እንታይ ትመኽሩኒ ቀልጢፈ እንዳኣፍሰስኩ ይጭነቕ ኣለኹ

Ойын-сауық

#zara_fltet
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Instagram
/ zarafltet

Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET​ #ዛራ_ፍልጠት​
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 1 000

  • @zarafltet
    @zarafltet4 жыл бұрын

    ንጽቡቕ ጉዕዞ ነፋሪት ሜላታት ፍለጡ ዝግበርን ዘይግበርን kzread.info/dash/bejne/f4WNsLineKXcl84.html

  • @entenfakersientaykonmukena9654

    @entenfakersientaykonmukena9654

    4 жыл бұрын

    ሰላም ንዓኹም ኣዳለውቲ ዛራ ፍልጠት ብትገብርዎን ተቕርብዎን መደብ ዕጉብን ፈርቓን የ ክትቅጽልዎ ድማ ይላበወኩም ግዜ ንምቑጣብ ናብ ሕቶይ ክኣቱ። ኣነ ተቐማጢ ሆላንድ ኮይነ መርሃዊ ይበሃል ወዲ ቀሺ ኢየ ኣብገዛ ኣቦይ ቡዙሕ ግዜ ይጭነቕ ይሰምዖ እሞ ኣፍልጦ ስለ ዘይብለይ ግን ብዙሕ ኣይዛረቦንየ ኣቐዲመ ከም ዝበልኩኹም ኣቦይ ቀሺ ዩ ኣቦይ ዝሕዞም ድቁ ኣቦነብሶም ዝኾኑ ክሳብ 60 ዝኾኑ ኣለዉዎ ኣብዞም ሰባት ገሊኦም ደገፍቲ ገሊኦም ተቓወምቲ ዮም እቶም ደገፍቲ ዘብዕልዎ በዓል ኣሎ ኣብ ዓመት ናይ ማሕበረ ኮም ዝበሃል ኣቦይ ኣቡኡ እንዳኸደ ዉን ይባርኸሎም ኔሩ ካብ ዓሚ ጀሚሩ ግን ደው ኣቢልዎ ናብ ናይ ህግደፍ ኣኼባ ከይዱ እንዳበሉ መረረ ስለ ዘብዝሑሉ ደው ኣቢልዎ ደው ምስ ኣበሎ ኸኣ እቶም ኣፍቲ ማሕበረ ኮም ዝእከቦ ምብራኽ ኣቢና ብምባል ስሙ ከጸልሙዎ ይውዕሉ ኣለዉ ኣቦይ ኣብ መወዳእታ ኣብገዛኹም ዝግበር በዓል ወይ ዝኾነ ኣጋጣሚ ክመጸኩም ኣብ ዝኾነ ሰዓት ኣቡኡ ግን ኣይመጽእን የ ኢሉ ኣቢይዎም ንሶም ግን ዘየሎ እንዳ ኣምጹ ንቦይ ክዝንጥልዎ ኸለዉ ይስመዓኒ ተወሳኺ ብዛዕባ ማሕበረ ኮም ኣፍልጦ እንተለኩም እንዶ ግዳ ገለ በሉና ሽዑ ንቦይ ኣቦ ኸምዚ እንዶ ግበር ክብሎ ይኽእል ስለዚ ምኽርኽይም ዝጽበ ሓዉኹም ናይ ብርዒ ስመይ ሳሚ ሰላም በብዘለናዮ።

  • @michaelhabesha2571

    @michaelhabesha2571

    4 жыл бұрын

    ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት Bezi guday tesaqye aleku qdmhji bzuh aygdeselun neyre hji gn btami kebiduni nhadar menabrti tkewn gal rekibe dro 6 werhi gerna alena sex gn btami ferihe zgebro tefiani alo keykesra ferihe

  • @mukurnemariam5437

    @mukurnemariam5437

    4 жыл бұрын

    Selam ykun kubratt yehwatt bkemey kirekbo ykiel telefonkum zara fltet

  • @mariama6088

    @mariama6088

    4 жыл бұрын

    Yewediaukum ezy tebhru

  • @Londonuk2285

    @Londonuk2285

    4 жыл бұрын

    Mes arkiy 2 amet gerina alina ,babeynan ena nenaber , abzi kelte amet mulu zetrkbnayio weihd du abti Coloma werih u kesabe hji texbyio ,arkey bazi guday zeske zlio futur u , hafar u buzhih dafru iyzarbenwn u bazi arsti abe mongona bezibu kinzararb yechnko u wela ente tezarbyio dehan hikmina yagber alku bezbel u ztbarni hji gen kigdfio yedli alku gul eye kiweled delye

  • @natunatu2395
    @natunatu23955 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ኣናብስ ንመንአሰይ ቀንዲ ኣብ ሓዳሩ ዓቢ ሃጋፍ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ወሲብ አዩ ነዚ ሓሳብ ኣምጺኩም ምክሪ ብምሃብኩም ብጥዓሚ ነመስግን። ነዚ ሓሳብ ትሰማማዓ አንተኣሊካ ላይክ ከይወቀትካ ከይትሓልፍ።

  • @mnbarkerfah9101

    @mnbarkerfah9101

    5 жыл бұрын

    Ane naka nieid kab neom xbuq tesfa eyom zdelyu bravo bro

  • @natunatu2395

    @natunatu2395

    5 жыл бұрын

    ጽቡቅ ሓሳብ በዓቅምና አንተጽሒፍና ኩልሃና ኣብ ሓደ መንገዲ ዘይንመጸሉ የለን፡ ነዓካ ከኣ ብልቢ የመስግነካ።

  • @dolceabita8970

    @dolceabita8970

    5 жыл бұрын

    ስለምንታይ እየን ዝበዝሓ ሰብ ሓዳር ኣዚየን ስጋዊ ርክብ ዝፈትዋ ?

  • @ethiomusiccomedy4500

    @ethiomusiccomedy4500

    5 жыл бұрын

    Like

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    5 жыл бұрын

    @@dolceabita8970 aweld sex tejamrna des des eyou zeblna keam ani seanit ede gaal egbet alwo

  • @atesfamariam2957
    @atesfamariam29575 жыл бұрын

    ዛራ ፍልጠት ብሓቂ ናይ ፍልጠት ካባኹም ብዙሕ ይመሃር ኣሎ ሕብረተሰብና፡ ከም ነውሪ ኮይኑ ዝስመዓና ብዙሓት ኢና ኣጆኹም ቀጽልዎ ደጊመ ብልቢ የምስግነኩም ንኹልኹም ኣቕረብረብቲ መደብ።

  • @galhageraykonjogotseitdank6866
    @galhageraykonjogotseitdank68665 жыл бұрын

    እዋይ ድምጽኺ ካብ ስጋዊ ርክብ ይጥዕም ሽኮሪና ጋል eri

  • @filmonmehari776

    @filmonmehari776

    5 жыл бұрын

    gal hageray konjo Got seit danke kkkk

  • @eskiasbayru2831

    @eskiasbayru2831

    5 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @hatitey3000

    @hatitey3000

    5 жыл бұрын

    ብድምጻ ሴጋ ግበር እሞ

  • @ibrahimadem8039

    @ibrahimadem8039

    5 жыл бұрын

    @@hatitey3000 kkkkk moyte

  • @aronchanel127

    @aronchanel127

    5 жыл бұрын

    Kkkkkkkkk kk ewe Haku eu

  • @qhqhwhw8385
    @qhqhwhw83855 жыл бұрын

    ዋውውው ንፉዓት ሕብረተሰብና ምስዚ ኩሉ ኩቡር ባሃሉ ግሉጽነት ትጎድሎ እያ። ኣምበሲት ዛሓፍተይ

  • @user-bf2jh6mk9p
    @user-bf2jh6mk9p5 жыл бұрын

    ይበል ትምህርቲ ዛራ ፍልጠት ናይ ብሓቂ ኮንፊደንስ ናይታ ጋል ይበል ጂግና ኢለኪ ኣለኩ ሽኮሪና ምቅርቲ ቃላት

  • @tsehayzerit7874
    @tsehayzerit78745 жыл бұрын

    Wawww btami agedasi arsti zara fltet kexlwo, hbretesebna nay wshtu slezeyzareb endu kab kulu terifu zelo,peace be with you my smart lady😘😘😘

  • @sidiokba8404
    @sidiokba84045 жыл бұрын

    I love this lady.. What a voice and confidence.. B gororoki kitibeliea eki kemzi eyu.. Nihna awald si iyteadelinan awadat dukumat moshamush.. Zeytiewuna.. Zeytigalabutuna... Nab kale alem wusoduna

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir94305 жыл бұрын

    Mexya kea eta zfetwa dona Thanks habibiti Qexlwo .....deki erey xbuqat Kabakum bzuh ena nxbe So aytfuena ....kab paris.

