🛑 ምእንተ ብርሃን ትግራይ ክልተ ብርሃን ዓይና ዝሰኣነት -ተ/ጋ ዳናይት

Ойын-сауық

ንተጋዳሊት ዳናይት እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ +251962687461 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 148

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus11 ай бұрын

    ንተጋዳሊት ዳናይት እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ ++251962687461 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

  • @lemlemmirach7838

    @lemlemmirach7838

    11 ай бұрын

    Temti demxi xibqtey ajoki este🙏🙏😭😭

  • @lemlemmirach7838

    @lemlemmirach7838

    11 ай бұрын

    Heartbreaking 😭😭😭😭

  • @titichannel8465

    @titichannel8465

    11 ай бұрын

    ❤️🙏🙏🙏😘😘😘

  • @user-oz8hx8sd7l

    @user-oz8hx8sd7l

    11 ай бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን ጥልመት በዚሑ ኪሕድናዮም😢😢😢😢

  • @SamiraHabsh-dx7wk
    @SamiraHabsh-dx7wk11 ай бұрын

    ብtdf ትስዕሳዑ እና ትኾርዑ ዝነበርኩም ዝነበርክን ድምፅ ጀጋኑ ኣሕዋትና ንኹኖም በጃኹም ኩሉ ንድሕርት እዩ😢❤ ኣጆኽ ሓፍተይ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround11 ай бұрын

    ትኽክል ዳናይት ዘቅረበቶ ሕቶ ብጣዕሚ ጽበቕ ሕቶ 💪❤🙏

  • @user-yn2is6ly1h
    @user-yn2is6ly1h11 ай бұрын

    ዳኑየ ጅግና😢 ንዓይ ትብሊ ብርሃን ዓይንኪ ስኢነሰኪ ሄለን የማነ ፅቡቅ ኢኺ ቀፅልሉ ኣይተተዓናቅፍዮምን ፈትየኪ ሄሉየ❤

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos734911 ай бұрын

    ዋዕሮ ሰጋረይ ኩሉ ትግራዋይ ብናትክን ብብጾትክን ዓይኒ ኢዩ ዝርኢ ዘሎ። ክብርን መጎስን ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና።

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti11 ай бұрын

    ቅድመትኪ ህያበይ ዳናይትዋይ ብርሃን ዓይንኪ ናዓና ሂብክና።❤❤😢♥️ገንዘብ ድያስፖራ ዳኣ ናበይ እዩ ዝኣቲ ዘሎ ሓመድ ይብለዐዮም

  • @titichannel8465
    @titichannel846511 ай бұрын

    ❤️🙏ክብረትና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኺ እግዚአብሔር ንእሽተይ ዋዕሮ ❤️👸😘😘😘😘

  • @berihu07
    @berihu0711 ай бұрын

    ኣሕሕሕ ዋይ ዛሓፍተይ 😭 እንታይ ዓይነት ፅንዓት እያ ወኒና❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m11 ай бұрын

    ጅግና ሓቦኛ ተጋዳሊት ትግራይ ❤❤❤❤

  • @ApraApp-ku6xh
    @ApraApp-ku6xh10 ай бұрын

    ጅግና ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ነዓኹም TDF 😭♥️♥️♥️♥️♥️

  • @princessmekelle81
    @princessmekelle8111 ай бұрын

    ጀግና ኢኺ ንእስቲ ሓፍትና❤ ክብርን ሞገስን ንዓኹም🙏😭💔

  • @tamrat7
    @tamrat711 ай бұрын

    ውጽኢት ኩናት እዚ እዩ"ኩናት ሕማቕ እምበር ጹቡቅ የብሉን"

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru264910 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ ኣባይኪ ይጸልምቶ ንህዝብኺ ብርሃን ሂብኪ ብርሃን ስኢንኪ በላሕ ብርህቲ የእምሮ 🩵🌷🩵🌷🩵🌷

  • @user-ev9kv6nf1n
    @user-ev9kv6nf1n11 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari10 ай бұрын

    እወ ትግራይ ከምእዚአን ዘኣምሰለ ዕሸላት ወይዘራዝር ዓይነብርከን ዝኸፈላላ ሃገር እያ እሞ ትግራይ ብቕልጡፍ ንናጽነት ረፈረንደም ይካየድ።

  • @natsi617
    @natsi61711 ай бұрын

    ዳኒተይ ምዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጥራይ 🥺ንስለ ህዝቢ እዩ ዝኹሉ መስውኣቲ 💔😥

