"ነባር ፍሉይ ሓይሊ ኣይኮነትን፣ሕዳር እያ ተጸምቢራ፣ታንኪ እውን ኣየቃጸለትን" ተጋዳሊት ፍዮሪ ተኽላይ ብኣንደበት ብጾታ

Пікірлер: 424

  • @KinfeWeldegebriel
    @KinfeWeldegebriel2 ай бұрын

    ንናይ ጁዕ ስራሕን ትሕትናን ሽልማት ይግበኦ እትብሉ Like 👍

  • @user-ss2ys2xm2b
    @user-ss2ys2xm2b2 ай бұрын

    ጁዕ ይሸለም ትብሉ

  • @FsSd-jd1ym
    @FsSd-jd1ym2 ай бұрын

    ተጋዳላይ ተስፈይ አጀካ እንካዕ ብሰላም ብሂወት ተረፍካ❤❤❤ ሓቂ ዊዒላ ሓደራ ባዕላ እያ ትወፅእ🎉🎉

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @assass8589

    @assass8589

    2 ай бұрын

  • @haniHani-vy7tk
    @haniHani-vy7tk2 ай бұрын

    ተጋዳላይ ተስፋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፈፍካ ታሪክካ ንምዝንታው በቃዕካ❤😍

  • @tsege531
    @tsege5312 ай бұрын

    ድምፂ ጁዕ ክስማዕ ኣለዎ ❤❤💟

  • @muluataklti7640
    @muluataklti76402 ай бұрын

    ንኩለኩም ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ጀጋኑና , ታሪክ ናይ ብፆትካ ምውሳድ ግን ፅቡቅ ኣይኮነይ 🙏 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 😢

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei2 ай бұрын

    ኣብየት ውርደት በሰመኣብ😢😢 ጅዕ ብሓቂ ጅግና ኢካ እንካዕ ታሪክካ ናብ ምንጋር ኣብቀዐካ ❤❤❤

  • @Sara-dq1sk
    @Sara-dq1sk2 ай бұрын

    ባሓቂ ጁዕ እቱ ዝግቦኦ ክብሪ ክረክብ አለዎ ሓቅነቱ ክራጋገፅ አለዎ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @zedulove7611

    @zedulove7611

    2 ай бұрын

    ​@@AbushEtanbetL-vemeab kulu dkium tlmunu wa

  • @yacobweldu3683

    @yacobweldu3683

    2 ай бұрын

    ኩሉ ሂወትኩም ሓሶት ዩ ምንም ጅግንነት የብልኩምን ሓደ ነጥቢ ሓሙሽተ ዘጥፍእ ጅግና ኣሎ ዲዩ

  • @mulubrhantsige3837
    @mulubrhantsige38372 ай бұрын

    ፍዮሪ ብምግዳላ ክብሪ ይግባኣ ፡እቲ ፍሉይ ታሪኽ ፍሉይ ሽምን ሽልማትን ናብ በዓል ዋንኡ ንክምለስ ርኢቶይ ይህብ ኣመለኛታት ናይ ስርቂ ደፋፊኦም ከምዘሕሰውዋ ምግማት ኣይከብድን ኣትን ዋዕሮታት ምስክርነትክን ዝሃብክን ንበራልና ንሓቂ ድማ ኩሉ ግዜ ጠጠው ክትብላ ይላቦ

  • @MerridaSol
    @MerridaSol2 ай бұрын

    ጁዕ ድምፁ ክስማዕ ኣለዎ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-kc8yh3pd7f

    @user-kc8yh3pd7f

    2 ай бұрын

    👌😌

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz

    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz

    2 ай бұрын

    Tikikl👌

  • @fidleytube

    @fidleytube

    2 ай бұрын

    ጁዕ ደሞ ከሕዝነካ ብስቅልቅል ኢሉ😢

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham49192 ай бұрын

    ሕዚ ግርም! ከምዚ ሓቂ ኣንትዕ ኣቢልኩም ክታብራህርህዎ ከለኹም ብጣዕሚ ደስ ይብል!! ሕዚ እቲ ሓቂ በሪሁልና ኣሎ!! ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ ናርክብ!!

