🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ

Ойын-сауық

ን ተጋዳሊት ገነት ሓድሽ ብዚ ስልኪ ቁፅሪ 0991544105 ክትረኽብዋ ትኽእሉ።
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 271

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus11 ай бұрын

    ን ተጋዳሊት ገነት ሓድሽ ብዚ ስልኪ ቁፅሪ 0991544105 ክትረኽብዋ ትኽእሉ።

  • @hhdhrhhbebrb2682

    @hhdhrhhbebrb2682

    11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @haregtewelemedhin-zr7ne

    @haregtewelemedhin-zr7ne

    11 ай бұрын

    መን እሞ ሰማዒ እንዶ ሲኢና💔? ትግርኛ ሃፍታም እዩ እሞ, ስለዚ በሉ ኢልና ቀቢፅና ሑሙማት እዮም

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p11 ай бұрын

    ሓፍተይ ናተይ አጀኪ ምእንተ ንዓና ምእንተ ሃገርኪ መሰዋእቲ ዝከፈልኪ😢😢😢

  • @msegnabatha8832
    @msegnabatha883211 ай бұрын

    ❤🎉የድንቀኪ ካብሐውኺ ወዲ ዓድቀይሕ ኤረትራ

  • @user-ox7hd8kh9y

    @user-ox7hd8kh9y

    11 ай бұрын

    ክብረት ይሃብካ ❤❤❤

  • @lemlemyoutube

    @lemlemyoutube

    11 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mussiezereay6188
    @mussiezereay618811 ай бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ እንኳዕሞ ብህይወት ተረፍክልና❤❤❤አጆኺ አብ ጎንኺ አለና::

  • @aasaas7284
    @aasaas728411 ай бұрын

    ሓፍተይ ማዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ንዓና ክትብሊ እዩ እዚ ኩሉ🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @letaykalay1893
    @letaykalay189311 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሓፍተይ እንኳዕ ብሂወት መፃኺ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ፈጣሪ።

  • @abrahamberihu2534
    @abrahamberihu253411 ай бұрын

    ዋዕሮና ጁጉና ዕዱመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዝሓፍተይ 🙏❤❤❤

  • @belaynshmchalay738
    @belaynshmchalay73811 ай бұрын

    እዛ እምበይተይ ኣባይኽ ክብር ንዓኹም መእንተ ኣንሕና ብልኹም ድኽፈልኹም TDFየ ዋሕስ ህይወትና እኹም❤❤❤

  • @hasawitmaletnskiekime6955
    @hasawitmaletnskiekime695511 ай бұрын

    እህህህህህ ስለ ዓድን ህዝብን ኢልኪ ኣካላትኪ ንመጉዳእቲ ዘወፈኺ ክብርቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ የቀንየልና ካዓ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና

  • @gessesegebreslassie7703
    @gessesegebreslassie770311 ай бұрын

    ሻላኩም ሓራ ወፂእና….የቐንየልና ❤🙏

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v11 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e11 ай бұрын

    ጎተይተዋ እዙ ኩሉ መስዋእቲ ንዓይ ንምግድርትን ንሃገርክን ዘወፈኺ ክብሪ ይግበአኪ 😢

  • @fyoridesta4317
    @fyoridesta431711 ай бұрын

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኹን ዝሓፍተይ እንኳዕ ብቻ ብህይወት ተረፍኪ ኩሉ ሓላፋይ ቃንዛም ተረሳዓይ እዩ ኣጆኪ መዓረይ ወላዲተ ኣምላክ ምሳኪ ትኹን🙏❤️💛

  • @mebrihithaftu9787

    @mebrihithaftu9787

    11 ай бұрын

    አሜን 🙏

  • @britgraweyti
    @britgraweyti11 ай бұрын

    ቃላት የብለይን ናዓኩም ዝኮውን ኣሕዋተይ😢 ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኣምላክ እንታይ ይሳኦነ❤ 🙏

