ኣቦይ ካብ አውሮጳ ገንዘብ ይሰድድ ሰይቲ ኣቦይ ካኣ ብገንዘብ ኣቦይ ምስ ውሽማ ትዓብድ

ኣቦይ ካብ አውሮጳ ገንዘብ ይሰድድ ሰይቲ ኣቦይ ካኣ ብገንዘብ ኣቦይ ምስ ውሽማ ትዓብድ
#እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannews
#eritrean #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
Join this channel to get access to perks:
/ @mahustar1

Пікірлер: 23

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394Ай бұрын

    ኖ ንስካ ከይትነግሮ ብእንዳበካ ቤተሰብ እንድሕን ሃልዩካ ሞሩቶዖ ንክትሕዙ ፈቱኑ ዳሐረ ክዓ ብጥንቃቄ ንስካ ምንም ከምዘይ ትፈልጥ ኬንካ ኮፈ በል እቲ እቲ ዘመድካ ሞረቶዖ ክሕዝ ጥራሕ ታሓባበሮ እቲ አብ ስልኪ ዘሎ ፁሑፈት ይጠቅመካ ዩ እስኪረን ሾት ጌረካ ናብ ካልእ ስልኪ ይሕልፎ ንስካ ክዓ ተጠንቀቅ እንድሕን ትካታተላ ከም ዘለካ ተፈሊጣ ክተቅትለካ ውን ትክእልያ አብ ሐደጋ ከይትወድቅ

  • @tesfebeyene94
    @tesfebeyene94Ай бұрын

    ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ ደዩ ዝብሃል ዓቅሊ ጥራይ ግበር መዓል ዕላማ ሰለ ዝኮንካ ብዝተከኣለካ መጠን ግን ርከርዲ ወይ ዘተኣማምን vedo ሕዘላ ከማን ነቦዃ ክትነግሮ ከለካ መርትዖ ክኮነካ እዚ ክብለካ ግን ኤዉሮጳ ምስ ኣተካ ኩሉ ትነግሮ

  • @user-rs8cu1dn3r
    @user-rs8cu1dn3r3 күн бұрын

    ዋይ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabakidane5505
    @sabakidane5505Ай бұрын

    Very sad story 😢

  • @delinadelina4608
    @delinadelina4608Ай бұрын

    ተጠንከቅ ተጸመም ገበና ክትሽፍን ሰሚማ ከይትቀትለካ

  • @fuch9239
    @fuch92396 күн бұрын

    😢😢😢

  • @zewdizeray1633
    @zewdizeray1633Ай бұрын

    Wedey ajka mengedka gber ketzanabel ms europ hsebelu egzabiher msak ykun zawedei 🙏❤️

  • @maryhabtab6142
    @maryhabtab6142Ай бұрын

    You have to wait don't tell your father otherwise you shall destroy your chance, wait until you come to Europe, God will be with you ❤️

  • @meron520
    @meron520Ай бұрын

    Ezi guday kebed zbele sle zkone kab enda aboka beteseb zhashe seb rieka ezi guday akaflo nkitehababereka malet mertio sile zedliyeka malet abti geza zkone kemzi camera 📸 mesali bhibue aqemet kemu wen abe mobile nata zelo text kulu be mobile natka gerka sialo emo hazo ((screen shot tegerka dma abti nata save keykown demsiso eka )) Ajoka zihawey aytihmek tiray tetenkek eka please Wela kindi zwesede gize ywsed (Just you have to be carful man) Abe awet yerakbena 🙏

  • @Abilovetube562
    @Abilovetube562Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @sabakidane5505
    @sabakidane5505Ай бұрын

    Wait until you get to Europe, meet your dad get your document then tell your dad 🙏🏿

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose4 күн бұрын

    Seli salom ns keletom weshemetat kabul nab ti adi mes ateka te negero

  • @user-oe1zl2tv1u
    @user-oe1zl2tv1uАй бұрын

    Tesawirka ksab tkeyd teshekmo dehar keeytekfealja resah eiya tmeslwi

  • @merhawiwldeslasie6857
    @merhawiwldeslasie6857Ай бұрын

    እቲ ፑሮሶስ ፋሕ ከይብል ተዓገስ። ግን ኩሉ ጭብጥጣት ሓዞ ነኣብነት እቲ ትጻሓሓፎ ንሳ ሲኢልካ ሓዞ ዘድልየካ መረጋገጺ ሓዞሞ ምስ ኣተኹም ትነግሮ ። ወይ ከኣ ሕጂ ነጊርካ ንደቁ ጥራይ ዘውጻኣሉ መገዲ ግበር።

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander7126Ай бұрын

    Bzkone hawey aytngero hji mknyatu elamaka eteanaqf sle zkel slezi nska ktgebro zeleka zeamen chbti kab mobayla msu trakebo rikerd wey messge ab mobaylka ketesgro fetn dharay ab eropa ms ateka naboka tnegro malet eyu ezi kbleka gn btnqaqe 😊

  • @zaidokbanderias3794
    @zaidokbanderias3794Ай бұрын

    ተጠንቀቅ ስጋብ ኣብ ኤሮጳ ትኣቱ ድሓር ተርኽበሉ ንስኻ ኸይትህሰ ግዜ ዘየጋልጾ ነገር የለን

  • @fanielkahsay4587
    @fanielkahsay4587Ай бұрын

    ሓወይ ስቅ ኢልካ ጉዳይካ ኣቦካ ብምርጭኡ ዘምጽኣ ሰበይቲ እሞ ከኣ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዘሎ ክትብል ሂወትካ ኣይተበላሹ፡2nd ንስካ ትፈልጦ ስቅ ስለዝበልካ ብውሑዱ ኣሕዋትካ ደሓን ኣለዉ እንተተዛሪብካ ግን ናትካ ኣይመሓየሽን ናይ ኣሕዋትካ ብሰንኪ ኣዲኦም ክከፍእ እዩ ስለዚ ኣይግዚኡን እዩ።

  • @HawAwetye
    @HawAwetyeАй бұрын

    Ab medeqesia viedo tkel emo merteo kkoneka yu

  • @user-co8zh4wy1t
    @user-co8zh4wy1tАй бұрын

    ማውስታር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ግን ሕቶ ካሓተካ እየ እሞ ተገድስካ መልሰለይ ሓደራ ፡? ሕቶ ?ንምንታይ ኢኻ ሽገርን ጸበባን ህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ ማዓልቲ ተዛሪብካ ዘይትፈልጥ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዲኻ ፡ ብፍላይ ካኣ በዚ ኑኡስ ዎሎዶ በርገድ ናሓመዱ እዚ ኩሉ ሽግርን ጸበባን ዘይተፈለዮ መንእሰይ ንወጻዓኡ ኣብዚ ኣምጽእኻ ኣዝንተወሉን ንገረሉን ሓደራ እዛ ሕቶይን ሮኢይቶን ሪእኻያ ሱቅ ከይትብል ❤❤

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSaltАй бұрын

    ውሻ

  • @Kbdcitawrodri1716

    @Kbdcitawrodri1716

    5 күн бұрын

    ኣህያ😅

  • @yoniabebe4736
    @yoniabebe4736Ай бұрын

    Sga ab dlayka tbexh tm mrex meknyatu mexaeka nay yhwatkan ktebalashu eka

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923Ай бұрын

    😢😢😢

Келесі