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ምዓረ❤

  • @user-zv7yk2zu7j
    @user-zv7yk2zu7j2 ай бұрын

    ክብሪ ንዝግበኦ ክብሪ ይወሃብ ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ ይመለስ ዕሉልቲ ለይባ እያ ዚአ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርም ምዓረ❤

  • @fhjjhyyu9639

    @fhjjhyyu9639

    2 ай бұрын

    ካብ ጣፍ ዝሃቦ ኣፍ ዝሃቦ ዝብሃል ሓቀ እዩ

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o2 ай бұрын

    ጎበዛት ሰብ ሚድያ ቀፅልዎ ንሕና ውን ነበራትዐዮም💚🙏

  • @user-ec8dv9ex8v
    @user-ec8dv9ex8v2 ай бұрын

    ተጋዳላይ ተስፊይ አይዘካ ጂግናና❤

  • @teleronmobile
    @teleronmobile2 ай бұрын

    2አይ ክፍል አቅርበልና ንጁዕ ትብሉ👍👍👍

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r2 ай бұрын

    ናይ ምጉዳል ኣካል መስዋእቲ ብምኽፋላ ክትኮርዕን ክትሕበንን ይግበኣ ይኹን ደኣምበር ታሪኽ ብምስራቓ ድማ ክትሓፍር ኣለዋ

  • @gebrehiwotn.5946

    @gebrehiwotn.5946

    2 ай бұрын

    She lost her hand for nothing!!!!

  • @msraq

    @msraq

    2 ай бұрын

    ወይዛ ሸያኒት

  • @amlesomkelati4750

    @amlesomkelati4750

    2 ай бұрын

    Kitsheyin ya teqorixa

  • @user-iw8mp1oe3e

    @user-iw8mp1oe3e

    2 ай бұрын

    ስለምንታይ እዩ ሓሶት ሰርቂ እንዳበዝሔ ልትረኽ ።

  • @LuliyanaAvigal

    @LuliyanaAvigal

    Ай бұрын

    😂😂😂😂​@@msraq

  • @user-ss2ys2xm2b
    @user-ss2ys2xm2b2 ай бұрын

    ንጁዕ ጅግንነቱ ታሪኩ ሃብዎ ሸልምዎ 💔

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ❤❤

  • @rahelgetachew4595
    @rahelgetachew45952 ай бұрын

    ብደምቢ ተፃሪዩ ናብ ሕጊ አቅርብዋ ንዚ ጅግና ሓውና ኽብሩ መልሱሉ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ምዓረይ ጌጋ ኽልህልዋ ይኽእል ዩ በቲ በለ በቲ ግን ጉድእቲ እያ ንስለ ህዝባ ውን ተቓሊሳ እያ እዚ ዝክሓድ ኣይኮነን እቲ ዝሓሰወቶ ውን ካልኦት በሊ ዝበልዋ ክኾውን ይኽእል ስለዚ ወፂኣ ይቕረ ኽትሓትት ይግባእ እስርቤት ግን ኣይግባኣን ብሃሊት እየ❤ በዚ ኣጋጣሚ ለ ደምርኒ ምዓረይ❤

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um

    @HappyBulldogPuppy-pk7um

    2 ай бұрын

    ዋይ ናይዛአ ጅግንነተነ ዘይተርፍ ባዕላ ትፍለጥ ታሪክ መባላሸዊት ስዲ ክንደይ ጀጋኑ ህፃዉንቲ ዲና ሲኢና ገይራባ ቁስለይ ጎዲአትኒ. ጨምላቅ በሉለይ ረሳሕያ ብጣዕሚ 😢😢😢😢

  • @Reallymakemoney

    @Reallymakemoney

    2 ай бұрын

    Nay mgbey ed alewo

  • @RakiKiros

    @RakiKiros

    2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ከምዚ ተሰምዕኒ ኣይፈልጥ 💔😭​@@HappyBulldogPuppy-pk7um

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xu2 ай бұрын

    ዋይ ውርደት ልክዕ ከምዛ ላዕሊ ዝተሰቀለት ብናይ ባዕላ ብዝገበረቶ ዘይኮነ ታሪክ ብምዝራባ ንታሕቲ ክትወርድ ኣለዎ ሓቂ ብእግራ ተተቀበረት ብርእሳ ትወፅእ ተስፋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ ❤❤

  • @msraq

    @msraq

    2 ай бұрын

    ወይዛ ሸያኒት

  • @mairyleb9245
    @mairyleb92452 ай бұрын

    አታ ያዕወይ እንአካ ሕሶት እዋይ ሓፍርኩ በስምአብ ዘይናትካ ታሪክ ምውሳድ ኡኡኡኡ ሓወይ መዓርይ ብደንቢ ጌርካ አፃርየልና

  • @fidleytube
    @fidleytube2 ай бұрын

    ክልተኦም መእንተ ትግራይ እዮም ተቃሊሶም ግን ዘይናታ ታሪኽ ምንጋር ግን ጌጋ እዩ ተስፋይ ሓረጎት እንኳዕ ብሂወት ፀናሕካ ❤❤❤❤

