AB ASERKA ALENA - ኣብ ኣሰርካ'ለና ብ ይናቢ የማነን ግደይ ኣርኣያን - Eritrean Musical Poem
Ойын-сауық
Eritrean Musical Poem ; AB ASERKA ALENA by Yinabi Yemane and Ghidey Araya - ኣብ ኣሰርካ'ለና ፡ ሓዳስ ሙዚቃዊት ግጥሚ ብ ይናቢ የማነን ግደይ ኣርኣያን።
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright : Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies
Пікірлер: 519
ይበል ይበል ዋርሳይ እወ ዋርሳይ ሓየት ድዘልል ዝጎይ መንኮርኮር ኣእጋሩ ተባዕ ኤርትራዊ ሓየት ባዓል ስረ ንጻእቱ ዝስዕር ዘስግድም ንእኡ ኪሪኡ ዘምበድብዶም ሰራዊት ኤርትራ ትኳስሙ ኣርዓዶም ስሪኦም ዘፍትሖም ኣሲሩ ዝቅይዶም ከም ሰይቲ ሎጥ ብደዎም ዘድርቆም ኣምበሳ ተሓበን ኩራዕ ወዲ ኤረ ንመሬት ዓደቦ ፉጹም ዘየድፈረ መሬቱ ኪሒሉ ግዳም ድሓደረ ሞጊቱ ዝረትዕ ዑጡቅ ባዓል ስረ። ጀጋኑና ሕጂ ዊን ኣብ ኣሰርኩም ቅሰኑ ጀጋኑና ሕድርኹም ኣመፈጸምታ ምዕራፍ ከነብጻሕና ሰለም ኣይነብል ኣይንታኸስን ኣይንግምሰስንንንን። ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስዉኣትና ዓወት ❤ ንሓፋሽ !!!
ኣቤት ህድማ እወ ይቕረታ ደቒ ኤረይ ነዚኦም ገዲፍካዶ ኣብ ዓዲ ጋና ይብለ ብጣዕሚ ይቐንእ ሓንቲ ምዓልቲ ንሃገረይ ብረት ከይሓዝኩ ከይ ተኸላኸልኩ ❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ዓውት ንሓፍሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Viva Eritrea 🇪🇷 ❤️🇪🇷 ኤርትራዊነት ክቡር መንነት💪🏾🇪🇷❤️
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና። ወትሩ ኣብ ልብና ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
ኣሕ ንዓኩም ጠሊመ ስደት ዝሓሰብኩላ መዓልትስ ዝተረግመት ትኩን። ሓይልታት ሓበን እንኳዕ ናትና ኮንኩም ፈደይቲ ሕነ።
@emteemte3985
Жыл бұрын
Kkkk abet hasot entedelikamo zeytkeyd men kelkilka hasawi
ወትሩ ኣብ ኣሰርካ ኣለና!! ወይልኻ ከዳዕ ኪዳኖም ዝጠለምካ ወይልኻ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ሃጓፍና ተጠቂምካ ክትጎዛዝየና ዝፈተንካ ወይልኻ ኣብ መገድና ደው ዝበልካ: መዓልቲ ሓሊና ናይ ኢድካ ከም እንህበካ ብዓጽሚ ስውእ ንምሕል::
ግደ ኣርኣያ ( ወድ ደርሽ) ብጣዕሚ ምህላዉና ንጣዓሰሉ ኣዘኻኺርኩምና ዕድመን ጥዕናን ነቲ ዘይጸዓድ ሓይልታት ምክልኻል ኤረትራ ንበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emteemte3985
6 ай бұрын
Bro abey eka tfelto nwedi arish(gde) . He is my blood brother, i love him so much
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ነቶም ንህላዌና ክብሉ ሂወቶም ዝመነኑ ጀጋኑ ሰማእታትና::❤
Thank you so much for all the great heroes proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🙏🙏🙏🙏
ክብርንሞጎስን ንስውኣትና ዓውት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀግኑ፡ደቁ፡ኤረይ፡፡ሰማእታትና፡ሕድሮም፡አንጥለም🙏🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤❤💯💯💯💯
ክብርን ሞጎስን ነቶም ናዓና ክጥዕመና ክብሉ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑና ❤ ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን መጎስን ንሰማታትና ጀጋኑ ኣገርና ኣብ ልብና ሰፈርኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘልኣለማዊ ክብርን፣ ሞጎስን ንሰማእታትና! ዓወት _ንሓፋሽ!
