"ኣብ ትግራይ ናይ ፖለቲካ ንቕሓት ምምጥጣን 'ሎ" ቃለ መሕትት ምስ ነበር ዳ/ር ብሄራዊ መረዳእታን ደሕንነትን ውሽጢ ዓዲ ተጋዳላይ ወ/ስላሰ ወ/ሚኪኤል
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Seltene_Girmay
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ሙዑዝ_ግደይ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Muuz_Gidey
#ዶር_ሙዑዝ_ግደይ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ነበር ዳሬክተር_መረዳእታንተጋዳላይ ወልደስላሴ ወልደሚካኤል
Пікірлер: 687
Eritrea live for ever god bless eritrea 🇪🇷
@Hadera-od7jn
5 күн бұрын
Witsai! Wediza hankas ! Dikala teref shinti dergi amharay gonder oromo kkkkk
ሰላም ብራኸ ሸው መናዳኢት ብጣዕሚ ዝገርም ሕቶ እዩ ቓፅልሉ መዲሂ በርትዑ!!!!
መድህን ብጣዕሚ እየ ዘድንቕኪ ትግራወይቲ ሓፍተይ ብምኳንኪ ድማ ሓበን ይስምዓኒ !! ❤❤❤❤
I'm not from Tigray, but I was incredibly impressed by this guy's skills, confidence, and his ability to speak the truth without fear. This individual should be brought to the forefront; Tigray holds great promise if they elevate leaders like him. Remarkable work, keep it up!
This is good taking, you are the best This is what we need pics and love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weghta3315
5 ай бұрын
Yes you are right we need pic's we don't need fitting
@Nadia-rf8kp
5 ай бұрын
PEACE
@Nadia-rf8kp
5 ай бұрын
PEACE
@asmiaabrham9205
5 ай бұрын
Peace ❤❤
How nice to bring The Gentleman Keep going up M.G. Thanks
@MebrahtuGebreyohannes
5 ай бұрын
😊😊
I appreciate you about his new thinking and knowledge of world politics.
I would like to thank both of you especially the interviewee.
As usual Brava Medihen and I say Bravo to your guest, specially about Aboy Sibhat comments regarding CIA. Thank Both, Viva Tigraie
የቀንየልና:ኩቡር:ሐውና:ሰላም:የውርደልና:ዝሐለፈ:ይአክል:ተላኻኺምና:ንጠፍእ:አለና🙏🙏🙏🙏🙏
@hailuwelay4633
5 ай бұрын
እዙ ኹሉ ጸገም ልምንታይ ብግልጺ ዘይንገር አብ ኻምዙይ ኽኸውንይኽል አፉቱይኽኸውን ይኽእ ግዛዕ ምምዛዕ ለይኾነሲ ማለሊት ዘይ ሐላፍነታዊ ውድብ ብሙኻኑ እዩ ናብዙኹሉ ቼግር ዳሪጉና ዚኒሆ ኢልኻ ማለሊት ሃመይኹን ይወገዶ ይቐጽል ዝብል ቀደኛ ዛዕባ ህዝቢትግራይ ምኻኑ እዩ ብስሩ ቁምነገሩ።ሃምኒርእየኩም ዝኒሄና ችርር ናህዝቢ ትግራይ በኡነቱ ትክክለኛ አበባል ኽሻብ ለተባህለ ወያነ እላሀለወ ችግር ተጋሩ እላ ብአሰኡ ኽኸድ 1 2 3 ዛዕባታት ኽኾን ይኽእል እዩ ቀዳማይ ብዋንነት ኽኾን ዝግብኦ ትግራይ ምስኤረትራ ችግሩ ኽፍታሕ እንድሕር ተጌሩ ብትኽክል ተስፍ ዝኒሆዎ ኽብሀል ይክአል እዩ።
Wow! Ato Weldeselassie, it was truly inspiring to witness your exceptional humility and visionary mindset during the conversation. Your display of high intelligence and confidence left a lasting impression on us. It is evident that you possess valuable insights and a unique perspective. Thank you for sharing your wisdom and contributing to such an engaging discussion.
Fantastic job 🎉🎉
He is facing the reality so brave of him thank you 🙏🙏🙏
ልክዕ። ከምታ ኣይተ ኢሳያስ ዝበልዋ"እረ ዓቅሞም እይፈልጡን እዮም' እያ። ሕውሓት ዓቅማ ኣይትፈልጥን እያ። ንስኻውን ፈሊጥካያ ኣሎኻ።
@almazadamu9175
5 ай бұрын
ዕሱብ እቅምኻ ዘይትፍልጥ ዱሁል ንስኻ ኢካ ልኡክ ዴቤላስ ኢሳያስ ድ ግዝእ ሒልና ዘይብልኻ ሽያጣ
@negassiberhetedla4659
5 ай бұрын
እቲ ቀንዲ ናይ ትግራይ ጸገም ደፊሩ ዝዛረብ ትግራዋይ ፈጺሙ ኣይተራእየን. ቡዙሕ ምልፍላፍ ህዝብኻ ምትላል እዩ.
