Abeba Haile - Mekur Helmi | Eritrean Music

Музыка

Music video by Abeba Haile performing "Mekur Helmi"
Taken from the album Aman Natey.
(C) 2004 Erab Productions.
Copyright (C) : Erab Productions / Abeba Haile
Connect with Abeba Haile:
Facebook: www. AbebaHaileOfficial/
Website: abebahaile.com/

Пікірлер: 990

  • @mussietn1966
    @mussietn19664 ай бұрын

    2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው 🎉

  • @user-be4rq8gb9n
    @user-be4rq8gb9n5 жыл бұрын

    ኣበባ ጭደድ ድምጺ ላይክ ከማን ክውሕደኪ ነዛ መጽሓፍ ስነ ጥበብ ሃገርና ዝኮነት ድምጻዊት እስከ ሕፍስ ዝበለ ላይክ ሃቡለይ

  • @zarakibreab5587

    @zarakibreab5587

    4 жыл бұрын

    Bra jobbat på lyssna älskar dig med Music

  • @fnanmehari6422
    @fnanmehari64225 жыл бұрын

    ንሕና ከማን ብልብና ኢና ንፈትወኪ ።ግን ገለ'ባ በልና፡ጠፊእኪ ድምጽኺ ናፊቅናዮ። ርሑስ በዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና።

  • @segumsemere8094

    @segumsemere8094

    4 жыл бұрын

    Hubi aslii

  • @mussietn1966
    @mussietn19663 жыл бұрын

    2021 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው

  • @teklithabteslasie6696
    @teklithabteslasie66965 жыл бұрын

    ኣበባ ሃይለ ሓበን ኤርትራ ሓበን ደቂ ኣንስትዮ ! ኩሉ እኺ ንስኺ::

  • @AbebaHaile
    @AbebaHaile5 жыл бұрын

    ብልበይ'የ ዘመስግነኩም። የቐንየለይ።

  • @eritrealandofheros3275

    @eritrealandofheros3275

    5 жыл бұрын

    ኣቢቲ እንቃዕ ናትና ኮንኪ ኩሩዓትን ዑጉባትን ኢና ብኣኺ፡ ፍትውትው ኢና ነብለኪ።

  • @user-hq2re9rb7k

    @user-hq2re9rb7k

    5 жыл бұрын

    ኣቢ ኣርሓ ሃገር ጅግና ተጋዳሊት ኣነ ማራ ኢየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን መክንያቱ ካብቶም መንነትና ከተፍልጡ ሳላሳ ዓመት ዝተጋደሉ ሓቲ ካብኣቶም ስለ ዝኮንኪ እዚ ሰሪሕኪ ከተብቅዒ ግን ደጋፊት እቲ ሕሱም ስርዓት ብምካንኪ ማራ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ሕሰቢ ሞ ይሕዋተይ ኣበይ ኣለዉ በሊ ?እቶም ምሳይ ዝነበሩ ኣበይ ኣለዉ ? እቲ ምስ ሓጺንን ጎቦን ተራጺሙ ሃገር ዘምጸእ ምሳይ ዝነበረ ኣበይ ኣሎ?እቲ ንስኪ ትረፊ ኣነ ካሓልፈልኪ ዝብለኪ ዝነበረ ኣበይ ኣሎ? እቲ ንስኪ ብልዒ ኣነ ክጠሚ ዝብለኪ ዝነበረ ኣበይ ኣሎ?ምናልባት ጽቡቅ ናብራ ትነብሪ ትህልዊ እቲ ከምዚ ከማኪ ጅግና ከ ኣበይ ኣሎ? ንስኪ ኣብ ጽቡቅ ገዛ ትነብሪ ትህልዊ? እቲ ምሳኪ ዝተቃለሰ ግን ኣብ ኣግነት ይነብር ኣሎ!! ኩላትና ተጋደልቲ ዝነበርና ኩላትና ጽቡቅ ኣለና ኣይተሰደድናን ትብሊ ትኮኒ መክንያቱ ኣብ ቅድሚ ጽጉብ የለን ጥሙይ ከይከዉን እዚ ነገር መክንያቱ ንስኪ ደስ ዝበለኪ ትምገቢ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትድቅሲ ኣለኪ እቲ ምሳኪ ዝነበረ ግን ምሳና ኣብ ሳህራ ይሕረድ ኣሎ! ኣብ ባሕሪ ይመዉት ኣሎ! ከይትግረሚ ኣነ ኣብ ልቢያ ከለኩ ሰለስተ ተጋደልቲ እሞ ካኣ እስኩጆ ኣብ ነብሶም ዝኣተዎም ምሳይ ነይሮም ኣነ ግን ሓዚነ በኪየ እዚኦም ዶ ምሳና ምተሰዱ ኢለ ነዲደ ባሓቂ እቲ ሓደስ ምስ ባዓል ኣበባ ሃይለ ኔርና ይብለኒ ነይሩ ናዓክን ንዑእን ኣወዳዲረኩም ንስኪ ኣብ ምቾት ንሱ ግን ኣብ ጋህነም ብምህላዉኩም ብጣዕሚ ሓዚነ ሕጅስ ከመይ ጌሩ እዚ ይከዉን ክትብሊ ኣይትክእልን?በጃኪ ኣብታ ሓቀኛ ሃገርና ምስ መጸት ግን ሚኢቲ ፐርሰንት ከም ትጉሂ ኣነ ርግጸኛ ኢየ ከመይ ጌርኩም ትድግፍዎ ነዚ ስርዓት ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ደላዪ ፍትሒ ማለት እኮ መንግስቲ ይቀየር ሃገርና ትማሓየሽ ሰብ ናብ ዓዲ ጓና ክስደድ የብሉን ኣብ ሃገሩ ታሓቃቂፉ ክነብር ኣለዎ ማለት ኢዩ እበር ከምቲ ህግደፍ ዝብሎ ምስ ኢትዮጵያ ምሕዋስ ማለት ኣይኮነን ብዝኮነ ሕሰቢ ሕሰቢ ሕሰቢ ኣቢ ጅግና ተጋዳሊት ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክን ነፍቅረክን ግን _________? ካብ ወዲ ካርነሽም ወድኪ

