ኣብ ተረሓሒቅካ ፍቅሪ ክንገብሮም ዘለና ነገራት distance relation hyab media
ህድአ ኢልኪ ተዛረቢ ዋአ ኣይትሓዝን ዘሎ ቃላትኪ ሓሳባትኪ ግን ጽቡቅ
Waww gual tigray ayney thanks my sweet sis love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
ግን ትሮቦ ትህወኺ ኮንኺ ሽምደዳ እንድኺ ጌርክዮ። ህድእ ኢልኪ ምጽና ኢኺ ኣብ ቀጻሊ። ግን ኣገዳሲ ኢዩ። ብዙሕ ፈሊጠ ❤❤❤❤😍😘😘😘😘
Eritrawi ktkewn aleka nska
@@wedighebremeskel13 ata ab feqri eykneh eti hto haweni
@@wedighebremeskel13 😂😂😂 getimkayo,,, ane wun eko eritrawi ye, gn Haqi ekha tezaribka
aytsemien eya kndey gzie xhifela .lba kitmoluk eye dkam lbi ktgebr eya bezi entekexila dea
ዋው እዚዓስ ነዓይ ኢልኪ ኢኺ ተዛሪብክያ ሓፍተይ ናተይ ኣነ ኣብ ዓዲ ( ኢትዮጵያ) የ ዝነብር ጓል 20 ዓመት የ ተማሃሪት 3ይ ዓመት ዩኒቨርስቲ የ ምስ ሓደ ኣብ ደገ ዝነበር ወዲ ተላሊየ ዳርጋ ክልተ ዓመት ሓሊፉና ርክብና ሓፍትን ሓዉን ዩ ነይሩ ሕጅ ግን ድሕሪ ብዙሕ ዕላልና ርክብና ናብ ፍቅሪ ተቀይሩ ማራ የ ዝፈትዎም ዘፍቅሮን እቲ ወዲ ዝፍቶ ዝፍቀር ዩ ከኣ ንሱ ዉን ከምኡ ግን ንሱ ኣነ ስምኡ ክኸይድ የ ዝደሊ ኣነ ከኣ ን ስድራ ሓንቲ ጓሎም የ ወለደይን ኣሕዋተይ ከኣ ክማሃር የ ኣምበር ን ደገ ብምንም መንገዲ ክኸድ ኣይደልዩንን እቲ ወዲ ድማ ቡዙሕ ስቃይ መንከራን ዩ ኣሕሊፉ ዩ ናብ ኤሮጳ ኣቲዩ ድሕሪ 10 እንኳዕ ይመጽእ ኣይመስልን ብዙሕ ግዜ ብዛዓባ መፃኢ ና ከዕልሎ ከለኹ የቃርጸኒ ዩ እንታይ ከገበርኩ ይሓይሽ ተገድስከም ምክርኹም ሃቡኒ ኣሕዋተይ ኣሓተይ
መጀመርያ ሰላም ክብለኪ እፍቱ ክብርቲ ሓፍተይ እሞ ሕጽር ዝበለት ሓሳበይ ከካፍለኪ ፨ ሓቂ መንገዲ ሒስኪ ናብ እግዚኣብሄርኪ ብልቢ ጸልዪ ኮሙኡ እውን ምሱኡ ክትራኸቢ ከለኺ እውን ቃለ እግዛኣብሄር ኣዕልልዮ ኢኺ እሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓሳብ ልብኺ ክስምረልኪ ዩ እዚ ግን ብቁኑዕ ልቢ ክኽውን ኣለዎ ፨ ንኹሉ ናቡኡ ንግድፎ ኩሉ ባዕሉ ሓሳብ ልብኺ ክስምረልኪ ዩ .፨ እግዚኣብሄር ምስኪ ይኹን ኣምላድነት ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኺ ይኹንን
@@tsegayhaiysh9086 ሰላምኪ( ካ ) ይብዛሕ ዝያዳይ ንስለእቲ ምክርኺ ) ኻ) ብልቢ የ ዘመስግን የቐንየለይ ክብረተይ
የቀንየልና ንብኪ ዝሓፍተይ ካብ ሓዉኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ለባሞ ሓፍትና ብጣዕሚ መሃሪትን መኻሪትን ኢኺ:: ከምቲ ኣነ ምኽሪኺ ዝሰሰምዖ ኻዓ ንሰኽዉን ክትሰምዕኒ ተስፋ ይገብር:: እሞ መስ ሙሉእ ኣፍልጦኺ; ኣብ ክንዲ "ክመኽረረኩም" ዝብል ቃል ምጥቃም ከዘኻኽረኩም ዝብሉ ቓላት እንተተዘዉትሪ ሰማዕትኺ ሉዑል ክብሪ የርክበኪ'ዩ ኢለ ይኣምን::
