Well media

Well media

እዚ ቻነል ጠቀምቲ ናይ ሓኪም ምኽርን ናይ ሳይኮሎጂ ሓሳባትን ዝቀርበሉ ቻነል ዩ ። subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ :: 🙌

Пікірлер

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c6 сағат бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ማዓረይ ፅቡቅ ምክሪ እዪ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይላቦ ። ብtelephone ኢና ንደዋወል ንሱ ከዓ ብ video ንዳዋወል ብተወሳኪ ከዓ ደስ ዘይብል ዘረባታት እዪ ዘዛረብ ከምዚ ዝብል ትክክለኛ "ፍቅሪ ኣለዎ ማለት ድዪ ?

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi13 сағат бұрын

    ማራቶን ዲና ከነካይ ጽንሕ ኢልኩም ሲ ገለ ክትብሉ ኢኩም።

  • @WetGsefc
    @WetGsefc14 сағат бұрын

    ❤❤❤

  • @NebelletRemets-jt9nh
    @NebelletRemets-jt9nhКүн бұрын

    Lied lied lied shat up shat up.

  • @NebelletRemets-jt9nh
    @NebelletRemets-jt9nhКүн бұрын

    Lier lied lied lied lied shat up

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2cКүн бұрын

    ብጣዕሚ ፈታሺ ዝኮነ ምክሪ እዪ የቀንየልና ማዓረይ ሕቶ ኣለኒ b telephone ኢና ንዳዋወል ታይ ይብል ግን be video ንዳዋወል እዪ ዝብል ኩሉ ግዜ ብተወሳኪ ከዓ ደስ ዘይብል ዘረባታት እዪ ዝዛረብ እዚ ከ 'ታይ ይባሃል ?

  • @user-cw9cx4fd1x
    @user-cw9cx4fd1xКүн бұрын

    የቀንየና ክቡር ሓውና ❤❤❤

  • @halybali5714
    @halybali5714Күн бұрын

    ድሕሪ ቫያግራ ምጥቃምና. መግቢ ክንወስድ ንኽእልዶ

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2cКүн бұрын

    ፅቡቅ ምክሪ እዪ ማዓረይ የቀንየልና ኣብ ሓዳር ስ ኳ ኣይበፃሕኩን'ዋ ግን ኣዳሚፆዮ ኣለኩ " መድኅኒ ኣለም ኣቦይ ፍርሓት እግዚአብሔር ዘለዎ ኣዳም ፍጠረለይ 😉

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c2 күн бұрын

    ብሓቂ ጓል ኮይና'ማ ዓርሰ እምነት ክህልዋ ኣለዋ ምክንያቱ ካብ ዘይንስካ መሲልካ ክትፍቃር ንስካ መሲልካ ክትፅላእ ይበለፅ

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c2 күн бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ማዓረይ ይቅሬታ ዳኣ ምበር ኣወዳት ኣይእመኒ እዮም ብልብካ እንተኣፍቀርካዮም ፣እንተኣከበርካዮም ኣይግደሰልካን እዮም ስለዚ ኣወዳት ጨካናት እዮም ምክንያቶም ብዘይተፈለጠ ስልኩም ኣልዑልን ሰብኣውነት ዘይብሎም ጨካናት ካብ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣወዳት ምድውዋል ገዲፎዮ ኣሎ ኣምላኸይ ሓይሊ ሃበኒ🤲

  • @berekettewelde9688
    @berekettewelde96882 күн бұрын

    Denaqur beal niskum ekum seb ab haytat tewudqu zelokum 👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @user-vw5cj4ec7g
    @user-vw5cj4ec7g2 күн бұрын

    ሳውዲ ያላቹ ያልተፈለገ ፅንስ የገጠማቹ የውርጃ መዳኒት አለ ዜሮ አምስት ዘጠና ሰወስት ሰማንያ አምስት ዜሮ ስምንት ።62

  • @user-vw5cj4ec7g
    @user-vw5cj4ec7g2 күн бұрын

    ሱዕዲ አብ ኩሉ ቦታ ዘለክን ዘየድሊ ጥንሲ ዘጋጠመክን መስደዲ መድሓኒት አሎ ዜሮ አምስት ዘጠና ሰወስት ሰማንያ አምስት ዜሮ ስምንት 62