@hailegebretsadik3398
5 ай бұрын
Dead mind as you are Eritrean
@hilufgebreegzabher8444
5 ай бұрын
ደደብ
@JohnAsmara7410
5 ай бұрын
ወያነ ኣንታይ ኣፍል ጦ ኣለዋ ክሓድቲ ጠላማት ኮይኖም እምበር ሻዕብያ ዝዓለሞም
ኣነ ኤርትራዊ እየ ንመጀመርታ ግዜ አብ ናይ ትግራይ መድያ ሓቂ ዝዛረብ ርእየ ኣነ ብዙሕ ኣንባባይ እየ 👍✌️ በርትዕ
@fitsumkelati8552
5 ай бұрын
ኤርትራዊ እየ ከይበልካ ሀሳብካ ክትህብ ትኽእል ግን ብነፍሲ ቕትለት inferiority complex ስለ ትሳቐ አነ ኤርትራዊ እየ ቆንዳፍ
@Hadera-od7jn
5 күн бұрын
Asha entay aflitika ! Hanti libu eritreawi dia kkkkkkk ethiopia + eritrea= nizia kitfetha zeytikhil! Kkkkk
Outstanding interview!!❤❤ We expect Tegadalay Tewelde G/Tensay will be your next guest. Thank you.
Oh my God if we were in a good terms with country of Eritrea we shouldn’t had any problems….he is right what went wrong
I agree to the statement there is no any difference between a political leadership knowledge and common people 😮imagine if your doctor doesn’t know medicine more than you do! Politics is a profession
Thank you Director for your wittiness
Great informative interview from the great man, Woldeslase and the journalist Medhin did great jobs too. you all deserve appreciation Tigray needs such directive wisdoms Keep enlightening us all🙏💪❤
Very intelligent and honest person ever.
ብጣዕሚ ብሱል ምሁራዊ ቃለ መሕትትን መልስን እዩ ! የቐንየልና ክቡር ተጋዳላይ ሓውና ወልደስላሴ ነቱ ንፁር መልስኻ! ካብ ልቢ የመስግን ንኽብርቲ ዋዕሮ ሓፍትና መድህን ከምዙይ ዝኣመሰለ ምድላው ብምቕራብኪ::
እዙስብኣይ ዘቅምጦ ዘሎ ሓሳብ ወይ ነጥብታት ብደንቢ ገይርና ነጠቀመለን ኩልና ተጋሩ እቱ ትኩረት ዘድልዮ ሕቶን መልስን እዩ ናዓና ዘድልየና ማለት ዝሓለፈ ሓሊፉ ግን ንቀፃላይ ከመይ ዝበሉ ሰብዓቅሚ ትኩራት ተጋሩ እዮም ካብቱ ዘለናዮ ዕፅዋን ሽግርን ዕግርግርን ከድሑኑና ዝኽእሉ ኢልና ንማራመር ክድገፍ ዝኽእል ኣሰተውዒልና ሓሳብና ንግለፅ ሕዋሕት ሕዋሕት እናተብሃለ ህዝብና ኣብ ፀሊም ታሪክ ተ ኣሸሚሙዎ ኣሎ ሕጂኸ እታይ እዩ ለውጡ ናማን ድዪ ንህዝቢ ትግራይ ክክሕሶ ክንርኢ
@Nadia-rf8kp
5 ай бұрын
Agree
Appreciated Sir!
Tigray still has people, great explanation. Good job Medhin
ዋው ዋው ብትኽክል ተንቲንዎ ገሊፅዎ የቐንየልና!!!!
ብጣዕሚ ሃናፂ ዝኾነ ምድረኽ ተስፋ ዝህብ ትምህርቲ ተመክሮም ዘስንቕ መድረኽ ! ትግራይ ትስፋ ከምዘዋ ሎሚ ተረዲኤ !!
መዲህን ጅግና ኣዝየ ዘኽብረኪ ምክንያቱ ንእትዕድምዮም ኣጋይሽኪ ጠንኪርኪ ስለ እትሓትዮም ደስ ይብለኒ
Wow!👌
I would like to thank you both especially the enterviewee fir his geniun idea based on the timely and new political development in ethiopia and neighbour provinces and countries.
Medhn : you are doing a great job . Keep on doing the good job .
