ኣብርሃለይ ክፍለን መጽሓፍ ኮኾብ ሰሜንን Brigader General Abrahaley Kifle and my book Kokob Semien

Ойын-сауық

My Reaction to Brigader General Abrahaley Kifle Interview

Пікірлер: 80

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988Ай бұрын

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኻዊት መጽሓፍ፡ የቀንየልና መምህር💙💚💚💙💚💚💚ዕድመ ጥዕና ይሃብካ

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630Ай бұрын

    Thx you Mekonin Tesfay bravo 👏

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816Ай бұрын

    ካብ ሓደ ናይ ቅንጸላ በዓል ሞያ (ኣብርሃለይ ክፍለ ) ሰብኣውነት ምጽባይ የዋህነት እዩ !!

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091Ай бұрын

    Thank you sir

  • @thomasaraya6629
    @thomasaraya6629Ай бұрын

    Thank you Mekonnen for what you do.

  • @meharigebre2366
    @meharigebre2366Ай бұрын

    Feger eka

  • @user-xx6cd2qr1g
    @user-xx6cd2qr1gАй бұрын

    ❤ክብሪ ንዝግበኦ ክብሪ ሃብ❤ ኣቀዲመ ከምወትሩ ኣዝየ የመስግነካ ኩቡር መምህር ሞኮነነ መምህር ባህልን ያታን ናይቲ ዝተወጸዐ ወለዶ ብምኳንካ ብዙሕ ምዳስ ከይመስል እምበር ሓደ ካብቶ ኣዝዮም ዘመስግኑካ ዝተወጽዑ ወለዶ እየ። ብምቅጻል ንኣብራሃለ ኣነውን ይሰምዖ ኣለኩ ግን ኣብ ኣፍ ገበል ኮይኑ ከምድላዩ ከስተንፍስ ዝክእል ኣይመስለንን ወዮዳኣ ንባዕሉ ገበል እዩምበር ።ስለዚ ኣነ ካብ ዝሰማዕክዎ ወላሓንቲ ቁምነገር ኣይረከብኩሉን እወ ብፍላጥ ወይ ብተልእኮ እየ ቀቲለዮ ክብለናውን ኣይንጽበን።እቲ ጽቡቅ ነገር ናይ ኮኮብ ሰምየን መጫበጥያኣ ብሂወት ዘለዉን ዘየለዉን ተንቀሳቀስትን ዘይንቀሳቀሱን ብምኳኖም ዝያዳ ታኣማኒት ይገብራ።ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ።

  • @MulugetagebrehiwetGebreyesus
    @MulugetagebrehiwetGebreyesusАй бұрын

    mizanawi aykonkan bhxr zbele

  • @BereketAlemayehu-gv6eh
    @BereketAlemayehu-gv6ehАй бұрын

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories21 күн бұрын

    መጽሓፍ ከኾብ ሰሜን እታ ኣብዚ ዓሰርተ ዓመታት ካብ ዝተጻሕፋን ሓያል ጻዕሪን ቃለመሕተትን ኣካይዳ ንሓቂ ኣብ ሓቃ ንኸተብጽሕ ዝተጋደለት ፣ ተጋዳሊት መጽሓፍ እያ ፣እዚ ኹሉ ጽዒራ ግን ኣብቲ ናይበሓቂ ፣ሓቂ ኣይበጸሐትን ገና፣ ከም ብጸሓፊኣ ዝተገብረላ ፣ጻዕርን ፣ ተገዳስነትን ዉሕልነቱን ኣመዛዚነ ፣ ነታ መጽሓፍ ናይ ዘመንና ዝበለጸት መጽሓፍን፣ ንደራሲኣ መምህር መኮነን ተስፋይ ከኣ ዝበለጸ ደራስን ተባሂሎም ናይ ክብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ክወሃቦም ንገለ ለባማትን ምሁራትን ደቂ ሃገር ለበዋይ የቕርብ ፣፣ንጻዕሩን ተገዳስነቱን ኣፍልጦ ምሃብ ዓወት እንበር ጉንዖ ኣይኮነን ።ሃየ ኣርእዩና ምሁራትና ዓጓ

  • @gerebahta2746
    @gerebahta2746Ай бұрын

    ትዕበ ብሂወት የላን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ

  • @yonasberaki6143
    @yonasberaki6143Ай бұрын

    Kemni kemakha Lumus Abenay Srah ms Serahkum ktgageue fooooe........chenwty

  • @hbber5548
    @hbber5548Ай бұрын

    ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ንሙዃኑ ኣብ ሂወትና እዞም ሰባትዚኦም ክንድዚ ሸለልትነትን ጭካኔን ዝወረሶምሲ መበገሲኡ እንታይ ይኸውን ብጣዕሚ ዩ ዘስደምም።