  • @hagertiger9164
    @hagertiger916411 ай бұрын

    ጀግኒት አጆኪ ንዓና ክምችወና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኢኺ ዋጋ ኸፊልኪ ኢኺ ክብሪ ንዓኺ

  • @chelseaforever9905

    @chelseaforever9905

    11 ай бұрын

    እሞ መቺእካ ኣሎ ድዩ ሕጂ

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran46811 ай бұрын

    Danyteye ❤️💛💪❤️💛💪❤️💛💪💔😭💔😭💔😭yehezene way Tigray Adey 😭💔🙏

  • @greattigray5290
    @greattigray529011 ай бұрын

    ኣጆኪ ዝያዳይ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና❤❤❤❤❤

  • @rg6495
    @rg649511 ай бұрын

    ተጋደልቲ ምስ ውቅዖም እቲ ብረት ካብ አካሎም ከይወጸ ብቃንዛ ይነብሩ አለው : መድሓኒት ንምርካብ ብመከራ እዩ :

  • @user-cm8qh9cl5y
    @user-cm8qh9cl5y11 ай бұрын

    ክልቲአን ዓይና ድያ ዒራ ኡፍ ኣየ ሓፍተይ😢😢😢❤❤

  • @genetkwt6461
    @genetkwt646111 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና

  • @KidanHadgu
    @KidanHadgu11 ай бұрын

    ጅጋኑና ፈጣሪ ምሳኹም ይኩን።

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay714811 ай бұрын

    ብሩህ አይምሮ እዩ ኩሉ ነገርኪ አጆኪ ዛሃፍተይ ኩሉ ሃላፋይ እዩ ጽቡቅ ስራህካ ጥራህ እዩ ናባራይ ❤❤❤❤😢😢😢

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach783811 ай бұрын

    Eway kunat belae seb😭😭😭

  • @ffggggg9238
    @ffggggg923810 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ 😢😢😢

  • @aexum1597
    @aexum159711 ай бұрын

    Waereway edmen tena yhabky 🙏🏾❤❤❤👏

  • @lulbahri
    @lulbahri11 ай бұрын

    Danu jigna ajoki.❤❤❤🎉🎉🎉🎉 bizikehalnayo kulu kinhigizeki ena .THANKS GEDLI PLUS MEDIA FOR THE PHONE NUMBER YOU SHARE .

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes339211 ай бұрын

    Jegna TDF Danayit. We love you so much our hero defender of Tigray, You gave all you have for Tigray.

  • @galwukro
    @galwukro11 ай бұрын

    ዋዕሮ ሓፍተይ😥 ክብሪ ንዓኺ❤💛🥰🙏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe621611 ай бұрын

    ማዓረይ ኣምላክ ያሓልይኽ

  • @FiyoriGebru-ss3fs
    @FiyoriGebru-ss3fs11 ай бұрын

    😭💔za embeytey jegna bejakum zekealenayo nehageze ahwatena

  • @user-el9ch2ew2i
    @user-el9ch2ew2i11 ай бұрын

    Selam tegaruway ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛🍇🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @tdftdftigray2695
    @tdftdftigray269511 ай бұрын

    ስሌና💔 ክብሪ ንዓኺ ጅግና ሓፍተይ❣️

  • @johnwick7208
    @johnwick720811 ай бұрын

    God bless you sweet smart tdf ❤❤💛💛

  • @user-sv6fm5jg8y
    @user-sv6fm5jg8y11 ай бұрын

    አጀኪ ዋዕሮ ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz11 ай бұрын

    ብሓቂ ጅግና ዛዋዕሮና ኣጆኪ ዝሓፍተና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @agsfud4859
    @agsfud485911 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @saramm8772
    @saramm877211 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb11 ай бұрын

    Wearo kebri yegbeeki haftena Fetari mesaki yekun🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment385511 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b11 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ንእስተይ ምእንተና እዩ ዝኹሉ 🙏😥

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari10 ай бұрын

    ዓኽኽ ሕወሓትሲ መዓስ እዩ ካብ ዝባን ህዝብና ዝጠፍእ? ከም ቊርዲድ ደም ህዝብና እናሰተየ ክሳብ መዓስ? ትግራይ ካብ ሕወሓት እንተዘይተላቒቓ ካብ እዚ ጸልማት እዚ ኣይትወጽእን እያ።

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay714811 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mahleyt7694
    @mahleyt769411 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @SamiraHabsh-dx7wk
    @SamiraHabsh-dx7wk11 ай бұрын

