Mahustar

Mahustar

🌹♥🌹ሰላምኩም ይብዛሕ ሓባይቢ🌹♥🌹

Пікірлер

  • @awgetande7732
    @awgetande7732Сағат бұрын

    Zey hasebkuwo endiye zxhife zeleku.Nay bhaki sebay malet.kemzi kemay 😂

  • @RuftaEwan
    @RuftaEwanСағат бұрын

    መን ይፈልጥ ሓውኺ ነዛ ቪድዮ ከም ሰቡ ይሰምዓ ይኸው።

  • @KidaneBahta-rw2su
    @KidaneBahta-rw2su2 сағат бұрын

    Selam hawey azgabehe amlak msaka ykun nebat nebska negerka xorka aragf dhreau hade elka nebska fked

  • @letinaabay6991
    @letinaabay69913 сағат бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ተብል ዛንታ❤❤❤

  • @user-xp5ls1vz1w
    @user-xp5ls1vz1w4 сағат бұрын

    ዎው ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ ን ማሃሪትን ዛንታ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-xu5hl1wd3z
    @user-xu5hl1wd3z7 сағат бұрын

    ንሓዎኻ ከይትነግሮ ምስኣ ኣዋግዒኩም ንስሃ እተው

  • @kibrahailu4040
    @kibrahailu40408 сағат бұрын

    Ajoka zahawey ane kibleka zideli nihawika futsum kitibilo yebilkan Mikinyatu ab kale kimitam tsilien kitiatwu ukum mis hawika Ni abot nebisi(ni abo keshi negirka bilib Nisiha eto ab metsihaf kudus ewin hatiyat geyirom bilibom tensihom kudusan zikonu win alowu egzabher kedem men neyirka zeyikone hij men eka eyu zibil nihna zelena amilak lewah Fekar Hadag Ruhiruh Amilak eyu zelena ena niseb negirka malet hatiyatika tenesihka malet ayikonen ena nisha eto Kaliay mikri win tekealika mista sebeyti usu ab seyibulu gize dewilik wey bi akal rekibika futsum kitinegira kem zeyibla Nigera nisa win nisiha teatiya fubk

  • @user-zi7zj2iu9o
    @user-zi7zj2iu9o8 сағат бұрын

    Woww. 👍❤️❤️❤️❤️

  • @user-vu6ug4oz6x
    @user-vu6ug4oz6x8 сағат бұрын

    Nsha ete. Kristian tekonka

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iq9 сағат бұрын

    ዋዉዉዉዉ❤ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ❤

  • @teklemariamberhe6782
    @teklemariamberhe678211 сағат бұрын

    ኢዚኣ እዲያ /ክ/ ሚ/ጻ /ሩ ጊን ተጸመም ቀጥ በል ሓንቲ ለክባጥ ሰብ ረኪብካ

  • @user-mz8pk5mh4u
    @user-mz8pk5mh4u13 сағат бұрын

    debasit lbi fetari yhabka ^^^^^^^^^^^

  • @user-ds5yq3hf8g
    @user-ds5yq3hf8g14 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @wedibalila2130
    @wedibalila213014 сағат бұрын

    ጹቡቁ ኣቀራርባ ማሃሪ መደብ ኣጆኻ

  • @merhawikibrom1627
    @merhawikibrom162714 сағат бұрын

    Emo bekmey dea aresti dngel barista elkuma 😢

  • @Sn_ji_love
    @Sn_ji_love16 сағат бұрын

    Wowww ❤❤❤

  • @natsnetmebrahtu3858
    @natsnetmebrahtu385816 сағат бұрын

    Btami nifu tsahafi abzi gzie ezi kemezitat snetshuf eu zedli, nmeneseyat dhri tsebeba rahwa kemzlo dhri tilmet tesfa kemzelon tmhr snetshuf eyamo ketslwo ❤

