ን ጓል ናብ ፍቅረ ዘእትውዋ ዕላላት love and relationship hyab media

ን ጓል ናብ ፍቅረ ዘእትውዋ ዕላላት love and relationship hyab media
love and relationship hyab media
fb / hyab.famili
ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክህልወና ክንፈልጦም ዘለና ንገራት
• ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክ...
ኣብ ረሑቕ ዘሎ ሰብ ከም ዘፍቅረና ንፈልጠሉ መንገዲ
• ኣብ ረሑቕ ዘሎ ሰብ ከም ዘፍቅረና ...

Пікірлер: 133

  • @raeimusse244
    @raeimusse2443 жыл бұрын

    ኣቲ ህያብ ን2 መጻምድቲ ግዳ ኣብዚ ናትኪ ቻነል ከተራኽቢ ዘይትጅምሪ። ብዙሕ ሰብ ነዚ መጻምድቲ ዘራኽብ ቻነል ኣብ ደገ የድልዮ ኣሎ። ብዙሓት ሃገራት ነዚ ዕድል አዚ ይጥቀሙሉ ኣዮም። መልሲ ክጽበየኪ አየ,፡ የከንየለይ።

  • @MerhawiMenges
    @MerhawiMenges3 ай бұрын

    Betamiy xebuq neakiy da Like teray ❤ qexileyo lekie nay Libey terebeniy alekiy

  • @hadishandai1182
    @hadishandai11823 жыл бұрын

    Thanks shikorina sle eti zhabkna advice

  • @mebrahtomasli2869
    @mebrahtomasli28692 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ትምህርና ኣለኺ ክብረቲ ሓፍተይ።💯✅

  • @tediroselias2509
    @tediroselias25093 жыл бұрын

    ሰላም ነዓኪ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ይምነየልኪ ብሐቂ ርእሰ ተኣማማንነትኪ 100% ዝሐለፈ ጺሒፈልኪ ኔረ ብዛዕባ ኣዘራርባ ናይ ትግርኛ ዝበልኩኪ ሕጂ ግርም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምጺእክዩ ካብ ኣብ ምንቃፍ ጥራይ ንከይድ ጽቡቅ ኣብ ዘሎ ካኣ ምዝራብ ካብ ሐቂ ዘይ ምርሐቅ እዩ: :

  • @fewazyosief7761
    @fewazyosief77613 жыл бұрын

    Nay bhaqi des zble tmhrti,thank you hyab haftey

  • @ermiasermias3898
    @ermiasermias38982 жыл бұрын

    መጀመርያ የመስግን ዋው አከዳደንኪ አዘራረብኪ ደስ ክብል!!

  • @fitsumsolomon1746

    @fitsumsolomon1746

    2 жыл бұрын

    Kkkkk fetin iske teseleteka

  • @abrahamzekios2666
    @abrahamzekios26662 жыл бұрын

    Yes beautiful. Thanks from tigrayns USA.

  • @habtomhaile391
    @habtomhaile3913 жыл бұрын

    ኣነ ናትኪ ተኸታታሊ ኢየ ብጣዓሚ ጽብቅ ሓሳብ ኢዩ መሰረተይ ቆጽልዮ ሰብኣይኪ ደኣ ተዓዱሉ ኢዩ ንዓኺ ረኺቡ

  • @samuelha59
    @samuelha592 жыл бұрын

    Thank you so much 💓

  • @gerieyebiyo5094
    @gerieyebiyo50943 жыл бұрын

    Selam meseretey nay behaki des zebl mekri eu kexlyo ajoki zkone medb keyti kyri xbuk eki zeleki keep it up GBU

  • @kbretsbhat205
    @kbretsbhat2053 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ የግዳ ማራ እንዳተዋክኺ ቐስ ኢልኪ እንተገልጽዮ ብዛያዳ ምጸበቐ ዝብል ግምት ኣለኒ።

  • @amanuelteklemariam3676

    @amanuelteklemariam3676

    2 жыл бұрын

    Correct comment bro

  • @seareyihdego8956
    @seareyihdego89563 жыл бұрын

    Thank you so much 😍

  • @user-nz4yo6yb5f
    @user-nz4yo6yb5f2 жыл бұрын

    Thanks 👍

  • @yosiefmentay2548
    @yosiefmentay25482 жыл бұрын

    Thank konjo

  • @kalabtesfagergs7706
    @kalabtesfagergs77062 жыл бұрын

    Thanks you

  • @okubayluul8991
    @okubayluul89913 жыл бұрын

    Wawwwww btaemi xbuk hasab meseret habtna kexlyo

  • @mikigebrhanns3392
    @mikigebrhanns33923 жыл бұрын

    Betami xebuku.habrata

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk56933 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፈተኪ ኣለኩ ጎበዝ ቀፅልዮ 💝💝