Amazing advised
ናይ ባሓቂ ንፈዕቲ
የቀኒየልና ጽቡቅ ምክሪ ክብርቲ ሓፍትና
Thank you 🙏
Thankas shkor adia
Thanks haftey zyadayy qexileyo
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ምኽሪ የቀንየልና መሰረት ሃፍትና
ናይ ኣምላኽ ይዓቢ እንበር ማዓት ስራሕ እዩ ወይ ጉድ
Thanks More my lovely sister😘
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Thanks haftey betami xibuq medeb alki ajoki qexileyo
ብጣዕሚ ደስ ሓሳብ እዩ ።
tanks.good vioce
Tanks halaley
Bravo bravo hero haftey really idea sa conton
Thanks
Thank.you
i poured of you keep go on my sister
Ati mchiwutey kulu tsubuk alo amlak wetru msaki ykun ajoki beritiei gobez ♥️👍
Good job sister.
waww amazing sis proud of you sweetheart keep going.
You are right ✅️
ያ ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ኢኺ ኣቕሪብክልና። ኣነ ዝኾነ ሓገዝ ክትሕግዝኒ ምደለኹ ምስዛ ናይ ሎሚ መደብኪ ምትሕሓዝ ዘለዎ። ብኸመይ ክረኽበኪ ይኽእል ?
excilent
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሓፍተይ ሎሚ እኳ ተስፋ ቆሪጽና ካብ ኩሉ ናጻ ምኳን እና ንመርጽ ግን ትምህርቲ ወሲድና ካባኪ ቀጽሊዮ
Nay bhaki betami iye zemsegnki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Tenxw yen
Bravo 💯💯
Emportant idea u sis. Thanks
Stay connected
You are interesting and nluley megurta seamley
ዋው መሲ ሓብተይ ሎሚ ርእሰይ ረኺብክኒ ።ግን ኣድኒቐኪ በቃ በሊ ግዜና ክነሕጽሮ ክንፍትን ኢና ምስ ኣደ ደቀይ ።
🤔diyacony nay mas da zeyfltna,arakbo yfterlkum belu.
@@wintamebrahtu2505 ክክክክክ ዊንቱ ሓብተይ ከምኡ ኢዩ ዘሎ እቲ ወረ ።
@@wintamebrahtu2505 ኣሜን
Xebuk temahire thanks 🙏 sister gen ab kexali kese elki hedi elki kabzi zexbuk medem hezkilna mexi ❤️
የቀንየልና
Xbuk hasab
ትኽክል ኢኪ ቀፅሉሉ ጎበዝ😘
Wawwwww btaemi xubuk tmhrtiyu kexlyo haftey
እውይ ጽቡቅ መደብ ኢኪ ተምጺኢ እሞ ግን ልብና ውቲፍከና በጃኪ ህድእ ኢልኪ ተዛረቢ የቀነልና ካኣ።
Keep it up zehaftey 🙏🙏❤
Btami adnikeki nic job. Kexlyo
ክብርቲ ሐፍቲ እትህብዮም ትምርቲ ብጣዕሚ ጽቡቃት እዮም። ሰብ ሐደር ነሮም ቆልዑ ወሊዶም ዝተፋትሑ ብከመይ ሰበይቲ ይረክቡ እንተትገልጽልና ጽቡቅ ነሩ
