🛑 ኣብ ወፃኢ ኢኻ ትሕከም ተባሂለ - ካብ ህሊና ትግራዋይ ዘይትጠፍእ ቪድዮ-ተ/ጋ ኣማኑኤል ተኽላይ

Ойын-сауық

ንተጋዳላይ ኣማንኤል ክትረኽቡዎ እትደልዪ በዚ ቑፅሪ ስልኪ 0978548742 ክትረኽብዎ ትኽእሉ።
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 682

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus Жыл бұрын

    ንተጋዳላይ ኣማንኤል ክትረኽቡዎ እትደልዪ በዚ ቑፅሪ ስልኪ 0978548742 ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

  • @nurkahesay8878

    @nurkahesay8878

    Жыл бұрын

    I really proud of you Amnal hawna

  • @ggkk6345

    @ggkk6345

    Жыл бұрын

    🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Tigray122

    @Tigray122

    Жыл бұрын

    ኣሰይይይ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻካ ኩቡር ሓወና ጀግናና ኣሰይይይይ እልልልል ❤️💛ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን እንኳዕ እዛ ሕጉስቲ ብርሃን ገጽካ ርኣና ብሓቂ ክብሪ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ናይቶም ገና ብተስፋ ንጽበዮም ዘለና ኩቡራት ጀጋኑና 💎❤️💛እውን ብርሃን ገጾም የርእየና❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @user-ls5im9tb1m

    @user-ls5im9tb1m

    Жыл бұрын

    ጀግና ወዲ ህዝቢ እንኻዕ ብሂወት ተረፍካ

  • @Mahletselemon-qd3uh

    @Mahletselemon-qd3uh

    Жыл бұрын

    ሽምዓ ህዝቢ ኣማነይ❤

  • @abebebeso2506
    @abebebeso250610 ай бұрын

    የኔ ወንድም የምታኮሩ ናችሁ 🙏 ለትግራይ ይሄ አይገባም ነበር ታሪኩ አስለቀሰኝ ሕዝቤን ወገኖቼን ሁሉም ተባበሩበት 💔 እግዚአብሔር ግን የዋሁን አማኙን የተገፋውን የትግራይ ህዝብ አልተወውም :: ኑርልኝ የኔ አምበሳ 🙏 ባንተና በመሰሎችህ እምባችን ታብሶዋል ::

  • @ExRc-xx5xn
    @ExRc-xx5xn Жыл бұрын

    እሰይ እንኮዕ ብሂወት ሃለካ ጅግና ኣሎዶ ይከን ይብል ነረ❤❤ ደስዝበለኩም ላይክ❤❤

  • @rahel6463

    @rahel6463

    Жыл бұрын

    ዋላ አነ ካብ ህሊናይ ዘይጠፍእ ጅግና😢

  • @samurisamuri4424
    @samurisamuri4424 Жыл бұрын

    ኣከዳድና ናይዛ ሓፍትና ዝተመቸወኩም🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b Жыл бұрын

    ኣስይ እንኳዕ ብስላም ሃለካልና ጅግና ሓዉና ኩሉ ግዜ ይሓስብ ነረ ጋዜጠኛለ ኣድኒቅኪ ኣከዳድናኪ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ከምዚዉን ክከዉን ኣለዎ ምስ ወዲተባዓታይ ኮንካ ናብ ዝሙት ዝቅስቅስ ክዳን ዘይምክዳን ብቃደማይ ብጣዕሚ እያ ኣሕሪቃትኒ ሓንቲ ጋዜጠኛ

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    ይገርም ዩ ኣጋላልፅኡ ሰነ ሰርዓቱ ናይ ሚድያ ሰብ እዩ ዝመስል ዓበይቲ ሰባት ዘዘይትፅቦዮም ሰባት ክዘባርቅዑ ትዕዘብ እዚ ግን ብጣዕሚ ቱሑት ልባም ሰብ እዪ በሓቂ❤❤❤❤

  • @legsentekle5083

    @legsentekle5083

    Жыл бұрын

    ናተይ ትዕዝብቲ እውን እዩ ብጣዕሚ እዩ ንፉዕ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    Жыл бұрын