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy2 ай бұрын

    ንህዝብን ንባዓል ታሪክን ወፂአ ይቅረ ክትብል አለዋ ሕጊ እውን ክሪኦ አለዎ ተሰዊኡ እንተዝከውን እውን ከምኡ እዩ😢😢😢

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam2 ай бұрын

    ለትሽ መምህር ነያር ኣብ ውቅሮ🥺 ናፊቀያ ነገር🎉🎉🎉

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy2 ай бұрын

    እቶም ንክትሕሱ ዝተሓባበርዎ እውን ናብ ሕጊ ይቅረቡ በይና ዝገበረቶ አይመስልን

  • @galtgiray9595
    @galtgiray95952 ай бұрын

    ክልትኦም ይቅረቡ ኣብ ሓደ ግዜ❤እቲ ሓቂ ዝፍለጥ ሽዑ እዩ ናሓደ ስምዕካ ምፍራድ ፅቡቅ ኣይኮነን😊 ካብ ምስክር ምምፃእ ኣብ ሓደ ኣቅርቦም ሓቃውነቱ ነረጋግፅ 🙏

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw2 ай бұрын

    እግዚኦ የብል ብዝኾነ ፅቡቕ ገበርካ ሕሸት ንማንም ኣይጠቅምን😊

  • @user-rw9ct4vo3v
    @user-rw9ct4vo3v2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዮ ናይ ሰብ ታሪኽ ምስራቅ ነዉሪ እዩ ብሕጊ ክትጥየቅ ኣለዎ

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele9212 ай бұрын

    ጽቡቕ ጅማሮ እዩ ቀጽልሉ ክጻረ ኣለዎ ናይ ግድን

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ሓወይ❤❤

  • @user-ec8dv9ex8v
    @user-ec8dv9ex8v2 ай бұрын

    ጎቦዝ አብ ርእሲ መርየት ናሃለየ ጂግንነቱ ክስረቅ የቡሉይ ምተሰወእለ ታሪኩ ገልቢጥካ ምዉሳድ

  • @MashoKidanu
    @MashoKidanu2 ай бұрын

    ታሪኽ ናብ ባዓል ታሪኹ ምምላስኩም ደስ ዝብል ኢዩ።

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish2 ай бұрын

    ብስሩ ንኣካ ክረክበካ የደሊ እየ ሽልማት ኣለካ❤❤ገብዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @gjhgjgkhko3087

    @gjhgjgkhko3087

    2 ай бұрын

    ረኪብካዮ ደሞ ተሸሊሙ ክሪኦ ድልየተይ እዩ

  • @tesfud1
    @tesfud12 ай бұрын

    ኦርያ ብልክዕ ሙሉእ ብሄር ❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @HntsaHntsa
    @HntsaHntsa2 ай бұрын

    ነዉራም ሰራቂት ታሪክ ብፆታ😢😢😢

  • @selam.g.299
    @selam.g.299Ай бұрын

    በስመአም ናይ ባዕልኪ ታሪክ ከይትሰርሕስ ጅግና ዝረሃጸልኪ ክትወስዲ እግዚአብሔር ልቢ ይሃብኪ ንጅግና ተጋዳላይ ሓውና እውን ኣጆካ ክቡረይ ❤

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h2 ай бұрын

    ንምንታይ እያባ ከምኡ ኢላ ጅግና ትባሃል ድዩ 😢ነውሪ ናብፆትኪ ታራክ ኣይሕሸን ታራክ ናዓክሲ ታእዩ ወድነይ 😢Bታርክካ ጅግና ይብልኩ ተርፍኩም ኣሕዋትና😢 ❤

  • @shewanup
    @shewanup2 ай бұрын

    ፅብቅ ስራሕ እዩ ኦርዮ ሚድያ፣ ክብሪ ይግበአኩም። ስለ ሓቂ፣ ክብርን መንነትን ትግራዋይ ክትብሉ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትቅፅሉሉ ኣለኩም ይብል። ተ ታቆላዓ ግን ስለ ሓቂ ክበሃል ናብ ሕጊ ቀሪባ ክትጥየቅ ፍርዳ ክትረክብን ኣለዋ ይብል። ኣብ ታሪክን ጅግንነትን ትግራዋይ ፀሊም ነጥብን ብቀሊሉ ዘይድሕን በሰላ እያ ኣዕሪፋ፣ ኣብ ልዕሊ መንነትን ክብርን ትግራዋይነት ቅትለት ከም ዝፈጸመት እየ ዝሓስብ ኣነ። ዋላካ ናይ ሚድያኩም ስራሕ ከም ማሕበረሰብ ንሰምዖ ከሉ ኣፃሪና ክንቅበሎ ከም ዘለና ተሓበረና ስራሕ እታ ቆልዓ ግን ነውርን ወንጀልን እዩ፣ ሸለል ክባሃል ዘይብሉ ዛዕባ እዩ። እዚ ዘርእየና ብዙሕ ነገር ብኩዱኑ ከምዘሎን ምፅራይ ዘድልዮ ብዙሕ ናብ በዓል ዋንኡ ክዋሀብ ዘለዋ ሕማቅን ፅብቁን ከም ዘሎ እዩ ዘብረሀልካ፣ ተቀፂልካሉ ብዙሕ ሃቅታት ክጋሃድ እዩ። እዚ ምስ እንገብር እዩ ሓቃዊ ትግራዋይነት ዝጋሃድ።

