gere emun ተዋሳእቲን ካልኦት ቡሉፃት ተዋሳእቲ ትግራይ ዝደመቀ መርዓ ኣያ ዘረኣብሩክ
Ойын-сауық
#gereemun #tigray #weeding #መርዓ #ዘረኣብሩክ
እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.
Пікірлер: 174
Family time ደስ ዝብል ግዜ kzread.info/dash/bejne/e35nrNSqldazhMY.html
ይመስገን ፈጣሪይ ያሁሉ ጭንቀት ጦርነት አልፎ ይህን ስለአሳየ መላ ትግራይ እንዲሁ ይሁንልን ሚስትህ እንደለምለም አይነይ ቻይ አስተዋይ ታርግልህ አንተም መልካም ባል ያርግህ ጀግኖች ውለዱ ክበዱ የፈረሰችው ሀገራችን እሚያንፁ
@ibrahimismail2222
Жыл бұрын
💯👍❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰💯💯💯
@sosenateame
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘደንቅ መርዓ እዚኢዩ እቲ ኣብታዊ መርዓትግሪኛ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ግርም ዝኾነምርዓ ዕድመንጥዕና ውላድ ውላድኩም የርእየኩም
@Geeztube21
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ መሐበን ሰስኑለይ 💊💋💊♥️♥️♥️♥️
አነ እርትራዊት እየ ብልበይ ተሐጊሰ ካብ መከራ ተገላጊልኩ አብ አብ መረአ ምበፀካ ምሉእ ሰላም ይግበረልካ
@abrahakonjo9830
Жыл бұрын
ሓጎሰ ይሃብካ ዝሓወይ
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@@abrahakonjo9830 ሰብ ግበረለይ ክብረተይ
@Geeztube21
Жыл бұрын
❤❤❤አሜን❤❤❤
@Jay-Jay-vf1hm
6 ай бұрын
Congratulations 🎉🎉🎉
ጆን&ሄሉ ርሑሰ ጋማ ይግበረልም ሓዳርኩም ይባረክ ለሰናይ ተግባርኹም ትግራይ ባዕላ ተመሰገንኹም ዞም እሕዋተይ👑💍❤️💛
ተመስገን ልኡል. እግዚኣብሄር እንኳዕ ናብዝይ ኣብፀሓኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
Ruhus gama Abreham Sara Merea yigberelkum wiledu kibedu 🙏💖💚
አታ ኩሑል ወዲ መኮነንየ መርዓትካ ሒዝካ እማ ንዓደይ በልየ ❤❤❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ወይኩን ፍቃድከ ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
አሰይይይይ ሸገታትይ ዕልልልልልልልል የሰበ ደሰታ ይሰዲሰታኝል❤❤❤❤❤❤❤
Ruhus gama yigberlukum burukatey ❤❤❤❤❤
አሰይይይይይ አልልልልልልል አንኻዕ ናብዚ አብቃዓኹም መቁራት🙏🙏🙏
ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ኣያ ዘርኣብሩኽ ዘርእኹም ይባረኽ❤❤❤❤❤
Congratulations ❤💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
መርዓ,ሳራ,ይግብረልኩም,ኣሕዋተይ
ርሑስ መርዓ ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበረልኩም ፈጣሪ💞💞💞💞
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ሩፍታ ልበይ ኢኪ ማርያመይ ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
ቃል ኪዳን አብርሃም ወሳራ ይግበርልኩሙ አሕዋት 🙏❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ኣደይ ማርያም ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
ጆን ዓርከይ እንካዕ ደስ በለካ congra
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኪም ❤❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላክ ፍጽም ብርሃን ደስታ ይግበረልና ፈረይቲን ጸገይትን ኩኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አያ ዘርአብሩኽ ርሑስ ጋማ ፈረይቲን ጸገይትን ይግበርኩም ነዊሕ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኩም ንፈትወኩም ኢና ❤💛❤🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ውለዱ ክበዱ❤❤🎉🎉
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያዘብረኣብሩኸይ❤ብዝወፀ ይተክኣልኩም ለለ
ኣሰይ ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራህምን ሳራን ይግበረልኩም💖💖
መርዓ ኣራሃምን ሳራን ይግበርልኩም ደቂ ትግራይ ቆናጁ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደስ በሃልቲ🎉 መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኹም ❤️😘
እሰይ እሰይ እንዃዕ ደሰ በለኩም
ዋው ርሑስ ጋማ ኣያ ዘራብርክ ለምለም ዓይነይ ዶ ትኾን ዛመርዓት ከ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ጓል ትግራይ ፅንዓት ሰብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩሙ🙏🙏
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም እንካዕ ብርሃንረአኹም ፈረይትን ፀገይትንይግበርኩም እግዚኣብሔር🙏💕🌹🌹