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ክብርን ምስጋናን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓላል ህዝበይን ሓልታት ምክልኻልን ሃገረይ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ልበይ 🇪🇷❤️🇪🇷
ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውአትና.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🕯🕯🕯🕯🕯🕯
ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና 🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@mleuyem7428
Жыл бұрын
❤ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና❤
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ሰፈርኩም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሱዋኣትና ❤ 😢❤🇪🇷 ሻዓብያ ጂግና ቦሎም ጥራሕ መዘናይ
ንኣኺ ዶ ሂወትና ምኸፋል ክዉሕደኪ ኤረይ ካልእ እንተሎዉን ኣዝዝና 🇪🇷🇪🇷 ድሉዋት ኢና ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎሰን ንሰማእታት ኣወት ንሓፋሽ
@emteemte3985
Жыл бұрын
Hasawi nmntay dea hiwetka zeytkeflela atine nmen ketedenagir eka lumus dingle hangolu
@hkimhakim1069
Жыл бұрын
@@emteemte3985 ሞጁኑን ኣበይ ኣዴኻ እሞ ተፈልጠኒ ሑሉስ ሃዳሚ
ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ❤🇪🇷❤🤝🇪🇷❤🇪🇷❤ _____ዓወት ንሓፋሽ____
ኣነ ምስ ሕዝበይ ምሰ መነረግስተይ ምስ ስዉኣተይ እግዚአብሔር ንኤርትራን ሕዝቢ ኤርትራ ይባርኸ
ዘልዓለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና❤️🇪🇷👏
ጅግና! ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ፡ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ! በዚ ኣጋጣሚ ነፍሲወከፍና ኣኣብ ገዛና ሽምዓ 🕯 ብምውላዕ ንዘክሮም።
🇪🇷ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና🇪🇷 🇪🇷ዓወት ንሐፉሽ🇪🇷
♥❤❤ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ♥❤❤ዓወት ንሓፍሽ♥❤❤, Much Love and Respect ♥❤❤
🇪🇷ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና ዓወት ንሐፋሽ ♥🇪🇷👏
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ትሓፋሽ🇪🇷😢🇪🇷🌴🐪🌴
ልቢ ዝትንክፍ ደርፊ አምላክ ይአክለኩም ይበለና አሜን ዘል አለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ነቲ ጂግና ን ምክልካል ኤርትራ
ዘልኣለማዊ ዝኽራ ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘበንኩም ይባረኽ ጀጋኑና፣ ከምኡ`ውን ዓቢ ክብርን መጎስን ንዓኹም!!!❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏
😢😢😢 I am very proud of all our military forces 👏 as the same time, I am crying for all the life lost. RIP MY HEROES ❤️
ክብርን ሞጋስን ነተም አነብስን 🦁❤️🦁. ጀጋኑን ❤🕯️ሰማእታት 🕯️❤ ኤርትራና ንሳም ሐሊፎም ናዓና ግን 💡💡☀️☀️ እዚ ብርሃን ዘምጺኡልና ሳላ ስዋአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️ …ክብርን ሞገስን 💎❤️💎ንክብራት 🇪🇷❤️አናብስ 🦁❤️🦁🇪🇷ጀጋኑን 🇪🇷❤️🦁ስዎአትና ንኤርትራና ❤️🦁💡❤️🕯️❤️🦁💡❤️🦁 🕯️
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና ሰማእት ኢኹም እሞ ብሰላም ዕረፉ🙏🙏 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ ❤
@user-hj3gh8cv4i
Жыл бұрын
Tawet❤❤❤❤❤❤
ETERNAL GLORY TO OUR MARTYRS 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🇪🇷
ዘለአለማዊ ዝክርን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና 🙏🏽🇪🇷🙏🏽 ወትሮ አብ ልብና ቅሰኑ ጀጋኑ ሰማዕታትና 🇪🇷🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷💐🇪🇷🌹🇪🇷🙏🏽🇪🇷💐💐💐
So proud to be Eritrean god bless our martyrs for giving their life to protect the country 🇪🇷❤️🙏
ዘል ኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🌿🍀🌺🙏🏽🍃
We always with us in our hearts we respect forever martyrs 🇪🇷🌷❤️🙏🏽
God , blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏 Amen 🙏
ኣየወ ጅግንነት ኤርትራዊ 'ሞ መንሞ ዘይምስክር .. ቅሰን ... ቅሰን ...ቅሰን ሽደን አብ ኣሰርካ'ሎና ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 💪|🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
Glory to our Eritrean Martyrs ❤🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾
ኣምሊሐን ቁሩብ ተሪፈን እበር ባኣጃክስ ታሓጺበን እየን ሳላ መንደላይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥
Swaetna! ❤🇪🇷❤ Wetru ab lbna ❤️❤️ my kings!! 🤴👸 🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️ 🇪🇷💐💐 ❤️🙏❤️ ❤️🤲❤️ 🕌💍⛪ 🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪❤️🕌🇪🇷
Kebren mogosen njeganu sesemetatena ❤🌹🙏🏾Awet nehafash 🇪🇷💪
"ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና " ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘላአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስወኣትናን ነቲ ጂግና ሓይልታት ምክልኻልን ኤረትራ ንዘላአለም ከቢራን ተኸቢራን ክትነብር አያ ሳላኹም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝዉረስ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ክብርን ሞጎስን ነቶም ናዓና ክጥዕመና ክቡር ሂወቶሜ ዘወፈይልና ሰማአታትና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና 🇪🇷ዓወት ንሐፋሽ ❤️🇪🇷♥️🕯️☘️💐🕯️💐☘️🕯️💐☘️🕯️🌹✊✊✊
Have no words. Proud to be Eritrean.ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pf9db6qr1d
Жыл бұрын
ቨ ዐ
Kebren mogsen nsematatna 🕯️💐wetru ab Lebna alkum 🕯️❤️🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷❤🇪🇷❤🙏
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ክብርን ሞገሰን ንጀጋኑ ሰማአታትና ዓወት ንሓፍሸ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢🙏🙏
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋእትና🕯🇪🇷🕯 🕯🇪🇷🕯🇪🇷❤ዓወት ንሓፋሽ።
ቡሉጽ ሕልናኻ ዘርዊ ስራሕ🇪🇷ኩራዕ ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍
ኣቱም ጀጋኑ ቆራጽነትን ትብዓትን ሕድርን ዝዓጠቅኩም የሕዋተይ ወትሩ እግዚኣብሔር ይሃሉ ምሳኹም
ዘልአለማዊ ዝክሪ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🇪🇷🙏🏾🇪🇷 🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ፡🇪🇷
🇪🇷❤️feeling so proud. ዝክሪ ንስዋኣትና ^ Akekum ajema Kisen Jiden Jigan Thank You wata hager 🇪🇷💪
ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና❤ ስውኣትና ታቦት ሃገርና ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና❤🇪🇷❤️
Ewe Egzabihear hagerey Eritrea bark 🎉🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
ዘልአለማዊ ዝኽሪን ክብሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና ብዙኻት ቀያሕቲን ጸለምቲን ከፊልና ኢና ኤርትራዊያን ምዃና አመስኪርና ንስሌና ዝሐለፉ ሕድሮም አይነዕብርን ደቂ ትሽዓተ ብሔር ሐደ ልብን ኢና ከም ትማሊ ሎምዉን አብ መትከልና ።ቅሰኑ ሰማእታትና ከም ሽምዓ መኺኽኩም ብርሃን ዝኾንኩምና ሰፈርኩም አብ ልብና❤ ።🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሸማእታትና 🇪🇷✊🇪🇷❤️
ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ዓወት ንሓፍሽ❤❤❤❤
Glory to our hero martyrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን መጎስ ንሰማእታትና🇪🇷 ሰማእታትና ንዘንተእለት ይክበሩን ይዘከሩን 💪🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!
ዘልአለሚዊ ዝክሪ ንሰማእታትና 🙏😢❤
Zelalewi zkri nswatna ab asrkum alena❤🎉.
ነዞም ኣብ ውሑስ ሃገር ኮይና ንክድዓትና ብተቃውሞ ዝብል ምዕሩግ መጎልበቢ ንጉልበብ ቀስቃሲት ሕልና ን ውጽኢት ጽቡቅ ስራሕን እያሞ ሕድሮም ዘኪርና ነብስና ንፈትሽ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና።
ENTRNAL GLORY TO OUR MARTY'S!!!🇪🇷🙏
ዘልኣለማዊ ዝክርን ሞጎስን ነዓኹም ሂወትኩም ትንፋስና ዝሰኻዕኩም
ዘልአለምዋ ዝኽርን ኽቡሪ ንጀጋኑና ምእንተና ሂወቶም ዝሐለፉ ጀግናን ❤❤❤❤❤❤❤
God bless Eritrea and protect its gallant people.
ሓወይ ከማን ኣሪኽሚ ኣብዚ ኣሎ። ክብሪን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
ወትሩ አብ ልብና ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአትና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯💯💯💯💯
Kbren megosen nsemaetat eritrea😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ
Zelalemawi kebren Mogosen ne Jeganuna ne Sewatna ❤️ Awet Nhafash 💪🇪🇷🌹🌹🌹
ዓወት ንሓፍሽ ዘልዓለማዊ ዝክሪ ንስማዕታትና
Wetru..ablibina...nisematatna. ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ሰማእታትና
Eternal Glory to our Martyrs 🕯🕯🕯❤🇪🇷
Eternal Glory to our martyr’s 🇪🇷💐🕯
ጅጋኑ ህያው ናጽነትና ሰማእታትና🇪🇷 ብግብር ይደበሱ❤ ንዘለኣለም ድማ ብኽብሪ ይዘከሩ❤ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✊🇪🇷
Our heroes live in hearts 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪✌️
ክብርን ዝክርን ንጀጋጉ ሰማዕታትና ዓወት ንሓፋሽ!
Wallahi eritreans are heroes. Eternal prosperity for you. The light of africa is in eritrea
Kibrin mogosin ni Semaetatna 🇪🇷♥️
Glory to our martyrs 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🇪🇷🙏🏽🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷
Zelalmawi zkri ny swatina❤🇪🇷
Glory to our martyrs for their sacrifice 🙏❤️
Kibren mogosen nesematat Eritrea ❤🇪🇷❤🇪🇷💐