ኣገረምቲ ረብሓታት ጅንጅብል | well media
Ойын-сауық
ታሪኽ ዕውታት ሰባት ፣ ጠቀምቲ ሕክምናዊ ሓበሬታታት ፣ ፍቅራዊ ምኽሪን ሐቀኛ ዛንታታትን ዝቀርበሉ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ :: W E L L
_______________________________
Disclaimer ; this channel does not promote or encourage any illegal Activities , all contents provided by this channel it means for Educational, advice, Entertainment and information Purpose.
_______________________________
visuals: pixels
_______________________________
#well_media @Well Media , #ትግርኛ , ግብረስጋ , ሓዳር , #ፍቅሪ , ጥንሲ , ገንዘብ , ምግቢ , ጥዕና , ዓወት , love , fkri , ዕለታዊ ዜና
make sure to subscribe to well media and turn on notification to stay updated with all new uploads. 🔔
______________________________
ጠንቅታት ምርጋፍን ምብጥጣስን ጨጉሪ ርእሲ
• ጠንቅታት ምርጋፍን ምብጥጣስን ጨጉሪ...
______________________________
ነዛ ደርፊ ዝሰምዑ ብኣሽሓት ዝቁፀሩ ሰባት ዓርሶም አጥፊኦም እዮም
• 😮 ዘገርም እዩ - ነዛ ደርፊ ዝሰም...
______________________________
ደቂተባዕትዮ ሓዳር ዝፈርሕሉ 7-ምኽንያት
• ደቂተባዕትዮ ሓዳር ዝፈርሕሉ 7-ምኽ...
______________________________
ኽብደት አብ 1 ወርሒ ንኽንውስኽ ዝሕግዙና 10 ሜላታት
• ኽብደት አብ 1 ወርሒ ንኽንውስኽ ዝ...
______________________________
8 ጠንቅታት ምፍራስ ፍቅርን ሓዳርን
• 8 ጠንቅታት ምፍራስ ፍቅርን ሓዳርን...
______________________________
አብ ሂወትኪ ንዝተፃወተኪ ወዲ ሕነኺ ንኽትፈድዪ ዝሕግዙኺ ሜላታት
• 💟አብ ሂወትኪ ንዝተፃወተኪ ወዲ ሕነ...
______________________________
❌ መጠንቀቅታ❌ ብምሸት ምርኣይ አይፍቀድን
• Video
______________________________
🔴ጥራሕ ነብስኺ ኾይንኪ ፎቶ ልኣኽለይ አገራሚ ታሪኽ
• 🔴ጥራሕ ነብስኺ ኾይንኪ ፎቶ ልኣኽለ...
______________________________
💔 ኩሉ ሰብ ክሪኣ ዘለዎ ሓቀኛ ናይ ቤተሰብ ታሪኽ = ዛንታ ማርታ
• 💔 ኩሉ ሰብ ክሪኣ ዘለዎ ሓቀኛ ናይ...
____________________________
hyab media , mebred media , neshnesh , zena tigrigna , fnan , red sea , G drar , sye ent , ዜና ዓወት , ኣሰና
Пікірлер: 34
ናይ ባሓቂ ዓቢ ሰብ ኢኻ ካብ ቀንዲ ትኻታተልትኻ እየ ቀጽሎሎሎሎሎ
Thank you
ጽቡቅ መደብ ቀጸሎ ናይስ
የቀንየልና
Thanks brother God bless 🙏🙏🙏
Danke zehaweye
Okay xbuk astemhro u kexlo. Ms Bzhi dem entay mtessar alewo. Bzhi dem zelewo ms zwedo enta saebien yemxealo?
ንኩልና ኣመንቲ ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና። ቀጺለ ኩቡር ሓው መደብካ ጽቡቅ እዩ።ማሌተይ ንሕብረተሰብ ከተፍልጥ ምፍታንካ፡ኮይኑ ግን ኣብዚ ኣውሪድካዮ ዘለካ ሓበረታ ዋላሓንቲ ብጭብጢ ዝተደገፈ ወይ ምንጪ ናይትምህርትካ ስለዘይጠቀስካ ንኣድማዕነቱ ኣባሓደጋ እዩ ዘውድቆ።ነቲ ተጠቃሚውን ግዳይ ይገብሮ።ስለዚ ናይዚ ኩሉ ሓበሬታካ ፡ምንጪ ወይ መረጋገጺ ካበይ ረኪብካዮ?