ብራኸ ሸው ብጣዕሚ የመስግነኩም ብፍላይ ንአኺ እ ፀቡቅ ሕቶታት ምሕታትኪ የመስግን ።እሞ አነ ነባር ተጋዳላይን አብ በረኻታት ትግራይ መስራቲ ደምፂ ወየነ ውን እየ።አስቲ ሓደ ክልተ ሕቶ ክሓትት እሞ ወ/ስላሰ ብወወላደዱ ከምዝብለፅ ይፈልጥ ዶ ተፈሊጡ ኸ ንምንታይ ክሳብ ሐዚ አበ ስልጣን ፀኒሑ ? ደፊርና ንገምግም ተኢሉ ነፂሩ በዓል እገለ እዮም ተዝብለና ፅቡቅ ምኽንያቱ ካብኡ ንላዕሊ ዝነበሩ መራሕቲ ስለዝተንከፈ ካሊእ ናይ ላዕለዎት መራሕቲ ሕወሓት አንፈት ቃልሲ ተንከባሊሉ ተንከባሊሉ ንጆነሳይድ ደሪጉና?ብዛዕባ ገንዘብ ዘረፋ እሞ ይፅነሓልና ናይ ዝፈሰሰ ደም ተሓታቲ መን እዩ ጥቅልል ኢሉ ህዝቢ ትጌራይ ንመራሕቲ ህወሓት እኽኽ ዝበለሉ እዋን እዪ ዘሎሞ ይቅርታ ሐቲቶምነቲ መንእሰይ ዘየረክብዎ?
ሰላም ክመፅእ እንተኮይኑ እቲይ መሬት ኤርትራ ል20 ዓመት ልጎበጥናዬ ብሕጊ ተሸኒፉና አሻፈረኝ ልበለት ህወሀት መሬቶም አምሊሶም ዬም ወሀጥዋ በአላትና ወረርቲ ኢና
@toyotaw2500
5 ай бұрын
I from Eritrea but agreement Algeria broke 25km by president Eritrea Isayas and look at when he was in Addis Ababa he said border for him nothing his strategy to lead Ethiopia.
@almazadamu9175
5 ай бұрын
ደሁል ባዕልጌ ስረቅቴ ናይ ጌዘ ጉደያ እዩ ባርያ ናይ ዐረብ ተሐዜልክን መፄእኽን ወንጣሕጣህ ዱሁላት ስረቅቴ ናይ ግዝ ጉደይ እይ ባዕለገ ስብ ትመስሉ እራዌት ጡሙያት ብስደት ፍቀዳ በሕር ፍቀዳ ስሃራ ክረተት ትብል ለመንቴ ሽይጥ ኩላልት ስብትመስሉ እራዌት ሕፍሮ መሕፍርቴ ዐለም
@user-fy9ym2cw4u
5 ай бұрын
It's a garbage idea.@@toyotaw2500
@AkliluAklilu12
5 ай бұрын
በአላትና 😂😂😂 ትግራዋይ እየ ድዩ ትብል ክክ ፍርጭት እይ ዝብለህ
@amanuelberaki770
5 ай бұрын
@@toyotaw2500እንታይ ንምባል ኢካ ጺሒፍካዮ ኢሰያስ ዶብ መይን ኣይኮነን ሓደ ኢና ስለዝበለስ ንመሬት ኤርትራ እንታይ ዝቅይሮ ኣሎ እዚ ዝጸሓፈ ሰብ ኣብ ውዕል ኣልጀርስ ባድመ ንኤርትራ ተወሲኑ ክንሱ ን20 ዓመት ብዓመጽ ኮፍ ኢልናሉ ነርና ሕጂ ከኣ መሊሶም ወሲዶሞ ኣለው ናህና ጥፍአትዩ ነሩ ንውሓጣ ደኣ እዩ ዝበለ ንስካ ኣብዚ ጌጋ እንተልዩ ርእይቶካ ወይ ጭብጢ ኣምጽእ ካብዚ ሓሊፉ ሃለውሎው እንታይ ኣምጽኦ ኢሰያስ ኤርትራን ኢትዮጲያን ክልተ ሃገር የን ዝብል ታሪክ ዘይፈልጥዩ ስለዝበለ ንስልጣኑ ክብልስ ነዚ ዲካ ከምድምጺ ናይ ህዝቢ ገርካ ከተቅርቦ ደሊካ ንህወሓት ክትኮሓሕል ትጽሕፎ ጠፊኡካ ምስኪን ካብ ሕልሚ ወጺካ እቲ ሓቂ ጽሓፍ
Acceptable Political Expression ❤
Extraordinary man !
well perfect
Nay Bihaki Bisul ተጋዳላይ ወ/ስላሰ ወ/ሚኪኤል.:: Thank you Medi Haftey.
ሰላም ብራኸ ሸዉ ተሕልፍዎን ተዘጋጂዩዎን ትሕዝቶታትኩም ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ ቀፅልሉ👌👍
I would like to thank you both especially the enterviewee fir his geniun idea based on the timely and new political development in ethiopia and neighbour provinces and countries and Tigrsy it self.