  • @gedemb1961
    @gedemb1961Ай бұрын

    Dear Mekonenduring that time I was in Senafe Tibe Gebrehiwet already she passed away At that moment she was married to Gebrekidan Tesfalase she had daughters Nigisty Gebrekidan resides in Canada. This was 1970 I have information from martyred Mebrahtom Haile he was killed by Abrham’s kicks in Tigray 1993 because he was there when Doctors Fsum killed.

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Thank you for the correction but still Ghidey alegeda was the main actor not tibe.

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052Ай бұрын

    Amaniel okbay fotorino setayo neyru 1973 .niay Amaniel okbay bi setayo ni berka aselifun. Meswaeti dr Fitsum dimma tebarikato ember bi filat aykonen 100% . Rieyoni endabele Ab mengo kab 10 zeywehidu tegadelti aymifetsemen ni abrahale netsa zegbiro zitefelaleye netbi allo zikone koynu suwue dr Fitsum zigelets nitsur habereta ziwealu silezelowu tewekesu.

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleabАй бұрын

    ወይ በራዕ በራዕ

  • @samki-rw6lt
    @samki-rw6ltАй бұрын

    መጽሓፍካ ኣስመራ ምእታዋ ብዙሕ ዘገርም ኣይኮነን። ኣስመራ ብእታዋ ነብስኻ ኣይተዓባቢ። ምጽሓፍካ እኹል ስራሕ ኢዩ።

  • @musyetekleweyni4672
    @musyetekleweyni4672Ай бұрын

    በርሀ ዓይኖም ባዓል ዓዲ ሳህሊ

  • @samki-rw6lt
    @samki-rw6ltАй бұрын

    ኣብርሃለይ ብድንገት ድዩ ኮነ ኢሉ ቀታሊ ዶር ፍጹም ምዃኑ ኣብ ቃል ምሕትት ናቱ ሰሚዐዮ።ኣብቲ ናትካ ጭብጢ ግን ክንድዚ ዝድነቕሉን ዘኽብርዎን፡ምሁር ሰብ ምስ ተሰውአ ክዳኑ ቀንጢጦም ወሲዶሞ ማለት ድዩ፧ ሓደ ካብ ጭብጥታትካ ክዳኑ ዝተኸድነ ሰብ ኣብ ኣፍ ልቡ ቀዳድ ነይርዎ ዝብል ኣቕሪብካ። እዚ ሓቂ ኮይኑ ኣይስምዓንን፡መስካሪ ኣቕሪብዎ ዘሎ መርትዖ ኣይተረዳኣንን። ንስኻ ታሪኽ ምስናድካ ጽቡቕ ስራሕ። እንተኾነ ግን ኣብ ኣቀራርባኻ ግን ትዕዝብቲ ኣለኒ።

  • @SenaitHabtemariam-nb1rv

    @SenaitHabtemariam-nb1rv

    Ай бұрын

    Hasawi konka ember absrah nay wthdrna yegatim mkanu kndey seb bwezbi Kem ztesewau .felt .kitwnjel entedelika ka ykal yu

  • @samki-rw6lt

    @samki-rw6lt

    Ай бұрын

    @@SenaitHabtemariam-nb1rv ወተሃደር ሰናይት ቅድም እቲ ጽሑፍ ብደምቢ ኣምብቢ።ኣነ ኣየጋጥምን ኣይበልኩም።ዶር ፍጹም ጠንቂ ሞቱ ኣብርሃለ ምዃኑ ባዕሉ ተዛሪቡ ኣሎ።ኣነ ዝዛረብ ዘለኹ ብዛዕባ ሞኮንን ዝበሎ ጭብጢ እየ።

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480Ай бұрын

    ንሳቶም ይሕሹ እቶም ናይ ሳሕል ካባካትኩም ጠላማት !

  • @adulis73
    @adulis73Ай бұрын

    ክንድዚ ሚኒን ምባልሲ እንታይ ኮይኑ ክፍይድ?