@Well_Media
3 жыл бұрын
አሜን አሕቢሩ - ካብኒ Healthline & Medical newsን ተመሳሰልቱን & ጅንጅብል እንተዘይበዚሑ ገለ ሳዕቤን ኸምፅእ ኸምዘይኽእል ውን ንምልዓል ፈቲነ እየ- thanks
ናይ ሕማም ፍርሒ(ፎብያ) ባ ጽቡቅ ጌርካ ኣቅርበልና
ሓካይም ጥንስቲ ጂንጂብ ክትጥቀም የብላን እዮም ዝብሉ ንስካ ግን ጥቅሚ ኣለዎ ትብል ኣለካ ክተብርሀለይ ምክኣልካ ዶ ሰላምላታ ኣይረሳዕኩን
ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ እዞም ጅንጅብል ን ጥንስቲ ጽቡቅ ኣይኮነን ን ገል ትብሉ ዘለኩም ርእስኩም፡ኣስርሕዎ መጀመርታ ጽቡቅ ጌርኩም፡ኣዳምጽዎ then ትቃወምዎ ዋእ ጅንጅብል እኮ ኣይኮነን ሕጂ ብ ትምህርቲ እናፈለጥናዮ ጥቅሙ ወለድና፡ከማን ከይተማሃሩ ይፈልጥዎን ይጥቀሙሉን ኔሮም፡እዮም፡ስለዚ ዋላ ጥንስቲ ኣይተብዝሓዮ እንበር ዕውልውል፡ክብላ እንከሎ ምስ፡ሳሂ ዋላ፡1/4 ማንካ ዋላሓደ ኣይገብራን ዩ anyway እዚ ሰብ፡መትብባዕ እዩ ዘድልዮ ኣጆካ ቀጽልል ንፉዕ ምባል ካኣ ኣይትረስዑ ተባርውኩ።
ቀፅሎ ክቡር ሓወይ ኣነለ ብቃዕመይ ተገዲስካ መልሰለይ ክብር ሓወይ ሮማን ማለት ታይ ማለት እዩ? ደገዲስካ ፀሓፈለይ ትርጉሙ ቡዙሕ ሰብ ሓቲተ ዝምልሰለይ ሰኢነ በጃካ ሓወይ መዓረይ❤❤
አበናይ ለባራቶሪ ተመርሚሩ አይገለጽካልናን!ንምርግጋጽ እየ!
@Well_Media
3 жыл бұрын
ካብኒ Healthline & Medical newsን ተመሳሰልቱን
የቀኔልና ዝሓወይ በርትዓልና እንተበዚሑ ኸ ማለት ኣነ ሻሂ ቡን ኣይሰትን እየ ጅንጅብል በይኑ ማዓልታዊ እንተሰቴዮስ ይሃሴኒ ዶ ?
ጂንጂብል ኣዝዩ ጠቃሚ ተክሊ እዩ
ጽብቅ ኣለካ ግን ኣብ መዓልት ካብ ሻሂ ኩባይ ክበዝሕ ይብሉ ጉዳኣተ ስለአ ዘለአዎ ።።።
ኣብ መዓልቲ ክንደይ ኩባንያ ክንሰቲ ኣለና ኩቡር ሓውና
ቡን ምስ ጅንጅብል ሓዊስካ ከም ሻሂ መልክዕ ምስታይ ካብ ናይ ጅንጅብል እንረክቦ ንጥረ ነገር ፅዕንቶ (damage)ክገብሮ ይክእል ድዩ? ከምኡ ስለ ዝጥቀም ፡እንተተካኢሉ ብስልኪ ክረክበካ? ምስ ይቅርታ?
😉qexlo Xubuq medeb
@wedsami3187
3 жыл бұрын
ቅሱ ኣብ ኩሉ እየ ዝረኽበኪ
@kisanetkahsay5129
3 жыл бұрын
@@wedsami3187 abey ab godena harnet diyou welas godena gezakum
መዓልታዊ ዲዩ ዝውሰድ❓
Ajoka kexlo
@Well_Media
3 жыл бұрын
❤💛
Sorry zahwey tunsi yesadued euy nu tunsit ayfekadun
@Well_Media
3 жыл бұрын
ኸምዘይምከር አልዒለዮ አለኹ እየ Thanks💛
ሓቁ እባ እዩ ሓደ ዓርከይ ቀጻሊ ጅንጅብል ቀጻሊ ክሰቲ ወይ ጅንጅብል
ብሻሂ ጥራይ ድዩ ወይስ ብዝኾነ ወሲድናዮ እዩ ዝጠቕመና ብዙሕ ግዜ ምስ ሻሂ ኢልካ ኢለ እየ ብራቦ ግን ኩሉ ተቕርቦ መደባትካ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ
Xibuk Astemhiro Eyu Kubur hawina Entekone gn Eti Minchi Haberetaka Kabey Eyu Entetinegirena Aziyu Xibuk Mukone Neru .bzterefe Rihus Afasiga Nikuluna .
@Well_Media
3 жыл бұрын
አሜን አሕቢሩ - ካብኒ Healthline & Medical newsን ተመሳሰልቱን
@nakfa5861
3 жыл бұрын
Thanks for your information.
ጽብቅ ኣለካ ግን ኣብ መዓልት ካብ ሻሂ ኩባይ ክበዝሕ ይብሉ ጉዳኣተ ስለአ ዘለአዎ ።።።