  • @SeluKiros-lu9cv

    @SeluKiros-lu9cv

    2 ай бұрын

    ብሓቂ፡፡

  • @user-gg5wg9rm2r
    @user-gg5wg9rm2r2 ай бұрын

    ደሰ ዝብል ምድያ ኦርያ ዝገርም ሓቂ ምድያ እየ እድ ብእድ ኣማሳክሩ ።ቀፅሉሉ ታርክ ክሽፍን የብሉን ናብ ባዕል ዋና ታርክ ዝሰርሐ ክሰነድ ይግቦኦ መልሰኩም ኣራክቡና ምሰ ጅዕ ክባራታዕ ይግቦኦ ኦቦ ሓቂ እየ ዙሓውና❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @MerridaSol
    @MerridaSol2 ай бұрын

    ጎበዛት ቀፅልሉ ታሪኽ ናብ በዓል ታሪኽ ክምለስ ኣለዎ❤❤❤

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish2 ай бұрын

    ብዙሓት ጀጋኑ ብዙሕ ታሪክ ሰሪሖም መረሕቲ ኮይኖም እናዋግኡ መሰተንክሪ ዝሰሪሑ ኣለዉ ዳሓሪ አብ መጨረሻ ሰላም ምሰ ኮነ ፈቀድኡ ታሓቢኦም ዝነበሩ አምፂኦም ንሰኩም ተመረሕቲ እዞም ሕጂ ዝመፁ መረሕትኩም ምሰ በልዎም ኣበይ ዝነበሩ እዮም ዝመሪሑና ብዝብል ጭቅጭቅ ትምሪሑ አይንምራሕን አበይ ነይሮም ዝመሪሑና ትምሪሑ አይንምራሕን እሎም ምግዳል ብንዴት ገዲፎም ፈቀድኡ ገዝኦም ፈቀድኡ አድሰ አበባ ዝአዱ ብዙሓት ጀጋኑ ኣለዉ ናይ ክብሪ ወረቀት እዉን አይወሰዱን ዝኩሉ ወሰዋእትነት ከፊሎም ናይ ዞም ቡጾት መንግስት ትግራይ አመራሪሓ ትግራይ ናይዞም ጀጋኑ ዉዕሎት ክሓሰበሉ ኣለዎ??????

  • @user-ot2vb9im1h
    @user-ot2vb9im1h2 ай бұрын

    እቱ ዝነበረቶ እኮ ምኣከላ እዩ ግን ሰብ ሞይቲ ኢልካ ግን ናይ ሰብ ታሪክ ኣይስረቅን ብዝኮነ እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዕካ ሓወይ❤❤❤❤

  • @atakltigebre2250
    @atakltigebre22502 ай бұрын

    ባዓል ታሪኽ ኣንኳዕ ብህይወት ተረፍኩም ፍርዲ ልሳን ኣዕርኽትኹምን❤

  • @WertyuSdfghj-sm7lx
    @WertyuSdfghj-sm7lx2 ай бұрын

    ኣዞካ ተስፋይ ጅግና እንኮዕ ብህወተ ተረፍካ

  • @ZinawuMolla
    @ZinawuMolla2 ай бұрын

    አረ መድህን ኣለም ውርደት😢

  • @user-cc4gz3cd5m

    @user-cc4gz3cd5m

    2 ай бұрын

    ብጣዓሚ😅😮😮

  • @meazamesele5733
    @meazamesele57332 ай бұрын

    ፍዮሪ ዘይሰርሐቶን ዘይወዓለቶን ታሪክ ጀግና ሰሪቃ ተፈላጥትን ፀረ ታንኪ ዝብል ሽም ተዋሂቡዋ!! ግን ሐዝውን ተፃርዩ ታሪክ ናብ በዓል ታሪክ ይመለስ ::

  • @user-Melat
    @user-Melat2 ай бұрын

    ኣቤት ዉርደት ብሰላም ብሂወት ምትራፋ ዘይምኣከላ ተመስገን ኢላ ምነበረት ዋእ ታይ ኣምፅኦ ሕሶት 😥እዝግዮ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv2 ай бұрын