  • @user-zu1ge3zy3h
    @user-zu1ge3zy3h3 жыл бұрын

    ዋው ሜሲ ሽኮር ሎሚ ብጣዕሚ ሾኪርኪ ኣቲ ዘይሓሰብክዎ ናብ ፍቅሪ ከይተእትውኒ😝ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዮ።

  • @faregesame9389
    @faregesame93892 жыл бұрын

    Wow sweetheart thanks

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi58713 жыл бұрын

    Selam Meserat 👌👌👌👌 Gin Msesi thwki Aleki Rgi Elki Tetezarabki xbuki koynu ysmani

  • @jossigere682
    @jossigere6823 жыл бұрын

    ሰላም ሓፍተይ ፡ መጀመሪያ በዚ ተምጽዮ ጽቡቅ መደብ ብልቢ የመስጊን ። ናተይ ሕቶ ንጋል ኣብ መጀመርያ ኣብትራከበሉ ጊዘ ጽብቕቲ ምካና ክትነግራ ዶ ኣለካ ወላስ ጽብቅቲ ምካና ካብ ምንጋር ክትቕጦብ please degediski melesiley

  • @mrc295
    @mrc2953 жыл бұрын

    Like kihbeki kulu gzye eye zdeli gzye enda seanku ember bravo Kexli fetihe kimiraweki eye kea

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh90213 жыл бұрын

    yekenelna mesi shkorrrr

  • @mountainofchristint.church2223
    @mountainofchristint.church2223 Жыл бұрын

    Blessed Mesi🙏🙏🙏

  • @goytaywahisey
    @goytaywahisey2 жыл бұрын

    Thanks labam sab kif aluwo tamhrtki

  • @yosiefnguse1999
    @yosiefnguse19992 жыл бұрын

    Nay bhaki xubuk temherti sis kale gezi kabzi dbelexe hizklna ketmexi beal mulu tesfa eye nic

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes22212 жыл бұрын

    Hayet ileki aleku 💐

  • @biniamdawit9175
    @biniamdawit91753 жыл бұрын

    Meseret haftey you are wonderfull..your programm is always teachable ... We need you sister... The mother of Love!!!

  • @hyabmedia7213

    @hyabmedia7213

    3 жыл бұрын

    Thank you so much

  • @hagosweldegerima4529

    @hagosweldegerima4529

    3 жыл бұрын

    ሰላም መሰረት ሓፍተይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ዘይበሰለት ጋል ኣብ ሓዳር ተርእዮም ምልክታት እንታይ እዮም?

  • @greattigray5290

    @greattigray5290

    2 жыл бұрын

    @@hagosweldegerima4529 ደሓር ከ ታይ ገይርካ ተብስላ 🤣🤣🤣 ከም ገዝኣ ዘይኮነ ከምጎሬቤታ ክትነብር ትደሊ ን ግዛዊ እምበር ንፅባሕ ዘይትብል ማለተይ ዘይትቁጥብ ብ ኩሉ ነገር ዘይትሓሊ መሓዛይ ሓደገኒ ጥራሕ ዘገድሳ ሰብኣያ እንታይ ይደልን ዘይደልን ዘይትፈልጥ ክትፈልጥ እዉን ዘይትደሊ ኢለ ይሓስብ