  • @eritrealandofheros3275

    @eritrealandofheros3275

    5 жыл бұрын

    @@user-hq2re9rb7k እንታይ ግበሪ ትብላ ኣለኻ፡ ንስኻ ኣብ ዝጥዕመካን ኣብ ንሂወትካ ውሑስነት እትረኽበሉ እናተቐመጥካስ፡ ነዛ ኣብ ውሽጢ ሃገራ ትቕመጥ ኣንጻር መንግስቲ ስርሒ ኢልካ ትጽሕፈላ፡ ዘይስንኻ ሕጻ ቆርጡመሉ ዝብሃል ብሂል'ሲ ነዛ ናትካ ጽሕፍቲ ኢያ ትግባእ።

  • @2paclove418

    @2paclove418

    5 жыл бұрын

    ኣበባ ሽኮር ብጣዕሚ ኢኺ ንፉዕቲ ቀጽልዮ።ኣድነቅቲኺ ብዙሓት ዮም ምሉእ ክእለት አለኪ ተጠቀምሉ ድኣ ኣቡቺ ፣ ካባኺ ተድልና ኣላ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣዋናዊት ካባኺ ፣ዋላ ብጊታርኪ ጥራሕ ጆባእ በልና ፉትውቲ ሓፉተይ ንጽበየኪ ኣለና please walk up ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @peaceforpeopleofworld6960

    @peaceforpeopleofworld6960

    5 жыл бұрын

    Abeba Shikor adnakika Eye emo enteda fkadenga konkis msaki bhansab knserh gtmn zeman enteda enteda zkal koynu kthgzni bnatki zeman gtmn katwo yhasb aleku naymusica alem

  • @user-wk4jc7hw5e
    @user-wk4jc7hw5e5 ай бұрын

    ኣበባ ሃይለ ማራ እየ ዘድንቀኪ ብዘይቀላዓለም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @medhanem7588
    @medhanem75885 жыл бұрын

    ኣቡ ሽኮር ኣብ 2000 ዓ/ም ኣብ ድፋዕ ማይ ቆቛሕ ብደርፍኺ ተኻያይፍና ኢና ብልጽቲ ንግስቲ ወናም !!ኩሉ ትኽእልዮ ግጥሚ ዜማ ጊታር ful

  • @asiahmadasilahmad2875
    @asiahmadasilahmad28754 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጥበብ ምሳኪ ተፈጢራ ኣበባ ናይ በሓቂ ኣበባ

  • @michealeteklay4866

    @michealeteklay4866

    3 жыл бұрын

    abet edmen tienana yhabki fetiri mis erugonki

  • @tegstitesfamicheal8608
    @tegstitesfamicheal86082 жыл бұрын

    ሓንቲ ክብተን በላሕቲ ዋዕሮ ድምጻዊት ስነ ጥበባዊት ኣበባ ሃይለ ጅግና ንበርልና ሐበን ሃገርና ኢኺ❤❤

  • @selebaWTekle
    @selebaWTekle5 жыл бұрын

    ደጋጊምካ ሰሜዕካዮ ዘይምኖ ገላጽን ህያውን ደርፍታኪ ወትሩ ኣብ ኣእምሮይ ናይ ሰናይ ዘመን ትዝታ የበራብር። የቐንየልና ሩሑስ ኣውደኣመት ከተህልፊ ድማ ይምነየልኪ ኣቡቺ!🙏

  • @mullerthomas-ej7fe
    @mullerthomas-ej7fe2 ай бұрын

    Am Ethiopian. But like Ababa Haile. Zebeyetena derafit

  • @user-lb2ft7qr2v
    @user-lb2ft7qr2v2 жыл бұрын

    ትፍቅራዊ ትርኢት ኣብ ሕልሚ ተተወሰነ እምበር መጠን ዝጋሃኩ ኣብጋህዲ ኮይነ እመነኒ ክነግረካ ፍትወይ ብዘይ ጠረጣር ብኣካ ምሕላም'ታ ክንደይ ኮን ይምቅር ❤️🇪🇷❤️ንግስቲ ጥበብ ንበርልና ዳኣ ንስክስ ኣቢተይ🔐🔐

  • @user-dq6fo6yf1y
    @user-dq6fo6yf1y5 жыл бұрын

    Asey ellllllll enka Eritreawit konku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘

  • @simonshinin183
    @simonshinin1835 жыл бұрын

    አበባ ሃይለ ማራ እየ ዘድንቀኪ ብዘይቀላዕለም ጥዕና ይሕሰኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natihawey4018
    @natihawey40184 жыл бұрын

    ዘይትሃስስ ሓወልቲ ስነ ጥበባዊት ኣበባ ሃይለ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ።

  • @user-ps3ot1kb9n
    @user-ps3ot1kb9n5 жыл бұрын

    ወዮ ዳኣ ንፉዕ የ ክትብል ኤርትራዊ ከምዚ ነፍሲ ፍትወት እዩ ዝመስል እምበር ኣቡቺ ውድእቲ ሰብ እየ ክትብሊ ብቅዕቲ ኢኪ ዜማኪ ግጥምኪ ወሰደ፡ጓል ኤረይ ሐላል

  • @hagoskefali2534
    @hagoskefali25344 жыл бұрын

    ኣበባ ጋል ኤሪ ጅግና እንቃዕ ናትና ኮንኪ

  • @solomonhabtetsion8803
    @solomonhabtetsion88035 ай бұрын

    ክብርቲ ሓፍትና ኣበባ ሃይለ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ካብ ልቢ ኣዝየ እየ ዘድንቅኪ🎉🎉🎉🇪🇷❤🇪🇷👌👌👌

  • @munaaman4152
    @munaaman41524 жыл бұрын

    አበባ ሃይለ ብልጽቲ ሞዚቀኛ ህርመት ሞዚቃን ፥ድምጽን መወዳድርቲ ይብሉን ብወገነይ። ድሕሪ 10 ዓመት ፡ ሕጂ ኽሰምዖ ፉሉይ ዘይምኖ።

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos38212 жыл бұрын

    ጅግና ኣቃራርባ ግጥሚ ዜማ ኩሉ እንታይ ክወጾ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ!!!

  • @filmon7518
    @filmon75184 ай бұрын

    ሙሉእ ግጥሚ ሙቑር ሕልሚ 👇 ኣንታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ብጋህዲ ጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነስ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ (2) ይርደኣኒ ኣይነበረን ከመይ ከመይ ተራኺብና ግን ኣብ ደንደስ ደንደስ ባሕሪ ኮፍ ኢልና ሰዓታት ኣዕሊልና ምስ ዝላታት ናይ ማዕበል ልብና እንዳሳራሰረ ፍቅሪ‘ኳ ኣፈለመና ፍቅሪ እቲ ዝመቀረ ፍትውተይ ተበለኒ መረዋሕ ነጎዳ ድምጽኻ ፍዝዝ እኳ በለ ልበይ ብጡዑም ቃናኻ የፍቕረኪ ተበልካኒ ብማሕላ ኣሰኒኻ ጭድድ ኢለ ብሓጎስ ተጠምጢመዮ ክሳድካ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነስ ኣብ* ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ/ፈቲሐዮ ጸገመይ(2) ሰገነይ ቁሪ ከይወቅዓኪ ከማሙቐኪ ሙቀት ናይ ነብሰይ ዘቢበይ ጸሓይ ከይትመረኪ ከጽልለኪ ብክልተ ኢደይ ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ኣድሚጻ ቃዕቃታ* ኣሕዘንዚንኒ ሽዑ ምቁር መኣዲ ተኾሊፈ ተነኽኒኸ ኣብ ትርኣሰይ እዘን ንብዓተይ ኣርጊፈ ኣበይ’ሞ ኮን ኣታ ሕልሚ ዘይደጋገም ምመረጽክዎ ሓወይ እንዳ ሓለምኩኻ ክነብር ድርብ ትፍቅራዊ ትርኢት ኣብ ሕልሚ ተተወሰነ እምበር መጠን ተጓሃኹ ኣብ ጋህዲ ኮይነ እመነኒ ክነግረካ ፍትወይ ብዘይ ጥረጣር ብኣኻ ምሕላም’ታ ክንደይ ኮን ይምቅር (6) ትልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ኣድሚጻ ቃዕቃታ(2) 😴❣❤♥💘 ኣበባ 🌟🤩 Lyric Samuel Almde(5:47) Melody Abeba Haile(6:00) I thought the opposite too😳

  • @user-cr5ve7pq8m
    @user-cr5ve7pq8m5 жыл бұрын

    ኣበባ ሃይለ ካብተን ዘድንቀኪ ስነ ጥበባዊት ትግሪኛ ኢኪ ፡ ኩሩዓት ኢና ህዝቢ ትግሪና ባኣኪ ንበርልና።

  • @eyasusamuel9218

    @eyasusamuel9218

    5 жыл бұрын

    ንህዝቢ ትግርኛ ኣይትውክልን ኢኻ ኣበባ ኽኣ ሃገራዊት ኢያ

  • @user-cr5ve7pq8m

    @user-cr5ve7pq8m

    5 жыл бұрын

    @@eyasusamuel9218 ኪድ ኣታ ቖምሽጢ ጀበርቲ ኣስላማይ።

  • @tasfittiravelo2388

    @tasfittiravelo2388

    4 жыл бұрын

    @@user-cr5ve7pq8m ata wedi shorimeta tigraway wedi lemanit wedi sfhat nega tsahtsahi nihina ni hizibi tigray atifina meas hizibi ethopia euo erikeana ab eritrea deki 9behear eina wedi arayi kuonti telephonika tsahafelay kemnikemakom kitebihakom eya