  • @user-vw5cj4ec7g
    @user-vw5cj4ec7g3 күн бұрын

    ሳውዲ ዘለኽን ዘየድሊ ጥንሲ ዘጋጠመክን አናግራኒ መድሓኒት አሎ

  • @user-vw5cj4ec7g
    @user-vw5cj4ec7g3 күн бұрын

    ሳውዲ ያላቹ ያልተፈለገ ፅንስ የገጠማቹ የውርጃ መዳኒት ከፈለጋቹ ዜሮ አምስት ዘጠና ሰወስት ሰማንያ አምስት ዜሮ ስምንት 62

  • @brhanemisghna
    @brhanemisghna3 күн бұрын

    thanks bro nay bhaki timhrti eyu ezi kulu tiblo zeleka true eyu kemu agatimni alo entay kigebr aleni

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c3 күн бұрын

    ረባሺ ድምፂ ኣለዎ ይመስል ንኡሽተይ ቀንሰሉ ማዓረይ ምስ ይቅሬታ ?

  • @user-kz2hk5xl4n
    @user-kz2hk5xl4n3 күн бұрын

    Bkemey ke ygdef

  • @YhsnjJdhjs
    @YhsnjJdhjs3 күн бұрын

    ሰላም ዝሓወይ ኣነ ተጠቃዓይ ሕማም ኮላሊት እየ ፀፀር ድማ ኣለኒ ኣብ ክልቲአን ኮላሊተይ ማይ ድማ ብጣዕሚ እየ ዝሰቲ እንታይ ክተማኽረኒ ዝሓወይ

  • @FthawitZeriegabr
    @FthawitZeriegabr4 күн бұрын

    Xenihe ilina gele kinisemi ina ata kindeyu yukefe zebenu

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem78903 күн бұрын

    Why That's normal I really like it 😍

  • @erikmedia5078
    @erikmedia50784 күн бұрын

    Bafey yfetu❤ teum eyu kea

  • @Redairise
    @RedairiseКүн бұрын

    ወዲ ዲኻ ጓል

  • @user-zn7uz9mf1z
    @user-zn7uz9mf1z4 күн бұрын

    ❤❤

  • @user-yq4ji6sv5x
    @user-yq4ji6sv5x4 күн бұрын

    Nay bhaki May bro

  • @ShewitBrhane-sn5wi
    @ShewitBrhane-sn5wi4 күн бұрын

    Kkkkkkkkkk 10 elka zereba alo

  • @GedamAbera
    @GedamAbera5 күн бұрын

    ጅንጅብል ቀሽርን ኣፈላላዮም እታይ እዩ?

  • @user-rs3dt1yf3t
    @user-rs3dt1yf3t6 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @weghatsesens1741
    @weghatsesens17416 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @bereketmussie1036
    @bereketmussie10367 күн бұрын

    Thank you for your advice bro. I'm gonna ask you something. Bzaeba garlic, lemon and honey b may aflihka n metlo wedi tebaetay stronger ygebro eyu n sex enkolay n libina ytekim ybhal Tikmun and gudiatun do mgelexkalna N semun ke kndey gize tisetyo.thank you bro

  • @yohannesgebrewoldi
    @yohannesgebrewoldi7 күн бұрын

    ክረኽበካ ምደሌኹ

  • @MebrhatomHaile-uu2lw
    @MebrhatomHaile-uu2lw9 күн бұрын

    ክድ ሓሳዊ ዋላሕንቲ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ሕስካ ትመጸአ ጥልቁይ

  • @rutt6733
    @rutt673310 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FacheAkk
    @FacheAkk10 күн бұрын

    Natey gn kab tenki andi hko u, mknyatu 2020 ab tahteway hkoy metbahti gere nere.