  • @eyasuasfaha7665

    @eyasuasfaha7665

    Ай бұрын

    ትም ኢሉ ኢዩ ሰብ ከወንጅል ደልዩ፡

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6fАй бұрын

    ምድረሰማይ ጫቅጫቅ አብሊዋ አቦሽዓር አብርሀለይ ጅግና

  • @MakEri-gp6yp
    @MakEri-gp6ypАй бұрын

    Mokie ab Uganda bkemy knrekba nkle. Pls habrena

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3imАй бұрын

    Welcome 😍🇪🇷😍

  • @MG-vs8xt
    @MG-vs8xtАй бұрын

    ሰላም መምህር መኮነን መጽሓፍ ሰሜን ኮኾብ ኣብ ዓዲ ኢንግልዝ ብኸመይ ይረኽባ please.

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Www.semayat.com atika aziza

  • @whoami29188
    @whoami29188Ай бұрын

    እንኳዕ ሰረወታይ ኣይኰነ እተን ናይ ዶ/ር ፍጹም ክዳን ዝተኸድነ ተጋዳላይ ወዲ ዳጉሻ እንኳዕ ወድዓድኹም ኰነ፥ ሰራየ ክዳን ዶ/ር ክወስዱ ሓውና ቀቲለሞ ኢልኩም ናይ ብኽያት መጽሓፍ ምጸሓፍኩም ኔርኩም ጸበብቲ።

  • @adamismail9137
    @adamismail9137Ай бұрын

    ካልእ ናይ ዶ /ር ፍጹም ገ / ሴ ናይ ገድሊ ንጥፈታቱ ን ብዙሓት ሰባት ከምዚቀየረ በመንገዲ" ጎሕ " መጽሔት ሰሚዐ

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    ንኣማኢት መንእሰያት ጸልዩ ግን ጎሕ ብድሕሪ መስዋእቱ ኢያ ጀሚራ። ንሱ ኣብ ዝነበረሉ ንረዳዳእ ትብል ናብ ኩማንዲስ ትኸይድ ዝነበረት መጽሔትን ካልእ መጽሔት ገድሊ ህዝቢ ኤርትራን ትብል'ያ ኔራ።

  • @asmarino598
    @asmarino598Ай бұрын

    Memhr xbuk Medeb ab Uganda address Habena

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637Ай бұрын

    I think if I am not mistaken Teebe(Gal gidey Algeda)has died few years ago.

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016Ай бұрын

    ከም ወትሩ ጽቡቕ መግለጺ መምህረይ ኣብ ዓዲ አንግሊዝ ትረከብ ድያ ?

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Www.semayat.com atika keteeziza tkeel eka.

  • @kesetegedey6728
    @kesetegedey6728Ай бұрын

    መምህር መኮነን መጽሓፍ ዘይኮነ ጺሒፍካ ብረት ዘይብሉ ፖሊስ ኢካ ሰሪሕኻ ነብራሃለይ ብእዝኑ ወጢጣ ተምጽእ ቅር ኣይበልካ ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሃብካ

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665Ай бұрын

    ንበርጋዴር ኣብርሃለ ንምውንጃል ዲኩም ሓፍሓፍ ትብሉ ዘለኹም፡ እኩባት ሃመማ መክደኒ ኣልባ ነይከፍቱ።

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65Ай бұрын

    ዘገርም በዓል ኣብርሃለይ ክፍለ ኣብዛ ምድሪ እሾኽ ክዘርኡን፡ ዘዝቦቖለት ዕንባባ ክቕንጥቡን፡ 80 ዓመት ኣብዛ ምድሪ ክነብሩ ምኽኣሎም እዩ። ሰብን እዝግን ኣይሓገዙናን። ኤፐ! ኣብ ምጥፋእ ጉጅለ 15 ዓቢ እጃምውን ኣለዎ ተባሂሉ ብሰፊሑ ይዝረብ እዩ። እዛ መጽሓፍ ቅርሲ እያ። ክንገዝኣ ኢና።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ብጽልኢ ዳኣምበር ሓቂ ዝዛረብ የለን ሕርቃንካ ተውጻሉ ዳኣ እምበር ሓቂ ንወለዶ ዝነግር የለን ወያነ ኣይበደለትናን ሻዓብያ እዩ መቃብር ስውኣት ፊሒራቶ ዝበሉ ስለዚ ዋላ ሓቂ ይኹን ዝኣምኖ የለን

  • @boezteame6935
    @boezteame6935Ай бұрын

    ዝእመን ነገር ኣይረኸብናንልካን ።

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ንብኣካል ዘይፈልጦ ግን ብኣቃራርባን ድምጹን ዝፈትዎ መም/መኮነን ተስፋይ። ከም መም/ መኮነን ተስፋይ ንምዃን ቁዱስ ቅንኢ ጥራይ ይሃልወና።

  • @boezteame6935
    @boezteame6935Ай бұрын

    ባዓል ሑሩይ ድዮም ምንጭታትካ ?