  • @mitslalsium6529
    @mitslalsium652916 сағат бұрын

    Ajka wyleu kifui zgebr

  • @Aakrem-l4t
    @Aakrem-l4t19 сағат бұрын

    Ktkeflala nerika tmrti eyu neru

  • @user-be5sj7wl6t
    @user-be5sj7wl6t21 сағат бұрын

    እዚኣ ንሳ ዘይኮነት እቲ ሓጢኣት ኢዪ ኮለል ዘብለኽን ንኽልቴኽን ንስኺ ንሰብኣኪ እቲ ምስጢር ንገርዮ ንሓውኺ ውን ንገርዮ መጀመሪያ ነስሓ እተዊ ኩሉ መገዲ ከርኤኪ ኢዪ ኣምላኽ ሓንቲ ዛንታ ኽነግረኪ ኽልተ የሕዋት ጋሶት ነይሮም ጋልን ወድን ኢዮም ብሓንሳብ ወፍሮም ከለው እምኒ ገይሩ ካብቴአን ትሪቶም ሓንቲ በጊዕ ቀቲሉ መስ ቀተላ ኣብኡ ከይ ሃርሞ ኣብ ጎቦ ቀቢርዋ ሓብቱ ግን መስኡ ኣለ ከይትነግሪ ኢልዋ ሽዑ ገዛ ምስ ነቲ ማይ ኣስቴኒ ትብሎ ኣስትን እንተ ኢልዋ ኽነግሮ ኢየ ይብላ ኸይትነግረሉ ፈሪሑ የስትያ እግረይ ሕጸበኒ ትብሎ እምቢ እንተ ኢልዋ ኽነግሮ ኢየ ትብሎ ይሓጽባ ከምኡ እናገቀረት ናታ መሳርሒ ገይራቶ ኣብ መጨረሻ ከይዱ ነብኡ ባዕሉ ነጊርዎ ኣብኡ እንዳሕራይ ግዜ ከምኡ ኣይትግበር ንስኻ ጥራሕ እንቋዕ ሃለኻ በሎ ከም ልማዳ ማይ ኣምጽኣለይ ኣምጽእን በላ ኽነግሮ ኢየ ኢላቶ ነጊረዮ ኢየ በላ ትርጉም ኣለዎ በዚሕኒ በቃ ሓጢኣትካ ምሳኻ እንተ ሃሊዪ ኮለል ኢዪ ዘብለካ ካብ ኮለል ተናገፊ እዚ ሓብተይ ብእዋንኪ ።

  • @user-iq1xu6hr1n
    @user-iq1xu6hr1n22 сағат бұрын

    እግዚአብሔር ልቢ ይሃብካ🙏🙏🙏💔

  • @AdiamMebrahtu-eh4xz
    @AdiamMebrahtu-eh4xz23 сағат бұрын

    ሓፍተይ ከምዚ፡አልኪ ናብዚ ምምጻእኪ ንፍዕቲ፡ ናተይ ምክሪ ንኩሎም ሓቂ ተትነግርዮም ይብል፡ ምኽንያቱ ሂወትኪ ተሓቢኡ ዝሕባእ ኣይኮነንን፡ ሰባይኪ ድማ ሕጂ ነጊርኪ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ረኪብኪ ሂወት ሓውኪ ድማ ኣድሕኒ ሓፍተይ፡፡ ናይ ቀደም ዝገበርክዮ ገጋ ውጺቱ ስለ ዝኮነ ዓይንኪ ሰም ኣቢልኪ ደኣ ንገርዮ ተዘይኮይኑ ሓደ ገጋ ክታሽፍኒ ክትብሊ ከይተረደኣኪ መመሊስኪ ገጋ አንዳ ወሰኽኪ፡፡ ክትከዲ ኢኺ

  • @Galeb414
    @Galeb41423 сағат бұрын

    ❤❤🎉🎉

  • @luwamalazar946
    @luwamalazar94623 сағат бұрын

    ዘይጋጋ ሓደ እግዛኣብህር እንበር ዘይጋገ ሰብ የልን እዚ ካኣ ኮነ ኢልኩም ኣይግብርክሞን ሰልዚ መስ ሰይት ሓውካ ከልትኩም ተዝራሪብኩም ናብ ኣብታ ነብስኩም ኪዱ ካብኡ ሰላም ከትርክቡ እኩም መክንያቱ ካብ ሰብ እንብር ካብ ኣምላክ ዝሕባኣ የልን ን ሓውካ ግን ከትነግሮ የብልካን እቲ መስጥር ኣብ ከልትኩም ሕዝዎ ተንግርካዮ ከፋቱሑ ይክእሉ እዮም ምሳካ ውን ሰላም ኣይክህልዎን እዩ ኣጆካ ሓውይ ኣምልክ ምስካ የኩን

  • @natsnetyemane4102
    @natsnetyemane410223 сағат бұрын

    Amlak ymharena eberi tlmet si abi awedat tray aykinen abi kulu eu

  • @BereketAbraha-bc3kt
    @BereketAbraha-bc3ktКүн бұрын

    ሕማቅ ሰብ ኢኻ ክትገብራ ዘይሓፈርካ ዘበላሸኻዮ ነገር ምዕራይ ክትስእን ወልሓንቲ ዘጭንቅ የብሉን ከምቀደምኩም ክትኮኑ ፈትኑ በቃ ዝተወድእ ነገር እዩ ተኺእልካ ሓዊ ኩና ሓዉ ኣይትኽዓወላ ❤❤❤