    ታሪክ ንባዓል ታሪክ ክከውን አለዎ ተስፍሽ ደሞ አጆካ እንኮዕ ቢሂወት ተሪፍካ ነዚ ሓቀኛ ታሪክካ አብ ምቅላዕ አብፀሐካ❤❤❤❤😂

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ❤

  • @KGtubetigray
    @KGtubetigray2 ай бұрын

    ናይ ዝሞቱ ታሪክ እማ ተደፊኑ ማለት እኮ እዩ ኣሕ😭

  • @mulugkiros-mj6lp
    @mulugkiros-mj6lpАй бұрын

    አታ ሓውና ዓበይቲ ብዙሕ ክንሰርሕ ይገባዓና ዘይጠቅም ቨለካ ቨለካ ብሚዲያ ናይ ሚዲያ ጥቕሚ አስተውዕል ቤዛ ትግራይ ተቓሊሳ እኹል

  • @goitomhailu4277
    @goitomhailu4277Ай бұрын

    ሓቂ ይሃብኺ ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ። እዛ ፍዮሪ እትበሃል ተጋዳሊት ፍዮሪ ግና ከመይ ዓይነት ሕሾት እዩ ዘለዋ ሓንቲ ካዝና ዘይተኮሰት 4 ታንኪ ኣየቃፀለትን ። ጉራ ፡ንመን ይጠቅም ። ሓሳዊት በልዋ ። ነባር ፉሉይ ሓይሊ እውን ኣይኮነትን 2 ሕሶት እያ እውን ትሕሱ ዘላ ። ንሽንቲቤት ክትሽን እያ ፍንጣረ ከቢድ ብረት ወቂዑዋ እያ ኢዳ ዝተቆረፀት ተባሂላ ኣላ።

  • @afewerkikeshi9943
    @afewerkikeshi99432 ай бұрын

    ንባዕላ ልፍዮሪ ተክላይ እውን ኣቅርበልና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @user-xr5kc2cw5v
    @user-xr5kc2cw5v2 ай бұрын

    ብኣካል ግን ዘትሓትዋ ብትክክል ሓቂ ክወፅእ ኣለዎ ንምንታይ ግን ኮምኡ ኮይኑ ኣነ ምርዳእ ኣብዩኒ እቲ ሓቂ ኣውፅእዎ

  • @vipvip3278
    @vipvip32782 ай бұрын

    ታሪኽ ንብዓል ታሪኽ👌ወይለከ ታይ ከ እዩ ዘይሰራሕኻዮ ታሪኽ ሰሪሐ ኢልካ ብፃይካ ምኽሓድ ባእ እንቋዕ እካ ኣይተሰወኣ እንቋዕ ብሂወት ተረፈ ሕማቅ ዝሰርሕ ውዒሉ ሓዲሩ ምሕፋሩ ኣይቐርን👌

  • @yaredyemane9642
    @yaredyemane96422 ай бұрын

    እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ምፅራይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ደስ ይብል ግን.... ቃላት ምረፁ ተቖሪፃ ዘይኮነስ ተወቒዓ ወይ ካልኦት ቃላት መሪፅኩም ተዛረቡ please😢😢😢

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ምዓረ❤❤

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish2 ай бұрын

    ብሕልማ እያ አቃፅላተን ጅግና እያ እቲ ጌጋ ናይቶም ጋዘጠኛታት እዩ ከምዚኣ ኣፃሪዩ አቅሪባ ነይሩ ናብ ህዝቢ

  • @user-sz7jz6wp5j

    @user-sz7jz6wp5j

    2 ай бұрын

    ኮኖ እልካ ንገለ ዕላማ ዝተገበረ እምበር ጋዜጠና ይኩን ካሊእ ዝጠፍኦ የለን

  • @alamatatoday8002

    @alamatatoday8002

    2 ай бұрын

    😮😮😅😅😂

  • @teklitembaye3978
    @teklitembaye39782 ай бұрын

    Bravo Orya Media. Tarik n beal tarik. Fra 🇪🇷

  • @DegafiTesfu
    @DegafiTesfu2 ай бұрын

    ጁዕ ንቅድሚት❤❤❤❤

  • @ermiaswedikeshi5157
    @ermiaswedikeshi51572 ай бұрын

    ድምፂ ጅግና ጁዕ ክስማዕ አለዎ# ፈትሊ ሓቂ ትምንምን እምበር አይትብጠስን

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish2 ай бұрын

    ከዚሱዋእ ነይሩ እቲ ብፃይ ግን ሓሲብክሞ ድኩም ናይ ብዙሓት ጀጋኑ ከህይወት ዘየለዉ ታሪኮም ከም ዝተሰረቀ ግን የማላክተካ ተጋዳላይ ብፃዩ ክምሰክረሉ ከሎ እዩ ንሰማዕ ደሰ ዝብል ሕጂ እዉን ኣንቱም ጀጋኑ ብህይወት ዘለኩም ናይ ከህይወት ዘየለዉ ታሪክ አቅሩቡልና