  • @tasfittiravelo2388

    @tasfittiravelo2388

    4 жыл бұрын

    @@user-cr5ve7pq8m kab gezana wetsaekom tsebok ayikonen fah fah keneblekean eina

  • @user-cr5ve7pq8m

    @user-cr5ve7pq8m

    4 жыл бұрын

    @@tasfittiravelo2388 ዓቅሚ ይሓትት ኣታ ሓተላ ጥራይ ተፈደስ ህግደፍ ዋሒድ ።

  • @tekestean
    @tekestean4 жыл бұрын

    አቲ ባንዴራ ኤርትራ ዝኮንኪ ደው በልለይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ክብርቲ ሐፍተይ

  • @medhenhiwet3220
    @medhenhiwet32205 жыл бұрын

    ሓንቲ ካብተን ንኾረልዓን ዋዓሮታት ደቀንስትዮ ሃገረና #Abeba #Haile::🇪🇷

  • @hopejob9151
    @hopejob91515 жыл бұрын

    ዋዕሮ ሓንቲ ካብ ንጥበብ ሃገርና ንኾርዓለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13Ай бұрын

    Neaki zeyfeltuki beaki ymkhu ah gual Eri 🇪🇷Ere 🇪🇷knski ❤❤❤❤❤

  • @gideyaregawi1310
    @gideyaregawi13104 жыл бұрын

    am tigrian i love Eritreans music all keep it up my blood!!!

  • @fissehasium4421
    @fissehasium44218 ай бұрын

    ኤርትራዊ ምኻን ዕረ ከይጠዓመ ከሎ😢🎸🎶💙👑ኣበባ👸🏽

  • @fetawihageru

    @fetawihageru

    6 ай бұрын

    Do eritrawi mukan dea maoirg ember hdri jeganu

  • @keyreayezeamenebxueeyu6316

    @keyreayezeamenebxueeyu6316

    2 ай бұрын

    Wedi xllti rska klaxyeka eye eritreawi mkon xega terah eyu Ms xdki eye zhasbo

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    2 ай бұрын

    ❤​@@keyreayezeamenebxueeyu6316

  • @janiwoldetinsae
    @janiwoldetinsae5 жыл бұрын

    እዋይ እስኽስ ኣቲ ጅግና፡ ንበርልና።

  • @beryetesfahiwet196

    @beryetesfahiwet196

    4 жыл бұрын

    Abeba hanti kabten dmukatn blxatn

  • @michaeltadese6878
    @michaeltadese68782 жыл бұрын

    ኣቡቺ ሓንቲ ካብተን ኣዝየ ዝሕበነልክን ደቀንስትዮና ድምጻዊያን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብቶም ብህጻንነተይ ናትኪ ናሰማዕኩ ዝኣቤኹየ ኣብሽርኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ኮኾብ ኤርትራ

  • @hermontekia6648
    @hermontekia66484 жыл бұрын

    Abeba shukor dimxki gitarki kefe aleki😍💙💚❤💯👌☝️🇪🇷🇪🇷

  • @simonmussie86
    @simonmussie864 жыл бұрын

    Adi tekelezan welda n eritrea zhabeta haben hager we love you

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    4 жыл бұрын

    kulu tegadulu

  • @merho-media
    @merho-media5 жыл бұрын

    Kulu gize kibirti zeytihasis kem tsiruy werki kulu gizie tiberhi leyti ykun ketri. You are the true example of our dignity what can Eritrean people be more than proud of you legend

  • @habtomlove82
    @habtomlove825 жыл бұрын

    Wearo eritrawit malet esike gele habuluy pils layk habuley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷

  • @eritrealandofheros3275
    @eritrealandofheros32755 жыл бұрын

    28/4/2019 ሩሑስ በዓል ፋስጋ ይግበረልና ንመእመና ክርስትና።

  • @danieltesfami9249
    @danieltesfami92495 жыл бұрын

    ኣበባ ሃይለ ሓንቲ ዘይትሃሲ ሓወልቲ ናይ ሙዚቃ ኤርትራ ኢኪ ብዘይ ቀልዓለም

  • @amenamenamenjanet9878

    @amenamenamenjanet9878

    5 жыл бұрын

    Hairdressers Ofmenetoenaneyhabkey Breakwater Eretrawete

  • @angesomgebregziabher1177

    @angesomgebregziabher1177

    5 жыл бұрын

    Nay Behaki

  • @samirezenerezene9113

    @samirezenerezene9113

    2 жыл бұрын

    Qq

  • @samirezenerezene9113

    @samirezenerezene9113

    2 жыл бұрын

    Qqqqqqqq

  • @mililayne3591
    @mililayne35915 жыл бұрын

    ኣበባ ሃይለ ጅግና ካብተን ኣዝየ ዝፈትዋን ዘድንቃን ደራፊት ኮኮብ ጋል ኢረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @danialamine2893
    @danialamine28932 жыл бұрын

    Gual Hayle mamuq hager🇪🇷 edmen tenan yhabki

  • @user-kd6df2nh6n
    @user-kd6df2nh6n2 ай бұрын

    ኣበባ ሃይለ ባዓልቲ ድምጺ ኣነስ ማኣራ እየ ዘድንቀኪ ዕድመ የሃብኪ ጠፊኢክና ከኣ ለሙስ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☑️