  • @Sam-hago
    @Sam-hago3 жыл бұрын

    Kefe aleki.. haqi ketfetwi ..👌

  • @loveyoumaryfatherofgod3777
    @loveyoumaryfatherofgod37773 жыл бұрын

    ሓሳባተይን/ውህብቶኽን: ብጣዕሚ ፅቡቅ ኪንዮ ትሕዝቶኺ ሓሳብኪ ቢሂገዮ ኣንደምታ ብሂለይ ሒዝክኒ ክትኮኒ ድማ ተስፋ ይገብር:: ሕቶታት ኣለኒ ገለ ክብለኪ 1ይ: ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ወላ ኣብ ፋልማዊ ሌላና ሓቒፋ ዝሰዓመትኒ ጋል ኣብ ፍቕሪ ትወድቕ? 2ይ: ንዓይ ዘይርደኣኒ ሜላ ኣዘራርባይ ኮነ ሕጥቦ ፅሑፈይ ዝበዝሓ ካብኣተን ትሕዝቶ መሰጅካ ምስጢራውያን እዮም ክኸብዱ መስቀላዊ ትግርኛ እና ተዛረብካ ልብና ኣብ ህዋ እንዳሰቓልካዮ በቃ ብኣጋ ዘይርድኡኻ ይብላ እንታይ ዩ ትብሊ ምስጢሩ ንዓይ ታራ ትግርኛ'ዩ? 3ይ: ኣብ ሄዋን ዘለኒ ክብሪ ሰማይ ጠቀስ እዩ ብሰማይ ሓዊ ዘኒቡ ብምድሪ ማይ ፈሊቑ ክብረን ኣይቅንሰለንን ሄዋን ህይወት ምኻና ቀዳማይ ኣብ ናይ ሜላ ምንባረይ ዓንቀፅ ኣቀሚጠዮ እየ. ተጋግየ ኣለኹ ድየ? 4ይ: ንሄዋን ኩሉ ግዜ ኣብ መፅናዕታዊ ሓገዝ ኮነ ጉልበታዊ ስራሕ ወላ ስነ ልቦናዊ ማዕዳ ካብ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ስነ ኣእምራዊ ኪናት ምስ ነብሳ ካብ ምኽፋት ክትቁጠብ የዘንቱ ግን ከምኡ ምግባረይ ዶ ናብዚ ይደፋፍእ ትብሊ ኣሉታዊ ሳዕቤኑ ስለዝበዝሓኒ እየ መፍቲሑኡ እስከ ኣቀምጥለይ? 5ይ: ንነብሰይ ክንእድ ኢለ ኣይኮንኩን ፅባቐይ በየን ይኸይድ ይመፅእ ዘይፍለጥ ንፋስ ውን ተኾነ ምስክር እዩ በዚ ዝመፅኣኒ ሽግራት ድማ መወዳእታ የብሉን ሓንሳብ ሓንሳብ ምስ ኣምላኽ ይበኣስ ምኽንያቱ በተክርስቲያን ምኻድ ክፎቱ መዓት እየ ግን ብኸምዚ ምስ ብዙሓት ስለ ዝተቀያየምኩ ኣብኡ ክርእየን ይፈርሕ ብቕዓት ድኻመይ መዚነ ድማ ኣብ ገዛይ ተዓፅየ ይነብዕ:: እዚ ክብል ከለኹ ከምቲ ኣብ 4ይ መስመር ዝበልዎ ኣም ምትሕግጋዝ ሄዋን ኣብ ዝነጥፈሉ ግዜ ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ገዘአን ይዕድማኒ ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ዘይትዕድመና ግዳ እናበላ የጨንቓኒ ሳሕቲ ንገዛይ ይዕድመን ግን በዚ ጥራይ ኣየብቅዕን ናይ ሰይጣን ከይተርፍ ይፍትናኒ, ኣብ ህይወተይ ምሉእ ከም ፀታዊ ርክብ ምፍፃም ኢሉ ዘፍርሓኒ ነገር የለን ኪንዮ ብመፅሓፍ ቅዱስን/ባህልናን ቅድሚ ቃል ኪዳን ምእሳር ሓጥያት ንምኻኑ እዩ:: ሕሉፍ ሓሊፍወን ገይ ግዲ እዩ ኢለን ይዛረባለይ/ ግን ከምቲ ኣብ 3ይ መስመር ዝበልክዎ ክብሪ ሄዋን ነዓይ ዳታይ'ዩ ምስ ደመይ ድማ ዝተዋሃሃደ እዩ:: ንምጥቕላል ዝኣክል: ንሎሚ ኣብዚ ይእከለኒ እምበር ኤክስ ፓየር ዴት ዝኾነ ሓሳባት ሄዋን ኣብ ኣእምሮይ ተኸዚኑ ኣሎ:: መዘኻኸሪ: ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር. መደምደምታ: ስለ እተቕርብዮ ትሕዝቶ ብሰማይን ምድርን ክበሪ ኣብ ቀፃሊ የራኽበና

  • @akraneyob7993

    @akraneyob7993

    3 жыл бұрын

    Ajoka hawey good please you

  • @loveyoumaryfatherofgod3777

    @loveyoumaryfatherofgod3777

    3 жыл бұрын

    @@akraneyob7993 እግዚአብሔር የኽብረለይ ሓቢርና ንመሃሃር ንምእራም ዝኣክል God bless you ከምዚ ኢኻ ሓሲብካያ መስለኒ እግዚአብሔር ይሓግዘና ይቅረታ ግበረለይ ደፊሪ ከምኡ ምባለይ ጋል ውን ክትኮኒ ትኽእሊ ሓፈሻዊ ሜላ ኣመሃህራ ን2ቱኡ ዝውክል ስለ ዝኾነ እየ::