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k11 ай бұрын

    ቃላት የብለይን ናዓኩም ዝኮውን ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ታይ ይሳኦነ 🙏❤😢😢

  • @MfjjhGjvg-nh7el
    @MfjjhGjvg-nh7el11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዛሓፍተይ 🙏🥰🥰

  • @binyam1578
    @binyam157811 ай бұрын

    ዝከበርኪ ጅግና ሃገር❤ሕክምና ክትገብሪ ይክኣል ዲዩ ማለት ክዕረ ማህረምትኪ😢👏🕊🥰🦋✌🏻

  • @senayt4767

    @senayt4767

    10 ай бұрын

    Ewe ykielyu bzuh krshiyumber😢

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz11 ай бұрын

    ኣባይኪ ፅሪተይ ገነተይ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ዋዕሮታት ትግራይ ብሙልእክን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zafutesgay156
    @zafutesgay15610 ай бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ😢

  • @saddvzx9822
    @saddvzx982211 ай бұрын

    አጀኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ

  • @user-wf3bg2zu2x
    @user-wf3bg2zu2x11 ай бұрын

    ምዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p11 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና 💪❤️💛🙏

  • @iiooiop889
    @iiooiop88911 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍክልና ጅግናዋ ኣጆኪ ወለላይ😥😥❤️❤️💘🥰💘🥰💘🥰💘🥰💘🥰💘

  • @hailegiorgisweldegiorgis3172
    @hailegiorgisweldegiorgis317211 ай бұрын

    አጆኪ ዛጓለይ እንኳዕዳ ብሕይወት ተረፍኪ 😢😢❤

  • @tdftdftigray2695
    @tdftdftigray269511 ай бұрын

    ኽብሪ ንዓኺ ጅግና ሓፍተይ ስሌና💔❣️

  • @msegnabatha8832
    @msegnabatha883211 ай бұрын

    አጆኺ አብ ቲሕቲ ፈጣሪ ኽትማሐየሺ እኺ ንሕና ብጾሎት ኽንሕግዘኪ እና🎉

  • @samsnggalaxya1282
    @samsnggalaxya128211 ай бұрын

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን እዛ ሓፍተይ❤❤

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox11 ай бұрын

    ዛመዓረይ😢❤ አጆኪ ዘሐፊተይ ናተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ዘእምበይተይ😢❤🙏

  • @JonTsegay

    @JonTsegay

    11 ай бұрын

    Desheka aykonen harimwo. Ayni Seb eyu afa tegomxixa 😂

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera923311 ай бұрын

    ጀግና ሓፍተይ አዮኺ ኣብ ጐንኺን ኢና ❤❤❤

  • @Oromay1
    @Oromay111 ай бұрын

    ዛ ጅግና ተዘይ ተመርዒያ ባዕለይ ክምርዓዋ እየ

  • @rotes3106
    @rotes310610 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስክልና: ስለቲ መስዋእቲኺ ክብሪ ይግባኣኪ። ኣምላኽ ኣብ ጎንኺ ኣሎ ኣጆኺ።

  • @user-mt6pw2il9f
    @user-mt6pw2il9f11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏💛❤️💪🙏

  • @user-qp7ku2yc7l
    @user-qp7ku2yc7l11 ай бұрын

    ኣባይኪ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደለኪ🙏🙏🙏

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ማዓሪይ❤❤❤❤❤

  • @MamaLove-tp1lt
    @MamaLove-tp1lt11 ай бұрын

    ምሉእ ምሕረት የዉርደልኪ ገነተይ ማዓረይ

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg454210 ай бұрын

    ኣጆኪ ፅሪተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh695911 ай бұрын

    ሓፍተይ መዓረይ እሓዝን ኣጆኺ ብሓቂ ጀግና እኺ!! በርትዒ ኩሉ ይከኣል ዩ

  • @Moloz-ur8vi
    @Moloz-ur8vi11 ай бұрын

    ኣይዞኺ ዝሓፍተይ ንስለ ህዝብኺ ዝኸፈልኽዮ እዩ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ 👏 ጋዜጠኛ ሓፍትና ኣካዳድናኺ ርግዓትኺ ትግራወይቲ ቀፅልሉ 💖