  • @hsghjsgshvs8043
    @hsghjsgshvs80435 жыл бұрын

    እቦም ጅግና ንግስቲ መድረክ ብጠዓሚ ኢና ንፈትወኪ ኣደ ኤርትራውነት ሕብንቲ መዓልቲ መትከል ጠፊእክና

  • @natn738
    @natn7384 жыл бұрын

    My favorite Eritrean singer . You are the soul of music and the mantle of Eritrean nationalism . Abeba , I don’t know if you remember your red car in 90th . You paid for my juice in Massawa . I have travelled almost all directions of this globe except North Pole and South Pole , I always listen to your songs ( old and new) . You are very talented and a loving person . I hope time changes and can meet and take a photo with my kids around you . ኣየ ኤርትራውነት , ኣየ ጥበብ , ኣየ ምጽማም , ኣየ ሓቦ :: መን ከም ኣበባ ሃይለ :: ብፍቕሪ ሃገርኪ ጎሊሕኪ ትረኣየ ኣደ ጊታር : ኣደ ክራር :ኣደ ዜማ : ንዘላኣለም ዝነብር ሓውልቲ ::

  • @julieta5703

    @julieta5703

    4 жыл бұрын

    Hi, can you please tell me (or anyone that reads this and knows the language) what's she's talking about in the song?? Thanks, i love her music and singing but I would really like to know what's she's talking about in her songs

  • @natn738

    @natn738

    3 жыл бұрын

    @@julieta5703 She is singing in Tigrinja language which is part of Geez language, the language is spoken in Eritrea and north of Ethiopia Tigray region . Tigrinja is from Geez family ( Tigre , Tigrinja and Amharic ). This singer is an Eritrean singer , Eritrea is a country in the Horn of Africa . Abeba was a revolutionary fighter . She is singing a love song ,She dreams about her lover and in that dream she talk with him in detail. Just for your information, she is a very popular in Eritrea . She is more known to sing a nationalistic songs , not only that she is a multi talented person .

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    2 жыл бұрын

    How funny the great author and veteran fighter Alemseged, introduced the famous artist Abeba Eza qol'a, as if she's still in the revolutionary school 😊

  • @samkibtv2391

    @samkibtv2391

    2 жыл бұрын

    ፡ፅውዕጭግግግ❤ycd,qxxርrxzxx,,,g,yy,y to❤qdvy f፣ ።ም3

  • @ganners4ever43
    @ganners4ever434 жыл бұрын

    ኣቡቺ ዓይኒ ስነ ጥበብ ጠፊእክና ሽወያ።

  • @johnbere3442
    @johnbere34423 ай бұрын

    I was in high school the best times ever. Thank you abeba haile one of the Legends of Eritrean revolutionary generation ❤❤.

  • @king-qv6tl
    @king-qv6tl3 жыл бұрын

    ኣቡቺ ጋል ሓማሴን ጻዕዳ ኮኾብ ደቀንስትዮ መን አያ ትዋዳደርከ ዋዕሮ

  • @wedigash8914
    @wedigash89145 жыл бұрын

    My hero I am proud of you.who listening that in 2019.

  • @tesfamicalhaile7199

    @tesfamicalhaile7199

    3 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negasiberhe1749

    @negasiberhe1749

    3 жыл бұрын

    Abeba shikor kemey qenikie xbqtey naberkie eba sdedley

  • @gobromm9662
    @gobromm96624 жыл бұрын

    Abeba abeba eritreawinat edeman tenant yhabeki🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @TesfamichaelTewolde-hc4re
    @TesfamichaelTewolde-hc4re17 күн бұрын

    Abeba Kem Shema Mereha Tebeb Ade Fkrey!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hiwotmehari8015
    @hiwotmehari80154 жыл бұрын

    Abeba gual Erey 🇪🇷 Shkor m'y Legend favorite Eritrean 💖✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨

  • @kesetesemere6572
    @kesetesemere65725 жыл бұрын

    Abiti shikor abnet artistis hagerna amlak edmen tenann yhabki.

  • @rahelturner7312
    @rahelturner73124 жыл бұрын

    🌿🇪🇷🌿🌿🌿🌿🌿💫 😁 imnu kengrkume ezi eyu music.👏👏👏👏elelelelelelelel

  • @kebronlilay1505
    @kebronlilay1505 Жыл бұрын

    My all time favourite Abuchey ade tbeb🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @bqse6142
    @bqse61425 жыл бұрын

    ዋውው ኣቡሽ ዋዕሮ ፋቮሪት ብልቢ ነኽብረክን ነድንቐክን ብልጽቲ ተሃራፊት ስነ ጥበባዊት ሓበን ህዝብኽን ሃገርክን ኣጆኺ በርትዒ እምባሕ በልና ኣይትደንጉይና እምባሕ በሊ ንብለኪ ኣብ ጎኖኺ ኣለና ርሑስ ኣውደኣመት ንኹሉ ህዝብን መንግስትን ምክልኻል ሓይልታት ኤርትራን I love you ጓል ኤረይ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💕🇪🇷💕✊🇪🇷✊🇪🇷👌🇪🇷👌🌹🇪🇷

  • @okubay_habtomwediabeker1522
    @okubay_habtomwediabeker15225 жыл бұрын

    መርሓባ ኣቡች ዋዕሮ ዋልታ ሃገር ክበርልና ንበርልና ብሌን ኣይንና እኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ

  • @selamhayle3380
    @selamhayle3380 Жыл бұрын

    Abuchi STAR. ❤❤

  • @filmontumzgi2852
    @filmontumzgi28523 жыл бұрын

    Mathereyy abeba endya mara eye zfetwa❤ nsa konki eki tsmeni Abayee ❤i Love you so much

  • @yemaneokubay7416
    @yemaneokubay74163 жыл бұрын

    Uufff ata kemzi kemay niabu difetu do alo like gebru eske fkrrr beka mglxi yebleyine naki

  • @user-gy8bj6gj3c
    @user-gy8bj6gj3c6 ай бұрын

    I don't know the meaning ,I like this song and I appreciate u confidence on stage.from Ethiopia.