  • @hhHg-q4s
    @hhHg-q4sКүн бұрын

  • @hhHg-q4s
    @hhHg-q4sКүн бұрын

    egzi abher yhagzki haftey❤

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13Күн бұрын

    No more shame any more disgusting

  • @user-hr2ui2ip9k
    @user-hr2ui2ip9kКүн бұрын

    ሰላም ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ሓወይ ኣጆኻ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ግን እዚ ንሓውኻ ክትነግሮ የብልካን ሓደ ምሳኻ ሰላም ኣይክህልወኩምን ካልኣይ ምስባዓልቲ ቤቱ ክፋታሕ ይክእል ተዘይ ተፋተሐዉን ኣብኣ ዘለዎ እምነት ከጉድል'ዩ ስለዚ እምነትካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተኮይንኻ ንስሃ እቶ ንሰበይቲ ሓውኻ እውን ክትንስሃሉ ከምዘለዎ ካብ ንስሃ ኣቦ ወፃኢ ግን ንማንም ክትነገር ከምዘይብላ ንገራ ካብ ናይ ንስሃ ኣቦኩም ወፃኢ ንማንም ኣይትናገሩ ብምንጋርኩም ካሊእ ፈተና ሒዙልኩም ከይመፅእ ። ካብኡ ሕልናዊ ዕረፍቲ ክትረክቡ ኢኩም ኣምላክውን ይቅረ ክገብረልኩም'ዩ ምሲጥርኩም እውን ክሽፍነልኩም'ዩ እመብርሃን ትሓግዝኩም ❤

  • @user-rk5xe7do2t
    @user-rk5xe7do2tКүн бұрын

    ና ኣባት ንስሀኺ ንገሮም ጸሎት ኣዚውት

  • @user-ou8nu8kb5s
    @user-ou8nu8kb5sКүн бұрын

    ብውሽጥኻ ጌርካ ወድኣያ።

  • @BereketAbraha-bc3kt
    @BereketAbraha-bc3ktКүн бұрын

    😂😂. መልሓሱ እኮ እዩ በሎዒዎ ክረዉኣ ዘይተዛረበስ ምስ ገበራ ሊሒስዋ ኔሩ እዩ ምጥራ😂😂

  • @soligualagame
    @soligualagameКүн бұрын

    Nab abat nebsika keyidika nsiha eto amilakina nay mihiret amilak eyu bnsaha zyixeri hatiyat yelen nhawika aytingero keyibasu mis sebeyitu nkexali ewin zykamineka silezkil mis amilakikan mis abatnebsikan tezaribika nay hilina dikas dekis

  • @tirhasbirhan3065
    @tirhasbirhan3065Күн бұрын

    Nsha eto mes abat nbska tzrreb nhawka gen kytngro nmanem ktynger zhawey shiger yblon ajoka seb koynu zeygage yelen

  • @kbromgebremedhin9911
    @kbromgebremedhin9911Күн бұрын

    ሓደ ማዓልቲ ድገማ ካብኡ ክትርሰዖ ኢኻ ምስ ረሳዕኻዮ ንሳልሳይ ግዜ ውገራ ብምቅፃል ሓንቲ ገመድ ተጠቂምካ ናብ ዝኽየድ ቦታ ትኸይድ ምኽረይ እዚኣ ትመስል

  • @tirhasbirhan3065
    @tirhasbirhan3065Күн бұрын

    Ajoki haftey natey nay habsha da kmu endalu aytgdslom zhaftey ❤❤

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1rКүн бұрын

    ክርስትያን እንተኮይንካ ንኣባት ነብስካ ጥራሕ ነጊርካ ምስ ፈጣሪካ ተዓረቅ እቲ መፍቲሒ ኣብኡ ጥራሕ እዩ ነብስካ ምጥፋእ ግን ዝገደደ ካልኣይ ሞት እዩ

  • @user-lc7tk2yw7t
    @user-lc7tk2yw7tКүн бұрын

    Dehan ajoka .kisab kindu nefska aytjtsae. Nisha etow . Ms abat nebska tezarareb. Beka Hmak kethasib. Ezi Bay seytan hasab hayli aythabo. Zeigagey seb yelon. Egziabher msaka yikun🙏

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafeКүн бұрын

    ንዓኻ ትምነያ ሰለ ዘነበረኻ አካ ምስኣ ተጋጊኻ አንተ ኪእልኻ ሱቕ በል ተዘይ ኮይኑ ሓወካ ይቕረ ሕተትዎ ክልትኩም ኽም ተጋገኩም ነውራማት

  • @user-fw1jg7qi3v
    @user-fw1jg7qi3vКүн бұрын

    ንስሃ እቶ እምበር ንሓውካ ኣይትንገሮ እቲ ጌጋኻ ተፍቅራ እንዳሃለኻ ይሕሊፍካ ንሓውካ ምሃብካ እዩ

  • @semira-shikor78
    @semira-shikor78Күн бұрын

    Sjikane zeygsge seb yelen imo ka nay hanti mealti. Neta seyti hawka gin azerarba Beti gega zitefetseme, nisawn kemaka techenika keytinegiro. Fikus ka yibla na’a ka.