  • @user-md6yv9zo4i
    @user-md6yv9zo4i11 ай бұрын

    እግዚኣብሄር እንኳዕ ኣትረፈኪ ጅግኒተይ❤❤❤

  • @yiitui5517
    @yiitui551711 ай бұрын

    ጆግና ሓፍተይ❤😢❤❤❤❤❤

  • @msegnabatha8832
    @msegnabatha883211 ай бұрын

    ብጣዕሚ አንበስት ኽብርቲ ሓፍቲ እንቋዕ ብህወት ተረፍኪ ጽብቲ

  • @dudh4074
    @dudh407411 ай бұрын

    ጀግና ናትና ዋዕሮና ዋዕሮ ትግራይ ኣጆኺ ዘምቤተይ❤

  • @aexum1597
    @aexum159711 ай бұрын

    Enqowae behywet terfky eza haftey 🙏🏾❤❤❤

  • @user-ne9uu2gz5w
    @user-ne9uu2gz5w11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃውኽ ፊጣሪ👏🥰🥰🥰

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn412811 ай бұрын

    Thank you for your service jegnaa tgadliet enqae behiwot tsnaki kulu behekemena kestkakelelki Eyu ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @titigezaei138
    @titigezaei1388 ай бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @fregoitom6568
    @fregoitom656811 ай бұрын

    Wearo jegna gual Tigrai ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe388011 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዋዕሮ ሳላኹም ናብዚ በፂሕና የቅንየልና🙏❤️💛

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese208411 ай бұрын

    ❤❤❤አሰይይ ሙቁራተይ እንዃዕ ብሰላምመፂክን ጀግና ሓፍትና አጀኪ ሄልየ ፅሪቲ ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @nebyat1884
    @nebyat188411 ай бұрын

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ዝሐፍተይ

  • @user-cb4mq9up1c
    @user-cb4mq9up1c11 ай бұрын

    ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ 💪💪😘😘 ክብሪ ንዓኩም ይግባእ ጀጋኑ ናትና👏👏

  • @SalamSa-ym8ju
    @SalamSa-ym8ju11 ай бұрын

    ቅድመኽ ስጥሕ ያብለን በጃይ ዝኾንኽ ክብሪት ሓፊተይ እግዛኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ ያውሪደልኽ

  • @fjfgfggughh4749
    @fjfgfggughh474911 ай бұрын

    ሻላኩም ሓራ ወፂእና ❤❤❤የቐንየልና 💪💪💪🙏🙏🙏

  • @albadralbadr3948
    @albadralbadr394811 ай бұрын

    ኣጀኪ ምቅርተይ ኣብ ጎንኪ ኢና ❤❤😊

  • @ethiopanorama7334
    @ethiopanorama73345 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y11 ай бұрын

    ዋዕሮ እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈኪ ምቅርተይ ተመስገን እዩ❤💛✊

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w11 ай бұрын

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ😢❤

  • @mariamm8239
    @mariamm823911 ай бұрын

    ዋዕሮ ሓፊተይ እንኳዕ እግዚአብሔር አትረፈክ

  • @gideyberhane2123
    @gideyberhane212311 ай бұрын

    ዋይ አይ ብአኢድካ አይ ብእግርኻስ እዙኽሉ መከራ ደሐን አንቲ ዋእሮ ጅግና ንታሪኽ ንግዶፎ አንሕና ግን አብ ጎን ኺ ኢና መጉደዕትኺ በዐወት ተዛዚሙ👌🎈😭 ። ፅብቅተይ እንዃዕ ነዚ ቃለ መሕተት በፀሕኪ ናይ በሐቂ ጅግናና ፍናንና ኢኺ።❤️❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @Letish190
    @Letish19011 ай бұрын