    ገሪምናኮ

  • @MraMra-mr9fe

    @MraMra-mr9fe

    8 ай бұрын

    አነ እውን ገሪሙኒ ኣድኒቀዮ ብጣዕሚ እዩ ገበዝ❤

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc Жыл бұрын

    *_😮ከሜት ብድንግላ layk ግጨይኒ🥰🥰🥰_*

  • @Daniandom-zv3rk

    @Daniandom-zv3rk

    Жыл бұрын

    gechyeki❤

  • @user-kd7rf2ti2l

    @user-kd7rf2ti2l

    11 ай бұрын

    ታይ ክትረክቢ እዩ ዋ ገይርና😊

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 Жыл бұрын

    እቱ ብድምፂ ወያነ ተጠይቑ ኩልሻዕ እናሞትና ክንነብር የብልናን እንተተሪፈ ፅቡቕ እንተዘየለ ብአይ የብቅዕ ምዕብልቲ ሙስና ዘይብላ ትግራይ ክትህልወና እየ ዝምነ ዝበለ ተባዕ መንእሰይ እንተሓልዩስ አቅርቡልን

  • @eyutuuh9214

    @eyutuuh9214

    Жыл бұрын

    ኣሎ እዩ👏

  • @melestesfay5687

    @melestesfay5687

    Жыл бұрын

    @@eyutuuh9214 አሰይ ተመስገን እንቋዕ ሓለው 🙏

  • @user-on3uj6jk1j

    @user-on3uj6jk1j

    Жыл бұрын

    ​@@melestesfay5687😮😮መን ኡዩ ሃሙኡ ቡሉ ባሓቅ😢😢😢 ኣሕዋተና ወረ የብልናይ

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 Жыл бұрын

    አነ ዝብለኩም ግን ንምንታይ ኢና ላይክ ሳብስረብ ዘይንገብረ አይቆፅረን እኮ ነዞም ጀጋኑናስ ላይክ ና ሳብስክራብ ይዓብዩም በጃኩም ምድያታትና ክዓብያ አለወን❤❤

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    Жыл бұрын

    ኣይሰምዑካን 😂

  • @alexandershewitalexander2394

    @alexandershewitalexander2394

    Жыл бұрын

    @@zaebakulu8553 ይገረም ዩ ዝከሉ ኮሞንት ናፃሐፍስ ላይክ ዘይገብሩ ሐሳዳት

  • @ekubayhadush2284
    @ekubayhadush2284 Жыл бұрын

    አብቲ ፀበባ ጊዜ ብሳዕስዒትካ ሞራል ስነቐና ኢና ጅግና ተጋዳላይ እንቋዕ ሃለኻልና

  • @user-rd7no2vo6w
    @user-rd7no2vo6w11 ай бұрын

    እንኻዕ ብሂወት ተሪፍካ እዙይ ነምዝራብ ኣብቀዐኻ ክብር ጅግና ተጋዳላይ ኣማኒኤል ክብርን መጎስን ንጀጋኑና 💙😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abrehethaile5964
    @abrehethaile5964 Жыл бұрын

    ዘረባካ ኩል መስመሩ ዝሐለወ እዩ ርግአትካ ቃላትካ ዝገርሙ እዮም ❤ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ እግዚአብሔር ትደልዮ ይሃብካ ።ይአምን ግን ትግራይ እዚ ወዲ ተዝመርሐስ አበይ ምበፅሐት you are a diamonds of Tigray man ❤❤❤❤❤❤

  • @FwwrFwwd-ug9zf
    @FwwrFwwd-ug9zf Жыл бұрын

    ተመሰገን ኣምላክ ጅግና ወዲ ህዝቢ👏❤️💛

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc Жыл бұрын

    *_ተጋሩዋይ ንዓኩም ንገልፅ ኣደበት ሰኣና እንኳዕ ናትኩም ኮንኩ ኣነስ ጀጋኑዋይይይይ✊💛💛💛🤗🤗🥰🥰🥰_*

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 Жыл бұрын

    ዋውውው....በዓል ራኢ መንእሰይ:በሊሕ:ዋና ርዝነት ቃላት:ልኡም:ብብጾቱ ዝሓምም:ሓያልን ብሉጽ ናይ ምስናድ ብቕዓት ዝውንን:ብሉጽ ኣወዳድቓ ቃላት ዝውንን:ትሑት ዝኾነ መንእሰይ ኮይኑ ረኺበዮ:: ሙሉእ ምሕረት ክገብረልካን ብሉጽ ዝኾነ ዕድል ድማ ይምነየልካ ወድነይ! እዛ ምጭውቲ ሓታቲት ድማ ጽቡቕ ስነምግባርን ኣጋባቡ ዝሓለወ ኣቀራርባን ሒዛ ብምቕራባ ከይነኣድክዋ ክሓልፍ ኣይደልን:: ሓውኻ ካብቲ ስግር ሩባ❤️✌🏽