  • @AderagewHaileslasie
    @AderagewHaileslasie10 күн бұрын

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane154110 күн бұрын

    እቲ መፍ ቲእንታይ ኢዩ 😡😅

  • @user-ku2hu2eg9o
    @user-ku2hu2eg9o12 күн бұрын

    𝑵𝒂𝒚 𝒃𝒂𝒉𝒂𝒌𝒊🙏𝒃𝒕𝒂𝒎𝒊 𝒙𝒆𝒃𝒖𝒒 𝒃𝒓𝒐👍

  • @ExcitedCherryBlossoms-ev4ny
    @ExcitedCherryBlossoms-ev4ny13 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalhAhmed-sb8uv
    @SalhAhmed-sb8uv13 күн бұрын

    ሐጲር ሞትሎ ዜሌኩም ጠራይ ስመዑ።

  • @mamtigray479
    @mamtigray47913 күн бұрын

    ሰላም ሓወይ አነ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ሓደ bfb ዝተላለኽዎ ነይሩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ሕጂ በአካል ንራኸብ እሞ ይብለኒ ድሕር ምሰተራኽብና ቅድሚ መረዓኪ ኽብርኪ ክትህብኒ ኢኪ ይብለኒ አነ ከዓ ብጣ ዕሚ እየ ዝፈትዎ ግን ቅድሚ መረዓየ ምንም ክገብር አይደልን። አይኮንን ተለዮ አይትፈትውንን ይብለኒ ሕጂ እንታይ ክገብር አለኒ ምኽርኻ ክትህበኒ ይላቦ😢

  • @user-bq2ck4cb7y
    @user-bq2ck4cb7y13 күн бұрын

    HCG hormone wahdi entelo bikemey kitkae yikiel.

  • @HailuHabtu
    @HailuHabtu14 күн бұрын

    ሃቂ እንተኾይኑ ሰናይ

  • @Nebyatbrhan
    @Nebyatbrhan14 күн бұрын

    ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል ማለተይ ስልኪ ኣቀምጠለይ በጃኻ

  • @1979amanuel
    @1979amanuel14 күн бұрын

    ስዲ ረሳሕ ዓጋመ ካልእ ደኣ ከይትሰርሕ

  • @TeMo-pi6ob
    @TeMo-pi6ob15 күн бұрын

    ኪድ ሐሳዊ አብ ደቡብ አፍሪካ አብ መሐመሲ ማይ አፍሲሱ 11 አዋልድ ጠኒሰን ከመይ ገይሩ እቲ እንቛቖሖ ሰይሩዎ ??????????

  • @user-ht6vd8jg3s
    @user-ht6vd8jg3s15 күн бұрын

    ኣሜን እስኪ ምስ ዝፎትዋ ስብኣየይ ሸዱሸተ ዓመት ገይረ ኣለኩ🙏

  • @Dhhehdh-ri7gb
    @Dhhehdh-ri7gb15 күн бұрын

    ትኸክል ዘጋጠመኒ አነ እኔኹ 100% ዝኣምነሉ ሓቂ አዩ::

  • @mengiszegal-rd8fe
    @mengiszegal-rd8fe16 күн бұрын

    አዚ ትብሎ ዘሎኻ ስቅ ኢልካ ሃሎውሎው ኢኻ ትብል ዘሎኻ ትጋደልት ን 20 ውይ ካኣ ኒ 10 ዓመታት ኣብ በረኻታ ክርተት እብሉ ኒሮም ማዓት ቆልዑ ይውልዱ ኣለዉ ከመይ ዳኣናዓኣቶ ዘይ ኣብዮም

  • @user-nd3pd7ze1k
    @user-nd3pd7ze1k16 күн бұрын

    Thank you so much እዚ ኩሉ ፈቲነዮየ ግን ወላሓንቲ ምጥቃም ኣቢኒ ጾግረይ ማዓልታዊ ክረግፍ ተዋሪደ ጠጦው እንተበለለይ ካኣ ብዙሕ ኣለዉ ዝባሃሉ ጥቅምታት ናይ ጾግሪ ፈቲነየ ግን ምካን ኣቢኒ

  • @nahomtekie641
    @nahomtekie64116 күн бұрын

    መፍቲሒኡ ከ

  • @AshenafiMekuanent
    @AshenafiMekuanent16 күн бұрын

    Good my bro