  • @akraneyob7993

    @akraneyob7993

    3 жыл бұрын

    Thanks so much hawey natey No wedi eya

  • @user-qz4mo3rv2w

    @user-qz4mo3rv2w

    3 жыл бұрын

    @@loveyoumaryfatherofgod3777 ከምዚ እስቲ ግበር 1,ምስ ዝኾነት ጓል ካብ ኢድን ኬሳን ወፃኢ ዘይምስዕዓም ብፍላይ ኣብ ገፅን ከንፈርን ዝግበር ተዝተርፍ ፅቡቕ እዩ:: 2,ብዘይካ ናተይ /ኣሕዋተይ ኢልካ ትቀርበን ሰባት ካብ ሰላምታ ወፃኢ ነዊሕ ፅሑፋት ዘይምፅሕሓፍ !! 3,ናተይ ትብላ ሄዋን ክትህልወካ ምግባር ወይድማ ዋላ ዘይብልካ ከምዘላትካ ምንጋር ሓሲኻ ምዕራቕን ሓሲኻ ነብስኻ ምክልኻልን ኣምላክና ኣይሕዘልናን ዝብል እምነት ኣለኒ 4, ኣብ ገዛኻ ብዝኾነ ይኹን ዘይምግባዝ /ዘይምምፃእ ምክንያቱ ኣብ ገዛኻ ምዕዳም ማለት በሪ ምኽፋት ስለዝኾነ ናብ ገዝአን ይኹን ገዛኻ ዘይምግብባዝ ታይ ደኣ ኣብ ሰብ ዝበዝሖ ሆቴል ይኹን ካፊ ምግብባዝ ካብኡ ምፍልላይ ወዘተ...ዝመሳሰሉ ነገራት ግበር እታ የፍቅረካ እየ ትብለካ ጎርዞ ድማ ንዓኣ ዘይትኾነሉ ምኽንያት ብግልፂ ነጊርካ ምርሓቕ ካብ ቤተክርስትያን እውን ዘይምርሓቅ ቤተክርስትያን ተመላለስ ኣጆኻ ከዓ ጠንከር ምባል እዩ ዘድሊ እሺ

  • @faregesame9389
    @faregesame93892 жыл бұрын

    So cute 💓

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray61303 жыл бұрын

    Well come sweety

  • @tesfaxbah8259
    @tesfaxbah82592 жыл бұрын

    Keep it up

  • @samueltedros4222
    @samueltedros42222 жыл бұрын

    Ewy eza gal kef delewa ❤

  • @greattigray5290
    @greattigray52902 жыл бұрын

    እዛ ምክሪ ኳ ንዓይ ኣይትጠቅመንን ጓል 🤣🤣እየ ዋ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብልኒ ለባም ርግዕቲ ዉርዝይቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ

  • @hyabmedia7213

    @hyabmedia7213

    2 жыл бұрын

    studio.kzread.info/dron/2f7_XHxBGVR-WNAg8xXAeg.html

  • @goytaykulutkelnakaeuyuemne9751
    @goytaykulutkelnakaeuyuemne97513 жыл бұрын

    Selam mesi gn kurub bezihu ab semun klte gizie xbuq neyru

  • @gabrielfikado9529
    @gabrielfikado95293 жыл бұрын

    kntir zelewa weyti yblwa kemey eu

  • @sasidebesai7871
    @sasidebesai78712 жыл бұрын

    Anese betamie ye zeftwekie

  • @mikihabitegergsh1948
    @mikihabitegergsh19482 жыл бұрын

    Wawww bitami eya weteya eza vido

  • @mutiteame5092
    @mutiteame50923 жыл бұрын

    tsubuk hasab u

  • @kendeltekie7173
    @kendeltekie71732 жыл бұрын

    Xubuk timhrti mesiye, feminen&muscilen b french girl&boy malet eyu kkk luv u mesi

  • @boronikaamine4919
    @boronikaamine49192 жыл бұрын

    Nay behaki des zbl tmhrti eyu

  • @abrahamhantanabraham4358
    @abrahamhantanabraham43583 жыл бұрын

    ክፍእቲ።። ሓንቲ መዓልቲ ባ ክፉእ በልኒ።። ሎሚ ማራ ሾኪርኪ መጺኪ።።keep it up...