  • @salojj2828
    @salojj2828 Жыл бұрын

    ክብሪ ይግበኣኩም ጀጋኑና ብሳላኹም ኮሪዕና ንበሩልና ዓይኒ ፀላኢኻ ይደፈን🙏❤💛💐💐💐

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 Жыл бұрын

    ጀግንነት ጥራሕ እንንተይኮነስ ኣንደበት ስርዓት ናይመን ኮይኑ ❤❤❤❤

  • @user-fd6zs4lu7q
    @user-fd6zs4lu7q Жыл бұрын

    ናይ ጀጋኑ ጀግና አማኒኤል ብሱል ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካልና አነ ውን ኩሉ ግዜ እየ ዝሓሰበካ ነይረ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይሃበካ

  • @missyoujhon4781
    @missyoujhon4781 Жыл бұрын

    ብሓዊ ተፈትኑ ዝወፀ ጅግና ❤TDF ክብሪ ንዓኹም❤ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእቲታትና💔😢

  • @user-st9ig8hx2h

    @user-st9ig8hx2h

    11 ай бұрын

    💔🖤😓😓😓😓

  • @amangebrelibanos2676
    @amangebrelibanos2676 Жыл бұрын

    መትዓቢቲ ኤማ ሓወይ ጅግና ወዲ ኖ ግርማ ዓጋመ 💛❤💛⚡🔗

  • @rozzvhhh8969
    @rozzvhhh8969 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ናዓኩም ጀጋኑና💛❤❤❤💪💪

  • @SomeOne-yo3lb
    @SomeOne-yo3lb Жыл бұрын

    አምላክ አንኮዕ ብሰላም አትረፈካ ጀግናና አነሲ ብቀደማይ ይዝከረካ ነይረ አብ ምዝቃ ናረአኩካ አምላክ ይመሰገን ዕድለኛ ኮይንካ ከብቶም ብፅትካ ተሪፍካ ከብርን መጎሰን ንጀጋኑ ሰዋአትና💗💗💗

  • @ihateethiopia5865
    @ihateethiopia5865 Жыл бұрын

    ብሮየ ብጣዕሚ ንፈትወካ ፈጣሪ ጥዕናን ሙሉእ ዕድመን ይሃብካ ብጣዕሚ ኢና ንሕብነልካ 💛❤️🦁🤴✊

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f Жыл бұрын

    ተጋደልቲ ደቅነይ ብኣኩም ይሕበን ኤማዋይ🥺♥️💛✊

  • @kibromhaile1798
    @kibromhaile1798 Жыл бұрын

    ኤማ ዝገርም አገላልፃ ዝገርም አንደበት እዩ ዘለካ ዝሐወይ ንአማኒኤል አሰና ዘመስገንካሉ አንደበት ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ነመስግን ንአካ ድማ ዕድመን ጢዕናን ይሀብካ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ናዓካትኩም ጀጋኑ ሳላኩም ጭራ ብራሃን ክንሪኤ ኪእልና ባሓቂ ጀጋኑ ❤❤❤

  • @tesfaytsegay8664
    @tesfaytsegay8664 Жыл бұрын

    ኣማኒኤል ብጣዕሚ ደስ ትብል ጅግና ኢካ እንኻዕ ብሰላም ተመለስካ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r Жыл бұрын

    እዛ ጓል ደስ ትብለኻ ብሓቂ ርግዕ ዝበለት ❤

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 Жыл бұрын

    ዝግርም ቃለመጠይቅ ዝገርም ትሕትናን ሰነሰርዓትን አጋላልጻካ ገራሚዩ እቋዕ ብህወት ተረፍካ አማንኤለይ ክብሪ ይግባአኩም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene265011 ай бұрын

    He always comes to my mind. I was wondering if he was alive. I am so happy to see him. Our hero respect for you and all the TDF fighters who protected us. Much appreciated 🎉🎉🎉🎉