    እንኳዓ ናብዚ አብፃሓኪ ዛጏለይ

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen83911 ай бұрын

    እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ ማዓረይይ ❤ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና አክቢርኩምና ኢኩም ሰላኩም ኢና አብዙይ በጺሕና

  • @ganetganet916
    @ganetganet91611 ай бұрын

    መእቲ ትግራይ እዩ እም ክብርን መጉስን ናዓኩም ❤❤

  • @hss5246
    @hss524611 ай бұрын

    ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ ዋዕሮ 👸❤

  • @Eritrea20431
    @Eritrea2043111 ай бұрын

    Meskneyti haftey enkae behiwet terefki kale entay yebahal koynu denakur zekonu merahti rekibna amlak selam yewrdelna🇪🇷🙏⛱

  • @fhffhdh5011
    @fhffhdh501111 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕብህወት ተረፊኪ😢😢

  • @salmo7382
    @salmo738211 ай бұрын

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r11 ай бұрын

    ኣንዃዕ እግዚአብሔር ኣምላክ አውጽእኪ ዝሓፍተይ😢👏💔

  • @user-mv1od7cm5i
    @user-mv1od7cm5i11 ай бұрын

    ክብርቲ ዋዕሮ ገነት ስንኪሊናኺ ምእንተ ህዝብኺ ሃገርኪ ትግራይ ኢዩሞ ብስንኪሊናኺ ከነተንፍስ ጌርኪና ግዴታዊ ሓላፍነት ኣለና ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣጆኺ ኣለና ኣብ ጎንኺ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu135911 ай бұрын

    Egziabher. Amlak. mesakum. yekun. 😢🙏🙏🙏🌿🌾🌿🌾🦁🦁👈👍🤝👌

  • @hiwethiwet8374
    @hiwethiwet837411 ай бұрын

    ዝኩሉ ንዓና ክትብላ/ሉ እዩ እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተረፍኪ መዓረይ❤❤❤

  • @hometv7803
    @hometv780311 ай бұрын

    Bejakhum kulukhum nay tigrigna gazetegna tugrignahum kab amharigna ayithwesu

  • @sarayan525
    @sarayan52511 ай бұрын

    አጆኺ ዛምይተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤❤❤❤

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina547111 ай бұрын

    ንሕና ክንጋደል ከለና ምግዳል መስዋእቲ ድኽነት ከእክል ቕሳነት ህዝብና ዕብየት ሃገርና ምስኻዕ ኔሩ ። ክንገብሮ ዝግባእ ብዘይ ምግባርና እዚ ከይኮነ ተሪፉ ። ምግዳል ውርሲ ኾይኑ ደቕናውን ናብ ፀገም የእቲናኲም ። እንተ ብኣኲም ኾሪዕና 💪🏽

  • @smirasamira8297
    @smirasamira829711 ай бұрын

    አጀኪ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @SaraSara-du4nl
    @SaraSara-du4nl8 ай бұрын

    ፍጣር ምሳኽ ይኽን ሓፈትና ሙሉኡ ጥዒና ይሃብኽ

  • @fsedfsd-ch9fk
    @fsedfsd-ch9fk11 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ አጆኪ ምስ ግዜ ከትማሓየሺ ኢኪ

  • @afritalent1353
    @afritalent135311 ай бұрын

    Our heroine you are symbol of Human kind spirit! TDF DEFIED THE LIGIC TO HEROINES LIKE YOU! VIVA TDF & THE GREATEST TIGRAY WILL BE REALISED SOON ON THE WORLD!

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha384511 ай бұрын

    Waero Tigray welelay, ajoki jigna-gal jeganu. We love you and thank you stay strong alena ena abgoniki.