  • @wedihale9792

    @wedihale9792

    3 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @lualkiflat6850
    @lualkiflat68502 жыл бұрын

    መሰረት ሓፍተይ ናትኪ ኣድረሰ ለኣኽለይ

  • @michaelkefali3918
    @michaelkefali39183 жыл бұрын

    Nmntay iki qonajiki tmexi entay du elamaki. Selam keliekni ko

  • @user-zy7by8rv9v
    @user-zy7by8rv9v5 ай бұрын

    ths

  • @yorsiyorsi8043
    @yorsiyorsi80433 жыл бұрын

    uyyyy ati nehtoy melseley newedi ke bekemey abe fqri tetwo

  • @amaweld8055
    @amaweld80553 жыл бұрын

    ሎምስ ሓበሻ ክምዕብል ግድ ጀምሩ ኢዩ። ዝጻረፍ ዘየለ እስከ ይመልአልኩም በሉ።

  • @teklitxewarshigir8403

    @teklitxewarshigir8403

    3 жыл бұрын

    Deqi eri Eiom zxarefu eikae

  • @samimebrahtu4175
    @samimebrahtu41753 жыл бұрын

    Selam hyab medebki xbuk eu b zyada gn eza chanel kteabi kalie aynet program kea keyri✌

  • @tesgayberhane5864

    @tesgayberhane5864

    3 жыл бұрын

    .

  • @kalabaregawi1050
    @kalabaregawi10503 жыл бұрын

    Please fix your mic quality get a new one this is to loud

  • @senglabedu9763
    @senglabedu97632 жыл бұрын

    ደረቅ ምዝራብ አይሰማማዐሉን እየ ንምሳሌ ሎሚ ከንራከብ ኢና ፐሮግራም ከይትገብሪ ምባል ጌጋ እዩ ዝሓሰበቶ መደብ ይህልዋ አብ ከምዚ ዝግበር ቆጸራ ሕጉሰቲ ኮይና ከመይ ተሕልፎ ?

  • @SamuelAmanuel-uj3zh
    @SamuelAmanuel-uj3zhАй бұрын

    ሰላም ሓፍተይ ቅድሚ ሕጂ ሓቲተ ኔረ ኣይሰለጠንን ሎሙስ ምክርኪ ክረክብ ተስፋ ኣለኒ ፣ዝፈትዋ ሰብ ቅድሚ 6 ዓመት ኔራትኒ ከም ምሕታት ሓቲተያ ውን ኔረ እየ ግን ኣይሰለጠንን ሕማቅ መልሲ ውን ኣይመለሰትለይን ብዙሕ ግዜ ተሳቅየ እየ ብፍቅራ ንሳ ግን ሩሑቅ ዓዲ ስለ ዝከደት ቀልጢፋ እዚ ኩሉ ዓመታት ሓሊፉ ኣነ ውን ብመጠኑ ካብቲ ዝነበረኒ ፍትወት ቁሩብ የዒሪፈ ኔረ ምስ ግዜ ምንዋሕ ዘይተጸበክዎ ግን ባዕላ ደዊላትለይ ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ሕልሚ ድዩ ጋህዲ ይኩን እንበር ምስ ምንዋሕ ግዜ ናተይ ትብሎ ሒዛ ትከውን ብዝብል ሓሳብ ንሳ ውን ናብ ፍቅራዊ ዕላል ክመርሓ እንከለኩ ኣነ ኣይርዳኣንን እዩ ብዙሕ ኣብቲ ግዜቲ ብዛዕባ ፍቅሪ ትብለኒ ንስካ ንዓይ ሓወይ ኢካ ኣብ ዝኮነ ግዜ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ትብለኒ ኣነ ካኣ ክቅበሎ ኣይካኣልኩን ክርሕ ይብል እሞ ሰላም ኣብ ዝበለትኒ ከይደንጎኹ ይምልሰላ ብዛዕባኣ ምሕሳብ ውን ናብቲ ናይ ቀደም ይምለስ ከም ዘለኩ ይርዳኣኒ ኣሎ ምክርኪ ክትልግስለይ ኣብ ኣታሓሕዛ ዝምልከት ናተይ ክትከውን ዝብል ግምት ውን ትሕቲ( 0) እዩ ትጽቢተይ እንተ ራሓቅኹ ዓቅሚ ይስእን እንተ ቀረብኩ ውን ሕውነት ዝዓብሎሎ ዕላል እንተዘይ ኮይኑ ካልእ ዝኮነ የለን ምክርኪ ይጽበ ።

  • @muluokanmole4195
    @muluokanmole41952 жыл бұрын

    Ati ezi eti natki U fetinayo ena entay eske ybla mesiluki komu ms belkayen Kixleaka natka ayrdealkan U natu tray U zbl eblaka entay kem ngebr tefieuna

  • @tig3548
    @tig35483 жыл бұрын

    I see feminine guys with nice looking women all the time . it's always the opposite most of the modern girls and women like feminine guys but, I don't care about girls as a guy I like to be muscularity