  • @teklemariamasmerom7571
    @teklemariamasmerom75715 жыл бұрын

    Thanks yehwat tekami tmhrti ketslwo haftna dma nfaeti anbabit!

  • @biniamghebrihiwet8490
    @biniamghebrihiwet84905 жыл бұрын

    Ata kef zelewa Chanel eya qexleyo bravo btaemi agedasi habereta eyu thanks

  • @smretbereketeab8262
    @smretbereketeab82625 жыл бұрын

    Thanks Zara,ዛራ ፍልጠት ኮለጅ ዘመናዊ ወዲ ሰብ፡ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ኣብ ቀጻሊ ንኺድ!!!

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep9985 жыл бұрын

    Wawwww Bitaemi Desss TebiL Ariesti thanks Zara filtettttt 📺💯✌️✔️

  • @user-wd6de2my1p
    @user-wd6de2my1p5 жыл бұрын

    ናይ ሓበሻ ጠንቂ ቀልጢፍካ ምፍሳስ ኮይናቶም ዘላስ ብናጻ ኣብ ኢንተርነት ኣቲኻ ፖርና-ግራፊ ምክትታል እያ እዛ ሕማም እዚኣ ኽኣ ፈውሲ ተሳኢንዋ ዘላ እያ እንተ ኽኢልኩም ከመይ ገርካ ብሎክ ትብሎ መፍትሒ ኣምጹኡልና እምበር ኤርትራዊ ጸገም ናይ ምፍሳስ የብሉን በጀካ ወልፊ ናይ ፖርኖ-ግራፊ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣዋልድ ይኹና ኣወዳት። ምሳይ ዝሰማማዕ እንተ ሃልዩ like ኣግርጭው የብለኒ

  • @daniman3972

    @daniman3972

    5 жыл бұрын

    Hawey natey ety mefth zgeberka gerka arki haz wela zweledet tkun

  • @user-wd6de2my1p

    @user-wd6de2my1p

    5 жыл бұрын

    @@daniman3972 ኩቡር ሓው ኣነ ዝበልኩ ብሓፈሽኡ ኣብ ኤርትራውያን ኣብዚ ግዜ ጠንቂ ኮይኑ ዘሎ ናይ ፖርኖ-ግራፊ ወልፊ ኢዩ ስለዚ ድማ እየ ገለ መፍትሒ ወይ ብሎክ ክትብለሉ ትኽእል ኣገባብ እየ ሓቲተ እዚ መጻምድቲ ሓዝ ዝበልካዮ ኽኣ ኣብ ስደት ኢና ዘለና ብዙሕ ዓርኪ ክትሕዝ ዝምችእ ቦታ የብላን ኣነ ብውልቀይ ድሓን የ ካብዚ ወልፊ እዚ፡ ግን ክንደይ ኣለዉ ብሕታውነት ጭንቀት ዝስመዖም ብሰንኪ እዚ ሕማም እዚ ስለዚ እየ ጺሒፈ ግን Thank you bro

  • @daniman3972

    @daniman3972

    5 жыл бұрын

    @@user-wd6de2my1p xbuq aleka kbur hawey nezi lmdi nmgdaf qedamay nebska busy mgbar ab geza newih seatat kof zeymbal again hangolka kab stress sport mzwtar temeraxi u bhafesha nkulna maletey eye thank you zhawey

  • @latielatie196

    @latielatie196

    5 жыл бұрын

    ... Etom komu welfi zelewom sebat . Haxar medhanit mengedi yeman mes zekedu eyom . Haymanot bezey feli maletey ! 1 . Buzuh xolot . Ember kebid welfi kemzelewo yehber eyu . Kabzi hemak yewxayom fetari

  • @TUBE-sy1gf

    @TUBE-sy1gf

    5 жыл бұрын

    Block ይግበር እዮ ብፍላይ sumssuning Mobil እንተሃሊያትካ ቀሊል እዩ

  • @eritreanafrican7765
    @eritreanafrican77655 жыл бұрын

    ኹቡራት ኣዳለውቲ እዛ ቻነል፡፡ ኩሉ እተዳልውዎ መደባትኩም ብኣንክሮ እየ ዝከታተሎ ፡፡ ኣዝዩ ምሃሪ ፡ ኣዘናጋዒ ከምኡ ውን ነቲ ሽም ናይዛ ቻነል ብልኽዕ ዝገልጽ ኮይኑ ረኪበዮ። በርትዑ ፡ ቀጽልዎ የቀንየልና።

  • @Lio152

    @Lio152

    5 жыл бұрын

    Until

  • @Lio152

    @Lio152

    5 жыл бұрын

    Jhjoiiii

  • @wedierixebaxegeb8046

    @wedierixebaxegeb8046

    5 жыл бұрын

    Eritrean African ane kia xegem rekbe qeltfe zeyfsis...etia gul qedmatni mis afseset bidhria newih yixenih emo ab mongo yiakleka tibleni biwhidu 40 deqiq yiwesdeley koynu bizuh bota miqyiyarat kia yifetu koyne hagzuna eske yehwat

  • @eritreanafrican7765

    @eritreanafrican7765

    5 жыл бұрын

    @@wedierixebaxegeb8046 ኩቡር ሓው በል ካብ ዘንበብክዎ ወስ ክብለካ። እዚ ንዓኻ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኻልኦት ደቂ ተባዕትዮ ውን የጋጥም እዩ። እዚ ድማ ምስታ ምሳኻ ስጋዊ ርክብ እትገብር ጓል ግልጺ ኮንካ ብምዝርራብን ገለ ንስኻ ከተማልኢም ዘለካ ነገራት ብምግባር ክፍታሕ ከምዝካኣል ተመራመርቲ ናይዚ ዓምዲ ይዛረቡ። 1 ንሱ ድማ ቅድምን ኣብ ሞንጎ ርኽብን እታ ጓል ነቲ ከንፈር ቆቢዕ ብልዕትኽ ብቅብኣ መሳሊ ገራ ኣፍኩስ ኣቢላ ትዳህስሰልካ እሞ ናብ ጥርዘ ስሚዒት ገጽካ ምስመጻኻ መትሎ ናብ ርሕሚ ብምእታው እቲ ርክብ ትቅጽሎ። 2 ቅድሚ ስጋዊ ርኽብ መስተ ብፍላይ እዞም ደረቅ ተባሂሎም ዝጥቀሱ ከምብዓል ኣረቂ ፡ ጅንን መሰልቶምን ዘይምስታይ፡፡ 3 ኣብ ግዜ ስጋዊ ርኽብ ኣድህቦካ ብካልእ ሓሳባት ከይስረቅ ብምጥንቃቅ ብዛዕባ እታ ህሞት እቲኣ ጥራይ ምሕሳብ። 4 ግድን ቀልጢፈ ከፍስስ ኣለኒ ኢልካ ንሓንጎልካ ዘይምጭናቅ ምክንያቱ ጸቅጢ ናብ ወጥሪ ሸሚሙ ስሚዒትና ስለ ዘደናጊ 5 ንንጋዊ ርኽብ ኢሎም ዝተሰርሑ ቅብኣ ስለዘለዉ ንዕኦም ብምጥቃም ምንቅስቃስ ብልዕትካ ምቾት ከምዝስምዖ ይገብር እሞ ቀልጢፍካ ከተፍስስ ይሕግዙ። 6 እዚኣ ድማ ብእንግሊዘኛ ኮይና ብዛዕባ ዓይነትን ጠንቅታትን ደንጊኻ ምፍሳስ እያ ትገልጽ።Delayed ejaculation carries with it issues of inability to achieve orgasm and infertility. Anti-depressants or agents which act centrally such as Valium, anti-hypertensives and alchohol abuse all can affect this. First it is important to evaluate if this is a psychological problem, but a physical assessment must be made as well. A common cause is pudendal neuropathy, caused by a crush to the perineum such as from bike riding with a narrow saddle. If the delayed ejaculation is situational is is probably psychologic; if it is generalized the problem is probably biologic. Buproprion may be used but it is not all that effective. The patient must be checked to see if there are reversible causes before being given medication. There is research still needed in this area.