ናይ መረሕቲ ትግራይ ፀገም'ዩ ፡ ንሱ ድማ ፡ ንህዝቡ ናጨቆነ ፡ ንኻልኦት ህዝብታት ፍትሐውን ዲሞክራሲያዊ ናመሰልካ ንስልጣን ንግላዊ ጥቅሞም ክቀድሙ ኢሎም ፡ ክብሮምን ክብር ህዝቦም ዘፋሕሽዉ: ዝረኸሱ መረሕቲ ስ ፡ አብ ስልጣን ህዝቢ ምቅማጦም'ዩ። ዳግም ከይንድፈር ፡ ፀላእትና ክኑርዕዶም ተኾይና : ልክዕ ከም እስራኤል፡ ሐደ ትግራዋይ ብዝኾነ ዓይነት፡ አብ ዝኾነ ቦታ በደላት እንበፅሖ፡ ከም ሐደ ዓብይ ዕንወት ተራእዩ ፡እድላይ ስጉምቲ ክዉሰደሉ አለዎ፡፡ ምንም ይኽን ምንም ፡ መሬት ትግራይ ዝደፍርስ ይትረፍ፡ ንሐደ ትግራዋይ ዝብድል፡ ዘየዳግም በትሪ ኽነጥዕሞ ተኽኢልና'ዩ። አብዚአ ንእመን።
It is very impressive I appreciate for your helpful information keep up your great job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ መርየት ዘሎ ነበራዊ ኩነታት ብትኽክል ኣመዛዚኑን ተረዲኡን ዝቐረበ ቃለ መሕተት። የቕንየልና ብራኸ ሾው።🎉❤
Ya I think he is very smart b/c the only solution is give chance to the young generation in both side in eritera and tigray and war is not solution by any means.
@anteneh41
5 ай бұрын
hay guys get out of this ቀልዲ😢
@anteneh41
5 ай бұрын
የትግራይ ወጣቶች መሰዋእትነት የጥቂቶችን ህልውና ለማረጋገጥ ሰለሆነ ብዙም ሚዛን አይደፋም ይሄ ደግሞ አሁንም ስለ ደርግ ያወራል ቀልደኛ ነው
የቅንየልና ተገዳላይ ወ/ ስላሰ ወ/ ገብርኤል ፅቡቅ ርኢቶን ትምህርታዊ ዝኾነ ሃሣብን ግልፅነት ዘለዎ ምይይጥ:: የቅንየልና ብራኻ ሾው( ምርኢት )
ከምዚ ዝበለ በሊሕ ትግራዋይ ክትርኢ ተስፋ ይህበካ ❤መድህን ከመዚኦም ዝበሉ master mand person አቅርብልና ።
ናይ በሓቂ ኣብዚ ትግራይ ዝግበር ቃልመሕተት የቅነኣካ ከም ዲላይካ ትገሊጽ ኣታ ኢዚ ናይ ዓዲና ኢኮ ብታእሚ ኢዩ ዘሕፍረካ መድህን ኣታሓታኪ ብታዕሚ ኢየ ዘደኒቆ
@addisalemmesfin4849
5 ай бұрын
አብ ህግደፍ እዚአ ሰለዘየላ እዩ ህዝቢ ዝሳቀ ዘሎ።
I ❤ & 2nd your guest. Words just great....4 me ( Medhineye kindi Haras lameye...z Tesfish song) very great gasha❤ again
ገምጋም ወ/ስላሰ ይመስለኒ [ነይሩ ] ዝብሎ ርድኢትን እምነትን ህወሓት ነይሩ፣ እዩ። እቲ ጌጋውን ንሱ እዩ። የቐንየልና ነቲ ሓቃዊን ቅንዑን ገምጋምካ።
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትንታነ ሰሚዕና እዚ ከምዚ ዝበለ ሓሳባት ነቶም መራሕቲ ክጥቀሙሉ ይግባእ
Enlightened and brave man
እቶም ሕቶታት ን ኣተሓታትን👌
ስለዚ ህወሓት ንትግራይ ከስግራ አይኽእልን ሓዱሽ ወለዶን ሙሁሩን ንኹሉ ዘማእኽልን መርሕነት የድልየና
Nice interview
ብጣዕሚ ዝገርም ንግግር እዩ ኣባል ሕዋሓትስ ምስ ዘይተማሃረ ገባር በኣተሓሳስባ ማዕረ እዩ ኢለምዎ ወ/ስላሰ ስለዚ ንትግራይ ዝመርሕ ዓቅሚ የብለምን ስለዚ ካብቲ ሓረስታይ ዝሐሽ ነቲ ሓረስታይ ዝሐሽ ሓሳብ ዝምግቦ ባርቲ የድልዮ ስለዚ ልቀቁ
He is good politician ❤❤❤❤
Wow... amazing. You are an expert man.
Naybhaqi Anbesit gazetena eka ane Eritreawi eye emo natki srahgn btaemi eu deszbleni❤❤❤
ዕሉሉል ካድረ ህዋሓት መድሒን ጂግና በልዮ አጆኺ ምሳኺ አለና
👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤
Thank you for the clarification, the old man was simply hallucinating 😂
As Eritrean if we have one person who can think like this brilliant transparent guy, we would not have any single war every single decade. Both EPLF&TPLF should submit and listen the youngest generation. ንህዝቦም ዝድንግጹን ዝሓልዩን መራሕቲ ኣምላክ የምጸኣልና!! Medhin you are such a phenomenal, beautiful, intelligent and fair host. Blessings to you!
