Beraki Gebremedhin - Btsay - ብጻይ ብ በራኺ ገብረመድህንወዲ ሽሓ - LIVE
Ойын-сауық
Eritrean Music LIVE on stage : Btsay by Beraki Gebremedhin.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright : Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
Пікірлер: 632
Like and Subscribe ብምግባር ነተባብዓዮ ደቂ ኤሩ ዓለመይ 🥀💙
@yordahabtemikael9507
Жыл бұрын
.🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Merana10632
Жыл бұрын
ከምኡ ጌርካ ገንዘብካ ኣክብ ግዜ ከይተቀየረ
ብኤርትራውንቱ ሑቡን ዘኾነ ከምዚ ከማይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@user-yb6hx1nn4f
2 жыл бұрын
ከመይ ዘይሕበን 🇪🇷ኤረይ ዓለመይ ደመይ ❤🇪🇷
ሃገረይ ወትሩ ኣብ ጎንኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰ተጻብእትኪ በጃኪ ድፍእ ይበሉ
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ሰላምኪ ይብዛሕ ኤርትራ ሃገረይ ጽቡቅ ስራሕ ብጻይ በራኺ ።
Much love and respect to Eritrean Deffence Force. 🇪🇷❤️🇪🇷
@jossytm6814
2 жыл бұрын
Video full of poor middle-aged men who rather be with their family inside been forced into War. When will this nonsense of the Eritrean government will end we had enough of war.
@er126er
2 жыл бұрын
@@jossytm6814 please keep your inferiority complex just only for you 😅😆😅
ክልተ ምስሊ የለን ኣብ ብጻይነት ሓንትን ክያንትን'ያ ንጽናዕ ኣብ እምነት❤️❤️ ናይ ብሓቂ በራኺ ጅድና ዋርሳይ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
በራኪ ምስ እዚ ጅግና ሓይልታት ምክልካል ሃገርና ኤርትራ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም እንቃዕ ንፈትዎም ገጻት ራኣና
ብሩኸይ ፊት ንኹሉ🇪🇷 ሓይልታት ምክልኻል ለይቲ ደረቶም🇪🇷 በጃ ህዝቦም 🇪🇷 ክብሪ ይሃብኩም🇪🇷
በራኺ መግለጺ ዘይብሎ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷✊✊
ጅግና ሰራዊትና: ሰራሒ ቕያ: ዘይጃሃር ዓንተር: መድሕን ናይ ሃገርና: ክብርን ምጎስን ንዓኻ ይኹን!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም በራኺ እንጸቋዕ ደሓን መጻኻ ኣብ ሂወትካ ጥዐና ኣብ ስራሕካ ዓጸወት ንምነየልካ ንሕና ወርሰይ።🇪🇷❤🇪🇷
@kesetexegu3882
2 жыл бұрын
Teawet Alena Btsay Ab metkel Nzmexe hayli xelaei zfnqil Warsay ykealo zeblom mntil 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🐎🐎🐎🐎🐎🕊🕊
ዓዪኒ ኣባዪኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ በራኺ ሕቡን ኤረትራዊ ኣጆኹም ነዓኹም ሒዝና ኢና ንኾርዕ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷
ቀዳማይ 🥰🥰🥰 like እስከ ርገጹ 😁 ብሉጽ ስራሕ በራኺ ጅግና ♥️
ኣየ እወ እዚ እዩ ብጻይ ዝበሃል በጃ ህዝቡ ዝሓልፍ፣ ይዝከረኒ ኣብ 2ይ ወራር እግሪመኸል። ጸላኢ ንድፋዕና ብንእሽተይ በሲዑ ምስሓለፈ ብ ፊደል ሀ ተኸቢቡ ውግእ ብዝነበረ እቶም ዲዘርባ ዝነበሩ ነቲ መራሕ መስርዖም የእትወና እባ ኣሕዋትና ክንሕግዝ ይብልዎ፣ ኣየወ ብጻይነት፣
ጽቡቕ ስራሕ ዋርሳይ 🇪🇷👍👏 ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤሪ ሓላላት 🙏🇪🇷💕❤️✊️
ዓይኒ ኣባይኩም ድፍን ይበላ ሓላላተይ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በራኺ ሐውይ ሰሚዖ ዘይጸግባ ብልጽቲ ስራሕ ✊ተዘክሮታት አሕዋት ናይ ባሐቂ ብጻይ ማለት🌹❤️🇪🇷✊🌹🌹🌹
@lulakbrom9508
3 ай бұрын
ብሓቂ 🇪🇷♥️💪🇪🇷
Beautiful and emotional song, much respect for Eritrea 🇪🇷 defence ,very quality video thank you
@jossytm6814
2 жыл бұрын
Video full of poor middle-aged men who rather be with their family inside been forced into War. When will this nonsense of the Eritrean government will end we had enough of war.