  • @makhulu2013
    @makhulu2013Ай бұрын

    ኣበይ ንረክቦ እዚ መጽሓፍ

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Www.semayat.com

  • @negassiberhetedla4659
    @negassiberhetedla4659Ай бұрын

    እንታይ ትርጉም ኣለዎ ስለ ዝጸሓፍካ ኩሉ ትኽክል ማለት ድዩ.?

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ንመን ክንኣምን ኣዚ 30 ዘይተጻሓፈ የለን ሓሶት በዚሑ ክክክክ ተጋሩ ኢሎም ዝጻረፉ ዝነበሩ ሙሁራን ኢና ዝብሉ ተጋሩ ኢና ዝብሉ ዘለዉ

  • @Yohanneset
    @YohannesetАй бұрын

    ኮኾብ ሰሜን ኣበይ ክረክባ ይኽእል

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Www.semayat.com

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345Ай бұрын

    ካብ ኣስመራ መጻሕፍቲ ዝመጸካ እንተኮይኑ ድኣ እሞ ገና ካብ ህግደፍ ኣይተላቀቅካን።

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741Ай бұрын

    እቲ ክዳውንቲ ናይ ዶ/ር ፍጹም ሽዑ ንሽዑ ለቢሶሞ መጺኦም ኢልካ ዘረባ'ሎ?

  • @mulugetaa532
    @mulugetaa532Ай бұрын

    ኣደይ ግደይ ኣልገዳ ንኣማኑኤል ዑቅባይ ኣባሊጉኡ (ናይ ክርስትና ኣዲኡ) ኢየን ።

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279Ай бұрын

    ካብ ገጽካ ዝንበብ ዘሎ ስምዒታት ንባዕሉ ንባብ ኢዩ ነንባባይ መምህር መኮነን ። ካልእ እታ ነጥቢ ብዛዕባ መጽሓፍካ ምሉእ ኣይኮነትን ትድለ ዘላ ብዛዕባ እታ ኣብርሃለ ንፍጹም ቀቲልዎ ኢያ። እሳ ድማ ብፍላጥ ዶ ብዘይ ፍላጥ? ግን ነዛ ነጥቢ ብመሰረት ኣገላልጻ ባዕልኻ ንጽር ዝኾነ መልሲ የብልካን ግን ከምቲ ዝንበብ face expression ንስኻ ናብ ቀቲልዎ ዝዓይነቱ ስምዒት ትገልጽ ኣለኻ ። ድሓር ካብ ቆልዓኻ ውን ነዚ ጉዳይ ከም እትሰምዖ ዝነበትካ ትገልጽ ኣለኻ ከም እምነተይ ብኡ ደረጃ ውን ተደፊእካ ጺሒፍካያ ክትከውን ትኽል ኢኻ ። ጸገም ኣይኮነን እንቋዕ ውን ጽሓፍካ ግን ሓቂ ዝመስል ኣገላልጻ ክረክብ እጽገም ኣብ ኣምራት መብሪሂኻ ። ብዓቢኡ ኣብርሃለ ኣበይ ተወሊዱ ዓብዩ መጽሓፍካ ሲሒትዎ ኣሎ ትእመን ውን ኣለኻ። ስለዚ መጽናዕቲ ጌርካ ክትከውን ትኽእል ኢኻ ግን ብመሰረት ኣገላልጻኻ ኣእማኒ ኣዕጋቢ ዝኾነ ኣይረኸብኩን። ኣነ ንመጽሓፍካ ኣየንበብኩዋን ካብ መብሪሂታትካን ንቃለመሕትት ናይ ብ/ጀ ኣብርሃለን ጥራይ ኢየ ተኻታቲለ። ካልእ ኣብርሃለ ካብ ትዕዝብተይ ኣብዚ ቃለመሕተት ካብ ቀዲመ ዝዕዘቦ ናይ ኤርትራ ላዕለዎት ዝብሃሉ ሰባት ዝሓሸን ብልክዕ ንጽባሕ መበገሲ ክኸውን ዝኽእል ብጥሪኡ በቲ እዋን ብዝነበረ ስምዒትን ቃናን ዝገል ኮይኑ ጸኒሕኒ ። ካልእ ንኣብርሃለ ሰባት ክገልጽዎን ባዕሉ ጉዳይ ነብሱ ክነግርን ፍልልይ ኣይጸንሓንን። ቃለ ምሕተት ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክትሰምዕ ትኽእል ኢኻ ኣብ ቲቪ ሰነድ። ካልእ እቶም ብሂወት ኣለዉ እትብሎም ዘለኻ ሰባት እሞ ኣብ ወጻኢ ኣለዉ እትብሎም ነቲ ኣብርሃለ ውዱቅ ዝገበሮ ሓሳቦም ደጊምካ ንምንታይ ከተቅርቦም ምዃንካ ዘይትሕብር ? ሓሳቦምን ጻዕርኻን ዶ ኣይኮነንዩ ሓቂ ኣይኮነን ዝብሃል ዘሎ? ብዙሕ ዝብሃል ኣሎ ክሕተት ዘለዎ ግን ብኸምዚ ኣገባብ ዝክኣል ኣይኮነን።