ናብ ሰበትካ ተዐረቅ አነ ክነግረካ
Xbukat advice endyom kbrti haftey gn nski wn ab hanti mkri wey hasab aytdgagmyom zey aselchewti gezie zeywesdu nxuratn gberyom just jet down de point thanks
ዝከበርኪ ሓፍትና ፥ ኣብ ሂወት እዚን ከምዚን ኢልካ ፥ ቀጠልያ ሕንጻጽ ወይ ቀይሕ ሕንጻጽ ተስምረሉ ነገር ኣይኮነን፥ (ማለት ብሕጊ እዜን ከምዚን ትብሎ ኣይኮነን)። ምክንያቱ እዚ ኩሉ ትነግርና ዘለኪ ወድና ጓልና ፥ ሰማዕትኪ ደቂሰባት ከም ምኳና መጠን፥ ምስ ኩነታት እና ንተዓጻጸፍ። እዚ መላት ሎሚ ከም ሓደ መላ ክንጥቀመሉ ዝጸናሕና፥ ጽባሕ እቲ/ታ መጻምድካ/ትካ ዝገመቶ/ተቶ እንተመሲሉካ ካሊእ ዝተፈልየ መላ ኢካ እትጥቀም። ስለዚ ባህሪ መቃርብትካ ክትርዳእ ደኣ ምፍታን እምበር እዚስ መፍትሒ ኣይኮነን።
Really
የቅንየልና ማኣርይ
welcome
ጽቡቅ መግለጺ ሃብተይ ብታሚ ኣባይ ሰብ ቀጽልዮ
ኣቲ ሰባኣይ ዘየብልኪ ተኮንኪ ሓዳር ክገብረልኪ ሽኮርና ተገዲስኪ መልስለይ ኣብ ታሓቲ መልሲ ሽኮርና
ታሓዋዊስኪ ለንቅነ ኻኣ ነዌሕ ግዜ የሕልፉ ኢልክና ዋእ
ብጣዓሚ ዝገርም ሓሳብ እዩ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ሂወተይ ዝገጠመኒ ኢኪ ገሊፅክዮ 100% መምሀሪ ሓሳብ እዩ ይቅርታ ሓፍተይ ኣነ ክሓተኪ ዝደሊ ወይ ክትምልስለይ ዝደሊ ፍቃደኛ ተኾይንኪ ኣነ ኻብ ብፍቅሪ ዘተጎድኡ ሰብ ሓደ እየ ብዓይኒ ማዓዶ ማለት ብርሕቀት ዘጀመርክዎ ብዘሐዝን ዋጋ እምነተይ ጥልመት ተገዚመ እና ናዓኣ ረሲዐ ከመይ ገይረ መፃእየይ ክሰርሕ ምክሪኪ ብጣዓሚ ሰለ ዝኣምነሉ ተተካእልኪ ብሃንቀውታ ክፅበየኪ እየ ሓፍተይ ናተይ
You are really amazing So keep it up
Thank you so much 😀
Wawww thank you sis,
Welcome 😊
@@hyabmedia7213 yeknelna meseret haftena beti tegbryo temhrti hanxen meharen mesganay wesin yeblun hanti gen endehr werdka ke bekmey ketwxe tekel ab mexaei shelel elki kemzey tehlfi bal melue tesfa eye so gexleyo kebrti hafeti fekri zehademo fetaweki feleg kab German
Good job 👍
Thanks 👍
መሱ ዓይነይ ኣጁኺ እስከ በርትዒ
Good job my dear sis going up
Thank you so much
ሎማዓንትስ ዛ ናይ ልበይ ኢኪ ተናጊርኪ ኣብ ፅቡቅ ፍቅሪ ንበፅሕ ተስፋ ይገብር ሓፍትና እዉን የቀንየልና
ናይ ልበይ ኢኺ ተዛሪብኪ ምቅርተይ👌👌😀😀🥰🥰🙏😊
Selam selam
Btaemi xubq tmhrti u des zbl ab huluw kunetat ajoki qexliyo
xbuk mekri haftey yekenielna. gn bezaba eta mefkar zegdefkumo zebelkiyas ane hanti kabatom iye mo kurub mefthi medelku be mentay kerkbeki yekel?