  • @wedierixebaxegeb8046

    @wedierixebaxegeb8046

    5 жыл бұрын

    Eritrean African waww bilbi eye zemsgneka yeqnyeley..ember ezen ayewedunan eyom zibla beyen yirkeba eye zibil nere.

  • @tesfayogbaselasse7369
    @tesfayogbaselasse73695 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ መኽሪ ሐብተይ ናአይ ከመን ከማዚ ናይ ምፊሳስ ምስ ሓንቲ ጎል ኣጋጥሚኒ ነሩ ብሰንኩ ካኣ እታ ጋል አባየትኒ

  • @dawitjr.6423
    @dawitjr.64235 жыл бұрын

    My favorite channel,tnx ajokum kexlwo...ewayy entay de eyu ke dea hji hji fetno zmexani

  • @abiiilove4618
    @abiiilove46185 жыл бұрын

    That's important warning keep going lovely 💯💯

  • @edenabraha9938
    @edenabraha99385 жыл бұрын

    Thanks btaemi mhari ikum tsedulna bzaeba tmhrti language mthaz eba gele beluna

  • @gebrehailu2874
    @gebrehailu28744 жыл бұрын

    ሰላም ዛራ ፍልጠት ብሓቂ ንፉዓት ሓባኢ ቁስሉስ ሓባኢ ፈውሱ ከምዝብሃል ፡ቁስልና ከይንነግር ፈውሲ ዝስኣና ሕብረተሰብ ድማ ኾይና፡እዚ ኣርእስቲ እዚ ቀሊል ኣይኮነን ዓቢይን ክፋል ናይ ሂወትናን ብሙኻኑ ነዚ መፍትሒ ድማ ይኸውን እትብልዎ ምኽሪ ብምሃብኩም ነመስግነኩም፡ ኣጆኹም ድማ። ተወሳኺ ድማ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ክገብረኦ ዘለወን ቀክጢፍካ ንኸይተፍስ ዝሕግዝ 1) ጽርየት ዘይምህላው 2 ፍሽኽታ ኣዛራርባ ዘይምህላው 3ድልየታ ዘይምዝራብ 4 ኣካዳድና ናይ ለይቲ 5 ቀልጢፍካ ግብረ ሕቡእ ምድላይ ወዘተ ዝኣመሰሉ ምውጋድ የድልየን ኢዩ። ብዝተረፈ እቲ ጽርየት እኮ ብ ኹልና እተ ኾነ ብዝያዳ ግን ጓል ጽርይትን ጽፍፍትን እተ ኾይና ዝያዳ ነዊሕ ንኽትጸንሕ ከየፍሰስካ ሓጋዚ ኢዩ። ኣወዳት ካብ ቀልጢፍና ነፍስስ ምኽንያት 1 ስትረስ ማለት ጭንቀት 2 ሰጋ ትጥቀም ተኾይንካ ን ኸተፍሥ ብኡ ስለ ዝለምድ ቀልጢፍካ ናይ ምፍሳስ ባህሪ ተጥሪ 3 ድኻም ከለካ ሰክስ ምግባር 4 ጥምየት 5 ፍቕሪ ምስ ዘይህልወካ 7 ኣማጋግባኻ ስሩዕ ምስ ዘይኸውን ። ሓጋዚ ኢዩ ዝኸውን ኢለ ኢየ ዝጽሕፎ ዘለኹ ምኽንያቱ ኣጋዳሲ ስከ ዝኾነ ኣብ ሂወትና የቐንየለይ።ካብ ንፈልጦን ንኽእሎን ካብ ምምህሃር ድሕር ኣይንበል።

  • @anbes492
    @anbes4925 жыл бұрын

    ብሓቂ ኣዲኒቀኩም ምክንያቱ ኣብ ናትና ባህሊ ከምዚ ምዝራብ ዋላ ምስ መጻምድካ ዳርጋ ነዉሪ እዩ ዝቁጸር ነዚ ተረዲእኩም ከምዚ ምግባርኩም ብታዕሚ ደስ ዝብል

  • @omermohammed5517
    @omermohammed55175 жыл бұрын

    Hahah Thanks ajoki qexliyo btami xbuk

  • @hanilove5605
    @hanilove56055 жыл бұрын

    ያ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽብክቲ ሓፍትና ኣነ ነቲ ዝበልኪዮ ኣይኮንኩን ዘድንቕ ፡ ነኣኪ የ ፡ ያ ኣብ ሕብረተሰብና ከም ጽዩፍ ዩ ዝውሰድ ሞ ከኣ ዝመቀረን ኣቢ ጽልዋ ከምጽእ ዝክእልን ክንሱ እና ፈተና ደስ እና በለና ዘይንማኻከረሉ ፡ ካብቡ ናቡ ከኣ ደቂ ተባዕትዮ ቅሩብ ንሓይሽ ንዘራረብ እና ፡ ኣነ ግን ብዝያዳ ነኣኪ የ ኣድንቀ ኣብነት ጋል ኣንስተይቲ እኪ ንስኪ ብምዝርዛርኪ፡ ከምዚ ናትኪ ኩለን ከፈልጣ ከኣ ይላቦ ፡ ዝያዳ ከኣ ንሰን ክማሃራን ክፍልጣን ኣለወን ። እዚ ሸፈፍ እልኪሞ ኣለውኩም እዚ ትንክፍ እኩም ኣብልኩሞ ፡ ብዙሕ ኣሎ ኣጆኩም መሃሩን ኣስተምህሩን tnx more !!

  • @mulueberhe6377
    @mulueberhe63775 жыл бұрын

    ዋውውው ጽቡቕ መኽሪ ዝሓፍተይ ንስኺ እባ ጋለይ ጉሉጽነት ዘለጊ ጋል ናይባሓቂ በላሕ ሰብ ኣጆኺ ቀጽልዮ ካልእ እውን ኣሎ እቲ ሓቂ በርብርዮ ኣጆኺ ሰብ ክማሃር ኢዩ ክንደይ ኣለው ይሕዋትና ከምዚ ሽግር ዘጋጥሞም ገለ ገሊኦም ውን ብሰንኪ ስክፍታ ንሰበይቶም ከምቲ ዝደልይዎ እንተዘይገሮም ቀልጢፎም የፍስሱ እተን ኣዋልድ ካኣ ከምቲ ዝደልዮ ወዲ ኩናሉ ካብኡ ከምቲ ትደልይኦ ክትረኽባ ኢኽን ።

  • @dingleyadefqrii410
    @dingleyadefqrii4105 жыл бұрын

    wawwww nay bhaqi meharit channel eya adalewti nayza medeb ab srahkum awetn asalton ymneyelkum ajokum ab qexali zbelexe srah keteqrbulna tesfa ngebr 😍😍😍