  • @user-wt8jb8cl5v
    @user-wt8jb8cl5vАй бұрын

    ኣቢቺ ዓይነይ አደ ስነጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @memumsganandnglmaryamyish4739
    @memumsganandnglmaryamyish47394 жыл бұрын

    ኣደና ኣበባ ሃይለ ኣደ ስነ ጥበብ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @user-md4zo6hr3m
    @user-md4zo6hr3m5 жыл бұрын

    መርሓባ ኣበባ ውርዝይትን ጥዕምትን!! ከም ንግስቲ ዜማታት ትግርኛና ንሃርፈኪ ሚልዮናት ተጋሩ ኣሕዋትኪ ኣለና!!

  • @user-hq2re9rb7k

    @user-hq2re9rb7k

    5 жыл бұрын

    ምሽዶ

  • @user-ps3ot1kb9n

    @user-ps3ot1kb9n

    5 жыл бұрын

    ጎረቤት ሃገርኪ በላ፡ኣበይ ዘለካ ኢካ ሐዋ ክትከውን፡ደፋር

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    5 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷👍👍🌹🌹

  • @chelseafan6191

    @chelseafan6191

    5 жыл бұрын

    WE Love ሕማቅ ዘረባ ጽቡቕ ኣይኮነን፤ ታይ ዝወስደላ ኣሎዎ ሓፍተይ እንተበላ? ብዓቢኡ ክኣ ምትብባዕ እዩ ንወዲ ሰብ ዘዕብዮ።

  • @user-ps3ot1kb9n

    @user-ps3ot1kb9n

    5 жыл бұрын

    @@chelseafan6191 ሕማቅ ዘይወጸኒ፡ኣበባ ዳኣ ኤርትራዊት ያ፡ቲ ኣግአዝያን ዶ ገለ ዝብሎ ዘሎ ንዕኦም እዩ ዝምልከት

  • @awotmehari5564
    @awotmehari55642 жыл бұрын

    Proud to be eritrea forever and 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Aaronokubay
    @Aaronokubay3 жыл бұрын

    ኣበባ ሃይለ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ኮኮብ ድምጻዊት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ🌷🌷🌷🌷

  • @ezghihayishmatiwos7385
    @ezghihayishmatiwos73855 жыл бұрын

    Nay blbey kzareb bzuh mdeleku gn smitey teferariqu mzrab sine kulu derafay kkewn ykel eyu eti nay bahqi derafay gn ab eritrea trah eyu boqilu bzey mgnan bkemey ktblu tkelu ekum gn eti zbelexe gtmi nay eritrawyan eyu ab kale alem zru mebzahtu nay bandi bluxnet ember kale yeblun nay eritrea gn ane zednqom buzuhat alewu hanti kabom kea abeba eya blxti hyabna hyab eritrawyan hbunat ena beaki i love you all abeban songs !!!!!

  • @matiwosmedhanie7160

    @matiwosmedhanie7160

    5 жыл бұрын

    eritrawi bmukaney yhgos Matiwos Ja Ney behaki 100 Anbesey Nebrlay esk wanenay natey

  • @user-dq8pj2jh4y
    @user-dq8pj2jh4y5 жыл бұрын

    ኣቡ ሽኮር ዓንዲ ሕቆ ትግርኛ እንተበልኩስ ይጋነን ዶ ይከውን ፈቃር ኣብ ኩሉ ተብጃውት እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ዓወት ኣብ መገዲኪ ሰናይ ኣቡ ሽኮር ኣይትጥፍእና

  • @tasfittiravelo2388

    @tasfittiravelo2388

    4 жыл бұрын

    Abio eriyreai eya abi tigriga ayikonetiean agame

  • @user-ft8zr8kb7g

    @user-ft8zr8kb7g

    3 жыл бұрын

    @@tasfittiravelo2388 ክክክክ ኣታ ካበይ ኢኻ ቦቂልካ መገስም ርእሲ ሓምሓም !! ኤርትራዊ ኣይኮነትን ዶ ኢሉ ዩ ፡ እንታይ ኢኻ ሑሉፍ ሃገራዊ ኤርትራዊ ክትምስል ትደሊ ኣምስሉ ዋሒድ ። ኣብባ ሃይለ ኤርትራዊት ጓል ብሄር ትግርኛ ያ !! ኤርት

  • @loveumom8428

    @loveumom8428

    3 жыл бұрын

    @@tasfittiravelo2388 wedi atarif ebtay eyu xegemka bshm Eritrwawnet ktshqtu. Fetika xlie abeba tigrinya wedi gohaf