Xebkti ❤️🙏👌
Shikorina haftey xbuk mede aleki gen bejaki bejaki hide bele lebey witef Witef elatni misnay yqreteu gen
Btaemi gobez iki ketslyo kabzi natki bzuh seb kmehar kab kltieu tsota tesfa aleni
ወንጌል ስበኺ ኢየሱስ ከድህነኪ እዩ
ደስ ዝብል ምክሪ የቀንየልና
Ewyy teheweki koneki kurub qse beli sister
Xubuq tmhrti eu gn rieto zhbuki zelewo ategbryo mara thweki aleki metan krdana ab lbna kiatu haftey zterefe xubuq tmhrti
Mara gn tzhli eki ktzarebi slezi bmetenu amahayshyo kem Rieto buzh gn interessant
Teregagie qrub enber nice talk
መደሃኒ በየነ ☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️ ☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️ ☁️☁️☁️💗💗💗☁️☁️☁️ ☁️☁️☁️☁️💗☁️☁️☁️☁️ ☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
Mara tihweti aleki sis
achenikatna ko tututututttt
Btame btame eya zednkaki gelaxit eki kxaxlyooo
Haqei bitami xibuq timhrti .
Jegna elki alku ane hade kabeom eye gen ab buzuh chikchikn baesin yerkeb 3amet mlue edel eyu
Btami Jigina marey beteley dema n deki anstiyo eyu zetkim Mikinyatu hade hade awedat mejemeriya geze yefkreki kab libi yeftweki eye nhasabin nhawarin natey eki wezete enabelu yeimuniwn emo Dhray bzey menm negr hilim yiblu Ezi maletey gen deki anstiyo yelewan malet aykonen deki anstiyo ewen alewa eyen
Pravo🤙🤙👍👍
ንስኺ ካኣ ብጣዓሚ ትሀወኪ ኣለኪ እዋ ገብረ ኣይትገብ እኮ ገራክያ ሕጊ ናይ ውድ ኣፍኣ 🤣
Ezia eya neay temelket sebktey messy ayney
Thank you
You're welcome
Eritrea lave kiaf alki
👍♥️
Willkomen
😘😙💋 Kiss
katiliuo
ጽቡቕ መደብ ኣለኪ ኣጆኺ ቐጽልዮ ።😍😍😍
ሃንቲ ህቶ ክሃተኪ ሃብተይ ፍቃደኛ እንተኮይንኪ ኦክይ በልኒ
ምሳኺ ክጅምር ደልየ ኣለኹ
ከመይ አለኪ ሙቅርቲ ኣብ ሓዳር ውሽጢ እና ሃለውካ ግን ምስ ቤተ ሰብ ምስ ናይ ስብአያ ዘይት ስማዕማዕ ሰበይቲ እንተኮይና ምክንያታ እንታይ እዩ።
ምቅርቲ 😘😘😘😘😘😘😘ንፉዕቲ 😘😘😘😘💘💘💘
ኣነስ ንዓኺ የ ፈቴ በሊ ፍቕሪ እንዳማሃርክስ ከምዘፍቅረኪ ጌርኪ
መሕፀቢ ኣቁሕ ክንገብሮም እምበር ማዓዝ ድኣሞ ክንሓፅቦ ናዓድ ዓረብ ኣቁሑ ክክክ
Nay libey
@@mer0nkahsay601 እወኣነ ብወገነይ ዕላል ክሓፅር የብልይ ብተለይ ኣብስደት ምስኡካ ኣይካኣልናዮይ
በቃ መሕጸቢ
😂😂😂😂🙉ኮይንዎ ድዩ🙆🙆
Ati ane da hmaq rekibe aleku newih etezey yelileya tegadasnet yblkan edabeletni etay tmekrni eske
Entay tmekrni eko eye eleki etay da tm elki
❤🥺🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤
Sweeti btemi xebuk mdab u zlaki .haneti khta zedali zlaku. Mlate Ab ny medo fekeri kelelka. Mlate btemi eika tftewo kab fetwate ztbgsa ka kulu geza ab tdwawlalu kmtfatewo degagimeka tngero tkoneka entay xgame ymxe ykele .🤔
Hi kemey eske telefonki
nayruq fkri himamtray eyu zemxlka.