  • @user-wd9ze9xz9h
    @user-wd9ze9xz9h5 жыл бұрын

    ሰላም ዛራ ፍልጠት እዚ እትገብርዎ ዘለኹም ብጥዕሚ ሃናጽን ገላጽን ነቲ ብጸርፍን ብሕፍረትን ኮታ ነጋቲቭ ማይንድ ካብ ማስት ሜድታን ምንባብን ኣርሒቁ ጠፊኡ ዘሎ ብዱል ወለዶይን ንምንቃሕ እትገብርዎ ዘለኹም ሓያል ምንቕቓሕ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግን ኣብ ቀጻሊ ከመይ ጌርካ ዕዉት ሰብ ትኸውን ኣብ ስራሕ ኣብ ትምህርትን ኣብ ገንዘብ ምቁጣብን ኮታ ኣብ መዓልታዊ ሂወት ብደቂቕ ንከታተሎን ንመሃረሉን ምደባት ሒዝኩም ክትመጹ .ኣብ መወዳእታ ሰላም =ኣብ ሂወትኩም ቅሳነት=ኣብ ናብራኹም ብርሃን=ኣብ ጉዕዞኹም ዓወት=ኣብ ስራሕኩም ኮታ ኩሉ ጸጽቡቁ ይምነየልኩም ኣነ ሓውኹም ደላይ ጽቡቕ ናትኩም ።

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu81165 жыл бұрын

    እዋይ ኣደይ ማዓረይ ኮንፊደንስ ናይ ዛ ሑርማ ኬፍ ዘለዎ። ኣብሽርኪ ቀጽልዮ ብጣዕሚ ንፍዕቲ። ብሓፈሻ እዛ ቻነል ቁም ነገር ሓዘል ኢያ እሞ ነተባብዓያ። እቶም Subscribe ዘይገበርኩም ግበሩ። ያላ ነዕብያ።

  • @samsomsamsom5731

    @samsomsamsom5731

    5 жыл бұрын

    fuck u ህግደፍ መንደፍ እያ እዛ ቻነል ደጊኡ ምዓር ውሽጡ ዕረ ታይ እዪ ንዓና ን ኤርትራውያን

  • @binikonjomobile8599

    @binikonjomobile8599

    5 жыл бұрын

    Sek bal donkoro

  • @Lifeeee72

    @Lifeeee72

    5 жыл бұрын

    bini konjo Mobile 😂😂😂😂

  • @berhanefessahatzion9032

    @berhanefessahatzion9032

    4 жыл бұрын

    Pronography & h d vidios

  • @berhanefessahatzion9032

    @berhanefessahatzion9032

    4 жыл бұрын

    Pron h d vidiosßpron hh@@binikonjomobile8599

  • @fshaamine8700
    @fshaamine87003 жыл бұрын

    ብራቮ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ንፍዕቲ ዛራ ፍልጠት ከምዚ ትገብርዎ ዘለኹም ንሕና ካባኹም ምኽሪ ንወስድ የቐንየልና ኣጆኹም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ

  • @jesussonofgod9235
    @jesussonofgod92355 жыл бұрын

    ናይ ርክሰት ትምህርቲ ትምህሪ ኣለኪ ብርክቲ ሃፍተይ ብዛዕባ ዚ ምምሃርኪ ኣይኮነን ጸሌዮ ግብረ ሕቡእ ማለት ሓትያት ምካኑ ትፈልቲ ዲኪ በጃኪ ከይገለትኪ ሰይጣን ይጥቀመልኪ ኣሎ ብዛባ ቀልጢፍካ ምፍሳስ ምምሃሪኪ ጽቡቅዩ አንታይ መልክቲ የሕልፍ ኣለኩ ኢልኪ ሕሰቢ በጃኪ ግብረ ሕቡእ ማለት ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ሓጥያት ዩ መጽሃፍ ቅዱስ ኣንብቢ በጃኪ ዛ ሓፍተይ ሰብ ሒዝኪ ኣይትጥፊኢ ህዝብና መጽሃፍ ቅዱስ ስለ ዘየንብብ ሓጥያትን ዘይሓጥያትን ፈልዩ ኣይፈልጥን ዩ ስለዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምትሕተትሉ ፈሊጥኪ ናብ ኣምላኽ ተመለሲ።ደጊመ ግብረ ሕቡእ ሓጥያት ዩ አግዛብሄር ይባርኽኩም ስለ ዘፍቅረኩም የ ዝጸሓፍኩልኩም ተባረኩ።

  • @user-xs2ev7sk8f

    @user-xs2ev7sk8f

    5 жыл бұрын

    ግብረ ሕቡእ ማለት እንታይ ማለት እዩ ሶሪ ስለ ዘይፈልጦ እየ ሓጥያት እዩ ስለ ዝበልካ እየ ሓቲተካ

  • @jesussonofgod9235

    @jesussonofgod9235

    5 жыл бұрын

    ብሩኽ ሓወይ ግብረ ሕቡእ ማለት ባዕልኻ ምስ ባዕልኻ sex ምግባር ማለት ዩ ብልምዲ መንእሰያት ችንከ ማኖ ይብሃል።ስለዚ እዛ ሓፍትና ብዘይ ፍላጥ ይመክር ኣለኩ ኢላ ሕማቅ ትምህርቲ ተመሓላልፍ ኣላ አግዝኣብሄር ይባርኽካ በዚ ኣጋታሚ መጽሕቅፍ ቅዱስ ከተንብብ ይላበወካ ኩሉ ሓቂ ዝግበርን ዘይ ግበርን ክትፈልጦ ተባረኸለይ።

  • @AmirAli-qi6tv
    @AmirAli-qi6tv5 жыл бұрын

    ዋውውው ናይ ባሓቂ ዓቢ ትምህርቲ Thankyou so match ሓፍተይ ናተይ

  • @sebumekseb5472
    @sebumekseb54725 жыл бұрын

    Okay እዚ ጽቡቕ ትምህርቲ'ዩ ብጣዕሚ ድማ ነመስግነኩም ነቶም ኣዳለውቲን ኣቕረብትን ናይ ዛ መደብ ካብ ንቡር ንላዕሊ ደንጚኻ ምፍሳስ ከ እንታይ'ዩ ጠንቁን መፍትሒኡን ንከተቅርቡልና ብትሕትና እላበወኩም Thank you

  • @user-xp2wo9mu9b
    @user-xp2wo9mu9b5 жыл бұрын

    ዛራ ፍክጠት መደብኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ባሃሊ ግን ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ዝተከንሸባ ቀዲ ኣንስትዮ ኣብ ስጋዊ ርክብ ብጣዕሚ እየ ዘይምረጻ እና መፍተሒ ገለ በሉና ተገዲስኩም የቀንየለይ

  • @thomaskesete1787
    @thomaskesete17875 жыл бұрын

    ዋውውው ቀጽልዮ ናይ ሙደይ ብጣዓሚ ኢየ ዘመስግነኪ ምቅርቲ

  • @biniamfshaye158
    @biniamfshaye1585 жыл бұрын

    Nay bahaki xbuk tmhrti thanks

  • @menkabmen5751
    @menkabmen57515 жыл бұрын

    Adnikeki haftey natey naybhaki gobez eki ketslyo ketslwo bhabera....sebiayks tekeyfu kulu ktrdielu eki....amlak edme yhabkum ketslwo ekum

  • @tesfutesfa5006
    @tesfutesfa50065 жыл бұрын

    Nice advice as well as your confidence !

  • @luullukas8772
    @luullukas87725 жыл бұрын

    ንቅሓት፡ ግልጹነት፡ ምብህሃል...ኣብ ህይወት ኣገዳሲ ባእታ'ዩ...ነዚ ተረዲእኩም ተበግሶኹም ናብ ክውንነት ምግባርኩም ምስጋናይ ወሰን የብሉን. ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ.