  • @Rebecccca83
    @Rebecccca835 жыл бұрын

    I love ur song especially because u play Guitar

  • @LyricTigrignaSongs
    @LyricTigrignaSongs5 ай бұрын

    ኣብዚኣ እስከ ነታ ግጥሚ ብትኽክል ክጽሕፋ ተሓጋገዙኒ ኣሕዋት፡ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩካ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ይርደኣኒ ኣይነበረን ከመይ ከመይ ተራኺብና ግን ኣብ ደንደስ ‘ቲ ባሕሪ ኮፍ ኢልና ሰዓታት የዕሊልና ምስ ዝላታት ናይ ማዕበል ልብና እንዳሳራሰረ ፍቅሪ ‘ኳ ኣፈለመና ፍቅሪ እቲ ዝመቀረ ፍትውተይ ተበለኒ መረዋሕ ነጎዳ ድምጽኻ ፍዝዝ እኳ በለ ልበይ ብጡዑም ቃናኻ የፍቕረኪ ተበልካኒ ብማሕላ ኣሰኒኻ ጭድድ ኢለ ብሓጎስ ተጠምጢመዮ ክሳድካ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ፈቲሐዮ ጸገመይ ሰገነይ ቁሪ ከይወቅዓኪ ከማሙቐኪ ሙቀት ናይ ነብሰይ ዘቢበይ ጸሓይ ከይትመረኪ ከጽልለኪ ብክልተ ኢደይ ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ************** ኣሕዘንዚንኒ ሽዑ ምቁር መኣዲ ተኾሊፈ ተነኽኒኸ ኣብ ትርኣሰይ እዘን ንብዓተይ ኣርጊፈ ኣበይ’ሞ ኮን ኣታ ሕልሚ ዘይደጋገም ምመረጽክዎ ሓወይ እንዳ ሓለምኩኻ ክነብር { ትፍቅራዊ ትርኢት ኣብ ሕልሚ ተተወሰነ እምበር መጠን ተጓሃኹ ኣብ ጋህዲ ኮይነ እመነኒ ክነግረካ ፍትወይ ብዘይ ጥረጣር ብኣኻ ምሕላም’ታ ክንደይ ኮን ይምቅር } x 6 ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ************** ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ **************

  • @tefadeweldemaryam7972
    @tefadeweldemaryam79724 жыл бұрын

    Abuchi azye eye zednqeki mknyatu rese mtemamnki tebaetay eiki!!!! Abza derfi gin btaemi eiki adengixkni hlmki ktwdei yxbe neyre entay kemzmesl kreyo seat mndeq gin neaki teray aykonetn kolifatki slezi zdgem hlmi kikewn sle zkel seat mendeqki awridki sberya gexa trhaq!! LOVE you abuch shkor

  • @bokurayhadish6874
    @bokurayhadish68745 жыл бұрын

    Abuchi Betaim xibuk derfi kemakis Menala walelta Hager so i love you all song Abeba Haile niccc song

  • @welduweldu9400
    @welduweldu94005 жыл бұрын

    Abeba shikor zey hasis dimxi aleki 👍👍👍👍👍

  • @zenaaron6765
    @zenaaron67653 жыл бұрын

    Abitey entay emo kebleki kegelxeki akmi yebeleyn gn DBAB musica eki abeba natey enquae nateyn hafteyn konki mkerti gual Erey ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤️

  • @abebayemone5612
    @abebayemone56125 ай бұрын

    Aseyy abebe edman tenan yhabki fetari zterefr zebenki ybarek ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @huruytesfay8959
    @huruytesfay89594 жыл бұрын

    Pls came back Abeba we miss you. You have great voice

  • @nigusebeyene5715
    @nigusebeyene57155 жыл бұрын

    What a sweet music.

  • @Sulinaist
    @Sulinaist5 жыл бұрын

    Anbesit zemnew kulu derfik ABBA ❤️🇪🇷😘👍💕

  • @TesfamichaelTewolde-hc4re
    @TesfamichaelTewolde-hc4re17 күн бұрын

    Abeba Kem Shema Mereha!!❤🎉

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale18025 жыл бұрын

    ኣበባ እታ ኮኾብ ኢለ ኣብ ክብሪ ዘቐምጣ እያ ዜማን ድምጽን መድረኽ ምቁጽጻርን ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎ ስነ-ጥበባዊት እያ

  • @DaywithHabu5258
    @DaywithHabu52583 жыл бұрын

    Obsessed wz this music 🎧🎼🔥❤️🇪🇷❤️✌️✌️✌️

  • @rahelturner7312
    @rahelturner73124 жыл бұрын

    kemzi keti Abebnaa👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🍾

  • @mebrahtomgide
    @mebrahtomgide Жыл бұрын

    አበባ ሽኮር ብጣዕሚየ ዝፈትወኪ

  • @shidaintertainment1063
    @shidaintertainment10635 жыл бұрын

    Hednnka derafit gal hagerey bflay ms gitara waaaaa mexelel thanks enkae natna konki nska 🙏💯

  • @myfutureisbright3013
    @myfutureisbright30135 жыл бұрын

    Abeba long life our mom🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷

  • @berihuhailu5758
    @berihuhailu57584 жыл бұрын

    ኣበባ ሽኮር ሎሚ አንዶሞ ጠፊአክና

  • @tedrosnebyat9701
    @tedrosnebyat9701 Жыл бұрын

    ❤abichi

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    2022 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው 💚🖤