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202Күн бұрын

    Thank you Hamie hawey

  • @user-lo9bf4ld7r
    @user-lo9bf4ld7rКүн бұрын

    ደሓን ኣጆካ ጎይታዋይ ንሳኣ ተነሳእ ነባት ነብስካ ንገረም ከውኡ ህይወትካ ቀጽል ተነጊርካዮ ንበኣሰ ነገር እዬ ክፍጠር ምስ ሓውካ እውን ጽልኢ ኢካ ትፈጥን ተኪኢልካ ንኣኣ ኣዝርባ ንሳውን ክትንሳህ

  • @hiha25
    @hiha25Күн бұрын

    Woww 🤙🏿

  • @geryeweldenikel5820
    @geryeweldenikel5820Күн бұрын

    ብመጀመርታ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኹን የሕዋት ብምቕጻል ድማ ክቡር ሓው ኣጆዃ እዚ ቀሊል ኢዩ ምኽንያቱ ቀሊል ኢዩ ክብል ከለኹ ግና ነቲ ሓጢኣት ከም ቅቡል ማለት ከምዘይ ኮነ ክትሩዱኡለይ ብትሕትና ይሓትት ብምቕጻ ኣነ ሓውኻ ሓደ ነገር ክብለካ ይደሊ እዚ ነገር እዚ ከምቲ የሕዋት ዝጽሕፍዎ ዘለዉ ምስ ኣበነፍስኻ ጥራይ ኢዩ ዝዝረብ ንሱ ድማ በቲ ጥበብ ዝሃቦም ኣምላክ ከመይ ጌሩ ከም ዝዓርቀኩም ክትዕዘብ ኢኻ።ብዝተረፈ ከይትጭነቕ መእታን ሓንቲ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ መእታን ታሪኽ ቃኤል ንሓዉ ከም ዝቐተሎ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 4፡1 ጀሚርካ ኣንብብ ካልእ ድማ ኣምኖን ዝተባህለ ወዲ ቅዱስ ዳዊት ንትእማር ዝተባህለት ሓፍቱ ብፍቕርኺ ወዲቐ ኣለኹ ኢሉ ከም ዝዓመጻ ዝነግረና መጽሓፍ ኣብ 2ይ ሳሙኤል ምዕራፍ 13፡1- መፈጸምታ ኣንብቦ ክብለካ ይፈቱ ስለዚ ክቡር ሓው እዚ ኣጋጢሙካ ዘሎ ከም ከቢድ ወሲድካ ናብ ካልእ ከቢድ ነገር ከይትኣቱ ተጠንቀቕ እንዳበልኩ ሓሳበይ የካፍል ካብ ሃገረ እስራኤል ኮይነ ኢየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ።ብዝተረፈ ናብ ንስሓ በቒዒኻ ክርኤካ ኣምላክ ይሓግዘኒ ፡ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ኣቕራቢ ናይዚ መደብ እዚ ሓሳብ ዝሃብክዎ እቲ ወዲ ክርስትያን እንተኾይኑ ኢየ ምስ ሰናይ ይቕረትኡ ንስኻ ድማ ቀጽሎ ኣጆዃ።

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1tКүн бұрын

    ሰብ ኮይኑ ዘይእብስ የለን ኣጀካ ዝሓወይ ነብካ ምቅታል ግን መሊሱ ዝገደደ ዩ ህልናካ ከተዕርፍ ጸሎት ጌርካ ኣምላካ ለሚንካ ንሰሃ እቶ ናይ ሓውካ ክትነግሮ ግን ከቢድ ዩ ተሰፋ ኣይትቅረጽ ካ

  • @FthiGuesh
    @FthiGueshКүн бұрын

    ንዓካ ዝከውን ምክሪ የብልናን

  • @elsatekle5230
    @elsatekle5230Күн бұрын

    mss abat nebseka ( keishka) tetharareb nseha eto sheau kefkoseka eyu ms keshka tetharareb hadera beka kfkuseka eyu please 🙏

  • @I-condem-Isreal-killer
    @I-condem-Isreal-killerКүн бұрын

    እንታይ ሽግሩ እዩ ኣንቱም እዚ ምጥሪ ዝብልዎ ሰላም ከሊኡና

  • @GEO.16
    @GEO.16Күн бұрын

    ብዕሉግ በሎ ሕልና እንተዝህልዎ ዶ ንሓዉ ጠሊሙ። እዚ ዝኣኽለካ ጌርካ ሴጣን ኣሲሕትኒ ዶ ገለ ዝብሃል ሓሶትን ምስሉይነትን ኢዩ። እንስሳ ኢዩ እዚ ዳኣ

  • @I-condem-Isreal-killer
    @I-condem-Isreal-killerКүн бұрын

    ንስኻ ድማ ጊሐ ኢኻ