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@እግዚአብሔር ብርሃነይ ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
እልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏 እንኳዕ ብርሃን ራአካ ዮኃንስ ሓወይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርዓኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ክቡራተይ ሓዳርኩም አብርኃምን ሳራን ይግበረልኩም ክቡራት የሕዋተይይይ👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤
ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ዘራብሩክ ዓይነይ 🥰🥰🥰
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ክቅፅልየ ሰብ ግበርለይ ወለላይ
ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም❤❤❤
አምላክን ሰብን ንዝፍትዎ ፍረ ዓይኒ ኩኑ አሕዋተይ ርሑስ ጋማ ❤።
ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልል እንኳዕ ናብዚ ኣብቋዓኩም መርዓ ኣብርሃም ወሳራ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ንዓኹም የምስለና ትግራይና ትዓምብበልና ኩሉሳዕ ትዓልለና ካብዚ ኩሉ ጭንቂ ሓሊፍና ናብዚ ዝብል ነዚ ንምርኣይ ዘብቀዐና ተመስገን ❤❤ እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ፀገም ዘለው ወገናትና ኣይረሳዕክኩን እግዚአብሔር የውገሐሎም ❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@meri ደምርኒ ሜሪ ሓፍተይ
@Merhawit213
Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ደሚረኪ ማዓረይ ኣጆኺ ጠንክሪ💛❤
ሩሑስ ጋማ ኣያ ዘርኣብሩከይ ፈረይትን ጸገይትን ይግበረልኩም
ዕልልልልልልልልል🙏💐💐💐🥀🥀🥀
ዋውውውው ኣሰይ ዘብራብርከይ ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም😍😍😍😍😍❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍትዋት መርዑት እንካዕ ናብዚ ኣብቅዓኩም ምሉእ ሰላም ይግበርርልኩም ዘበንኩም ምሉእ ሓጎስ ይግበርርልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል
ብሉጽ ተዋሳኣይ ዮሐንስ አለማት(አያ ዘብረአብሩክ) መርአያ ሠናይ ምግባር እንቋዕ ናብዚ አብቀዐኩም ምስ በዓልቲ ቤትካ: ፈረይትን ጸገይትን ይግበረልኩም ዞም ናትና! 🕊
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
ደምርኒ ወለላይ
መርዓ ኣብርሃምሳራ ይግበረልኩም ምጭዋተይ❤❤❤❤
ብሩኻት ዘርኢ መርዓት ምፅባቓ ወይዘሮ ❤❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@Gul 70 ሰብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መዓረይ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ 🥰🥰❤️💛💊
God bless you
ለምለም ዓይነይ እማ ኣበይ እኒኣ
🎉🎉?እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ተዋህዶ ከዘላለም ትንበር ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
አሰይይይይይይይይይይይ ተመሰገን አምላክ ዝኩሉ መከራ ሓሊፈ ናብዚ ዘብቀዐና ሙሉእ ሰላም ይገበረል ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ
እንኳዕ ብርሃን ረአኻ ዮሃንሰይ ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ብጣዓሚ ደስ ዝብል መርዓ🎉❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@selamawit ሰብ ግበርለይ ሰሉዋይ መዓረይ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳ትግራይ
Congratulations 🎊 👏 💐 🥳 Aya zebreabrok God bless Tegaru 🙏🙏
ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ❤❤ለምለም ዓይነይ😢😂
@henokangosom9419
Жыл бұрын
😂😂😅
እንካዕ ብርሃን ረአኩም❤❤❤
ርሑሰ ጋማ ደቅ ሓላል መሬት💊💊 ከምቱ መርዓኩም ውልድኩም የርእየና ፈረይቲን ፀገይትን ኩኑ💞👫💍😘😍
አብርሃም ናበይ ከይዱ አብመርዓ አቡአ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ምጭዋተይ መርዓ ኣብርሀምን ሳራን ይኩነልኩም❤❤❤❤💛💖💋💋💐💐💐💐💐💑
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እሞ እንጀራ ከይትቖፅር ኢኻ ♥️♥️♥️♥️🌹🌹
ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም🙏❤❤❤😍😍
❤❤❤❤እስይ ተሃገስ ኣነስ ❤❤❤❤
Amlak yibarkum hade libiy yigberkum kem Abraham Sara yigberkum 💞💞💞💞💞✨✨✨✨🌽🌽🌽🌽🌽🌾🌾🌾💒💒💒
Rasey Game yegbrlkem tsbukteyyyy💋💋💋🙏🙏🙏💊
🥰🥰🥰🎉
Have a wondrefull live. Waw i like it the traditional cloth very very nice.