@dadidad4572
5 ай бұрын
😂😂😂😂 ምሽ ዶ ሻዕብያ መድሕን ሃገር ኢዩ ምዛ ርምስቲ ወያኔ ኣይተወዳድሮ ሻዕብያ ሃገር ዝመስረተን ህዝቡ ካብ ተንኮል ተጋሩን ምዕራብን ዘድሓነ ኢዩ ከም ጃንዳ ኣብ 2ዓመት ልዕሊ 1ሚልዮን ኣይግብርን ኢዩ ተጋሩ ዉዱቃት ዳኣ
መድሂን-እተቕርብዮም ሕቶታት ፅቡቓት እዮም። ኣብዚ ቃለ-መሕትት፣ "ኣብ ትግራይ ተመጣጣኒ (ተቐራራቢ) ፖለቲካዊ ንቕሓት ኣሎ" ዝብል ርእይቶ ጌጋ'ዩ። መብዛሕቱ ሕብረተሰብ ትግራይ ኣይተምሃረን። መብዛሕቱ ብዓሸራ እዩ ዝፍርም (ኣብ ከተማታት ከይተረፈ)። እቲ ተማሂሩ ዝበሃል ዝበዝሕ ትሕቲ 8ናይ ክፍሊ'ዩ። ርግፅ ብዕሊ ኣይተፀንዐን፤ ግን ኣፈናዊ ብዝዀነ ግምት ዝበዝሕ ህዝብና መሃይም እዩ። ነዚ ዋና ምኽንያት ተደጋጋሚ ወግእ ዝካየደሉ ከባቢ ስለዝነበረ እዩ። እታ ኣላ እትበሃል "ንቕሓት" ከዓ ህወሓት ብተመሳሳሊ ቃላት፣ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ንዝተመረፁ ውስናት ሰባት ብምውቃር ከም ፓሮት ዝተብሃሎ ዝደግም፣ ናይ ባዕሉ ሓሳብ ዘየቕርብ፣ ከመዚ ኢና ተባሂልና ጥራይ ዝብል ክፋል ሕብረተሰብ ተፈጢሩ። እዚኦም እዮም ኣብ ኩሉ መድረኽ ከም ፈላጣት ኰይኖም ዝቐርቡ። እተን ዝዛረብወን ተመሳሰልትን እንካብ ላዕሊ ዝወረዳን። ካብኣ ወፃኢ እንተተዛሪብካ ባንዳ፣ ዑስብ ኳዂቶ፣ ፀረህዝቢ፣ብፒፒ ትበሃል። ልዕሊ ኹሉ ተመጣጣኒ ንቕሓት ፖለቲካ እንተዝነብር ህወሓት ሓንቲ ለይቲ ኣይምሓደረትን። ንህወሓት ቀጥ ኢሉ ዝሕልዋ ዘሎ መብዛሕቱ እቲ ዘይተምሃረን ፖለቲካዊ ንቕሓቱ ትሑት ዝዀነ ነባሪ ገጠር እዩ። ምኽንያቱ ብሰንኪ ኲናትን ድርቅን ፅግዕተኛ ስለዝዀነ ብሓገዝን እርዳትን እዩ ዝመሓደር ። ብሓፈሻ ዝበዝሕ ህዝቢ ትግራ ገባራይ እዩ። ገባር ድማ ኣይተምሃረን። ዘይተምሃረ ሰብ ድማ መሰሉ ከኽብር ኣይኽእልን። ምኽንያት ብናብርኡ ፅግዕተኛ መንግስቲ ስለዝዀነ'ዩ። ብምዃኑ'ውን ተጋሩ ደቅና ነምህር፣ ንባዕልና'ውን ንመሃር። ዝተምሃረ-ዝተምሓረ ይበሃል። እንተዘይተማሂርናን ውሽጥናን ጎዶቦናን ብዝግባእ ገምጊምና ሱር ቦቆስ ለውጢ ዘምፅእ ፓርቲ እንተዘይመስሪትና፣ ከም ተጋሩ ተኸቢርና ንምንባር ክንፅገም ኢና። መንገዲ እዛ ናይ ሎሚ ህወሓት መንገዲ ዓወት ዘይምዃኑ እቲ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመት ብግልፂ ኣርእዩና እዩ። ባዕሉ ውዕል ፕሪቶርይ ውፅኢት ዓወትና ዘይኰነስ፣ ውፅኢት ስዕረትና እዩ። ውዕል ፕሪቶርያ እንካብ መንግስቲ ኣሜሪካ ንህዝቢ ትግራይ ዝተለገሰ ህያብ እዩ። ተጋሩ ከም ህዝቢ ከይንፀንት ተዋሒሳትና። ውዕል ፕሪቶርያ ውፅኢት ዓወትና እንተዀይኑ፦ ወልቃይት(ሑመራ) ፀገደ ኣበይ ኣሎ? ራያ ኣበይ ኣሎ? ባድመ ኣበይ ኣሎ? ምድሪ ኢሮብ ኣበይ ኣሎ? ሐይዚ'ውን ብውግእ ከይኰነ ክምለስ ዝግበኦ፣ ወከልቲ መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ብዘለውሉ ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብዝግበር ዘተ እዩ።
@dawityohannies1419
5 ай бұрын
ዘረባኻ ሕጋዊነት ይንገስ እዪ ዝመስል:: ንስኻም ካብ ፓፓጋሎ ምድጋም አይተፈለኻን ::: ብባድመ ተለኺፍኩም ተለኪምኩም:: ባድመ ብሕጊ ናይ ኤርትራ ኢይ:: ክሳእ መዓስኢዪ ዘይናትኩም እንዳደለኹም ምስኪና ሕዝቢ ትግራይ ንድቁ ዝገብር ? ንሰላም ትደልይዋ እንተኾንኩ ካብ ዘይናትኩም አይትድለዪ :: ሰላም ሕዝቢ ኤርትራን ሕዝቢ ኢትዮጵያን ካብ ማንም ንላዕሊ የድልዮ ::
I like this man’s Plan B, how to save the ordinary people who are starving to death.