    ብጀኹም ናሕዋተይ ብከመይ ያእምኖም እስከብ ሐጅ ኣብ ወታደር ኣለዉ ዋጋ ዘይብሉ ግን ንመን እዩ ደቂ ራያ ኣይትሙቱ ንዛ እያ ትግራይ ካዳዕ ንቶም ዝሞቱ ኣሕዋተይ ኣይሓዝንን ንቶም ሐዝ እውን ኣብ ውግእ ዘለዉ እዮም ዛሕዝነን😢😢😢

  • @user-qf9pt7rq8n
    @user-qf9pt7rq8n11 ай бұрын

    ሓፍተይ ማዓረይ❤

  • @hurthailueto7355
    @hurthailueto735511 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @gidgghgd1676
    @gidgghgd167611 ай бұрын

    👌👌👌

  • @user-fk8mc6fb9k
    @user-fk8mc6fb9k11 ай бұрын

    ግን ሕቶ ኣለኒ ትግራይ ድያ ከዲዓትና መራሕትና እዮም ከዲዖምና 😢😢😢😢 ዋይ ኣሕዋተይ መላምል ህፃዉንቲ ጎዮም ዘይፀገቡ ንህዝቦም ኢሎም እንቆ ሂወቶም ኸፊሎምልና ዋይ ደምኩም ደም ከልቢ ከይኑ ተሪፉ ኣሕሕሕሕሕሕ💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢

  • @dfdf851

    @dfdf851

    11 ай бұрын

    መራሕቲ ትግራይ እምበር ከዲዖምና 😢

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    11 ай бұрын

    ትግራይ ድያ ከዲዓትና ? እንታይ ዓይነት ዓሻ ዘረባ 'ዩ እዚ ። ትግራይ ወዲ ሰብ ኮይናስ ክትክድዓካ ተጸቢኻ # መሪሕነት 'ዩ ጠንቂ እዚ ክሉ መከራ

  • @chelseaforever9905

    @chelseaforever9905

    11 ай бұрын

    ንብላሽ ኣደናጊሮምኺ'ዶ ሓለፍቲ ዓድዋ ክክክ

  • @baisaj2698
    @baisaj269811 ай бұрын

    😢😢😢💔

  • @fefefefe333
    @fefefefe33311 ай бұрын

    የኔ ቆንጆ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ ጀግና የትግራይ ልጅ😍😍😍🥰🥰🥰🥰💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe460411 ай бұрын

    💖💖💖💖💖💪

  • @user-bc3be6on1r
    @user-bc3be6on1r11 ай бұрын

    ዓሕ💔😭😭😭

  • @karadeniz-vo1tt
    @karadeniz-vo1tt11 ай бұрын

    ማዓረይ😢❤

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes24711 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alemdesta454
    @alemdesta45411 ай бұрын

    ንዓይ ክትብሊ😭🙏😔ክብሪ ይግበአኩም ኣሕዋተይ ደቅነይ😭

  • @rahelcellfie9673
    @rahelcellfie967310 ай бұрын

    እግዚአብሔር ሆይ አይን ብርሃንዋ መልሰላት ህፀን ልጀ ነች

  • @andattesfazghi4567
    @andattesfazghi456711 ай бұрын

    💔💔💔🙏

  • @lwamgalhawzen4765
    @lwamgalhawzen476511 ай бұрын

    😢😢

  • @fregaltgray8560
    @fregaltgray856010 ай бұрын

    ኣጀኪ ማዓረይ😢

  • @user-uf9zb8mp1b
    @user-uf9zb8mp1b11 ай бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @esteresterr7065
    @esteresterr706511 ай бұрын

    💔💔💔😥😥😥

  • @MdKo559
    @MdKo55911 ай бұрын

    ❤❤❤😢😢

  • @alugaltgray-tv1xx
    @alugaltgray-tv1xx11 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰😢

  • @wswits1098
    @wswits109811 ай бұрын

    ምዓረይ

  • @genetkebede3379
    @genetkebede337911 ай бұрын

    ❣️♥️❣️♥️❣️♥️❣️♥️❣️🌹🌹🌹🌹🌹💯

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara50211 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዘሐዝን እየ

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi183310 ай бұрын

    ኣጀኪ ማዓረይ😢💔

  • @user-fo9yy9vb3j
    @user-fo9yy9vb3j11 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @user-zj2ek5tc1d
    @user-zj2ek5tc1d11 ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏

  • @zenatesfay4979
    @zenatesfay497911 ай бұрын

    Betami Eyu Zehzn Abe Nesnta Kamzi Kagtma Mara Yehznka Amlke Hjie Dema Lebina Yehbkum Kinat Sabe Eyu Zebale

  • @mhretgdey7545
    @mhretgdey754511 ай бұрын

    😭😭😭😭💔💔

  • @jonatandavid9136
    @jonatandavid913611 ай бұрын

    Egzabher edmen tienan yhabki eti tmneyyo bna egzabher fetari yesakialki yekenyelna mearey 🎉❤

  • @YghgddhigGdtugdw3-yz7je
    @YghgddhigGdtugdw3-yz7je11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @gamarraya
    @gamarraya11 ай бұрын

    💔💔💔💔

  • @user-ui7zs7mx1g
    @user-ui7zs7mx1g9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu135911 ай бұрын

    Ak😢🙏😢🙏😢🙏😢

  • @jgufhfhd7121
    @jgufhfhd712111 ай бұрын

    Ajoki zaheftay😢💔😘😘😘

  • @ababdhd6486
    @ababdhd648611 ай бұрын

    እህህህ😢

  • @aryamedom9358
    @aryamedom935811 ай бұрын

    Ajoki waero haftey ❤

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw11 ай бұрын

    🥺🥺🥺🥺💔💔

  • @rg6495
    @rg649511 ай бұрын

    እወ ሰለ ህዝቦም ሰለ ሐገሮም ገሊኡ ተሰዊኡ ገሊኡ አካሎም ሲኢኑ : ዝህዝን ግን እዚኦም አካሎም ዝሰአኑ ተጋደልቲ ከምዝግባእ ህክምና አይረኸቡን ዝህዝን

  • @user-sm8ox8nh5y
    @user-sm8ox8nh5y11 ай бұрын

    ዓሕ

  • @adilatninateyzbla8035
    @adilatninateyzbla803511 ай бұрын

    ኣባይኪ ዋዕሮይ💛❤

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo231411 ай бұрын

    ለምንድነው ሀላፊ ነን የሚባሉት ቶሎ የማይቀያየሩት እንደዛ ከሆነ የሕዝቡን ብር አይበሉም

  • @ksalove1172
    @ksalove117211 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @hffug921
    @hffug92111 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround11 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ አጆኺ ❤🙏

  • @semhalmergia7773
    @semhalmergia777311 ай бұрын

    Sometimes life not fair😢😢😢

  • @danielgehbru6075
    @danielgehbru607511 ай бұрын

    Tigraysi Ab Mntay eya Beriha Kem kedema Kilel do aykonetn zela ??Denakur kofkafat 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MeronMm-dh5pp
    @MeronMm-dh5pp11 ай бұрын

    የኔ ጀግና ቃል የብለይን በሐቂ

  • @berihukahsay7143
    @berihukahsay714311 ай бұрын

    ዓሕ🤔

  • @rhimhatun7211
    @rhimhatun721111 ай бұрын

    አሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr11 ай бұрын

    ብዚኦም ሰም ሸቀጥኩም እትበልዑ ሰባት ልቦና ይሃብኩም

  • @AAa-bf5oo
    @AAa-bf5oo11 ай бұрын

    Ahatey .arey💔💔

  • @letush7405
    @letush740511 ай бұрын

    ማዓሪተይ❤❤ ናተይ😢

  • @user-wz9me5qs2j
    @user-wz9me5qs2j11 ай бұрын

    እቶም ዘድሐነቶም ሕጂ ከመይ ኣለኺ ይብልዋደዶ ይኾኑ ? ኣሕ ክንደይ ህፃውንቲ ንእስነቶም ተመንጢሉ 😢

  • @chelseaforever9905

    @chelseaforever9905

    11 ай бұрын

    ኣበይ ክዝክርዋ ተደርብያ እንድያ ዘላ

  • @user-zj2ek5tc1d
    @user-zj2ek5tc1d11 ай бұрын

    አጆኪ ዝያዳይ❤❤❤

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu317911 ай бұрын

    ዕሸላት ለኪማ ኣብ ስርቅን ጉሕለትን ዝተዋፈረት ጉጅለ ቀደሙ ዕላማ ውሑዳት እምበር ናይ ህዝቢ ዕላማ ኣየበገሶን ።መንእሰይ ትግራይ ዝበልዎ ከተግብር ዘይኮነ ክሓትት እንተዘይኪእሉ ዕጭኡ እዚኣ ያ ።

Келесі