  • @derwegzumerfolg4725
    @derwegzumerfolg47255 жыл бұрын

    kkkkkታሪኽ ሂወተይ ገሊጻቶ ብሰንኪ ቐልጢፍካ ምፍሳስ ምስ ኣፍቃሪተይ ተፈላልልየ ብጣዕሚ ድማ ነብሰ ምትሓትን ተስፋምቑራጽን ይስመዓኒ ኣሎ ደስ ዚብል ኣስተምህሮ ደቀንስትዮ የሕዋትና ድማ ልቢ ይሃብክን።

  • @abdumahammed3903
    @abdumahammed39035 жыл бұрын

    Tesfa zeleki gazetena anabbaki btami znad qetsliyo 👍👍👍👍👍

  • @Ramino92
    @Ramino925 жыл бұрын

    Very nice advice thank you so much for this channel

  • @natunat5174
    @natunat51745 жыл бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ፡ ምስ ጽፉፍ ንባብን ድምጽን ኣቀራርባን።

  • @awetamaha9504
    @awetamaha95045 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ቆንጆየ እስከ እዛ ቻነል ፎርሳ ሳብስክራይብ ኣይንሕመቅ ወገናተይ ።

  • @luabmedia9071
    @luabmedia90715 жыл бұрын

    ዝድነቕ ስራሕ ኢዩ #ዋዕሮ ኢለኪ ኣለኹ ሓፍተይ ናተይ #like ሕብረተሰብና ኣብ ሓጺር እዋን ናብ ጥርዚ ምዕባለ ከም ዝሓኩር ምንም ጥርጥር የለን። ቀጽልዎ።

  • @tesfithabte608
    @tesfithabte6085 жыл бұрын

    Good job guys& keep it up I love youuuuuuuuuuuuu God bless you

  • @fightforyourfreedom5657
    @fightforyourfreedom56573 жыл бұрын

    U r at the top level of confidence!👌👍👍

  • @user-rx2dx7ns1v
    @user-rx2dx7ns1v5 жыл бұрын

    ኣታ ንስኩም ከተጸልሉኒ ኢኩም በጃኩም እስከ ከምዚ ጌርኩም ምሃሩና እኩብ ሓበሬታ ከኣ ድርዒ ስለዝኮነ ካብ ዝተፈላለየ ማሕበረ ሂወት ኣምጺኩም ዘርግሑልና።

  • @user-ms1ch3fp9n
    @user-ms1ch3fp9n5 жыл бұрын

    እዋይ ናይ ሎምስ ጽብቅቲ ኣርእስቲ።እዋይ እዛ ጋል ሲ ኣብ ኤረትራ ድያ ኮይና ትዛረብ ዘላ።

  • @semerekifle2166

    @semerekifle2166

    3 жыл бұрын

    Tanks kab kulu xubuk dimixi

  • @nevergaveup7249
    @nevergaveup72495 жыл бұрын

    Very good lesson,,thank you

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT1855 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ የቀንየልና ክብርቲ ሓብትና 🍇🍇🍇

  • @selambeluwanedeymami870
    @selambeluwanedeymami8705 жыл бұрын

    thanks ጥዕምቲ ድምጺ

  • @onelove689
    @onelove6895 жыл бұрын

    Ezi kemzitat mkri xbuk gerkum qexlwo mknyatu n hbretesebna bflay nezi welodo agedasi eyu btgebrwo kulu hgusat ena bflay confidence 100/100

  • @zarafltet

    @zarafltet

    5 жыл бұрын

    Thanks my brather

  • @andombahta9120
    @andombahta91205 жыл бұрын

    thank you very much that is very important message

  • @dawitesak3539
    @dawitesak35395 жыл бұрын

    Nay behaqi nezi seb meharit iya ajoki shikorina qexliyo So I Love you 🤝🤝❣❣❣❣❣💞💞💞💞

  • @NOnonon89325
    @NOnonon893255 жыл бұрын

    Kab chanelat nay Eritrean azia keqameti aye zseroa kulu gize bulux video ikum tqrbu thank you so much 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    4 жыл бұрын

    Anis yeftwom nera Lomes tsealyom Sex porongraphy. Mefsasss terryyy koynommm

  • @milenafrica8898
    @milenafrica88985 жыл бұрын

    ኣነ ሎሚ-መዓልቲ ሓሳበይ ክጽሕፍ ተገዲደ።ብጣዕሚ ክትድነቕን ክትበራታዕን ዘለዋ ጋል ኣንስተይቲ።ኣጋላልጻኪ ማራ ኣድኒቀዮ፥ መክንያቱ ከማኪ ገራ ብዛዕባ'ዚ ዘሐፍርን ክትዛረበሉ ከቢድ ዝብሃል ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ስለዝኮነ። ሓንቲ ከም ሓሙስ ንስኪ ከምዚገርኪ ብዘሕፍረት ኣፍልጦ ምልጋኪ፥ ካብልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ!

  • @user-ji9co8fx7d
    @user-ji9co8fx7d5 жыл бұрын

    ጹቡቅ ትምርቲ ቀጽልዎ ።

  • @hintsatewelde4300
    @hintsatewelde43003 жыл бұрын

    Wawawaw gele Aynet Anbesa haftey Qexelowo Betami Xebuq Tmhrti qexlowo 👍👍👍

  • @user-si9ml9uq6l
    @user-si9ml9uq6l5 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ አዩ ማሃሪ አዚ ከምዚ ዓይነት ክትቅጽልዎ አዩ ዘልኩም

  • @user-ht9ks2fu5j
    @user-ht9ks2fu5j5 жыл бұрын

    Nesikum si nebeyinikum ekum wexilewo nezi hezibi anqihewo chanelkum ketmexeni kela betami eye zehegos

  • @tsegayshimendi4766
    @tsegayshimendi47665 жыл бұрын

    nay behaq fantastic education thank u!!!!!! l'm in ove vs u l love ur voice,

  • @daniel22126
    @daniel221264 жыл бұрын

    የቐንየልና ጽቡቕ ትምርቲ ኣጆኹም በርትዑ ።

  • @samuelson2010
    @samuelson20105 жыл бұрын

    Thanks zara fltet bezi xegem ztetekaeka/ki hagez ente delikum privat rkebuni thanks

  • @zarafltet

    @zarafltet

    5 жыл бұрын

    zarafltet@gmail.com

  • @user-vw7pe6qx1j

    @user-vw7pe6qx1j

    5 жыл бұрын

    Bro anes bzaeaba menwh nay metlo ye ktemakreni delye

  • @samuelson2010

    @samuelson2010

    5 жыл бұрын

    @@user-vw7pe6qx1j xebib kostmo aytgber ktdks keleka bzey kostmo bjama gerka deks ab erknet wey aba hadar ente aleka kea sex bwhud 2,3 gzie absemun......

  • @amineftur3369
    @amineftur33695 жыл бұрын

    Well came

  • @efar-
    @efar-5 жыл бұрын

    ብጣዓሚ ጽብቅ ብሉጽን ትምህርቲ ኣጀኪ ቀጽልዮ

  • @simonmeron5891
    @simonmeron58915 жыл бұрын

    Woooow Mara kif zelwa channel aziya mharit kexlewo 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael17415 жыл бұрын

    ዝድነቕ ትብዓት ቀጽልዎ ልዕሊ ኩሉ ካኣ ነዚ ሕብረተሰብና ኣብ ኩዉንነት(ምኽንያትን ጭብጥን)ክኣምን ከዘሎዎ ግበሩ

  • @abibajo9074
    @abibajo90745 жыл бұрын

    ብዛዕባ ገዛ ክራይ ምሕሳብ ክክክ ናይ ብሕስቂ ኣገዳሲ ምክሪ tax ዛራ ፍልጠት

  • @michaelkidane5006
    @michaelkidane50065 жыл бұрын

    Btami belahti ekum kebrin mesganan zegbakum sebat ekum emo kexseliwo nefuat👍👍👏👏👏

  • @welietesfagabr9280
    @welietesfagabr92805 жыл бұрын

    ቀጽልዎ ብጣዕሚ መሃሪ መደብ እዩ።

  • @user-ds5ne1bv4z
    @user-ds5ne1bv4z5 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ የቀኒየልና ስለቲ ተቢዕኩም ምኽርኹም ዝለገስኩምልና።

  • @nadifish3379
    @nadifish33795 жыл бұрын

    Really, she is a good journalist. Well done sister

  • @memyselfatme1058
    @memyselfatme10585 жыл бұрын

    ኣቲ ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ከ እቲ መልሓስኪ ናይ በሓቂ ብዛዕባ ገዛ ክራይ ክትሓስብ ኣለካ

  • @bmbm9039
    @bmbm90395 жыл бұрын

    Www it's very important idea. Thanks just keep going.