  • @user-lc5qc3it2x
    @user-lc5qc3it2x2 ай бұрын

    አቱም ህዝቢ አነ ልባዕለይ ተጋዳሊት እየ ግን አንሕና ተጋሩን ተጋደልትን ልክንሙገስ ከይኮናን ተቃሊስና ከም ሰብ ከጥፉኡና ምስ መፁ ኢና ተጋዲልና አይ እማትና ታረክ ግን አየድልን ብፍላይ ብዝተሰወኡ ብፆትና ብንሶም ዝሓለፍዋ መስዋእቲ ናተይ እዩ ምባል ናይ ተጋደልቲን ናይ ብፃይነትን ተግባር አይኮነን 👌

  • @user-bw6cs5le4d
    @user-bw6cs5le4d2 ай бұрын

    ሽሌማ ቱ ክብሩ የመለሶ ነዚ ጅግና❤❤❤❤

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w2 ай бұрын

    ዝገርም ባእ ታርክ ናብ ባዓል ታርክ እዩ ዝግባእ

  • @user-xc2bt9bl4g
    @user-xc2bt9bl4g2 ай бұрын

    ተጋሩ ድኣ እሞ ሓሶት ምዝራብ ድኣ ናትኩም እንድዩ ሓቂ እንተተዛሪብኩም ጥራይ እዩ ዝገርመና

  • @hayatyahia9756

    @hayatyahia9756

    Ай бұрын

    Hasotom lemidnayo ena.😂😂😂

  • @maron278
    @maron2782 ай бұрын

    አይዋ ከምአ ገይርኩም አስተኻኽልዎ ዋእ ይገርም እዩኮ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah40302 ай бұрын

    ሓቂ ይሃብክን ጀጋኑና❤❤❤❤ ታሪክ ንባዓል ታሪክ ❤

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu21022 ай бұрын

    ጠያቂ ጁዕ ነገር ትመስል

  • @user-wf1yl9he1e
    @user-wf1yl9he1e2 ай бұрын

    ደፍር ዘይወግሕያ መሲልዋስ አብ ቦኽራ ትሓርእ ነውሪ መፅረፉት ተጋሩ ንስካቱም ስለታንኪ ምናም ትዛረብ ስብአየይ ዝተሰወአኒ ታይክብ

  • @msraq

    @msraq

    2 ай бұрын

    ወይዛ ሸያኒት

  • @fayaz3598

    @fayaz3598

    2 ай бұрын

    ​@@msraqኣይ😂

  • @msraq

    @msraq

    2 ай бұрын

    @@fayaz3598 ክትሸይን መዓት እያ፡ ኢሎማ

  • @abebaselomon
    @abebaselomon23 күн бұрын

    እዛ ሌቫ ከምዚኣ ሰረቅቲ እዮም ነቲ ኩንት ክጅመር ገይሮሞ እቲ እተሸለመቶ ተሓዲጉ ነቲ ዘቃፀለንን ይውሃቦ እተበሊዓቶ እውን ናይ ወለዳን ዓሌታን ተጫሪቱ ይውሃቦ ምክንያቱ ሕሶትን ስርቅን ናይዓሌካ ስለ ዝውረስ

  • @HaileWeldegebriel-vy1oq
    @HaileWeldegebriel-vy1oqАй бұрын

    ገሌኩም ጁዕ ገሌኩም ይሕደጎ ገሌኩም ፍዮሪ; ኩሉኩም ሓሰውቲ ኢኩም። እንትቃፀላ 'ምበር መን ከምዘቃፀለን ኣይትፈልጡን።

  • @afewerkikeshi9943
    @afewerkikeshi99432 ай бұрын

    ብደምቢ ክፃረ ኣለዎ ዝፈልጡ ናብ ሚድያካ ኣቅርበልና ንሳውንብሕጊ ክትሕተት ኣለዋ። ብዘይ ናታ ታሪክ ብዙሕ ክብርን ኣፍልጦን ረኪባ እቲ ዝተሸለመቶ ሽልማት እውን ናብኡ ክዛወር ኣለዎ

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj34902 ай бұрын

    ሓቂነት ተሊዪዋ ብሓደ ይቅረቡ ትግለፀልና

  • @amashifa4244
    @amashifa4244Ай бұрын

    ኦርያ ሚድያ ይህ ቭድዮ መጀመሪያ የእዮሪ አይቸዋለሁ በጣም ነው የገረመኝ ቀጥሎ ደግሞ ይህ ጉዳይ ስይይ በጣም ደነገጥኩ ስለዚህ በደንብ አይተህ መሪመረህ ውጤቱን ለህዝብ ይፋ ይደረግ ።በጣም አመሰገናለሁ ከቤ/ል ጉሙዝ መተከል ዞን አማ ነኝ