Пікірлер: 157

@wedighebremeskel13
3 жыл бұрын
Eritrawi ktkewn aleka nska
@habtomoqubayhabtomoqubay9605
3 жыл бұрын
@@wedighebremeskel13 ata ab feqri eykneh eti hto haweni
@Dima1T2019
3 жыл бұрын
@@wedighebremeskel13 😂😂😂 getimkayo,,, ane wun eko eritrawi ye, gn Haqi ekha tezaribka
@emteemte3985
3 жыл бұрын
aytsemien eya kndey gzie xhifela .lba kitmoluk eye dkam lbi ktgebr eya bezi entekexila dea
ዋው እዚዓስ ነዓይ ኢልኪ ኢኺ ተዛሪብክያ ሓፍተይ ናተይ ኣነ ኣብ ዓዲ ( ኢትዮጵያ) የ ዝነብር ጓል 20 ዓመት የ ተማሃሪት 3ይ ዓመት ዩኒቨርስቲ የ ምስ ሓደ ኣብ ደገ ዝነበር ወዲ ተላሊየ ዳርጋ ክልተ ዓመት ሓሊፉና ርክብና ሓፍትን ሓዉን ዩ ነይሩ ሕጅ ግን ድሕሪ ብዙሕ ዕላልና ርክብና ናብ ፍቅሪ ተቀይሩ ማራ የ ዝፈትዎም ዘፍቅሮን እቲ ወዲ ዝፍቶ ዝፍቀር ዩ ከኣ ንሱ ዉን ከምኡ ግን ንሱ ኣነ ስምኡ ክኸይድ የ ዝደሊ ኣነ ከኣ ን ስድራ ሓንቲ ጓሎም የ ወለደይን ኣሕዋተይ ከኣ ክማሃር የ ኣምበር ን ደገ ብምንም መንገዲ ክኸድ ኣይደልዩንን እቲ ወዲ ድማ ቡዙሕ ስቃይ መንከራን ዩ ኣሕሊፉ ዩ ናብ ኤሮጳ ኣቲዩ ድሕሪ 10 እንኳዕ ይመጽእ ኣይመስልን ብዙሕ ግዜ ብዛዓባ መፃኢ ና ከዕልሎ ከለኹ የቃርጸኒ ዩ እንታይ ከገበርኩ ይሓይሽ ተገድስከም ምክርኹም ሃቡኒ ኣሕዋተይ ኣሓተይ
@tsegayhaiysh9086
3 жыл бұрын
መጀመርያ ሰላም ክብለኪ እፍቱ ክብርቲ ሓፍተይ እሞ ሕጽር ዝበለት ሓሳበይ ከካፍለኪ ፨ ሓቂ መንገዲ ሒስኪ ናብ እግዚኣብሄርኪ ብልቢ ጸልዪ ኮሙኡ እውን ምሱኡ ክትራኸቢ ከለኺ እውን ቃለ እግዛኣብሄር ኣዕልልዮ ኢኺ እሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓሳብ ልብኺ ክስምረልኪ ዩ እዚ ግን ብቁኑዕ ልቢ ክኽውን ኣለዎ ፨ ንኹሉ ናቡኡ ንግድፎ ኩሉ ባዕሉ ሓሳብ ልብኺ ክስምረልኪ ዩ .፨ እግዚኣብሄር ምስኪ ይኹን ኣምላድነት ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኺ ይኹንን
@GualRaya-vz4zz
3 жыл бұрын
@@tsegayhaiysh9086 ሰላምኪ( ካ ) ይብዛሕ ዝያዳይ ንስለእቲ ምክርኺ ) ኻ) ብልቢ የ ዘመስግን የቐንየለይ ክብረተይ
የቀንየልና ንብኪ ዝሓፍተይ ካብ ሓዉኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ለባሞ ሓፍትና ብጣዕሚ መሃሪትን መኻሪትን ኢኺ:: ከምቲ ኣነ ምኽሪኺ ዝሰሰምዖ ኻዓ ንሰኽዉን ክትሰምዕኒ ተስፋ ይገብር:: እሞ መስ ሙሉእ ኣፍልጦኺ; ኣብ ክንዲ "ክመኽረረኩም" ዝብል ቃል ምጥቃም ከዘኻኽረኩም ዝብሉ ቓላት እንተተዘዉትሪ ሰማዕትኺ ሉዑል ክብሪ የርክበኪ'ዩ ኢለ ይኣምን::
Amazing advised
ናይ ባሓቂ ንፈዕቲ
የቀኒየልና ጽቡቅ ምክሪ ክብርቲ ሓፍትና
Thank you 🙏
Thankas shkor adia
Thanks haftey zyadayy qexileyo
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ምኽሪ የቀንየልና መሰረት ሃፍትና
ናይ ኣምላኽ ይዓቢ እንበር ማዓት ስራሕ እዩ ወይ ጉድ