  • @elihomabselom19
    @elihomabselom192 жыл бұрын

    Kkk wedi shuk kun wedi shuk temenika do yerkeb koynu wedi shuk dehri wedi Asmara aytefetren haftey

  • @amanmichael5149
    @amanmichael51493 жыл бұрын

    Meseret anen nskin zeynjmr fkri kulen mrda abenani

  • @user-vs5qh3ds7o
    @user-vs5qh3ds7o4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @gezenatube
    @gezenatube Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhanemebrahtu2869
    @birhanemebrahtu28693 жыл бұрын

    ሰላም ሜሲ ዓይነይ ከመይ ቀኒኺ ሎሚ ምኽሪ ኣድልኒ ኣሎ ብዝሓተትክዎ ሕቶ ብምሉእ ክምለሰለይ ተስፋ ይገብር ኣብዚ ግዜ እዚ ሓንቲ ብኢንተርነት ዝተላለኹዋ ሰብ ኣላትኒ ከምቲ ዝደልዮ ዓይነት ጋለንስተይቲ ከምምኻና ኣስተውዑለ ኣለኹ ሕሉፍ ሕይወትና ውን ኩሉ ተዓላሊልና ንኹሉ ከከም ዘለናዮ ተቀባቢልና መኽንያቱ ሕሉፍ ሕይወት ኣብቲ ዘለናዮ ክኣቱ ትርጉም የብሉን ኢልና ሓደ ዝተፈጥረ ጸገም ግን ኣሎ ንሱ ድማ መጻምድትኺ ክኸውን ትደልይዮ ሰብ ከመይ ዝበለ እዩ ኣብ ዝበልኩዋ ከፍቅር ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ዝብል መልሲ እየ ሰሚዐ እንታይ ትመኽርኒ

  • @alulihabibi690

    @alulihabibi690

    3 жыл бұрын

    ዋይ ዛዓርከይ ፈቲያትካ ኣላ ማለት ዩ ሞብሩክ አንቃዕ ሓጎሰካ ትፈትዋን ትፈትወካን ምርካብካ ዕድለኛ ኢካ

  • @fhivvictgj7414
    @fhivvictgj74142 жыл бұрын

    gobez

  • @user-ou6op6gg2b
    @user-ou6op6gg2b Жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-so9xx1ve1x
    @user-so9xx1ve1x3 жыл бұрын

    ሰላም ናዓኪ መሰረት ሓፍተይ ናይ ባሓቂ ጽብቅ ሓሳብ ደስ ጽብል እዩ ሕቶ ካኣተኪ ፍቃድ ዲይ በዚ ይትቡ ሓፍተይ እያ ኣማጺኣትለይ ምስ ሓንቲ ሰብ ጀሚረ ኣለኩ ንፍቅሪ ይኩን ንሓዳር ሓቲተያ ዘይተረደአኒ ዘሎ ምኪኒያት ካብዚ ዘለኩዎ ክወጽእ ምካናይ ነጊረያ እየ ካብዚ ምቅጻል ኣብ ክልተ ማዓልቲ ሓራይ ኢላትኒ ግና ንስድራ ንንገሮም ኢላትኒ ካብዚኣ እንታይ መብራህቲ ትህልወኪ ትከውን ፌስብ እንተሊኪ ስደድለይ ካኣ ግና ይቅረታ ግበርለይ

  • @hyabmedia7213

    @hyabmedia7213

    3 жыл бұрын

    Hyab famili

  • @user-so9xx1ve1x

    @user-so9xx1ve1x

    3 жыл бұрын

    Tekebileki aleku

  • @asgosommngstap8648

    @asgosommngstap8648

    3 жыл бұрын

    @@hyabmedia7213 nay behaki xebuk hasab u haftey natey gan neaki zemeleket u kes eleki enda yerfeki ente tezarebey ameraxey mekone seb kea keredeki yekel u sorry gen seleti akeberot🙏

  • @user-vl3ec9bk8v

    @user-vl3ec9bk8v

    3 жыл бұрын

    ሰላም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እታ ጋል ዘቅረበቶ ሕቶ ጽብቅ እዩ ምክንያቱ ንሓዳር እንተከዩኑ ግድን እዩ ነስድራኩም ምዝራብ ጽብቅ ኣብ ጽብቅ ክትበጽሑ ይምነየልኩም

  • @shoshalchannel7569
    @shoshalchannel75693 жыл бұрын

    ሰላም ቆንጆ

  • @abelteklit8791
    @abelteklit87913 жыл бұрын

    Mekseb kemey diki memhrna kabzi kulu tmhrtki kndey nabra tatihu Alo mesleki edmen tenan yhabki mchwti ftret