@harnet2483
2 жыл бұрын
@@jossytm6814 for sure very soon everything will be OK,they will be back to with the love ones ,we salute and appreciate them forever and ever for generations to come , PEACE AND LOVEFOR OUR BELOVED COUNTRY ❤️ ERITREA 🇪🇷
Thank you for your Service!!!! ብሰላም ነናብ ገዛኹም ይምለስኩም የሕዋተይ መዐረይ🇪🇷💪🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷🌹✊😍
ኣቱም ጃጋኑ ይካኣሎ ዋርሳይ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ሳላኩም ሃገር ኣውሑስኩማ ኣለኩም ብርኩኩም ይጽናዕ ኩሉ ጊዜ ንእሽተይን ተጋዳላይን ኮንካ እንተትነብር ፍቅሪ ሓልዩት ኮታስ ኩሉ ዘለዎ ሂወት እዩ ክዝክሮ ከለኩ ንሱ ይጥዕም ሰደት ጡዑም ኣይኮነን መቸም ብዚሕ ምበልኩ
ኤርትራ ሀገረይ ንበሪ ክበሪ ንዘለአለም:: ጎብለል ናይ ምብራቅ አፍሪቃ:: ነዛ ዘውዲ ዝትንክፍ ወይልኡ ዝተባህለ ስቅ ኢልካ አይኮነን:: ብሒም ዝበለ ይተሐጎም ወትሩ ምስ ህዝብናን ሀገርናን:: ክብርን ሞገስን ንሐይልታት ምክልካል ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷 ስምዒትካ ናብ ጥርዚ ንብዓትካ ከም ወሓዚ ዘፈልፍል ድርፊ:: ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና! ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ተጋደልቲና ክብርን ሞገስን ንሰራዊትና ካብ ማዓሙቕ ልብና ዝፈልፈለ ምስጋና ንድምጻዊ ንበራኺ ገ/መድህን:: 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብጻይነት፡ ብጻየይ ብጾተይ ብጾትና ብጾት ። ድሕሪ ፈጣሪ ብጻይነት ብተግባር ዝተግበረሉ ቦታ እንተሃሊዩ ኣብ ውትድርና ኤርትራ ጥይራ ኢዩ። ብጻይነት ይለምልም!!!! ብጻይነት ይኹን ሃይማኖትና!!!!!!!!!!! ክብሪ ንሰራውትና ይኹን፡ ባራኺ ተዓወት
I can’t stop crying, I love ❤️ my lovely beautiful country. Much love to our Defense forces Fetari nhagerina Eritrea 🇪🇷 Barika kab xelaei halwelna
@anenaymrchaywtsetiye6195
Жыл бұрын
Me too
@henokhabte4525
Жыл бұрын
You’re right, it’s Very powerful song, my heart is with them all.