  • @gedlitigray
    @gedlitigray2 ай бұрын

    ፍዮሪ ከም የጋዳሊት ክብሪ ይግብአ፡ ጁዕ ግን ቅዩኡ ክሕደግ የብሉን፡ ❤ ክብሪ ንኹሉኹም።

  • @DanielNetetsereab
    @DanielNetetsereab2 ай бұрын

    ፅቡቕ ስራሕ እዩ፣ ዓወት ብፃዩ ዝሰርቕ ሰብ ክፉን ድርባይን እዩ። ነቲ ጅግንነት ዝቐትል ሰብ ጌርካ ክረአ ኣለዎ። ከም ተስፋይ ዝበሉ ስውኣትን ተረፍ ስውኣትን ጀጋኑና ናብ ሚድያ ንምቕራብ ይኹን ሚድያ ንምስማዕ ግዘ ዘይነበሮም እዮም። ግን ነዚ ሓቂ ግልፂ ንምግባር ግዘ ወሲዱ።

  • @afewerkiabreha
    @afewerkiabrehaАй бұрын

    ኣምበሳ ነጋሲ ዓርከይ ታሪኽ ንባዓል ታሪኽ ኣብ ምሃብ ዝገበርካዮ ፃዕሪ ዝናኣድ እዩ ኣበርቲዕኻ ቀፅሎ ስራሕኻ

  • @user-ku7ur2mh6u
    @user-ku7ur2mh6u2 ай бұрын

    ብኣነ ወገን ንኩሉኩም ኣይኣምንን ኩሉኹም ብሓባር ቅረቡ ኣፃርይዎ።ንፁርይኩን

  • @brexhabesha
    @brexhabesha2 ай бұрын

    Tnx bro kbri yhabka

  • @selamgebru-gu4li
    @selamgebru-gu4liАй бұрын

    ሃቂ እንዲኪ ትፈትይይ ለትሸይ ሃቂ ይሃብኪ ታሪክ ናብ በኣል ታሪክ ይመለስ

  • @VOiVY16
    @VOiVY162 ай бұрын

    ታሪክ ንባዓል ታሪክ

  • @abadikidane9078
    @abadikidane9078Ай бұрын

    ዝገርም ምጭብርባር ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ !!

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141Ай бұрын

    ሓስዉቲ ንስካትኩምስ ተጋሩ ዲኩም ንዚኤንከ ተጋደልቲ ድየን 😢😢😢😢😢

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d2 ай бұрын

    ናይ ሓዉና ድምፂ ክስማዕ ኣለዎ ናብ ኩሉ ምድያ ኣቅርብዎ ናይ ግድን ንሳ እዉን ኣቅርብዎ እቱ ሓቁ ኩሉ ክፈልጦ ኣለዎ

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha48892 ай бұрын

    ሓሶት ውልቃዊ ባህሪ ኢዩ። እዛ ሓፍትና ከኣ ከም ባህሪ ተዓዲላቶ ትኸውን ፥ ኣይትተዓደሎ ኢዩ። ሕጂ ግን ይኣኽሎ እዚ ዘረባ ምኽንያቱ በዝን-በትን "ሓሳዊት" እንድሕሪ'ኢልናያ ናብ ካልእ ነብሰ-ጽልኣት'ውን ከይትበጽሕ።

  • @ayoopxom4377
    @ayoopxom43772 ай бұрын

    ዛወራዳ ፍዮሪ ወፅያ ይቅርታ ክትሓትት ኣለዋ ዘይበፅሕዎ ጅግንንት ወዲ ድካ ብዓሌት ጌረሞ ጋዜጠኛ ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ምዓረ❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Ай бұрын

    ስለዚ ክልቲኦም ኣርባዕተ ታንኪ ከምዘየቃጸሉዩ ዝበርህዘሎ።

  • @lemlem1974
    @lemlem19742 ай бұрын

    ሕዝ ዋና ዋና ንከይልመድ ክሳብ መጨረሻ ክትሐፊር አለዋ ሐሻዌት

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk2 ай бұрын

    ታሪክ ንባዓል ታሪክ ግን ዘድልየና ምቅፃል እዩ

  • @mueztesfay1852
    @mueztesfay18522 ай бұрын

    ናይ ክንደይ ጀጋኑ ስውኣት ከምዝተሰረቀ የርእየካ።

  • @user-wg3rk7xw7k
    @user-wg3rk7xw7k2 ай бұрын

    ሓቂ ክፃረ ኣለዎ ጀጋኑ ሂወቶም ከፊሎም ዘመዝገብዎ ዓወት ማንለቁማፅ ክፃወትሉ የብሉን ብርግፅ ኩሎም ንህዝቦም እዮም ዋጋ ከፊሎም ግን ሰብ ሓሓቁ ክወስድ ክሕዝ ኣለዎ፡