  • @isaiahmeharikidane227
    @isaiahmeharikidane2275 жыл бұрын

    Thanks 😉😉😉😉

  • @haylatzemuy2013
    @haylatzemuy20135 жыл бұрын

    ገለ ዓይነት ምክሪ ኢዩ ብጣዓሚ ኣድኒቀኪ ቀጽልዮ ዛሓፍተይ ካብ ኩሉ እዘን ደቒ ኣንስትዮ እንተዘይ ዓጊበን ንሰብኣየን ብግብእ ክሕብሮኦ ኣለወን ከይሓፈራ ሽዑ ኢዩ ዝመጺእ አቲ ፍታሕ ዓጊባ ኣይዓጊባ ከመይ ጌሩ ክፈልት ክትነግሮ ኣለዋ ሪኢቶይ ደስ እንተ ኢሉኩም like ሃብኒ

  • @makhulu2013

    @makhulu2013

    5 жыл бұрын

    ዓርኩ ተጠንቀቅ ደኣ ድሌተን ኣይውድእን እዩ ካሙ ኢለ ኣተባብዐ ተዋሪደ ኣሎኩ kkkkkkkkkkkk

  • @okbamichaelminet1322

    @okbamichaelminet1322

    5 жыл бұрын

    @@makhulu2013 kkkkkkk ata kndey ktzareb eka

  • @haylatzemuy2013

    @haylatzemuy2013

    5 жыл бұрын

    @@okbamichaelminet1322 ሓቀይ ኢየ ምክንያቱ ሳኣን ግሉጽነት ሓዳር ኢዩ ዝፈርስ ዘሎ

  • @haylatzemuy2013

    @haylatzemuy2013

    5 жыл бұрын

    @@makhulu2013 ኣጆካ ዳሓን ድሌታ ትርድኣላ እንተ ኮይንካ ሃስያ ኣይትሃስየካን ኢያ በንጻሩ ከማን ክትከናከነካ ኢያ

  • @makhulu2013

    @makhulu2013

    5 жыл бұрын

    @@haylatzemuy2013 ናይ ብሓቂ ከነግረኩም ጓል ከመይ ገራ ድሌታ ብጊልጺ ካምትነግረካ ወላ ናይ መወዳእታ ሓፋር ተኩን ኣብ ጢርዚ ስሚዕት ምስ ኣቶወት እካ ናይ ሊባ ተነግረካ ወይ ከኣ ኣብ ዘተፈላልየ ከባቢ ትቅመጥ ኢንተ ኮይንካ ከትመጺ ሙካንካ ምስ ሓበርካ ሓንቲ መዓልቲ ካብ መርኻብኩም ምስ ተረፈት ብተለፎን ጹቡቅ ገርካ የዕሊላ ብተለፎን ናብ ስምዕት የእቱዋ 10 ሳዓት ተርፋቲና ካብ ሪኪብ ናይ መጀመርታ ከመይ ገርና sex ከንገብር ወዘተ ሹዑ ብተለፎን ኩሉ ስምዕታ ከተገጸልካ እያ ሽዑ ናይ ብሓቂ ኬፍ ኣሎዎ ክሊተካ ስምዒትካ ብጊልጺ ትፈሊጥ ኢንተ ኮይንካ sex ኢንዳ ገበርካ ከኣ ኣናዚዛ እስካ ውን ተናዘዝ ግን ሳኪት እዩ ስምዕትካ ምስ ወዳእካ ካም ኣድጊ ሙውራድ ፡ ከይ ኣፍሰሰት ኢንተ ገዲፍካ ኣብ ሪእሳ እዩ ዝድይብ መራ እያ ተጸልኣካ ለይቲ ከኣ ዳሓር ኩሉ ዘበለትካ ምስ ተማለኣላ ለይቲ ከተተሰኣካ እያ ሃኒ የወትረኒ ኣሎ ክትብለካ እያ ፡ ግን ሓንቲ ለበዋ በታ ንሳ ዘገለጸቲልካ ገርካ ከይተላገጸላ ወይ ኣብ ስምዕት ከላ ዘተናዘዘቶ ከይተግመላ ኣብ ኖርማል ህወት ከሎኩም ካሊ ከኣ ኢንተ ዋሓደ 30 ደቃይቅ ከይደረዝካ ሱቅ ኢልካ ምድካል ነው ቦሉዎ ጓል 90% ስምዕታ ምዲሪራዝ እዩ ድሕሪኡ ሓዊ ምስ ተቀየረት ምሸኒትካ ኩሉ ኣይተእቱወላ 2 ምኒት ፍርቂ ጥራይ ስምዕተን ኣብ ኣፈ እዩ ዘሎ ብዚያዳ ንጓል ኬፍ ዘሂባ ከተእቱወላ ከትውጸኣላን ብዓና ከትሪ ኣሎዋ ወላ ቁሩብ ደቃይ ሪእሳ ኣቅኒዓ እዚ ኩሉ ኣዋሊድ ፈሒረ ዘረኮብኩዎ እዩ ስምዒተን ክአኣ ተመሳሳሊ እዩ ቡዙሕ ጸሒፍካ ኣይዊዳኢን እዩ

  • @mahfuzidris1
    @mahfuzidris15 жыл бұрын

    Thanks very much tsubuq aristi you ab qexali!!

  • @amlaktume6417
    @amlaktume64175 жыл бұрын

    This big info thank you sis keep going .

  • @amanmengstab1332
    @amanmengstab13325 жыл бұрын

    ዋውው እዛ ቻነልስ እንዳመቀረት መቂራ ካብቲ ውሑድ ጌጋታት ኣብ ባህልና ዘሎ ብምጥሓስኩም ኣፍቂረኩም ቀጽልዎ

  • @elduAbraham
    @elduAbraham5 жыл бұрын

    thanks btami ena nemesgn😘👍

  • @reltron3944
    @reltron39445 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጹቡቅን ኣገዳስን ሓበረታ ዩ እሞ ቀጽሉሉ ጥራይ ኩቡራተይ