  • @fseefdser8898
    @fseefdser889811 ай бұрын

    ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ😢😢🥰

  • @fdg761
    @fdg76111 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይሓልኺ ገኒ ❤❤❤❤

  • @hagoseyasu9625
    @hagoseyasu962511 ай бұрын

    we are proud of you. TDF

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j11 ай бұрын

    ክብሪ ይግበአኪ ዋዕሮና ❤❤❤

  • @user-zx9ks7bs6m
    @user-zx9ks7bs6m11 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢ማዓረይ ቅድመኪ ዋዕርኖ አምላክ ምሕረት የዉርደልኪ❤❤

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey287411 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእክን ዋዕሮታት ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብሂወት ዝተረፍክልና😢 ሙሉእ ምሕረት ደማ የውርደልኪ ዛሓፍተይ አጆኪ ከሃ ንሃገርና ሰላም ምሕረት የውርደልና

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s11 ай бұрын

    ኣይዘኽ ምቅርተይ ጅግና ዋዕሮና😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @samerahsamerah329
    @samerahsamerah32911 ай бұрын

    ማዓረይ ኣጅኪ ዛሓፍተይ

  • @senaitambaye5774
    @senaitambaye577410 ай бұрын

    Love and respect ❤👏✊

  • @abrahatewolde5438
    @abrahatewolde543811 ай бұрын

    ጅግና፡ኣጆኪ፡ምእንቲ፡ሃገርክን፡ህዝብክን፡ኢኪ፡ተሃሪምኪ።ታሪክ፡ኣትሪፍኪ።ኣምላክ፡ምሳኪ፡ይኩን።ኢሪትራዊ፡እየ።ዓወት፡ንዉጹዕ፡ህዝቢ፡ትግራይ።

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom11 ай бұрын

    ዋዕሮና ኣጆኺ ❤💛💛💛❤️

  • @fsfgd4800
    @fsfgd48008 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሓፍተይ እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu428211 ай бұрын

    እዋይ መሕዘኒ ወለዶ ብመንግስቲ ደኣ ገለ ካሕሳ ይገበረሎም እምበር ህዝቢ ደኣ ንኽንደይ ኢሉ ክሕግዝ ደኺሙ ኾ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay739711 ай бұрын

    አጀኪ ዝሐፍተይ ጅግና አኪ enkuae ተረፍክ አለና አና ድማ አብጎንኪ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari10 ай бұрын

    ዋዕሮ ተጋዳሊት ገነት ሓድሽ እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ጸላእትኺ ብሞት ደፊርክዮም ኢኺ ኲርዒ ተሓበኒ።

  • @dwdfdwrf7117
    @dwdfdwrf711711 ай бұрын

    አይ ፅሪትዋይ አይዘኪ😢❤❤❤❤

  • @wedihawey1995
    @wedihawey199511 ай бұрын

    ጀግና ጋል ጀጋኑ አጆኺ ካብ ብሰማይን ብምድርን ዝኹሉ ሓዊ ንምውፃኺ ናይ ወለዲ ፀሎት እዩ ሞ እንኳዕ ተረፍኪ ጀግናና ደሞ

  • @fhhh5498
    @fhhh549811 ай бұрын

    ጅግና ❤❤❤❤❤❤

  • @hfdgdd223
    @hfdgdd22311 ай бұрын

    ኣጆኪ ዛሓፈተይ😢😢

  • @swsn6834
    @swsn683411 ай бұрын

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ

  • @goitomhalemchl7151
    @goitomhalemchl715111 ай бұрын

    አጀኪ ማዓረይ

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey11 ай бұрын

    ክብሪ ናዓኩም ተጋደልትና እንካዕ ብሰላም ወፃእክልና ጅግና ዋዕሮና ባሓቂ ጅግና ኢኪ 😢አጆኪ ዛሓፍተይ አምላክ መሊኡ ይምሓርኪ👏🤲😰

Келесі