  • @berea.5579
    @berea.5579Ай бұрын

    You said you are in Usa, if you accuse some one of this crime atleast you should provide the motive behind. For me the way Aberhaley presented on his interview of the unfortunate accident is more plausabile for me.

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    Dear Brother I am not accusing anyone please read the book and comment again. I did my investigation I put what the ELF fighters said. Some of they don't accept it as accident and some of them they said it is accident. I am the one I wrote on the book Abrahaley went to Jebha court and sent him free. I interviewed one of the judges Gebru Hagos who is living in Germany. So please read the book and comment.

  • @berea.5579

    @berea.5579

    Ай бұрын

    @@MosaicBahli on the video you alluding that. You said even the book might have cuased for his interviews

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    @@berea.5579 yes the book made him to speak check his interview the book is on the table, but it doesn't mean that i accused him and came to speak but definitely yes the book made him to speak and he mentioned couple times check part 2,3 and 4

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1znАй бұрын

    ጉጅለ ሓማዮ……………ጓሓፍ ወዲ ጓሓፍ ስምካ ኣልዕሎም ስለዝተዛረቡ ኣግርምልካ?

  • @mantitemunuy
    @mantitemunuyАй бұрын

    ንቁሕ ሰብ እመስለኒ ነይሩ ዘራኢ ጽልኢ ኢኻ።

  • @kemey2169
    @kemey2169Ай бұрын

    ኣነ ሪኢቶ ኣለኒ። ኢዛ መጽሓፍ በዛዕባ ዶችቶር ፍጽም ኢያ፣ ኢቲ ታሪክ ምጽሓፍካ የድንቅ። ግና ኢዚ ዶክቶር ፍጽም ደይ ወዲ ኣውራጃካ ኢንተ ዘነብሪ ምጽሓፍሉካሉዶ፣ በቲ ናትካ ኣውራጃዊ ኣረኣኢያ ነቲ ታሪክ ናይ ዶክቶር ፍጽም ኣይተባላሽዎ፣ ዶክቶር ፍጽም ንናጽነት ኤርትራ ኢዩ ዘጋደል ነሩ ኤምበር ነ ኣውራጅ ኡ ኣይኮነን፣ ነሰካ ኣውራጃዊ ዓይኒ ስለ ትርይ ፣ ነድክቶር ፍጽም ድማ ከም ጊዳይ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ኣቅሪብካዮ። ሰብ ኪጋገ ይክል ኤዩ፣ ሓደጋ ከጋጥሞ ይክል ኢዩ። ሞት ናይ ዶክቶር ፍጽም ኣይኮነን ፣ ሞት ናይ ዘከነ ፍቱር የደንግጸካ። ነሰካ ግን፣ በቲ ሓደ ዶክቶር ፍጹም ተረሲዑ ከይ ተርፍ ኢልካ ጽሕፍካያ ኢልካ ትዛረብ፣ ግና ነ ፖለቲካ መክሰብ ኢልካ ኢካ ጺሒፍካያ። ነቶም ስድራ ድማ ሓዘንኩም ኣይትረስዑ ኢልካ ፣ ነሰካ ከፊካዮም። ዶክቶር ፍጹም በወዲ ኣውራጁኡ ኢንተ ዝቕተል ከ ፣ ኢዛ መድሓፍ መጽሓፍካያ ዶ። ኢዚ ከምዚ ኣካል ታሪክና ካ ኢንተ ኮነ፣ ተተንቂካ ኢንተ ዘጸሓፍ መሓሸ። ዶክቶር ፍጽም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ። ብሓፈሻ ኩሎም ሰውኣት።