  • @Godplan6596
    @Godplan65963 жыл бұрын

    Kese beli bejaki

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u3 жыл бұрын

    ናዓና ኸ ኩሉ ግዜ ነወዳት😓

  • @myownoasis

    @myownoasis

    2 жыл бұрын

    መሲ ናይ ኣወዳት coach እያ ኣቦይ እዝጊ ሰሊዑ ሂቡና: ግን እቲ ሓሳባ ወዲ እንታይ ይድሊ ጓል እንታይ ትደሊ እያ ትምህር.. ኣዋልድ ግን ዮርዳ ኣላትክን

  • @teklesenbetteklay4615
    @teklesenbetteklay46153 жыл бұрын

    ውድእ ሓሳብ ሜሲ ኣንበሲት

  • @berhaneabraha3599
    @berhaneabraha35992 жыл бұрын

    Hi ኣነ ኩሉ ትዛረብዮ ይሰምዖ ኢየ። ግን ኣነ ዘይሳማምዓላ ክጠቅሰልኪ ንወዲ ዳይሬክቲ ተዛረብ ኢልኪ። ንጓል ከኣ ዳይሬክቲ ክትዛረብ የብላን ኢልኪ። ምኽንያቱ ወዲ ኩሉ ግዜ ግሩህ ዋላ ሓንቲ ተንኾል የብሉን።ጓል ግን ኩሉ ግዜ ተንኾል ሒዛ ኢያ ትኸይድ። ስለዚ መብዛሕትኣን እንዳ ተጠራጠራ ኢየን ዝቀርባ ራፍሊ 90% እተን ዘይጠራጠራ 10% ይኾና። ስለዚ ዳይሬክቲ ክትዛረብ የብላን ጓል ኣንስተይቲ ዝበልክያ ኢንዳይረክቲ( ንምሕሳብ ስለ ትጥቀመሉ ኢያ) ወዲ ግን ወዲ ገርሂ ልቡ ስለ ዝኮነ ቀጥታ ዳይሬክቲ ይዛረብ ። ስለዚ ንወዲ በዚ ምኽንያት ኢየን ዝምዝምዞኦ ደቂ ኣንስትዮ። ንኣብነት ካብ ብዙሕ ምስማዕን ምዝራብን ብዙሕ ትማሃር ኢኻ። ኣብ መንጎ ጓልን ወድን እቲ ወዲ ብዙሕ ይዛረብ እታ ጓል ግን ውሑድ ትዛረብ እታ ውሑድ ትዛረብ ንክትሓስብ ዕድል ኣለዋ ።ብዙሕ ድዛረብ ግን ቁሩብ ኢዩ ዕድል ዘለዎ። በዚ ምኽንያት ከኣ ንወዲ የገርሆኦ። እንታይ ትብሊ ብወገንኪ፧ መዲያ የቀንየለይ

  • @samuelbrhane8515
    @samuelbrhane85153 жыл бұрын

    Habesha hatewketew meshenitt tray eyen zedlen

  • @djkalid7820
    @djkalid78203 жыл бұрын

    Ane naki feteki aleku Rikebni

  • @userfromtheuk8648
    @userfromtheuk86482 жыл бұрын

    Welcome ሜሲ ዓይነይ ጥፊኤ ቀንየ🙄

  • @greattigray5290

    @greattigray5290

    2 жыл бұрын

    🤣🤣🤣

  • @erromerrom2660
    @erromerrom26603 жыл бұрын

    Xubuk aleki endo gin ka mara thweki keynki kes mbal kedleki eyu

  • @grmaylove2407
    @grmaylove24072 жыл бұрын

    💋💋💋💋💋

  • @hailzgihailway5248
    @hailzgihailway52483 жыл бұрын

    መሱ ሓፍተይ ሎምስ እተን ኣራንሽታታ ክፍት ኣብልየን ክክክክክክ

  • @Mulugmedhn
    @Mulugmedhn2 ай бұрын

    Thank you anti Harif

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal26523 жыл бұрын

    ሓቅነትን መጽናዕትን ዞሎዎ ድዩ እዚ ትብልና ዞሎኪ?