Thanks More my lovely sister😘
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና
Thanks haftey betami xibuq medeb alki ajoki qexileyo
ብጣዕሚ ደስ ሓሳብ እዩ ።
tanks.good vioce
Tanks halaley
Bravo bravo hero haftey really idea sa conton
Thanks
Thank.you
i poured of you keep go on my sister
Ati mchiwutey kulu tsubuk alo amlak wetru msaki ykun ajoki beritiei gobez ♥️👍
Good job sister.
waww amazing sis proud of you sweetheart keep going.
You are right ✅️
ያ ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ኢኺ ኣቕሪብክልና። ኣነ ዝኾነ ሓገዝ ክትሕግዝኒ ምደለኹ ምስዛ ናይ ሎሚ መደብኪ ምትሕሓዝ ዘለዎ። ብኸመይ ክረኽበኪ ይኽእል ?
excilent
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሓፍተይ ሎሚ እኳ ተስፋ ቆሪጽና ካብ ኩሉ ናጻ ምኳን እና ንመርጽ ግን ትምህርቲ ወሲድና ካባኪ ቀጽሊዮ
Nay bhaki betami iye zemsegnki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Tenxw yen
Bravo 💯💯
Emportant idea u sis. Thanks
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
Stay connected
You are interesting and nluley megurta seamley
ዋው መሲ ሓብተይ ሎሚ ርእሰይ ረኺብክኒ ።ግን ኣድኒቐኪ በቃ በሊ ግዜና ክነሕጽሮ ክንፍትን ኢና ምስ ኣደ ደቀይ ።
@wintamebrahtu2505
3 жыл бұрын
🤔diyacony nay mas da zeyfltna,arakbo yfterlkum belu.
@diaconteklabmebrahtu8837
3 жыл бұрын
@@wintamebrahtu2505 ክክክክክ ዊንቱ ሓብተይ ከምኡ ኢዩ ዘሎ እቲ ወረ ።
@diaconteklabmebrahtu8837
3 жыл бұрын
@@wintamebrahtu2505 ኣሜን
Xebuk temahire thanks 🙏 sister gen ab kexali kese elki hedi elki kabzi zexbuk medem hezkilna mexi ❤️
የቀንየልና
Xbuk hasab
ትኽክል ኢኪ ቀፅሉሉ ጎበዝ😘
Wawwwww btaemi xubuk tmhrtiyu kexlyo haftey
እውይ ጽቡቅ መደብ ኢኪ ተምጺኢ እሞ ግን ልብና ውቲፍከና በጃኪ ህድእ ኢልኪ ተዛረቢ የቀነልና ካኣ።
Keep it up zehaftey 🙏🙏❤
Btami adnikeki nic job. Kexlyo
ክብርቲ ሐፍቲ እትህብዮም ትምርቲ ብጣዕሚ ጽቡቃት እዮም። ሰብ ሐደር ነሮም ቆልዑ ወሊዶም ዝተፋትሑ ብከመይ ሰበይቲ ይረክቡ እንተትገልጽልና ጽቡቅ ነሩ
@temtigebru938
2 жыл бұрын
ናብ ሰበትካ ተዐረቅ አነ ክነግረካ
Xbukat advice endyom kbrti haftey gn nski wn ab hanti mkri wey hasab aytdgagmyom zey aselchewti gezie zeywesdu nxuratn gberyom just jet down de point thanks