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Ай бұрын

    ዝኸበርካ ወሃቢ ርእይቶ መጀመርያ ነቲ መጽሓፍ ንበቦ ሽዑ ኣስተውዒልካ ትዛረብ። በውራጃዊ ኣጠማምታ ግዳይ ኣውራጃ ጌርካ ተቕርቦ ኣለኻ ዝበልካዮ ግጉይ ኢዩ። ሰብ ከሙኡ እንድሕሪ ጌሩ ተረዲኡዎ ነቲ መጽሓፍ ኣየንበቦን ማለትዩ። ኣነ ምስ ዶክተር ፍጹም ኣብ ሓደ ኣውራጃ ስለዝኾና ክጽሕፈሉ ኣይነበረንን እንተኾይኑ ኣተሓሳስባኻ ጉጉይ ኣለኻ። ሰብ ብዛዕባ ጭቡጥን እኹልን ሓበሬታ ዘለዎ ኢዩ ዝጽሕፍ። ግርማይ ቦኽረ ብዛዕባ መል ኣከ ተኽለ ምጽሓፉ ወዲ ዓዱ ስለዝኾነዩ ክንብል ኣይንኽእልን ዳታ ኣለዎ ቅርበት ምስ ቤተሰቡ ኣለዎ ጽቡቕ ጌሩ ከኣ ይጽሕፎ። ስለዚ እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ ኔው በሎ። ዶክተር ፍጹም ንኤርትራ ተጋዲሉላ፡ ንኤርትራ ተሰዊኡላ ብታሪኹ ከኣ መጽሓፍ ተጻሒፉሉ። በዚ ንስኻን ወዲ ከማኻን ትብልዎ ፈሪሑዩ ሰብ ብዙሕ ክጽሕፍ ክዛረብ እናኸኣለ ተዓቢሱ ዝተርፍ። ኣብ መንጎ ዶክተር ፍጹምን ኣብርሃለይን ዝኾነ ናይ ኣውራጃ ጸገም ኣይነበረን። ኣብርሃለይ ኮነ ኢሉ እንተቐቲሉዎውን ንሓደ ኣውራጃ ወኪሉ ኣይቀተሎን። ካልእ ተጠንቂቅኻ ክጸሓፍ ዘለዎ ታሪኽ ኢዩ ዝበልካዮ፡ ነቲ መጽሓፍ ንብቦሞ ብጥንቃቐ ድዩ ተጻሒፉ ዋላ ብወጃሃላይ ሽዑ ተዛረብ። እዚ መጽሓፍ ታሪኽ ንምስናድ እምበር ንፓለቲካዊ ሃልኪ ኣይተጻሕፈን። ኣብርሃለ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ናጻ ተባሂሉዩ ነዚ ከኣ ማእከላይ ዳኛ ኮይኑ ዝፈረዶ ገብሩ ሓጎስ ዝበሎ ኣቡኡ ተጻሒፉ'ሎ። እቲ መጽሓፍ ከምቲ ንስኻ ትሓስቦ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ብዘለዎ ሰብ እንተዝጸሓፍ ኔሩ ንደቂ ሓደ ኣውራጃ ጥራሕ'ዩ ቃለ መሕትት መካየደ ኔሩ። ኣብቲ መጽሓፍ ግን ካብ ኩሉ ሃይማኖታት ኣውራጃታት ዝተረኽቡ ሰባት ነናቶም ትዕዝብቶም ወይ ዝፈልጥዎ ቃል ሂቦም ኣለው።

  • @SiempreDan
    @SiempreDanАй бұрын

    pls pls እዚ ታርኽ ናብ ወሉደታት ዝመሓላለፈ ደም ዉን ዘትርፍ ነገር ኢዩ ንሰለ ህዝብታት ወሉዱታት ኢላና ናሓቂ ብምሉእ ልብና ንድለያ መ/ፍጹም ከም ጸሓፋይ ይፈትወካን የድንቀካን ኢየ ከም ጽሓፍያ ንሓቂ ጻዕርኻ ኣይትብቀቅ ወላ ናይ ኣብራሃለይ ስልኪ እንተ ረኪብካ poletica ንጸጋም ገዲፍኩም ከተዘራርቡ ፈትን እስከ ከቢድ ኢዩ ይርደኣኒ ግን ንስለ ሙያኻን ሓቅን ፈትን ወላ ብሙንጉኛነት ክትረኽቡ ክትዘራረብ ፈትን pls