  • @weldatdesta1470
    @weldatdesta14702 жыл бұрын

    hii

  • @weldatdesta1470

    @weldatdesta1470

    2 жыл бұрын

    mesi zetakanishaban zatekansheban zalo feleley eseka negerina

  • @kalebbelay4131
    @kalebbelay41313 жыл бұрын

    ሰላምዶ ሕቶ በዚ ምሕታት ይከአል ድዩ

  • @hyabmedia7213

    @hyabmedia7213

    3 жыл бұрын

    Ykal

  • @kidanenegash8014

    @kidanenegash8014

    3 жыл бұрын

    Sibena

  • @uniphoneu4835

    @uniphoneu4835

    3 жыл бұрын

    loma kefak maxaka mahaza Mekab abezakali

  • @amanmehari4617
    @amanmehari46172 жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣❤❤❤

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife1952 жыл бұрын

    Eta qedameyti zbelkiya abzi gize aytserhn eya kkkkk

  • @tomasyonas9406
    @tomasyonas94063 жыл бұрын

    "'"

  • @efremhaile3632
    @efremhaile36325 ай бұрын

    ወዳዎዶ

  • @user-hd5bz7dg8h
    @user-hd5bz7dg8h7 ай бұрын

    ኢንግልሽ ኣብዚሕኪ

  • @solomonkudus6747
    @solomonkudus67473 жыл бұрын

    ..

  • @berhaneabraha3599
    @berhaneabraha35992 жыл бұрын

    Sorry ህያብ ክጽሕፍ ሲ መዲያ ኢለያ።

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab17583 жыл бұрын

    Kindey amet gerki ab hadar??? Melsi ab reapley gidefiley

  • @hyabmedia7213

    @hyabmedia7213

    3 жыл бұрын

    8

  • @aklilukaleab1758

    @aklilukaleab1758

    3 жыл бұрын

    @@hyabmedia7213 Bravo qexilio:: higus diu bial betki bezi tigebriyo mikri?🤩

  • @aserjigna565

    @aserjigna565

    3 жыл бұрын

    @@hyabmedia7213 bejaki Qes elki tezarebi

  • @user-yp6nu7fw3l
    @user-yp6nu7fw3l3 жыл бұрын

    አውውውይ በጃኪ ልብኪ ብኣፍኪ ክትወጽአ ደልያ ቀስ ኢልኪ ኣረድአና ዋአ አቲ ከይ ሓዝናዮ ካልአ አንዳምጻኪ kkkkk

  • @kelatitesfay1887

    @kelatitesfay1887

    3 жыл бұрын

    Akkkkkkk yegerim u wela hanti key haseku tewediya

  • @momona9259
    @momona92593 жыл бұрын

    የቀንየልና ሕቶ ኣሎኒ ካብ እንፋለጥ ልዕሊ 3 ወርሒ ንገብር ግን ቡዙሕ ኣይንራከብን። ሓደ ክልተ መዓልቲ ረኪበያ ፅቡቅ ነይሩ ዘሕለፍናዮ መዓልቲ ድማ። ካሊእ ግዜ ናብ ሾፒን ኮይድና ዝኮነ ነገር ገዚኣላ ደስ ኢልዋ።ናብ ገዛይ ንክትመፅ ዓዲመያ መፂኣ ዝተወሰነ ተፃዊታ ዝኮነ ጉዳይ ኣለኒ ኢላትኒ ሕራይ ፀገም የለን ኢለያ ከይዳ ኣብታ መዓልቲ ንሳ ንምሸት ክረክበኪ እየ ኢለያ ተራኪብና ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ፓርክ ኣምሲና ኣብዛ ነብሰይ ድማ ተጠምጢማ።እንታይ እዩ ዝበሃል እዚ

  • @feqriweshtawihagoseuhagose3889

    @feqriweshtawihagoseuhagose3889

    3 жыл бұрын

    😂😂😂🥰 ጸወታ ገዛ ገዛ ዋ ህኾት በስምኣብ 😂😂😂

  • @momona9259

    @momona9259

    3 жыл бұрын

    @@feqriweshtawihagoseuhagose3889 ፅቡቅ ኣይኮነን ዲዩ

  • @alulihabibi690

    @alulihabibi690

    3 жыл бұрын

    ዋይ ዛዓርከይ በረድ ኮንካያ ኣለካ ክትገድፈካ ያ ሪኢካ ክትስአና ኢካ

  • @momona9259

    @momona9259

    3 жыл бұрын

    @@alulihabibi690 እንታይ ክገብር ደኣ?

  • @alulihabibi690

    @alulihabibi690

    3 жыл бұрын

    @@momona9259 ok xebuq aleka endehre tedeliya konka neska wedala malet deqenistiyo bebahrianen zehule wedi i fetwan yen kemzi bahriyat areyateka tela mesht kab mexet nekulu deluwe kun deletate alewa malet u mo deletata terdala

  • @williamhagos9942
    @williamhagos99423 жыл бұрын

    ቀስ ቀስ

  • @fhivvictgj7414
    @fhivvictgj74142 жыл бұрын

    gobez

Келесі