  • @farstekeste7075
    @farstekeste70755 жыл бұрын

    Confidence 100% kemzi kemaki yebzahalna shikorna zara filtet ka kexlwo

  • @wdimerietwedimerit7878
    @wdimerietwedimerit78785 жыл бұрын

    Kkkkkk abi tmhrti eyu kabzi nleali kinxbyekum ena so very much

  • @THFAMILY340
    @THFAMILY3405 жыл бұрын

    ቀዳምነት ሰላም ንኹልና ይኹን :: ቀጺለ ርእይቶይ ወይ ድማ ካብ ተመኩሮይ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ ገለ ኽብል ክፍትን:- 1, ጾታዊ ርክብ ገይም ማለት'ዩ እዚ ድማ ንኽልቴኻ ብማዕረ ዘሳትፍ ሜዳን መሳርሕን'ዩ:: ስለ'ዚ እቲ ገይም ብናይ ክልቴኻ ድሌት ዝጅመር ክኸውን ኣለዎ:: ብምቅጻል ቅድሚ ኩዕሶ ምቅላዕካ ከም ተጻወቲ ብዙሕ ምትንኻፋት ናይ ኣጻብዕቲ ብፍላይ & ምስዕዓም :ክትገብር ግድን'ዩ ብድሕርዚ ነገራት ኩዕሶ ትቀላዕ ውሽጢ ትብጻሕ : ሕጂውን ብህድእ ዝበለ ምንቅስቃስ ዕላልካ ቀጽል ,,,,,,, " ብጣዕሚየ ዘፍቅረኪ " ዝያዳይ : ህያበይ : ዓለመይ : ሃኒተይ : ስዊተይ : my love , my king , Amorey , ዝኣመሰሉ ቃላት ብስማ እውን መቸም ብጥዑም ላዛ እናሰሓብካ መትሎኻ ብህድኣት ኣንቀሳቅሶ ጌና ኣብዚ ህሞት'ዚ ከለኻ ከተፍስስ እውን ትኽእል'ያ እመነኒ:: መብዛሕትአን ደቂ ኣንስትዮ ብድምጽን ብምትንኻፍንየን ዝውድኣ ::.......ብፍላይ ኣብ ክሳዳ እና ሰዓምካያ ምስ እትራኽብ ናይስ :: ብዝተኻእለካ መጠን ክልቴኹም ኣብ ሓደ ህሞት ከም ትውድኡ ግበር ምኽንያቱ እቲ ዝመቀረ ብሓደ ክትውድእ ከለኻ'ዩ :: በበይንኻ እንተኾንካ ግን ምንቅስቃሳትካ እውን ኣብ ሓዲኻ'ዩ ዝውሰን:: ኣብቲ ብሓደ እትውድኣሉ ህሞት ግን ሽዑ ምጽቃጥ ከድልየካ'ዩ ኣታ ወዲ!! 😁😁ንስኻ ጥራይ ኣይኮንካን ትንቀሳቀስ ባዕላ ሒዛትካ ክትነፍር'ያ ሽዑ ክልቴኹም ርሃጽ ብርሃጽ ኮንኩም ሩፍ ክትብሉ ኢኹም :: እመነኒ ናይ ብሓቂ እንድሕር ኣኸይፍካያ ሕቂፋ ክትስዕመካ'ያ : ብጀካኻ እውን ወዲ ዘሎ ኮይኑ ኣይክስምዓን'ዩ:: ሽዑ ንስኻ ክትሕበን ኢኻ ዝያዳ ሰብኣውነት ክስማዓካ'ዩ ንሳውን ዝያዳ ከተፍቅረካን ክትኣምነልካን'ያ:: ሴክስ ጥዑም ክትብል ኢኻ ቅሳነት ዘለዎ ናብራ ድማ ክትነብር ኢኻ:: 2, ብጣዕሚ ወሳኒ ዝኾነ ነገር ብኽልቲኡ ወገን ኣገዳሲ ዝኾነ :- ድምጺጺጺጺጺጺ ስንእንእእእእእ ቁጽይጽይይይይይይይይ ወሳኒ'ዩ:: ቦታ ምቅይያር እውን ---- ኣብ ግዜ ርክብ ንስሚዒትካ የናውሖ'ዩ:: ናይ ንብረትኩም ድምጽን ናይ ቃላት ምልውዋጥን ማለተየ :: እዚ ወላ ኣፍሲስካ ከለኻ ስቅ ኢልካ ከም ትቅጽል ይገብር'ዩ ፍቱን መድሃኒት'ዩ:: 3, ቅድሚ ኹሉ ግን ኣብ መንጎ ክልተ መጻምድቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ምስዝህሉ ጥራይ'ዩ:: እዚ ምክረይ ደስ ተድኣ ኢልኩም ሳብስክራይብ ምግባር ናባኹም ይገድፎ ብፍላይ ብሙዚክ (ክራር) እትግደሱ የቀንየለይ::

  • @habtomdrar4237

    @habtomdrar4237

    4 жыл бұрын

    Betami xebuk hassb eye Tanks you Bruder ❤️❤️👌

  • @user-nv3lg6ev8z

    @user-nv3lg6ev8z

    4 жыл бұрын

    አታወዲ ናይ ብሐቂ የሐጒስካኒ ቀጽሎ

  • @dawitsemere2974

    @dawitsemere2974

    4 жыл бұрын

    Nay bhaqi xbuq

  • @abitekulu520

    @abitekulu520

    4 жыл бұрын

    Waw xubuk mkri thanks

  • @gaema9673
    @gaema96735 жыл бұрын

    Waweee geleayenat zehaftay Agelaletsaki betseami nefeati Ayemasegenkuki kehalef ayedalin Egzabehir edeman teanan yehabeka shekorina!

  • @equbamichaelanday653
    @equbamichaelanday6535 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርት

  • @semhar1396
    @semhar13965 жыл бұрын

    Zfetwa classical !!

  • @meradc6960
    @meradc69605 жыл бұрын

    Tnx more for sharing , ዝበዝሐ ሰብ ከምዚ ጸገም ዘለዎ ቪያግራ ኢዩ ዝጥቀም።ብግቡእ እንተ ተጠቂምካሉ ካብ 30 ደቂቕ ክሳብ 2 ሰዓት ዝኸውን last long ክትጸንሕ ተኽእሎ ኣሎ። plus ሌሚን ምስ መዓር ንግሆ ቅድሚ ቁርሲ እንተ ወሰድናዮ ውን ጽቡቅ ለውጢ ከምጽኣልና ይኽእል ኢዩ።ከም ተወሳኻ እዚ ዕረ Aleo vera ዝበሃል ተኽሊ ውን ከም መግቢ ወይ ጽማቕ ጌርና ክንወስዶ ጽቡቅ ኢዩ ።

  • @daveg2271

    @daveg2271

    5 жыл бұрын

    MB thanks sleti mikrka. Kihateka gn intay malet iyu biagra (ፗያግራ)።

  • @zarafltet

    @zarafltet

    5 жыл бұрын

    zarafltet@gmail.com

  • @meradc6960

    @meradc6960

    5 жыл бұрын

    @@daveg2271 ከኒና ኢዩ ዓርኩ ። ብቀረባ ካብ ፋርማሲ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ !!

  • @awetafewerki458

    @awetafewerki458

    5 жыл бұрын

    Thanks bro

  • @user-rj4kp2bp5t

    @user-rj4kp2bp5t

    5 жыл бұрын

    Side effect alewo gn vigra, ane hade gzie tetkimelu neyre hanti chapit azya lal abilatni neyra klmna astat haba ani gele geire dehar gn argixeya ane sheu revenge hasibe ab lelia dehar fefew abileya enda gematelku dogy style and 69 style enda gebreku nkebabi seatn ferekan kkkk n xbehaytu gn kanza resii, krtmat, champan, resnii ewa mosiba eu nay Viagra dea kim belo old men tray kwesdwo alewom kale gn des zbl alo side effect dehan zkone Familietabletten zbhal adunyaa kezabbb

  • @user-lw6ht1sv4w
    @user-lw6ht1sv4w5 жыл бұрын

    Btami eina nmesginekum ane isralawit eye sebaye dima eritrawi eyu kabzi kulu zsmani ezia medeb Mara feteya ezi tsehfet dima nsebaye tsehfka amesgileye eileyo so tx more lovely sis