  • @SiempreDan

    @SiempreDan

    Ай бұрын

    ይቅሬታ መ/መኮነን ተስፋይ ዝብል ጽሑፍ ይተኣረመለይ መ ፣ ፍጹም ዝበልክዉ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ክክክክ መስፉን ሓጎስ እኮ ኢሰያስ ናብ ኢትዮጵያ ተሳማምዑ ኣሎ ብምስጢር መጺና ኣሎ ዝበለ 2020 ሕጂ ነዚ ክንኣምኖ ማለት ድዩ? ከምዚ ኣሪኻ ክንኣምነካ ኣንኽእልን ኢና ከም መስፍን ሓጎስ ሓላፍነት ዝነበሮ ኣይነበረን ።

  • @yonastekile6305
    @yonastekile6305Ай бұрын

    tiebe bi hiweta yelan hij

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480Ай бұрын

    ኣብ ስደት ኮንካ ሕልስልስ ምባል ክ እንታይ ይብሃል።

  • @TEWELDEFisha
    @TEWELDEFishaАй бұрын

    መኮነን ተስፋይ ሕጂ ንዶክተር ፍጹም ብኣዛራርባ ደንጊጽሉ ኣይደንጊጽሉ እንታዩ ትርጉሙ ንዶክቸር ፍጹም ጅግንነቱ ዘግድፎ የለን ኩሎም መቃልስቱ ይፈልጥዎ ንስኻ ግን ውሑሉል ዘረባ ይዛረብ ኣለኹ ኢልካ ዘየድሊ ትዛረብ ኣለኻ። ደሓር ከኣ መዓርግ ኣለዎም ትዝንጥሎም ኣለኻ።

  • @Megzaiti.hamasen34
    @Megzaiti.hamasen34Ай бұрын

    እዞም ኣከለጉዛይ ኩልሻዕ ግዳይ ምስኮኑ እዮም, ዕሽነት ድዩ ግርህነት ዋላስ ድንቁርና ኣይርድኣንን እዩ, እቲ ሓደ ዓቢ ሽግሩ ናይ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ንነገራትን ኩነታትን ብጉቡእ ኣንቢቡ ኣይርዳእን እዩ, ኮምኡ ስለዝኾነ ኽኣ ኩልሻዕ ግዳይ ምስ ኮነ እዩ, ግዳይ ናይ ማእሰርቲ ግዳይ ናይ ኣካላዊ መጥቃዕቲ ክሳብ ሞት ዘብጽሕ, ሕጂ ኽኣ ብዓቢኡ ኽኣ ሓንጎሉ ተጋስሶሞ (rape of the mind )ኣብ ልዕሊኡ ፈጺሞም, ከምዝተጋሰጽዎ ብዘይምፍላጡ እዩ እቲ ዘጉሂ, ንሓደ ሕብረተሰብ እንድሕሪ ኣእሙሮኡ ተጋስሶሞ ባርያ ናይቲ ዝተጋሰሶ ሕብረተሰብ ወይ ውድብ እዩ ዝኸውን, ሽዑኡ ዋላ ንዑኡ ዝጠቅም እንተመኽርካዮ ኣንጻርካ እዩ ዝለዓል ምኽንያቱ ንሓንጎሉ ንረብሑኡ ክሕሉ ኢሎም ዘይኮኑ ቃንዮሞ ረብሖኦም ክህልወለም ኢሎም እዮም ቃንዮሞ, ኮምኡ ስለዝኾነ እዩ ኽኣ ብልሕ ንዝበለ ኣከለጉዘታይ ሓቂ ክዛረብ እንድሕሪ ጅርምሩ ኣይትዛረብ ኢሎም ኣፉ ክዓብስዎ ዝፍትኑ, ነዚ ነገር ክኣ ኢልታት ሓማሴን ንነዊሕ ዓመታት ሰርሖሙሉ እዮም ምስ ኢልታት ሰራየ ኮይኖም እቲ ዘሕዝን ግን ናይቲኦም ኣከለጉዘቶት iyu, ኣንጻር ውልቃዊ ናጽነቶምን ረብሓኦምን እቲ ግህሰት ዝተፈጸሞሉ ኣእምሮኦም ከም ፓፓጋሎ ተቓንዩ ኣንጻር ኣሕዋቶም ኣከለጉዘቶት ምስላፎም እዩ 😢😢😢

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Ай бұрын

    እንታይ ንምባል እዩ ? ንህዝቢ ኣከለጉዛይ ብፍላይ ዝተገብረ በደል ኣሎ ድዩ ? ብውልቀ ደረጃ ግን ክኸውን ይኽእል እዩ ፤ ማለት ብኣተሓሳስባ ፍልልይ ወይ ብናይ ስልጣን ውድድር ክኸውን ከምዝኽእል ከኣ ይግምት ።