❤❤❤
interesting interview keep it medihn
Eritreannnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn for everything sssssssssssssźsssss
Right. We all need participant or lend a hand in Tigray politics to find permanent solutions to our IDP’s and beyond.
Medhen lomi hakeja seb amexki tanks
ከምዝኣ እታ ሓቂን ዓወትን ሓድነትን ተምፅእ ናይ ስብሓት አተሓሳስባን ካድረታት ህወሓትን ንትግራይ ዝብትንዩ
medhin besal eki
Tegaru temahar aske lebam sebiai mestewaly admen tianan ahabka❤
ሐሳብካ ጽቡቅ ይመስል እንተኮነ ግን 2 የድሊ 1 አብ ቃልካ ምማት ከምቲ ንመግዛእቲ መስዋእቲ ዝተከፍሎ ንሐቅታት ውን መስዋእቲ ምክፋል፡
This is a very interesting discussion- between what ኣቦይ ስብሓት calls them the rent seekers ኪራይ ሰብሳቢ ; who rents the Tigray youth to foreign powers. Those who benefited from peace keeping missions; and itching to be recruited to new assignments.
A, መሰረታዊ መፍትሒ ስቃይ ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረባብቱ ህዝብታት ኤርትራን ኣምሓራን ኣብ ሕድገታትን እንካን ሃባን ዝተመርኮሰ ተሪር ዝምድና ምስ ዝፍጠርዩ ። B, ብፍላይ ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዘለኩም ሽግር፣ ሓድሽ መሪሕነት ትግራይ ንኣስመራ ብምኻድ ወይውን ንመሪሕነት ኤርትራ ንመቀለ ብምዕዳም ቆራጽ ስጉምቲ ምስ ዝውሰድ ኢዩ ዝፍታሕ። C, ኮለል ከይበልካ፣ናይ ብሓቂ ሰላምን ፍቅርን ዝምድናን ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብምግባርዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም። D, ብወገን ህዝቢ ትግራይ ተበዲልና ዝብል መረረ ከም ዘሎ ብወገን ኤርትራዉን ቂም በቀል ዘውሰድኦ ዝደጋግመን ኣለዋ ፣ካብ ብዙሕ ዉሑድ ንምጥቃስ። # ምስ ኦሮሞን ኣምሓሩን ኮይኖም ወሪሮምና ካብ 1998-2000 # ልዕሊ 80 ሽሕ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ዓይንኹም ሕብሪ ደስ ኣይበለናን ብምባል ብመንነትና ጥራሕ ብሕወሓት ካብ ኢትዮጵያ ተሶጊግና። # ዝሓለፈ ኩናት ዝተኸሰረ ምስ ተኸሰረውን ኣብ ዓለማዊ ቤት ፍርዲ ደያኑ ንኤርትራ ዝፈረድዋ ባድመ ሒዝኩም 20 ዓመት መሬትና ጎቢጥኩምን ዶብ ከይሕንፀፅን ብምግባርኩም ዳግማይ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተፈጺሙ። # ኣብ ዝሓለፈ ኩናት ድማ 20 ዓመት መሬቱ ተወሪሩ ብዓቅሊ ንዘሕለፎ ዘንጊዕኩም ኣብ ልዕሊ ከተማታት ህዝቢ ኤርትራ ሚሳይል ደርቢኹም። ★ ከምቲ ህዝቢ ትግራይ ተበዲ ዝብሎ ህዝቢ ኤርትራውን ዝተበደሎ ይጽብጽብ ስለ ዝኾነ ንክልቲኡ ዘቀራርብ ሓያል ዲፕሎማሲ ይጽበየኩም ኣሎ ይብል።የቀንየለይ።
@downunder507
5 ай бұрын
You have said exactly what I have been thinking and hoping our neighbour Tigrians ought to address but you never hear anyone mention or acknowledge at least officially what they have done to us over the years…. They need to be honest with themselves if they are seeking a lasting peace in the region. I lose hope when I hear some of their elites still making irresponsible comments in recent times…
@michaelkifle7508
5 ай бұрын
Well said bro . I don't have any more ideas. From 🇪🇷
@yashenfalgena6247
5 ай бұрын
Esayase GANENE enhalewe? ABEDEN!🥵🥵🥵😭😭🥵
@yashenfalgena6247
5 ай бұрын
Berged NHAMEDU ne Esayase kebekuso eu sheou Selame ketfter eya.❤
@wedidenden
5 ай бұрын
Very wise opinion!!! But Weyane Junta Judah will never learn from its mistakes until its doomsday.