  • @petrospeter22
    @petrospeter225 жыл бұрын

    ኣቡቺ ማለት ሓንትን ዘይትድገምን ኾኾብ ዕድመ ይሃብኪ።

  • @alganeshgoitom9405

    @alganeshgoitom9405

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen amen Mesaki jukuen amlak Amen::😃😃🙇🙇🙏🙏🙌🙌🙋🙋🙆🙆💪💪✋✋👊👊👏👏👋👋🖐🖐🖑🖑👍👍👌👌❤❤💗💗💖💖💟💟🎓👖👑::

  • @asadasadmahjub6767

    @asadasadmahjub6767

    4 жыл бұрын

    Petros Berhane hjkk

  • @asadasadmahjub6767

    @asadasadmahjub6767

    4 жыл бұрын

    Petros Berhane ub

  • @teweldebeyene7119
    @teweldebeyene71192 жыл бұрын

    merhab abeba gual eriy

  • @awetande9215
    @awetande92152 жыл бұрын

    I love abebe Ich liebe abebe mein 👁

  • @yonasmebrahtom4000
    @yonasmebrahtom40002 жыл бұрын

    Abeba Hero of Eritrean music fighters. i am proud of u .

  • @user-hs2cs4kg7v
    @user-hs2cs4kg7v5 жыл бұрын

    ኣበባ ናትና ተፊእክና ህዝብና እናተዋረደ ትም ኣይትበሊ

  • @ameritreanyoungboy6070

    @ameritreanyoungboy6070

    5 жыл бұрын

    Habibi aregit derafit eya ko

  • @user-hs2cs4kg7v

    @user-hs2cs4kg7v

    5 жыл бұрын

    @@ameritreanyoungboy6070ኣታ ዓርኩ ንእሽተይ እያ ዘላ ንህዝበይ ምባል ከኣ ኣረጊት መንእሰይ ኣየድልዮን እዩ ። ኣረግቶት ከማን ይፈልጡ ካብ ነኣሽቱ ደኣ ምኽንያቱ እሶም ብዙሕ ስለ ዝረኣዩ

  • @teardrop3240

    @teardrop3240

    5 жыл бұрын

    @@ameritreanyoungboy6070 your cmment is shit

  • @ameritreanyoungboy6070

    @ameritreanyoungboy6070

    5 жыл бұрын

    @@user-hs2cs4kg7v habibi ezia kabreto tesshyit enber hager kitihigis yebilan skit eyom kiluom forma tiray u eyom habibi kalem ka

  • @user-hs2cs4kg7v

    @user-hs2cs4kg7v

    5 жыл бұрын

    @@ameritreanyoungboy6070 ሕልና እንተ ገበረት ኢለ እየ ጺሒፈላ እንዳ ረኣዩ ከም ዘይረኣዩ ስቅ ይብሉ እንታይ ፈሊጥናሎም

  • @merhawiyohannes9263
    @merhawiyohannes92635 жыл бұрын

    Abeba Nay bahaki des Tibl derfi! Nezi Temekakiku zelo hiwetna gelaxit srah kitderfi Tesfa yigebir.

  • @agdonanetwork9742
    @agdonanetwork97424 жыл бұрын

    Abi shikor zeymno ni kulu gze music

  • @mekonenzerai974
    @mekonenzerai9745 жыл бұрын

    ሞራል ጽንዓት ዝዕጥቂኺ ዘይቲሕለሊ ሞራላዊት ስነ-ጥበበኛ እንኳዕ ብዳሓን መጻእኪ

  • @eyobg.4119
    @eyobg.4119 Жыл бұрын

    The greatest of all time!

  • @tesfagabirtewelde3062
    @tesfagabirtewelde30623 жыл бұрын

    እመንኒ ክነግረኪ ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪን ዝፈትወኪን፡ እንቋዕ ከኣ ናትና ኮንኪ፡ our hero thanks....

  • @user-kd6df2nh6n
    @user-kd6df2nh6nАй бұрын

    ሃገረይ በል ወዲ ትካቦ ጂጋና ወዲ ጃጋኑ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @ggmm2340
    @ggmm23405 жыл бұрын

    One of the Eritrean musical icons - Abeba Haile! Emily Remler and Alicia Keys in one! As soon as I heard the lyrics, I knew somehow wedi Almede has something to do with it. Surly, he is the author of the lyrics. Viva Samuel Almede!!!! One criticism I have is the video doesn’t match the song. izi zemesel derfi tebaetai video eyu zegebeo neru. I hope someone works on it!!!!!

  • @julieta5703

    @julieta5703

    4 жыл бұрын

    Hi, can you please tell me (or anyone that reads this and knows the language) what's she's talking about in the song?? Thanks, i love her music and singing but I would really like to know what's she's talking about in her songs

  • @mathu4616
    @mathu46164 жыл бұрын

    We love u Artist Ababa 🇪🇷

  • @abiabi5589
    @abiabi55894 жыл бұрын

    Nobody is sing like Abeba now ,if some one like Abeba let me know plz thank you

  • @user-gt2dc9kn4q
    @user-gt2dc9kn4q3 жыл бұрын

    ኮኾብ, ጅግና ኩሉ ኢኺ ጓል ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Келесі