  • @Tegaruforum
    @Tegaruforum Жыл бұрын

    ጀጋኑ ሐገረ ትግራይ ኽብርን ሞገስን ንኣኹም🙏🙏🙏

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ናዓኩም ጅጋኑና ኩርዕናልኩም❤❤🎉🎉

  • @user-bo6gp3jf2f
    @user-bo6gp3jf2f11 ай бұрын

    ኣሙዋይ እንኳዕ ልዚ ኣብቀዐካ ጅግና ወዲ ትግራይ 💪 ዓይኒ ልዓይኒ የራኽበና ኣማነይ🙏🙏🙏🙏

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 Жыл бұрын

    ብጣዐሚ ደሥሥሥስ ኢሉኒ አዚ ጅግና ተጋዳላይ አዚ ብሕልመይ ከይተረፈ አዩ ዝራእየኒ ነይሩ ተመስገን አንካዕ ብሂወት ሃለኻ ጅግናና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semhalguljaganu5310
    @semhalguljaganu5310 Жыл бұрын

    ግን አነ ታይ ኾይኑ እዞም ጀጋኑ ዘረበኦም ትሰምዕ ተለኹ አዕንተይ ዘውሕዝ ክብሪን ሞጎስን ልጀጋኑ ሰማእታት አማንኤል ሓወይ ፅብብ ዝበለና ግዜ ተሰፋ ዛሃብኩሙና😢❤💛❤

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ጀጋኑና ንበሩንልና ❤️😍🥰

  • @shamweditsgie
    @shamweditsgie Жыл бұрын

    ተ/ጋ ኣማኑአል ጅግና እንካዕ ናብዚ ኣብቀዓካ ዝበለጸ ዝፈተኩሉ ናይ ምግላጽ ክእለቱን ላዛ ኣዘራርባኣኡን መግለጺ የብለይን ። ዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይዓድልካ

  • @muluhishe8513
    @muluhishe8513 Жыл бұрын

    ጅግና እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j9 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይግባእ ጀጋኑ ተጋደልትና❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 Жыл бұрын

    ኢማ ሓወይ ብሓቂ ጀግና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ❤❤❤❤❤

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k Жыл бұрын

    ጀግና TDfይ❤️💛✅ክንዲ ሸሕ❤❤

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 Жыл бұрын

    When I think of my people I feel proud I cry cry and cry. አቱም ጀጋኑ እንኳዕ ናተይ ኮንኩም ካባኹም ተፈጢሬ ግን ከም ዘይናተይ ይናፍቀኩም ይቀንኣልኩም❤

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    Жыл бұрын

    ሓሳበይ ሰሪቅክኒ

  • @gebrehiwotwelananiayigzaw1506

    @gebrehiwotwelananiayigzaw1506

    10 ай бұрын

    WOW!! your way of expression is so smart and attractive. I was crying when I read your comment. ከም ዘይናተይ ይናፍቀኩም ይቀንኣልኩም 40 ገድሊ Plus Reply

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 Жыл бұрын

    ዛ ታሪካዊት ቪድዮ ኣብ ልብና ንዘለአለም ተወቂጣ ክትነብር እያ❤❤❤❤ጀግና ተጋዳላይ ተሓቢነልካ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ተጋደልትና

  • @letaykalay1893
    @letaykalay189311 ай бұрын

    ክብርን መጎስን ንዓኹም ጀጋኑና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @vipvip3278
    @vipvip3278 Жыл бұрын

    TDF ክብርን ምስጋና ንዓኹም ጀጋኑና❤

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 Жыл бұрын

    አሰይ አንበሳ ኢኻ አፍቱ ትልሂትካ ተፍልጥ ዝሓረንካ ጅግና ምኳንካ ዝሓወይ ተስፋ አብዝቆረፅናሎ ሕርር ዝበልናሉ ግዜ ስለዝነበረ አለው እዮም ለካ ኢልና ዝተሓጎስናሉ ናይ አእምር ምግቢ ዝኾነና ደርፊ እዩ ነይሩ ተመስገን እንቋዕ ረዕናካ ::

  • @user-pq9id1ie3u
    @user-pq9id1ie3u Жыл бұрын

    እሰይይ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ይሃብኻ ካብ ልሳኑ ዝወፅ ቃላት ደስ ክብለካ ትሕትናኡ ዕጋበት ይህበካ♥️🕊 ክብርን ሞገስን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና ህልዋትን ስውኣትን🙏🙏♥️🕊