እሰይ❤❤❤❤❤❤እሰይይይይይይይይ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
አልልል ተመስገን ፈጣሪ መርዓ ኣብርም ሳራ የገብርልኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Beautiful ❤. Congratulations 🎉
እልልልልልል ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ዘብራኣብሩኩ
ተጋሩ የሕዋተይ ዝነባዕኩሞ ኣይወሓደን እሞ እንቃዕ ከምዚ ገሩ ሓጎስ ብሓጎስ ገበረኩም መድሃነ ኣለም። ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ዘራብሩከ ዓይነይ ግን ሰምሃር ኣብረሃም ቤቲ ሃይላይን ኣበይ ኣለዉ ኣብ ኩሉ ቩደዮ ሲኢነዮም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Geeztube21
Жыл бұрын
አለው እዮም ማአረይ❤❤❤
@MerryMerry-dh5gs
Жыл бұрын
@@Geeztube21 ዋይ ሓቅኺ ኣለዉ ኣብረሃም ግን የለን
እሰይ እልልልልልልልል
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤️❤️❤️❤️❤️
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍርያትን ጽግይትን ኩኑ ❤️🥰💛
ሪሑስ ጋማ ተጋሩዋይ❤❤
Congratulations🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈቅሪ አብረሃም ሳራን ይገበረልኩም ሩሑስ ጋማ ❤
Ukae abzi abkakum💕 Kabzi kulu mesgdel wexiekum Ab meran dera mibxahkum Egzabher misgana yekuno🙏 Ferytin xegytin yrgbrkum eti sela ka milue selam yegbero💕🙏🙏🙏
Congrats !!!
ኣብርሃመይከ
I’m so happy to see this. Congratulations!🎉🍾🎈🎊
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎊🎊🎊🎊🎊🎊🎊🧨🧨🧨🎊🎊🎊
Asey xebukate Tegaru mekberti bahelekume Fetwe 🥰❤️
ጆን ሄሉ ሩሑስ ጋማ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተፈተውቲ።
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@እስራኤል ዋሕስ መፃእየይ ሰብ ግበረለይ ክብረተይ
@wahs1235
Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ሰላም ሓፍተይ፡ መልእኽቲ ብዝግባእ ኣይሓዝኩዋን ይቕሬታ።
እልልልልልልልል💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🎂🎂
❤❤ሩሑስ ጋማ ❤❤ እንዳ ገረ እሙን:: ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ❤❤💖💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ማራ ኢየ ንፈትወኩም
@Geeztube21
Жыл бұрын
❤❤❤❤
ኣየ ትግራይ 🤔 ፍርቁ ካብ መረበቱ ተመዛቢሉ ኣብ ዳስ ናብርኡ ገይሩ፤ ፍርቁ ካዓ ኣብ ዳስ ሽሽ ይብል😢
መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ደቂ ሓላል መሬት ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ኣክሱም ይሓ ሰብ ግበረለይ ክብረተይ
ረ ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕተይ❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ enke hagosekum kalkidan Abraham n saran ygberelkum 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Congratulations 🍾🎈🎉 ❤❤❤❤
Congratulations Form Eritrea 🇪🇷
RIHUS GAMA ♥️♥️♥️🔥🔥🔥🎉🎉🎉🎉🍒🍒🍒🙏
😊❤🎉🎉🎉🎉🎉
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ልዋም ጋል ኣፅቢ ሰብ ግበርለይ ልዋም ሓፍተይ
እቲ ካባ ናይቤተ ክርስቲያን አይኮነን ድዩ😢
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@እግዚአብሔር እረኛየ ነው ሰብ ግበርለይ ክብረተይ
Temesgen fetari ezi birhan zerakani❤❤❤
❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ጓል ራያ ሰብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መኣረይ
Zefatwo. Arteste rhose gama kabe germen❤❤❤