ዝከበርኪ ሓፍትና ፥ ኣብ ሂወት እዚን ከምዚን ኢልካ ፥ ቀጠልያ ሕንጻጽ ወይ ቀይሕ ሕንጻጽ ተስምረሉ ነገር ኣይኮነን፥ (ማለት ብሕጊ እዜን ከምዚን ትብሎ ኣይኮነን)። ምክንያቱ እዚ ኩሉ ትነግርና ዘለኪ ወድና ጓልና ፥ ሰማዕትኪ ደቂሰባት ከም ምኳና መጠን፥ ምስ ኩነታት እና ንተዓጻጸፍ። እዚ መላት ሎሚ ከም ሓደ መላ ክንጥቀመሉ ዝጸናሕና፥ ጽባሕ እቲ/ታ መጻምድካ/ትካ ዝገመቶ/ተቶ እንተመሲሉካ ካሊእ ዝተፈልየ መላ ኢካ እትጥቀም። ስለዚ ባህሪ መቃርብትካ ክትርዳእ ደኣ ምፍታን እምበር እዚስ መፍትሒ ኣይኮነን።
Really
የቅንየልና ማኣርይ
welcome
ጽቡቅ መግለጺ ሃብተይ ብታሚ ኣባይ ሰብ ቀጽልዮ
ኣቲ ሰባኣይ ዘየብልኪ ተኮንኪ ሓዳር ክገብረልኪ ሽኮርና ተገዲስኪ መልስለይ ኣብ ታሓቲ መልሲ ሽኮርና
ታሓዋዊስኪ ለንቅነ ኻኣ ነዌሕ ግዜ የሕልፉ ኢልክና ዋእ
ብጣዓሚ ዝገርም ሓሳብ እዩ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ሂወተይ ዝገጠመኒ ኢኪ ገሊፅክዮ 100% መምሀሪ ሓሳብ እዩ ይቅርታ ሓፍተይ ኣነ ክሓተኪ ዝደሊ ወይ ክትምልስለይ ዝደሊ ፍቃደኛ ተኾይንኪ ኣነ ኻብ ብፍቅሪ ዘተጎድኡ ሰብ ሓደ እየ ብዓይኒ ማዓዶ ማለት ብርሕቀት ዘጀመርክዎ ብዘሐዝን ዋጋ እምነተይ ጥልመት ተገዚመ እና ናዓኣ ረሲዐ ከመይ ገይረ መፃእየይ ክሰርሕ ምክሪኪ ብጣዓሚ ሰለ ዝኣምነሉ ተተካእልኪ ብሃንቀውታ ክፅበየኪ እየ ሓፍተይ ናተይ
You are really amazing So keep it up
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
Thank you so much 😀
Wawww thank you sis,
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
Welcome 😊
@danjoschiere8012
3 жыл бұрын
@@hyabmedia7213 yeknelna meseret haftena beti tegbryo temhrti hanxen meharen mesganay wesin yeblun hanti gen endehr werdka ke bekmey ketwxe tekel ab mexaei shelel elki kemzey tehlfi bal melue tesfa eye so gexleyo kebrti hafeti fekri zehademo fetaweki feleg kab German
Good job 👍
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
Thanks 👍
መሱ ዓይነይ ኣጁኺ እስከ በርትዒ
Good job my dear sis going up
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
Thank you so much
ሎማዓንትስ ዛ ናይ ልበይ ኢኪ ተናጊርኪ ኣብ ፅቡቅ ፍቅሪ ንበፅሕ ተስፋ ይገብር ሓፍትና እዉን የቀንየልና
ናይ ልበይ ኢኺ ተዛሪብኪ ምቅርተይ👌👌😀😀🥰🥰🙏😊
Selam selam
Btaemi xubq tmhrti u des zbl ab huluw kunetat ajoki qexliyo
xbuk mekri haftey yekenielna. gn bezaba eta mefkar zegdefkumo zebelkiyas ane hanti kabatom iye mo kurub mefthi medelku be mentay kerkbeki yekel?