ደኪሜና ከይ በልኩም አብ ምክልኻል ሐገር ዘለኩም ናዓኩም ሕዜና ቀሲኑ ሕዝቢ ቀሲና ኤርትራ Thank you so much በራኪ ሐወይ ከምቲ ልሙድ 🇪🇷🇪🇷💪🌹🌷💐👍❤️በጻይ ትብል ቃል ንህዝቢ ኤርትራ ዓባይን ረዛንን ቃል እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጻይ ኤርትራዊ ት ሓቀኛ ታሪኻዊ ት መጸዉዒት ብጻይ ማለት ሂወተይ ማለት ኢዩ እሞ ብጣዕሚ ደስ ተብል ብዙሕ የመስግን ኣርቲስት ኤርትራ ንኹሉ ናቱ ሂብኩሞ ኣየ ክትጥዕሙ እንኮዕ ናትና ኮንኩም 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️💐💐🥰🥰🥰🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
Very beautiful and emotional song,Eritrean defend military force I salute you,I have great love and respect for you,bereket,well done 🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍💪🏾💪🏾⭐️⭐️⭐️⭐️🙏🙏
ኩራዕ ኤርትራዊ ዘበንኻ'ዮ እሞ ባህ ይበለካ ኤርትራዊ ክቡር መንነት🇪🇷❤️🇪🇷
I Have So Much love&respect For Eritrean Defence Forces (EDF)❤️🇪🇷❤️🇪🇷✊
Wow ብጣዕሚ ልብኻ ዝትክፍ ዓይንኻ የንብዕ thank you ክቡር ሐው በራኺ።
@terhasyharegaygerelase4402
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብን ዝትክፍ ዓይንኻ የንብዕ ክቡር ሐው በራኺ
ብልጽቲ ብግብሪ ገላጺትን መሳጢትን ስርሓት 👏👏!!! ተዓወትትትት !!!
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ በራኺ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊ ብሉጽ ፍጥረት ናይ ዓለም፡ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና
ብጻይ መንደለይ ሓበን ሃገር🇪🇷🇪🇷✊
Much love and respect to Eritrean Defense forces 🙏🏽✊💪🏾🇪🇷
Salute Eritrean 🇪🇷 defense force 💪 Respect 🙏 we are standard with you
በራኪ ዶንጊካና ቡሉጽ ስራሕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ 💖💗❤️💚💜💙💜💖💖💗❤️💚💛💜💜💚❤️🏵️🌻💖💗💐💛💜🥈🏵️🌹💐👏👏🏵️🌻🌻🌻🏵️🌹🇪🇷🇪🇷💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💞💞💞💞💞💕💕💕💓💓💓💓💞💞💕💕💕💞💞💪💪💪💪👏👏👏👏👏❤️💚💚💙💜💚💙💙
My dearest heroes God bless you my beloved our soldiers all ዓወት ንሓፋሽ ደቂኤረይ ጀጋኑ አምላኽ ምሳኩም ይኹን
I have no word to explain our heroes. May God with you in all your activities.
ታዓወት ታዓወት በራኺ ዓርከይ በርቂ ነጎዳ
እቲ ናይ ብሓቂ ብጻይ ምእንተ ህዝቡ ኣብ ቁርን ኣሳሓይታን ዘሎ ሙዑት ሰራዊትና እዩ፡ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን በራኪ ጅግና ምስ ቡጾትካ🇪🇷💪🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷
በራኺ ሓወይ መግለጺ ሲኢነልካ ብክሉሙሉ ጂግና ሓዊ ጂግና
በራኺ ወድቶም ሰብ ስረ ጀጋኑ ኤርትራውያን 💪💪🥰🥰🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇷🇺🇷🇺👋👋👌👌😍😍👏👏
Temesgen amlak gex ezom nxuhat halewuti hager ahwatey zerakani kulu gize eye bakum xolot zgebr tiyt aykone emni ktekefu aydeln eye eti kunue feradi medhani alem msakum ykun thanks beraki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
God bless you and Eritrea!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብደይ ገማጢልካዮ ቡዙሕ ኣዘኪርካኒ 💯👍💪❤🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💐
ጡዑም ዳሃይ ኣስይ ኣስይ ኣስይ ዝወደይ ማዓረይ ኢልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ንፉዕ ደራፋይ ዕድመን ጥዕናን 🇪🇷ኤርትራውነት ሙዃን ዘኹርዕ 🇪🇷 ኩቡር መንነት🇪🇷 🇪🇷
ኣንታ በራኺ ሓወይ ይሕዋት አቶ 3 ጀጋኑ ሰማእታት አንዲኻ ብሓቂ ብዓል መትከል ኣነስ ናትካስ ኩሉ ነገር አዩ ዲሕሪት አቲ ሕልፈት ይዘክረኒ አሞ ካብዚ ዘልኻዮ ምስ ትስፋ አድሕር ቀጺልካ ጥርዚ ከም ትበጽሕ ዋላ ሓደ ጥርጥር ይብለይ ጅግና አሞ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ኣምላኽ ክኣ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ይሓግዝካ አዳበልኩ ሰላም ምዕባለን🇪🇷ንሃገርና ይመነ።
Respect to Eritrean Deffence Force. 🇪🇷❤️🇪🇷 ❤️
በራኪ ኣቦ ሓቂ ኤርትራዊ ሓያል ድኮነት ስራሕ ኢካ ሰሪሕካ ኣንበሳ ኣያይ ማዓረይ ፎርሳ ኣጆካ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Hagerey kbretey jeganu deki erey❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ብልስቲ ሰሜአኻ ዜይትስገብ አቲ ናብዚ ናብቲ ዘየላግስ ብሳይ ማለት ብሶት ንበሎም ሃገር ዘአምኖቶም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Much respect to my love deffence force of Eritrean
Every time I listen the song I will get a goosebumps. What a wonderful Patriotic song. I Can't thank you enough our defense forces Yikealo, Warsay and Mendelay .