  • @ablelhabte5945
    @ablelhabte59455 жыл бұрын

    waw fantadtic btami hanaxi agalalixa thanks habtey natey

  • @dadutewelde1259
    @dadutewelde12595 жыл бұрын

    ናይ ብሃኪ ጽቡቅ መምህር ንክምህር ዶክቶር ንክሕክም ሕፍረት ቦታ የብሎምን ከቅልዎ

  • @-hareg-media
    @-hareg-media5 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ነዚ መደብ ብምድላውኩም ከየድነቕኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ። ከምርኢቶ 1ይ ኣርእስቲ ክትመርጹ ነይሩኩም 2ይ ኣብ'ታ ናይ ግብረሕቡእ ቅድሚ ወሲብ ክፍትን ኣለዎ ዝበልኩማ ፡ ዋላ'ኮ ብመጽናዕቲ ዝተረጋገጸ 'ዩ ኢልኩም እንተ ስመርኩልላ ። ነገር ግን ካብ ጽቡቑ ሕማቑ ይበዝሕ ስለ'ዚ ከም ሓሳበይ ዝኾነ መንእሰይ ከይጥቀመሉ ይመክር ፡ ምኽንያቱ እዚ ዓይነት ልምዲ ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ ዋላውን ህርፋን ናይ ጓለንስተይቲ ኣይህልዎምን ኢዩ ፡ በዚን ካልእን ሓደራኹም ኣይትጠቀሙሊ ። ከም ምኽሪ ዋላኮ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ይሕንጥጥ እንተ ኾንኩ ኮይኑ ግን ንሕጂ ውን ወስ ክብል። 1ይ ከቢድ ዘይ ኮነ ስፖርት ማለት ብሃጸፍጸፍ ብዘይ ፍልጠትን ሓበሬታን ዘይኮነስ ህድእ ኢልካ ዝስራሕ ስፖርት ። 2ይ 1ይ ሽጉርቲ ጻዕዳ ፡2ይ ሽጉርቲ ቀይሕ ፡(እዚ ከም ቀይሕ ሽጉርቲ እንጥቀመሉ ብጫ ዝመስል X ኣይትጠቀሙሉ) 3ይ ጸባን ተምርን መዓርን ኣብ ሓንቲ ብኬሪ ጸባ ዕሰርተ ፍረ ተምርን ሓንቲ ማንካ መዓርን ፡ ቅድሚ ምድቃስካ ቅድሚ 1ሰዓት 4ይ ሽጉርቲ ጻዕዳን መዓርን ፡ሓዋዊስካ እቲ ሽጉርቲ ጻዕዳ ጥሒንካ ኑግሆ ኑግሆ ወይ ኣብ ምድቃስካ ድሕሪ ምምጋብካ 1ወይ 2 ሰዓት ሓንቲ ማንካ ዓቢ። 3ይ ጾታዊ ርክብ ኣብ እትፍጽመሉ ግዜ ህዱእ ኩን ኣይትተሃወኽ ማራ ድና ብነብስኻ ተኣማመን ፡ ቅድሚ ሰዓት ፍርቂ ሰዓት ኣከባቢ ነብስኻ ተሓጻጺብካ ዓራትካን ነብስኻን ጨና ተነስነስ ፡ 4ይ ሞትሎኻ ብተኣምር ቢድካ ኣይትተናኽፎ ብዝበለጸ ድማ እታ ጓል ከይትትንክፈካ ተጠንቀቐሉ። 5ይ እዚ ቀዳምነት ን ብትዕግስትን ክትገብሮ ካብ ዘለካ ነገር'ዩ ነዚ ነገርዚ ብዝግባእ እንተ ፈዚምካዮ እመነኒ ብዘይ ድኻም ንመጻምድኻ ከተሐጉሳ ኢኻ ንስኻውን ኮምኡ ፡ 1ይ ኣብ ላዕለዋይ ወገን ብልዕታ ማለት ከም ኣጸዋውዓ ቅንጢር እንብሎ ወገን ንን ልዕሊኡ ናብ ዘሎ ክፋል ብልዕታን ብህድኣት ጽንሕ ኢልካ ድማ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እንበልካ ተናኽፋ ካብታ ጓለንስተይቲ ዝኾነ ግብረ መልሲ ወይ ቡርቱዕ ናይ እስትንፋስ ነገር እንተ ዘይ ርኢኻ ቦታ ተጋጊኻ ከይትህሉ ኣስተውዕል፡ 2ይ ማእከላይ ጽብዒትካ ንውሽጢ ብምእታው ናብ ወገን ላዕሊ ዕጽፍ ብምባል የእትው ኣውጽእ ኣብሎ ። ንዝተ ወሰነ ደቓይቕ ምስኡ ውን እና ሰዓምካን ኣጥባታ እና ደራረዝካን ብዘይ ምርባሽ ጽናሕ ድሕርዚ ብልክዕ ቦታን ኣገባብን እንተ ረኺብካ ወይ ቃንዛ ዝመስል ነገር ወይ ድማ ግሉጽ ስምዒታት ካብኣ ክትርኢ ኢኻ ። ብዝተ ኻእለካ መጠን ዘይህወኽ ኩን ከምኡ ድማ ሞትሎኻ የእትዎ ምስ እትብለካ መጀመርያ ነብስኻ ኣረጋግእ ከምኡ ድማ ኩነታታ ፍለጥ ገለ ገለ ደቀንስትዮ ጥርዚ ዝበጽሓ መሲሉወን የእትዎ ይብላኻ ሞ ግንከኣ ዘይከም ትጽቢትካ ይኸውን ። ወይ ድማ ንስኻ የእትዎ ኣብ እትብለካ ግዜ ብህድኣት ተራኸባ እምበር ቅልጥፍቅልጥፍ ኣይትበል ። ምንጪ ካብዛ ነብሰይ ስመይ ኣብላዕሊ ኣሎ ዕዋላ ግን ኣይኮንኩም ግን ከኣ ኩሉ ርእየ ሰሰናዩ ነዓኹም ቡዙሕ ነይሩ ዝበሃል ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ፨

  • @-hareg-media

    @-hareg-media

    5 жыл бұрын

    ናይ ደቀንስትዮ ዝበሃል ነይሩ በል እንተ ኢልኩምኒ ክብልየ ምኽንያቱ ተሰኪፈ ኣለኹ ዘረባ ኣብዚሐ ከይህሉ

  • @ebateggagga9653

    @ebateggagga9653

    5 жыл бұрын

    @@-hareg-media no ze arkey zerba aybzahkan feltet hayli u mo bel da derarry

  • @habtomteweldebrhan6056

    @habtomteweldebrhan6056

    5 жыл бұрын

    Xubik gelixkayo alka ab lali gn onion xida aytettkamu elka xenhika melska ab tahti mes xeba tetekamu elka

  • @-hareg-media

    @-hareg-media

    5 жыл бұрын

    Habtom Teweldeberham ሃብቶም ሓወይ ሽጉርቲ ሳዕዳ ክንጥቀም ጽቡቕ'ዩ ፣ እቲ ኣይንጠቀመሉ ዝበልኩዎ፡ሽጉርቲ (ከም ኣጸዋውዓ ቀይሕ ኢና ንብሎ ) ከም ቀይሕ ሽጉርቲ እንጥቀመሉ ኮይኑ ግን ሓውሲ ናብ ብጫ ዝኸደ ቅርጺ ናይ ቀይሕ ሽጉርቲ ዘለዎ 'ዩ ።

  • @meharisolomon4676
    @meharisolomon46764 жыл бұрын

    Thanks a lot for your advice

  • @tesfaabadi2511
    @tesfaabadi25114 жыл бұрын

    Gobez ትንታነኪ ፈትዮ ቀጽሊሉ። ብጣዕሚ ጎበዝ። ሕቶ ኣላትኒ። መግዘፊ ብልዕቲ ከ ዘይገለጽኪ። ብዙሓት ኣሕዋትና ኣለው ንእሳትኒ ኢሎም ዝሳቀዩ ደለውስ መፍትኪ ታይ ትመክሪዮም። ኣብ ዮቱብ ኣትካ ክትሪኢ ትኪኢል ጊን ክንደይናይ ተኣማኒነት ኣለዎ ንካልእ ጠንቂ ሕማም ከይክውን ይፈርህ ኢሞ መደብ ገርኪ ተተገልጺ ጽቡቅ ነይሩ I love u so much?

  • @alekugena596
    @alekugena5965 жыл бұрын

    Natey Asha u mesleni wala bzaeba chido elal tejemirom u ko ztiesie hji keman nski da tezarebki teberabiru xenihu gele ske belni bzaeba zi akedime yekeneley ybl sle mthbbarki tay kfebr Asha zkone nbret hize

  • @user-mv1jr9vx2v
    @user-mv1jr9vx2v5 жыл бұрын

    ዛራ ፍልጠት ብልቢ የ ዘመስግነኩም ኣነ ሓደ ካብ አዞም ጸገም ዘለኒ የ

  • @nida296
    @nida2965 жыл бұрын

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣሕዋት

  • @aytigerahlebey1397
    @aytigerahlebey13975 жыл бұрын

    Hahah bravo kemzi kemekhi kulu tifelit sebeyti kitkewun alewa

  • @fanielgebrihiwet6277
    @fanielgebrihiwet62775 жыл бұрын

    ብሓቂ ንፍዓት ኣጀኩም ታሪክ ናይ ጀጋኑ ኣኦታትና ክኣ ኣብ መንጎ ኣቕርቡልና ኢኩም

  • @labelaentertainment7029
    @labelaentertainment70295 жыл бұрын

    ኬፍ ዝሃበትኒ Channel KZread እንተላ ዛራ ፍልጠት,ያ. ከም ሙደይ 👏👏👍💯

  • @sessenme9780
    @sessenme97805 жыл бұрын

    Very helpful thank

Келесі