Xebkti ❤️🙏👌
Shikorina haftey xbuk mede aleki gen bejaki bejaki hide bele lebey witef Witef elatni misnay yqreteu gen
Btaemi gobez iki ketslyo kabzi natki bzuh seb kmehar kab kltieu tsota tesfa aleni
ወንጌል ስበኺ ኢየሱስ ከድህነኪ እዩ
ደስ ዝብል ምክሪ የቀንየልና
Ewyy teheweki koneki kurub qse beli sister
Xubuq tmhrti eu gn rieto zhbuki zelewo ategbryo mara thweki aleki metan krdana ab lbna kiatu haftey zterefe xubuq tmhrti
Mara gn tzhli eki ktzarebi slezi bmetenu amahayshyo kem Rieto buzh gn interessant
Teregagie qrub enber nice talk
@mdahanebyne6152
3 жыл бұрын
መደሃኒ በየነ ☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️ ☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️ ☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️ ☁️☁️☁️💗💗💗☁️☁️☁️ ☁️☁️☁️☁️💗☁️☁️☁️☁️ ☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
Mara tihweti aleki sis
@emteemte3985
3 жыл бұрын
achenikatna ko tututututttt
Btame btame eya zednkaki gelaxit eki kxaxlyooo
Haqei bitami xibuq timhrti .
Jegna elki alku ane hade kabeom eye gen ab buzuh chikchikn baesin yerkeb 3amet mlue edel eyu
Btami Jigina marey beteley dema n deki anstiyo eyu zetkim Mikinyatu hade hade awedat mejemeriya geze yefkreki kab libi yeftweki eye nhasabin nhawarin natey eki wezete enabelu yeimuniwn emo Dhray bzey menm negr hilim yiblu Ezi maletey gen deki anstiyo yelewan malet aykonen deki anstiyo ewen alewa eyen
Pravo🤙🤙👍👍
ንስኺ ካኣ ብጣዓሚ ትሀወኪ ኣለኪ እዋ ገብረ ኣይትገብ እኮ ገራክያ ሕጊ ናይ ውድ ኣፍኣ 🤣
Ezia eya neay temelket sebktey messy ayney
Thank you
@hyabmedia7213
3 жыл бұрын
You're welcome
Eritrea lave kiaf alki
👍♥️
Willkomen
@mdahanebyne6152
3 жыл бұрын
😘😙💋 Kiss
katiliuo
ጽቡቕ መደብ ኣለኪ ኣጆኺ ቐጽልዮ ።😍😍😍
ሃንቲ ህቶ ክሃተኪ ሃብተይ ፍቃደኛ እንተኮይንኪ ኦክይ በልኒ
ምሳኺ ክጅምር ደልየ ኣለኹ
ከመይ አለኪ ሙቅርቲ ኣብ ሓዳር ውሽጢ እና ሃለውካ ግን ምስ ቤተ ሰብ ምስ ናይ ስብአያ ዘይት ስማዕማዕ ሰበይቲ እንተኮይና ምክንያታ እንታይ እዩ።
ምቅርቲ 😘😘😘😘😘😘😘ንፉዕቲ 😘😘😘😘💘💘💘
ኣነስ ንዓኺ የ ፈቴ በሊ ፍቕሪ እንዳማሃርክስ ከምዘፍቅረኪ ጌርኪ
መሕፀቢ ኣቁሕ ክንገብሮም እምበር ማዓዝ ድኣሞ ክንሓፅቦ ናዓድ ዓረብ ኣቁሑ ክክክ
@mer0nkahsay601
3 жыл бұрын
Nay libey
@user-xj6ux5sw8k
3 жыл бұрын
@@mer0nkahsay601 እወኣነ ብወገነይ ዕላል ክሓፅር የብልይ ብተለይ ኣብስደት ምስኡካ ኣይካኣልናዮይ
@user-wv8tr7ig7f
3 жыл бұрын
በቃ መሕጸቢ
@user-rn4ze9yd3l