Deki Eri aini xelakum yidefen. Eritrea Adey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭ስለክኣ አዩ ዓደይ ምዓረይ ኣደ ኩሉ ኣይክኣልኩን 😭😭😭😭ልበይ ተትክፈኣ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷💪💪💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽ጂግና ወዲ ኤሪ ✊️✊️✊️ ኣኽ ዓጋመ ንኣይ እዲኩም ኣይትስኣኑ
Much love and respect to Eritrea troops and defense defense thank you all for your service 👏🙏🇪🇷❤️
በራኪ ከም ሽሙ በሪክ ሓላፍነት ዝተሰከመ ጅግና
ዋውውው በራኺ ጅግና ሓቅኻ ንመን ብጻይ ይበቅዓ ነቶም ክሳብ ሕጂ ንሃገር ክብሉ ዘየዕረፉ ንዖኦኦም ኢያ ትበቅዕ ዕድመ ይሃብካ
በራኪ ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ ኤርትራዊ ማለት ሓይልታት ምክልካልና ሳላኩም ፈንቂላ ወጽያ ክብሪ ንዓኩም ንዘንትእለት
ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ በራኺ ሓውና ወዲ መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
ዋውውውውው በሬ ጂግና ብጻይ ብጾትና ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን ነዚ ምጩው ህዝብናን ሃገርናን ኣምላክ ይሓልወልና🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beraki wedi rimey jigna wedi jeganu Eritrea nzeleam tnber 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤❤❤
ናይ ባሓቅ ተዘካኽኣኽር ደርፊ ብጻይ ብጻይነት ኣብ ጽንዕ መትከል
ኣሕ ህዝበይ መዘናይ ፈጣሪ ኣቦይ በጃካ ሰላምካ ኣብዛሓላ ነዛ ብርክቲ ሃገር# ኤርትራ ሃገረይ ማዓስ ኮን ትዕርፊ ትኮኒ# 🇪🇷🇪🇷🙏❤
Ahhhhhhhhh eritrea adey. Neaki mmat kibri eyu.❤❤❤❤❤❤❤
አየ ወ ብጻይ ብሐቂ ክትግለጽ ከላ በራኺኖ አንበሳ፥
God protect you my beautiful brother’s and sister’s my wish is peace for both countries and you all beautiful people to come home safe. Proud to be Eritrean always much love to all of you ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Big respect & love my people. Big salute to our Soldiers. Long live 4 my Country ❤️.
🇪🇷ኤሪትራዊት🇪🇷 ብጻይነት ኤሪትራውያን በህይወት ብጻይነት አብ መስረሕ ብጻይነት ምስ ሓለፉ'ውን አብ ሓደ መቃብር ሓርበኛታት ብጻይነት ዘይጥለም ኤሪትራዊ መንነት ብጻይነት ንዘንተዕለት ። ✌ዓወት ንሓፋሽ✌
eritrea for ever.