ወልሽ ካብ ድሑር ኣተሓሳስባ ነፃ ኮይንኻ ዝሃብካዮ ቡስል ሓሳብ ቀፅለሉ
20 ዓመት ንኢትዮጶያን ትኣክል ህዝባ መሪሑ ሰፊሕ ምዕባለ ዘመዝገበ፣ ብትዕቢት ብዕጽዋ ንትግራይ ከጥፍእ ዝተደራረበ ሓይሊ ዘምከነ፤ ብዝግብኦ ኣጋላልጻ ዝተዳለወ መደብ። ዕውቲ ጓል ሃገር ኢኺ ግን ዕድመኺ ትሕት ዝበልኪ ስለ ዝኾንኪ ተማሃሪ ካብ ኣያታትኪ፣ ዓቕምኺን ትዕግስትኺን ንናይ ጽባሕ ትግራይ መራሒት ክትኮኒ ተስፋሎኪ።
ኣቤት ልቦና❤
ጎይታ ይባርኽካ !ፈለማ እዚ ኩሉ በዲሎመካ ኣዋሪዶምካ ዓድኻ ህዝብኻ ብዘይምክሓድካ ንኢደካ። ሐዚ ድማ ሙሁርነትካ ካብ ከባብያዊነት ብግብሪ ዘፀረየ መንነት ከምዘለካ ኣረጋጊፀ። በርትዕ
@Surviver-e2o
5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ
ንሕና ንሕና ኢና ኤርትራውያን ተጋሩ ረሳሓት 27 ዓመት ዝርሳዕ ኣይኮን
medi jgna kfetweki ketiuiu🤩
ኣታ ትግራይ እባ ሰብ ኣለዋ እዩ ! ሕብእብእ ዘይብሉ ተጋዳላይ ናይቀደም ኮነ ናይ ሀዚ ክኾኖ ዝግባእ ሰብኣውነት ዘርኣየ ተባዕ ስብእና ዘለዎ ብጻይ ወ/ስላሰ የቐንየልና ክብረተይ ሓፍ ዝበለ እዩ🙏💊
Still it was a huge political organization
ብታሪኽ ዝነብሩ እዮም ዘጥፉኡዋ 100% !!!
እዛ ኣሕዎትና ኤርትራውያን ትብል ቦታ ድለዩላ ተጋሩ እሕዎት ኣይኮናን ህዝብ ኤርትራ 20 ዓመት ዘህለፍናዬ ስቃይ ንዘንትእለት ዘይሕከኽ በሰላ ገዲፍኩምልና ኢኩም
@BiniamAraya-cm2qe
5 ай бұрын
You’re right bro🤙🤙🤙
@maremare1976
5 ай бұрын
ንሕና እውን ደም ዘይተመለስ ኣለነ ድሕሪ 20ዓመት ክንምልሶ ኢና ንጽዕር ዘለና
@user-ou2rd8oz1t
5 ай бұрын
ነዓባ ሰብ ሎሚ ንፅባሕ እዩ ዝነብር ። ትማሊ ደኣ ታሪኽ እንድዩ። ፅባሕና ምዕራይ እዩ ዝጠቕመና።
@yonasafeworki5568
5 ай бұрын
እሂ ኢርትራውያን የሕዋትና ምባል እንታይ እዩ እቲ ጌጋ? ብቐዳምነት ክልቲኡ ህዝብታት ምስ ዘለዎም ስርዓት ክትርእዮም ምፍታን ኣብ ዘይወጽእ ባእሲ ኣትዮም ሰላም ክድቕሱ ከምዘይክእሉ ምርዳእ ከድልየካ። ክንደይ ኤርትራውያ ኣብ ስደት ዘለዉ፡ኣብ ጎድኒ ትግራይ ደው ኣይበሉን ድዮም ? ስለዚ ኣስፊሕካ ረኣዮ።ካልእ ሕውሓት እንታይ ውድብ ኔሩ ሎሚ ህዝቢ ትግራይ እዩ ዝመዝኖ ስለዘሎ ብዙሕ ኣይብልን። ድሕሪ እዚ ኹሉ ዕጽዋን ክባን ጥሜትን እኽሊ ረዲኤት ዝሰረቑን ሓጻውን ይሸጡ ኣይነበሩን ድዮም ።ጉድለታት ህውሓት ኣነ ከም ኤርትራዊ ዝምልከተኒ ስለዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ እዩ ዝምልከት ኢለ ይሓልፎ።ስለዚ ኣብ ጽልኢ ናይዚ ክልተ ህዝቢ ኣይንዕሰል።
@user-et2ti5xf4m
5 ай бұрын
ኤርትራዊ ወንድሜ ከሚሆን እራሴን ባጠፋ ይሻለኝል ኤርትራዊ ማለት በዚ ምድር የረከሰ ማንነት ነው
To understand the PRETORIA agreement, Tigray leadership must understand the origin, emphasis, and all the actors involved. The tigray issue is tied to the security threat posed by the Dam to Egypt. It will be easier to connect the dots and understand the WHY and WHOM and the present outcome and options for the future.
