb6ri4mb1i
    @user-hb6ri4mb1iАй бұрын

    እሰያስ ብኸፈፍአቱ ብኒ በጅግኒነቱ መናም ይኸብር ማለት አም መራሕ ሃግ ።

  • @justicejustice8667
    @justicejustice8667Ай бұрын

    እዚ ዕደ ሰብኣይ እዩ መራሒየይ ክትብል ዘሕፍር ጥራይ ዘይኮነ ንፍሰ-ቅትለት ዝቐስብ እዩ::

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051Ай бұрын

    💚💙❤

  • @desbeleangosom4313
    @desbeleangosom4313Ай бұрын

    ትኽክል ኣለኻ ወዲ ኣፍየ ኢተኾነግን ሕማቅ ኣላ ኢዳበልካዩም ኣይፋልካን ሃገርና ትዊጭፍ ኣላ ዝብሉኽ ኢታይ ንበሎም

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938Ай бұрын

    It may not be Biniam's fame that he could be envious of. The revolt of Kenyans against Ruto's gov't could trigger his nightmares too.

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    ዘስደምም እዩ መዓት ናይ ህዝቢ ኤርትራ

  • @GrumMstr
    @GrumMstrАй бұрын

    Asmatom enda tekesna nezom kemzi aynet hisur serah ziserhu kenekalom Alena . Seb Kem zifeletom keman kifeltu yigbom eyu

  • @smonkufulu7456
    @smonkufulu745629 күн бұрын

    Malka Haswi

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ❤❤❤111❤❤❤111❤❤❤111.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺን ክኸዉን ኣይበቅዕን እዩ ንሱ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ psychopathን ብስቓይ ኤርትራ ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡ ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።

  • @adamismail9137
    @adamismail9137Ай бұрын

    መደናገሪ ! Under Graduation

  • @Kapital-uo1sg
    @Kapital-uo1sgАй бұрын

    ናይ ህግደፍ ነገር

  • @garzaalem2301
    @garzaalem2301Ай бұрын

    ብዛዕባ ኣብ ቱርኪ ተኣሲሮም ዘለዉ ኤርትርዋያን ዝምልከት ፐትሽን ምጽሓፍ ምሓገዘ'ዶ? ከምኡውን ወዘሮ ኤልሳ ጭሩም ኣብ ክንዲ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲ ሓዊ ክኣጉዳ ዝውዕላ ነዞም ኣብ ቱርኪ ዘለዉ ዘይሕግዛ።

  • @LualAbraha
    @LualAbrahaАй бұрын

    እንታይ ።ዝሰረህ ።ዘሎ

  • @HassenGaid-ok2bl
    @HassenGaid-ok2blАй бұрын

    Tabadow.entahewne.lebedate.ertreya.yashabeya.sente.bate.naw.naw

  • @peaceful-1

    @peaceful-1

    Ай бұрын

    @HassenGaid, China wey Swahlli new yemtaweraw?

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ጠዓመ በየነ 130ሺብር ዮሴፍ ተዲላቢሪጂነቢ ኪዚመቲ ሓቂ ፈራዳይ አዬኮነን ።ኢ ዚ ወዲ ኮለጊዛዩ አነኺእ ወዲ ሓማየ።ዬሴፍ ተዲላ ሰራዬዩ ኢቲ ኢጊ ጀጋዩ። ወዲ ኢኒባደሪሆ ሃቢትማሪያም 800,000,00ሺሒ አዚሚቲኒ።2009።

  • @Systematize
    @SystematizeАй бұрын

    Bekmaye yekatle Isayas Afewerki?

  • @GrumMstr
    @GrumMstrАй бұрын

    Newram Isayas! Neti kibritat hizbnan awaldnan kerakis Kem kendi elama hizu you ziserhalu . Tsotawin moralawn wedket hizbna krie eyu zideli

  • @Senait.K
    @Senait.KАй бұрын

    Asena Tv , sweared not to talk positive about Eritrea. work for Tigray👎🏽

  • @yenko123
    @yenko123Ай бұрын

    እውእይ ተጋሩስ ንበይንኹም ኢኹም፡ በቃ ዓድኹም ስለዝሞተትስ ጎረቤትኩም ከኣ ክትመውት ከይደቀስኩም ክትሓድሩ... በሉ እዚ ከምዚ ባህርያት መመሊሱ እዩ ኣብ መዓሙቕ ጉድጓድ ከእትወኩም... ፍርሃት እግዚኣብሄር ድኣ የብልኩምን እምበር ሓጢኣት እዩ'ኮ😢

  • @ghirmaihaile7910

    @ghirmaihaile7910

    Ай бұрын

    You the silly one can you think Normal instead of hate propaganda.

  • @asmaratube6646

    @asmaratube6646

    Ай бұрын

    እህ ብኹፉእ ጥፋእ(ጥፍኢ) ደንቆሮ፡ተጋሩ ስራሕ ሲዒኖም ብዛዕባ ዝወደቐት ኤርትራ ምሳኺ /ኻ ክማላለስ ስራሕ ሲዒኖም።ኣንቲ ሓሰማ ።

  • @justicejustice8667

    @justicejustice8667

    Ай бұрын

    ጊዜ ውቤ ዝጸመመ ውቤ ክብል ሞተ ዝበልዎ: ከምዚ ከማኻ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ዝጸመመ ምስረኣዩ እኳ እዮም 😂😂

Келесі