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤

  • @user-wg3rk7xw7k

    @user-wg3rk7xw7k

    2 ай бұрын

    @@AbushEtanbetL-veme gerelki aleku berti

  • @greattigray5290
    @greattigray52902 ай бұрын

    ኣበይ ኣለኪ? ኣዝሙሩ እስቲ መስክሪ ብጣዕሚ ኢኩም ገረምቲ ብሓቂ እቲ ሓሶት ከም ትግራወቲ የሕርቀካ ግን ሰብ ኣብ ወፂኡ ብሰላም ዘይኣትየሉ ሂወት ሰብ ሓሉፉ ተሓታታይነት ኣብዘይብሉ ዓዲ ነዚ ነገር ክንድዚ ኣብ ሚድያ ክትደጋግሙዎ ገረመቲ ቡዙሓት ገበናት ዝፍፀም ዘሎ ደኣ ከምኡ ገይርኩም ዘይተፃርዩ ክንደይ ፍትሒ ዝሰኣነ ድዩ ዞሎ? ደሓር ከኣስ ናብ ካልእ ሰብ ኮለል ትብሉ ኣብ ሰራቂ ታሪክን ተሰራቂ ታሪክን ዘይተትኩሩ ቅድሚ ናብ ምስክር ምድዋልካ ናብ ባዕላ ደዊልካ ዘይትሓትት መቸም ስልካ ሲኢነዮ ኣይትብልን ትኮን

  • @user-bm4mm7kf7s
    @user-bm4mm7kf7s2 ай бұрын

    ኣምበሳ ጎዝ

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85062 ай бұрын

    ❤️❤️❤️ ብሓቂ ትክክል እዬ ።

  • @AmanGere-pm5hs
    @AmanGere-pm5hs2 ай бұрын

    አቱም አሐተይ ሕደጉ እዋኑ አይኮነን።ሐቂ ይኹን ሐሶት እዋኑ አይኮነን።ንኹሉ ነርክበሉ ኢና።ተረጋግዑ።

  • @fayaz3598

    @fayaz3598

    2 ай бұрын

    ካብ እንዳ ኣይግዚኡን ዲኻ ኣምሊጥኻ መፂእኻ😂

  • @GjGj-vd2bh
    @GjGj-vd2bh2 ай бұрын

    ሓቂ ወፂኡ

  • @user-sz7jz6wp5j
    @user-sz7jz6wp5j2 ай бұрын

    ሽለል ዝባሃል ነገር አይኮነን መን እዩ ክማኡ ገይርዎ ስለ ምታይ እዩ ክ ካሊእ እውን ብዙሕ ሓሶት ክም ዘሎ እዩ ዘመልክት

  • @abieltarik1907

    @abieltarik1907

    2 ай бұрын

    Btami bzhi hasot alo nmidea kblu kndzey

  • @user-nv7cc2sp3x
    @user-nv7cc2sp3x2 ай бұрын

    ይገርም እዛ ጉዳይ ወላ ኣነ ጥርጣረ ነይሩኑ እዩ ኣጋጣሚ ረጅሜንት 52 ቀይሕ ኮኾብ እየ ነይረ ግና ኣብ ጸለምቲ ከለና ታንኪ ዘቃጸለ ወዲ ምዃኑ ይሰምዕ ነይረ ኣብ እንተርኔት ግና ጓል ኮይና ገርሙኒ

  • @dannytube8867
    @dannytube88672 ай бұрын

    truth is precious

  • @aadd8069
    @aadd80692 ай бұрын

    ዋእ ታሪክ ልባዓል ታሪክ ይመለስ ታይመዓቱ

  • @user-rh8fw1tf8i
    @user-rh8fw1tf8iАй бұрын

    ተስፋይ ጁዕ ንምንታይ ታሪኹ ከምተነጠቀ መራሕቲ አርሚ 11 እንተዝሕተቱ

  • @Justworkhard-iu4ry
    @Justworkhard-iu4ry2 ай бұрын

    ሓቂ እኮ መራር እያ ! ሓቂ ግን ቀቢርካ ኣይትቅበርን እያ ።

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o2 ай бұрын

    ዳሕን ፀገም የለን ኩሉም ጀጋኑና እየም ምፅራይ ግን ኣፀርይዎ

Келесі