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    Ай бұрын

    መጀመርታ ኣብርሃለይ ኮነ ኢሉ ኣይቀተሎን፡ ብድንገት ኢዩ። ካልእ ንስኩም ውን ሰናፋት ኣይኮንኩምን፡ ኣንጻር መንካዕ ንስኩም ብዓል ወዲ ፈንቅል በርሀ ጻዕዳ፡ ኣንጻር የሚን ንስኩም ካብ ድሩዕ ጀሚርካ፡ ኣንጻር ጂ15 ንስኩም ወዲ ካሳ ዘምህረት ኩሎም፡ ስለዚ ንመን ኢኻ ንስኩም ከም ተጠቃዕቲ ካልእ ከም ኣጥቃዕቲ ጌርካ ክተቅርብ' ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Ай бұрын

    @@user-et1ls7pk8k ኣብርሃለይ ክፍለ ንፍጹም ብፍላጥ ኣይቀተሎን ዝብል ዘረባ ንምቅባሉ ኣሸጋሪ እዩ ፤ ኩሉ ዘቅረቦ መጎተ ዘይእመንን ወልደፍደፍ ዝመልኦን ስለዝኾነ ፍርዱ ካብ ኣምላኽ ይቀበሎ "ክንድዝኣኸለ ውሉድካ ኣይትምሓል " እዩ ነገራቱ ። ኣብ ዘበነ ሰውራ ዘይተነግረ እምበረ ዘይተገብረ እከይ ነገረ የለን ።

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    Ай бұрын

    @@hailewolde1816 ንሱስ ሓቕካ፡ ፍርዲ ካብ ፈጣሪ'ዩ፡ ኣነ ግን ሕማቕ ኣይተዓዘብኩሉን ኣብቲ ኣገላልጻ፡ ኣነ ብ ፖለቲካ ኣይቕበሎን'የ ኣካል ህግደፍ ኮይኑ ህዝብና የራስዩዎ ኣለው፡ ኣብቲ ን ዶር ፍጹም ቀቲልዎ ኢልካ ጽግበር ጽልኢ ጎስጋስ ግን ዘሰክፍ'ዩ ን ቤተሰብ ዓሌት ክሳብ ኣበይ እዪ ክበጽሕ፡ ዳሓር በቲ ዝነበረ ቤት ፍርዲ ጀብሃ ብድንገት ምኳኑ ተጻርዩ ተኣሲሩ ወጽዩ' ገድሉ ቀጺሉ'ዩ፡ ዶር ፍጹም ከኣ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ተሰዊኡ'ዩ ክስዉኡ ኢሎም'ውን እዮም ወጽዮም ፡ ብጥይት ጸላኢ ጥራይ ኣይኮንካን ትስዋእ ብድንገት እውን ትስዋእ፡ ተመን ነኪስካ ትስዋእ፡ ውሑጅ ወሲድካ ትስዋእ፡ ብሓጺሩ ብዝተፈላለየ ምክንያት ኢኻ መስዋእቲ ትከውን ኣብ ሰውራ ክሳብ ዝሃለኻ ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    Ай бұрын

    @@user-et1ls7pk8k " ብፍርዲ ቤት ጀብሃ ነጻ ተባሂሉ " ዶ በልካ !! ውድብ ጀብሃ ናይ ጉሓላሉን ቀንጸልትን መሐከሊ ብዓቲ ከምዝነበረ እየ ዝፈልጥ በስመ ጃሱስ ክንደይ ንጹሃት ድዮም ብጀብሃ ብኻራ ተሓሪዶም ? "ኣባ ጉንባሕ በረኻ ንገረኒ እባ ሳሕል ባርካ እንታይ ሪኢኻ " ብተኽልንኪኤል ገብሩ እንታይ ንምባል ድዩ ተደሪፉ??

  • @qelhi7922
    @qelhi7922Ай бұрын

    ሓደ ውድ ዓድና ቀጢሉልና አልኩም ክንድዚ ዕግርግር፡ኣማኢት ተማህሮ ኡኒቨርስትይ ተጋደልቲ ስሬት ኣዲስ ኣኪቡ ብጅምላ ዝቐተለ ዓብደላ ኢድሪስ ግን ተዛርብክሙሉ ኣትፈልጡን ኣንቱም ሕልኩሳት

Келесі