ልእላውነት ሃገርና ንምውሓስ ኣብ ቁርን ኣስሓይታን ትሓድሩ ዘለኹም ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻልና ፈጣሪ ሰላሙ የብዝሓልኩም🙏🇪🇷💚🇪🇷
ናይ ብሓቂ ብጻይ ማለት ጽሩይ ማይ ከስቲ ሓሬት ዘፍቅር ዶ በልካ ኣቤት ኣገላልጻ ንሱ እዩ ኤርትራዊ ብጻይ።
Beraki shekor tieum dimtsy love you 😍❤😘♥💖💕😍❤Eritreawinet kubr meninet 🇪🇷♥💖❤😘
This is really impressive and touching program, proud to born from this Brave people ❤. Eternal Glory to our martyrs! ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!
የሕዋት ኣነ ሕቡን Eritrewawi እየ ግን ጅግና ዝበሃል ከመይ ዝበለ እዩ ጸላእቱ ናብ ፈተውቱ ዝቅይር ጅግና ዝበሃል ኣብ ኩናት ዝስዕር ድዩ ጅግና ናብ ስደት ዘሰድድ ድዩ መሰል ደቂሰባት ዘኽብር ሃይማኖት ዓዲ ሃገር ዘይፍሊ እዩ ጅግና ረብሓ ህዝቡ ዝፈልጥ ናይ ስራሕ ዕድላት ዝፈጥር ናብ ስደት ዘምርሑ መፍትሒ ዘናድዮልም ድልዮቶም ዝሰምዕ እዩ ጅግና መሰል ጋዘጠኛታት ዘክብር እዩ ጅግና መታን ጽባሕ ከሓይሽ ካብ ሎሚ ሰለማዉያን ንኩን
ዘይከማና ሎሚ ጽባሕ ኣብመትከልኩም ጽንዓት ብጾት ናይብሓቂ ብጻይ
Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ms dekiki bereket egziabiher ab zuraki ykun 🙏🙏🙏
Without you no Eritrea 🇪🇷 thank you 🙏🏼😥😥😥😥I wish become freedom fighter I was to young to make decisions I regret the rest of my life hope still to serve my Eritrea country soon
Berie yilal entay kiwexo kulu girm Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪♥️🎇🕌⛪♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ክንደይ ክጥእም እዩ ዋው ኢልካ ስቅ እያ
ኤርትራውነት ክቡር መንነት! እንቋዓ ኤርትራዊ ጌሩ ፈጠረኒ'ዚ ፈጣሪ።
ጂጊና ወዲ ሓላል መርየት በራኺ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪
በራኪ ጅግና ኤርትራዊ
Ewe Serawitna goblel nay Africa 💪🇪🇷💯🌹🌹💯🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💯🌹🌹✊✊✊
ብዘይ ብኣኹም ንሕና ባዶ ኢና ወላዲተይ ብጻይ ናይብሓቂ ከም ገለ ጌራትኒ ።ክልተ ምስሊ የለን ኣብ ብጻይነት ሓንትን ኪያንትን ኢያ ብእምነት
Proud of you Eritrean defens forces ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷
Kemziom nxuhat eko yelen kabta zelatom negifom ka yshlmuwo gelen jubua ktmele hager tsheyt nayxiom ka kulu hiwotom nhager xamakum kemtirekbu zeteratr yelen oawet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪
Wow!🎉🎉🎉🎉we haven’t lost a step Eritreans let’s go .
Amazing lyrics, we stand with our military and government🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾 Victory to EDF!!!
Eritrea kubur mennet🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
ዋው ናይ በሓቂ ብጻይ ብጻይነት ማለት ኣርኢኻና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ በዚ ኣጋጣሚ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ የቀንየለይ
Eritrea 🇪🇷 nzelalem tnber i love you erey ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑👑👑
Jigna wedi rimeyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ Baraki Jigna wedi Eri
Love and big respect for our DEFENSE AND MILITARY My lovely people ♥ God bless and protect you 🇪🇷 🤲🤲🤲🌺🌺🇪🇷🇪🇷
ክብርን መጎስን ንጀጋኑን ብሉጻትን ሰማእታት ኤርትራ በራኺ ሓወይ ናዓኻ ዝገልጽ ቃላት የብለይን በቃ መጽሓፍ ኢኻ ንስኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ኤርትራዉነት ኹቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Eritrawi kbur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