  • @user-zp6qn2rj4e
    @user-zp6qn2rj4e11 ай бұрын

    ጅግና ተጋደላይ አማኒአል ንዓካ ዝገልፅ ዓቅሚ የብለይን ልዕሊ ጅግና ጅግና ኢካ አንደበት አዛራርባካ ንፅባቀካን ጅግንነትካ ወሲክሉ ኩሉ ሓሊፉ አብ ዓብዪ ደረጃ በፂሕካ ንክሪአካ ተስፋ አለኒ

  • @selamenat2212
    @selamenat221211 ай бұрын

    እሰይ እንኳዕ ብህወት ሃለኻ ኹሎም ዳሃዮም ዘይለ እወን ኩምዝ እሎም ኪዳመፁና ኣብ እድ እግዛኣብሔር ተስፋ ንገብር💛❤💝💝💝💝💝

  • @user-vb4kc6il1s
    @user-vb4kc6il1s Жыл бұрын

    ቃደማካ ወድነይ መዓረይይ እህህህ እንኳዕ ተረፍካ እስኪ 😢 እህህህ ክንደይ አሕሊፍኩም😢

  • @user-me4vc7ru3n
    @user-me4vc7ru3n Жыл бұрын

    ሰጋረይ✊✊👑♥️💛💎

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari11 ай бұрын

    ጸላእቲ ትግራይ ሓመድ ድበ ከዲንካ ኣደታትና ዝደፈሩ ትሕቲ መቓብር ደፊርካ እንቋ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኻ ኣብቅዐካ ተጋዳካይ ኣማኑኤል ሓውና።

  • @eeee-pi3nw
    @eeee-pi3nw Жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ህዝብ ንኣገላልፃኻ ንጅግነትኻ መግለፅ የብለይ❤

  • @friatgaim5332
    @friatgaim5332 Жыл бұрын

    ዉይ ኣንደበት፣ ኣወዳድቃ ቃላት፣ ........ በሳል ናይ ብሓቂ ፣ ሓሳብካ ክበስል እንኳዕ ብህይወት ተረፊካ!!!!!!!!!!

  • @user-fq7ej3fh6n
    @user-fq7ej3fh6n5 ай бұрын

    ክብርን ምጎሰን ናዓኩም ጀጋኑና💪💪💪❤❤❤

  • @Tigray122
    @Tigray122 Жыл бұрын

    ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን 💎🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️💛እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ወጻካ ኩቡር ሓውናን ጅግናናን እወ ነቶም ገና ብተስፋ ንጽበዮም ዘለና ኩቡራት ጀጋኑና 💎❤️💛ብርሃን ገጾም የርእየና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ከምኡ እውን ክብርን ሞጎስን ክኣ ነቶም ኩቡራትን ጽሩያትን ጀጋኑ ሰማእታትና 💎💔💛😥🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @user-pv6dn9gv5s
    @user-pv6dn9gv5s Жыл бұрын

    ጅጋና❤❤❤

  • @freweinigebreselassie6838
    @freweinigebreselassie683811 ай бұрын

    Ajoka Hawey mearey, you are my Hero, we love you TDF

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari11 ай бұрын

    ኣቲ ኣስተናዳኢት ፕሮግራምና ኣይትበሊ ኣብ መደብና በሊ ትግርይና ጋዜጠይና ክትኮና ከለኽን ቋንቋ ትግርይና ብግቡእ ፍለጣ ባዕዳዊ ቁንቋ ኣምሓራን ትግርይናን እናሓዋወስክን ኣእዛና ኣይተጽምማና ኣይተፅልኣና ከዓ ።

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ቱሑት መስተውዐሊ ኢካ ብሓቂ ንበረልና ዝሓወይ❤❤❤💐💐💐

  • @hanagirma5722
    @hanagirma572211 ай бұрын

    ሳላካ ህዝበይ ሰላም ረኪቡ ጅግና ዝሐወይ

  • @kidstkidst737
    @kidstkidst73711 ай бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ ኤማ እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ክብሪ ናዓካ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትን

  • @eeee4739
    @eeee473911 ай бұрын

    ተመስገን ጅግና ሓ❤❤❤❤ውና እንኳዕ ተረፍካ

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም ማዓልቲ እያ ነይራ !! ብፍላይ ንዓና ኣብ ወፂኢ እንርከብ ተጋሩ !! እዛ ደርፍን እዛ ማዕልትን ኣብ ልብናን ኣብ ደምናን ይነብራ ኣለዋ !! እቱ ዝገርም እቶም ዝስዕስዑ ዝነበሩ ኩሎም ኢና ንፈልጦም ኩሉ ግዘ ምሳና እዮም ኣብ ምንቅስቓስና ከይተፈለዮ መፅዮም !! ኣነ አብሂወተይ ተስፋ ዝረኸብኩላ ማዕልቲን ግዘን እያ ነይራ !! መቼም ትግራዋይ እዛ ደርፍን ወፍሪ አሉላ ክርስዕ ምሕሳብ ዘይኸውን እዩ'ሞ የቐንየልና ሓውናን ሓታቲት ሓፍትናን ። ዓድና ትግራይ እግዚአብሔር ይባርኸልና

  • @ziongeb2474
    @ziongeb2474 Жыл бұрын

    ኣታ ጅጊና 🙏ኣንካዓ ብሂውት ትርፍኻ ❤️

  • @TsigeWelay-ir9os
    @TsigeWelay-ir9os11 ай бұрын

    We never forget Ur sacrifice My TDF

  • @nebyu2692
    @nebyu269211 ай бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ ብዓል ዘኹርዕ ታሪኽ።

  • @user-kh2zd2hy2h
    @user-kh2zd2hy2h11 ай бұрын

    ብጣዕሚ ድገርም አገላልፃ እዩ ብጣዕሚ ❤❤❤❤ ክብርን ሞገስን ይግባአኩም ተጋደልትና ❤❤❤❤

  • @AaSs-mv3vs
    @AaSs-mv3vs11 ай бұрын

    ክብር ሞጎስን ንዓኹም ጀጋኑዋ ናይ በሓቂ ፍልያት ፍጥረት ❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 Жыл бұрын

    Wow Am so soooo Happy selzraykuka jegena 💪Hawena we love you so much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪❤️💛👍🙏✌️

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ተመስገን ሰጋረይ ካብ ሕሊናይ ለይጠፍእ ተጋዳላይ ኢኻ ኣገላልፅኡ ሓሳቡ ብሱል ለባም ንስኹም ዶ ኲናት ምተገብአኩም ነይሩ ሓሳዳት ፀላእቲ መፅዮሙና መላምል ኣሕዋትና ስኢና 😢😢😢😢 💔💔 ጋዜጠኛ ለ ጎበዝ ርግዕ ልበልኪ ኢኺ ቐፅልሉ ትግራይ ዓድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-st9ig8hx2h

    @user-st9ig8hx2h

    11 ай бұрын

    ብጣዕም ምእንተ ትግራይን ህዝቦምን ኣሕዋትና ስእናዮም💔💔😭😭😭😭😭😭እሙ ሓወይ ክሳብ ኸዝ ሕልም ሕልም ይመስለን😭😭😭😭😭እፍፍፍፍፍ ስደት ረሳሕ ነብዕኻ ዘይወፀአልኻ💔🖤😭😭😭😭😭

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix21 күн бұрын

    እንኳዕ በሰላም ወፃኣካ ጀጋና ሓወይ ረጋዓታካን ኣዋዳድቃ ቃለትካ ውን በሰል ዘይ ከምተረእቱ ንእሽተይ ዓብዩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💛❤🥰

  • @user-uz8tw9ml6f
    @user-uz8tw9ml6f11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና እንቃዕ ደሓን መፃካ

  • @user-wq6fu2sp6j
    @user-wq6fu2sp6j11 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ፡፡፡ጂግና ወድ ትግራይ

  • @girumgebre1546
    @girumgebre1546 Жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰላም ወጻካ ጅግና ኢካ ። ክብርን ሞገስን ንስውኣትና 😢

  • @germayhagos2563
    @germayhagos2563 Жыл бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ስለዝራአናካ ❤❤❤

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos3821 Жыл бұрын

    ደስ በሃሊ መንእሰይ ኣቤት ኣታኣላልያ ዘረባ ። መሳጢ ዕላል ተጋዳላይ ኣማኑኤ !ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎሰን ልጀጋኑና❤❤