Haqi tezarebu
ናይ ሕዋሓት መራሕቲ ባዕሎም ስለዝኾኑ፡ ንሕዋሓት መሪሕነት ክሓትት ዝኽእል ትግራውይ ኣይተፈጥረን።
Fekari eka, gerimuwa eko Eza sebeyti Huwahat Huwahat Aytbel nihzbi Tigray nabzi kulu xegem zetekumo kembal kemakum eyom 😢😢.
Honestly speaking in tigray there is dam TPLF leadership is leading tigray people .
Yes there's always a lesson kab ayatatkum Hgdef!
# ህዝቢ ትግራይ ብሓሳቦም፤ብፍልጠቶም፤ብክዕለቶም፤ንተወፍይነቶም፤ንስነ-ምግባሮም፤ብውፅኢቶም፤ህዝባዊ ተቀባልነቶም ዝበለፁ መራሕቲ ይምራሕ ኣሎ ዶ ?
I Appreciate Medhin.But which Tigray are we talking about.Is that you mean the one that we see it.Or the one that we see in a Map of Federal?Inorder Pretoria Agreement to be implemented Tigray as one people should stand by.Argueing,Blaming one another can weaken it.The late the time of implementation of Pretoria the chance of success is low.Tigray population should stand as one Man and let 2002 Ethio-Eritrea border resolution to be implemented.The main reason for the Fall of TPLF is the rejection of Border decision.
@fekarwedifekarat
5 ай бұрын
Dob dedehnxex si lewi mmexe eilka teamn malet dyu paw
Every body who interviewied keep giving the props to the poor Tigray people, but ignore the core question, if their decision was right. What does it mean that they were not well prepared? To do what? To wage a war with federal? The federal was so popular, despite it was weak. The government of Eritea was with the federal? If the leadership couldnt read that and shape its decision accordingly, who was supposed to be blamed? I think, still the Tigray elite needs to think hard to solve the leople's problems. Inspite of that, if their discussion is going for seek of deafting the other force by war, well they might create a problem, but it will not solve the Tigray people.
ለባም ወዲ ህዝቢ።
ኩነታት እዩ መራሒ ዝፈጥሮ ይብል ኣሎ ሕተትለይ ቅድሚ ኩነታት ምፍጣሩ ዝእምት መራሒ ስለ ዘይነበረና ክንወድቅ ኪኢልና ኢና ይኣክል ንመናእሰይ ይወሃብ ሓላፍነቱ ይወፃእንወለዶ ንሕሰብ ንከብድና ኣይንሕሰብ
You harvest what you sow, however if you regret the bullsh*t past, better late than never.
Gazetegna kikebirinkimisgenin Kem tikikilegna Mizan kikewin alewo nibaeluwin kikiber mienti
አጆኪ በርትዒ
መለስ ህወሓት ቀቲሉዋ ውልቀመላኺ ኮይኑ እንትወፅእ ሓሻኽር ካብዝነበሩ ሓደ ወ/ስላሰ እዩ።ሓሳባት አፈላላይ ንዝሓዙ ሰባት ከፈራርሕ ይፍትን ኔሩ። ብሰርሑ ብሓፈሻ ክምዘን ከሎ ግን ካበቲ ፀማም #ጌታቸውአሰፋ አዝዩ ዝሓሸ ሰብ እዩ።
In this interview, our brother mentioned Tplf leadership didn't understand what the Oromo partner party was looking for. I think this misunderstanding is continuing what the people of tigray want, and Tplf leaders are far away from Tigray people's feelings. When Tplf started the fight 49th years ago, it was for the freedom of Tigray, and over 60000 Tigrayans gave their life over 100,000 Tigrayan lost part of their body . The end of the day Tplf fought for Ethiopiaism not even for Tigray benefit of. And now 1000000 Tigrayans killed when tigray asked if Tplf fought for freedom of Tigray. The response was that people would decide now that Tplf is clearly they never loudly speak on freedom of Tigray.