  • @hadasmeles7808
    @hadasmeles780810 ай бұрын

    ተጋዳላ አማኒኤል ኩርዓት ሃገር ኩሉ ነገርካ ጂግና ጥዑም ላዛ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ አጆኹም

  • @nadernegash827
    @nadernegash827 Жыл бұрын

    አልሀምዱሊላሂ ረቢል አለሚን አለሰላማ ጀግናችን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-gf4kg9tt2t
    @user-gf4kg9tt2t Жыл бұрын

    ተመስገን ኣማነይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ❤

  • @wedihaile4395
    @wedihaile4395 Жыл бұрын

    ኣማኑኤል ሓወይ ጅግና ምስ ራኣኩኻ ብልቢ ነቢዐ እንካዕ ቢሂወትካ ተረፍካ ናትካ ሳዓስዒት እንዳ ራኣናብዙሕ ንሕበን ንኮርዕ ኣጆኻ

  • @berhanalami806
    @berhanalami80611 ай бұрын

    ጅግና ሓወና❤❤❤❤❤❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Жыл бұрын

    ጀጋኑና ጸላእትኹም ዓይኖም ይደፈን ንፈትወኩም ነኽብረኩም ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ጅግና ተጋዳለይ ማዓረይ❤❤

  • @RahwaRahwa-pu5lp
    @RahwaRahwa-pu5lp10 ай бұрын

    እንቋዕ ተረፊካልና ኩቡር ተጋዳላይ ኣማኒኤል ንበረልና ብሓቂ መስተዉዓሊልን ለባምን ኢካ❤

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 Жыл бұрын

    ክትበልሕ ኢማ❤

  • @qrffuyr963
    @qrffuyr963 Жыл бұрын

    Enka bihiwet terefka jgna hawey 💞💞🙏💞💞

  • @enquaykiros2736
    @enquaykiros2736 Жыл бұрын

    ኣማነይ ንስኻ በዛና ኣካልን ህይወትን ዝኸፈልኩም ጀጋኑና ኩልሻዕ ንፈትኩም ነኽብረኩም ኣጆኻ

  • @nebeyatamare5032
    @nebeyatamare5032 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቅ ጀጋኑ እኹም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ማዓረይ💛❤💛❤🙏🙏🙏

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ጀጋኑና 💛❤✊️

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r Жыл бұрын

    ክብር ናዓካትም ጀጋንና ስላምኩም ይብዛሓ 🙏❤❤❤

  • @dgddfrfft3781
    @dgddfrfft378111 ай бұрын

    ክብረን ሞጎስን ንጀጋኑና አማን ሐዊና ካዓ እንቋዕ ብሰላም ሃለካ

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 Жыл бұрын

    ተጋዳላይ ኣማንኤል ጀግና መርኣያ መንእሰይና

  • @Helan-oy2ep
    @Helan-oy2ep11 ай бұрын

    ኣማኒኤል ሓወይ ማዓረይ እንኳዕ ብስላም ተመለሰኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 Жыл бұрын

    ብቅዓትካ ብኩሉ ፈፂሙ ዘሃበካ እዩ እትህቦም መልስታት አብ ህዝብኻ ብፆትካን ዘለካ አክብሮት ፍሊ ዝበለ ውህብቶ አለካ ብሓቂ በጀጋካ አብ መረሒነት ክትሳተፍ ተሰፋ ይገብር አጆኻ ❤❤❤

  • @fishmhretab6760
    @fishmhretab6760 Жыл бұрын

    ሰይ ጅግና መሪር ተጋዳላይ ዕላማኻ ጫፉ በጺሑ የብቕዕካ ጅግንነትካ ድርብ ክኾን

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd Жыл бұрын

    ክብርን ምጎስን ናዓኩም ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulug9909
    @mulug9909 Жыл бұрын

    ተመስገን አነሲ ብስሩሲ ካብዛ አይነይ ለይጠፍዕ ጅግና ተጋዳላይ ልኾነህቡን ኹሩዕ ወዲ ህዝቢ እኳዕ ብአይነይ ረዖኽካ።

  • @hss5246
    @hss524611 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ተ /ይ አማኒኤል ጅግና🙏❤🤴

Келесі